I proud of you Brother 💙gn abey alo? wey abey neru? Ezi kabtom nay kedem Artist hawelti hagerna eu I like you dear bro 😍enko aleku belkayo nezi mskin hizbey 😩
ብታሚ ጽቡቅ ስራህ :ኣብትይ ኣዝዩ ኣገዳሲ ጉዳይ ምዝራብ ገዲፍና ስቅታ ኣብንመርጸሉ እዋን :ሹዑ ዪ ምቤርካ ኣብዛ ምደሪ ዘክትም። Our lives begin to end the day we became silent about things that matter .” M L
“ In the End, we will remember NOT the words of our enemies, but the silence of our friends “ Martin Luther King Jr ኣብ መጨረሽታ ክንዝክሮ ዘለና ዘረባ ጸላእትና ዘይኮነስ ስቅታ ናይ ፈተውትና ኢዩ
ስነ ጥበብ ሎሚ ኣርኢኻኒ ኣቤት ቓላት እዛ ሃገርና ተስፋ ኣለዋ እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ
RBL TV ደላዪ ፍትሒ
nska wn jgna eka
ኣመና ዝፈትዎ ተዋሳኣይ እዩ፡ደሃዩ ጠፊእና ኔሩ ሞ፡ብብሉጽ ስራሕ መጺእና ዋውው
Neshnesh Tv derasi kea ba weskelu. Tewasaei trah aykonen
Neshnesh ane ab Austria aleku bezi nayzi agor gele kitibleni deliye nere bikemey kirekibo yikil
እወ ስቅ ዝበልንዮ ኣይ ወሓደን ስቅታና ንስበሮ
ስነ-ጥበብ ምስጢር'ዩ፡ ዝብሉስ ለካ ሓቆም'ዮም። ብሉጽ ስነ-ጥበባዊ ኢካ እንቓዕ ብሰላም መጻኻና ከኣ
ኣቤት ትኣምር ስነ ጥበብ ማለት : እዚ'ዩ ስነ ጥበብ ነቲ ግዜዊ ሽግር ህዝቢ : ብጥበብ ምግላጽ 'ዩ:: ኤፋር ብጣሚ ነመስግነካ::
ብትም ጽብቅ ስራሂ ብጥበብ ምግላጽ ቅልክ ይኣክል ምባልክ
"ስቕታኻ ስበሮ"
ኤፍሬም ናይ ብሓቒ ብሉጽን እዋናውን ጥበብ ዝተሓወሶ መልእኽቲ ። ጅግና ምኻንካ ንፈልጥ ። ንስኻ ነዛ ሃገር ኣብ ሽግራ ዝመከትካ፡ ብዓል ምሉእ ሕልናን ብሃገሩ ዝሓምምን ከምኡ'ውን ንፉዕ ተዋስኣይ ፡ዳይረክተርን ደራሲን ሰብ ኢኻ'ሞ ኣጆኻ በርትዕ። ኩሎም ስርሓትካ መግለጺ ብሉጽነትካ ኢዮም'ሞ ቀጽሎ ። ርሑስ በዓል ፋሲካ ይግበረልና።
ትንፋስ ተሓቲትና ትንፋስ ሂብና
ኣይንፈልጦኩምን ኢና ዝተባሃልና
ንሕና ጥራይ ኢና፡
እዋይ ኣደ ትጅግና ኣይርአ።
Nay bhaqe hawey nateyy
ዋውውውው ብልጽቲ ስራሕ ኤፋር ወዲ ይኣክል ስቅታ ናይ ብሓቂ ንሕልናና ንስመዓዮ በጃኩም።
ዋውውው ናይ ባሓቂ ስነ ጥበብ ማለት እዚዩ።
ሕልናኻ ዝትንክፋ ቃላት ጥበብ ኣጆኻ አፋር ሓወይ ቀጽሎ የቐንየልና ድማ።♥♥♥
ዋው ናይ ብሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ስነጥበባውያን ሃገርና ካልኦት ከኣ ከምዚ ኤፋር ጌርዋ ዘሎ ጌርኩም በጃኹም ድምጽኹም ኣስምዑ
ኣቱም እዛ ሃገር እባ ሰብ ኣለዋ ።ንዕኡ ድኣ ተላሚደሞ እንድዮም ስቕታኻ ምስ በዝሐ ።
ዋናታት ጥበብ ተቀልቂሎም ዋናታት ውጹዕ ህዝቢ ከም ሻንገናይ ንዝናብ መሪሑ ሰርቢ ማና ዝፈስስ እንሆ ብዓል ኤፍረም ውን ትንሳኤ ህዝብና የበስሩ ብጣዕሚ ዘሕጉስ ስራሕ ኤፋር ኣጆኻ ።
ናይበሃቂ ስነ ጥበብ ክበሃል ከምዚ አዩ ህሉው ኩናታት ተዓዚቡ ንህዝቡ ከማዕብልን ኣብ ጎድኒ ህዝቡ ደው ክብልን አዩ አቲ ሃቂ ብታዕሚ ሰብ ከስተብህለሉን ከዕዘቦን ዘሊዎ አዩ ኣጆካ ቀጽሎ ወገነይ
This is an amazing message.simple and creative.thats how u change your people mind, very smart.
Amen Entertainment ሕጂ ግርም ጹቡቅ ስራሕ እዚ ኢዩ ስነ-ጥበብ ስቃይ ሃገሩን ህዝቡን ዝገልጽ ::
ኣቱም ሰብ ዋና ኣለዋ እዛ ዓዲ። ኣርቲስት ኤፋር ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ስራሕ ካልኦት ክእለት ደለኩም ምስ ክእለትኩም ትም ኢልኩም ዘለኹም ስነጥበባውያን ሃገርና ውን በከምዚ ኣገባብ ጽቡቕ ስራሕ ሒዝኩም ክትስዕቡ ሰናይ ትምኒተይ እዩ።
Efar hawey nay behaki tsubuk sirah eka serihka bravo . Bitaemi eye zednikeka bi tiserhom filmitatka . Ezia gin mewedafrti albo eya . Thank u Efar hawey !
Wawwww nay bhaki efi jgna great message. Sktana nsbero
Efi hawey des zebln zeleaeln melkti .
Hiwet welodena eka gelixkayo ajona Deki Erey.
We must be unite guys!🇪🇷✌☝️
ምስ ርሑስን ቁዱሱን ኣውደኣመት ገጽ ዝፈትዎን ዝናፍቆን ተዋሳኣይ ኣርኣየና
ንብምሉኡኩም ኣምንቲ ክርስትና እንቓዕ ናብ ዕለተ ፋሲካ ብጸሓኩም/ኣብጸሓና
ሰላምን ፍቅርን ፍትሕን ንሃገርና ይሃበና ፈጣሪ
ናይ ብሓቂ ብሉጽን:እዎናዉን ስራሕ ኤፊ ወዲ ሃገር ።
ርሑስ በዓል ፈሰግአ የግበረልካ።
Wawwww amazing. God job. Ezni zelewo yesma . Aemerewo zelwu wun yestwuel.
ዋውው ኣንታ እዚ ደኣ ካብቶም ፍላስፋታት ሃገርና እንድዩ፡ የቐንየልና ኤፍሬመይ ሰናይ።
So amuzing art nay behaqi blixti srah. God is with Us we will won. Lets kick the ball.
ኣሰይ ጥዑም ሽታ ጥበብ ጥዑም ቃላት ፍትሒ ፉዕ ፉዕ ዝብል ናይ ሓቦን ናይ ተስፋን ትብዓትን መግለጺ/ክብረት ይሃብካ ስነ ጥበባዊ ኤፍሬም እንኳዕ ብ ደሓን መጻኻ።
ዋው ቡሉጽ ስራሓ ኤፊ ሓውና
ናይ ባሓቂ ኢካ በሊሕ ኣጆካ መመሊስካ ሰስን❤️👍።
Tebaetay kbehal enkeloss......kemaka do knbl Kem Biteweded....!!! Rise up Heroes 🇪🇷
Wawwww ብጣዕሚ ዝደንቆ ተዋሳይይይይ እዩ ስደትትትት ኣጥፊኢዋ ጽኒሑ so ልብኻ ትንክፍፍፍፍ ስራሕ እዝኒ
ዘለዎ ይስማዕ ።
እዋይ ትብዓት
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እቲ ለውጢ ኣብ ቀረባ ግድን ክህሉ'ዩ። ሕነ ክፈድዩ ዝደልዩ ብዱላት ግድን ኣለዉ ነዚ ብፍትሕን ካሕሳን ዝድቅሰሉ ሃገራዊ ዕርቂ የድልየናሎ
ቡሉጽ ስራህ ኤፍረም ኣቦ ስነ ጥበብ ናይ ባሓቂ ጹፉፍ ስራሕ ትዉንን ሰብ
ብጣዕሚ ዘለናዮ ኩነታት ትገልጽ ሓቂ ሓቂ ሓቂ ኢዩ። ኣንበሳ ወደባት ኤርትራዊ ቀጽሎ። ዝኽሪ ንሰመዕታትና።
ዋውውውውው ንፉዕ ኣይዞኩም ደቂ ኤሪ ቀሪብኩም ብሉፅ መልእክቲ
I proud of you Brother 💙gn abey alo? wey abey neru? Ezi kabtom nay kedem Artist hawelti hagerna eu I like you dear bro 😍enko aleku belkayo nezi mskin hizbey 😩
Nay behaqi 👍👍👍💯💯💯💯👍👍👍
Yes please get up together for our Rights 💪💪
እዚ ተዋስአይ ማራ ኢየ ዝፈትዎ ሰብ አለዎ እዛ ሀገር
ንፈትወካ ስነ ትበባዊ ተፊኢካና ነርካ ኢንቃኢ ብደሃን መጸካ ናይ በሃቂ ኣጀኩም ኣህዋት
Ewe hawka eritreanwi zeyertawian siba sheytemuna ethom esrat abthti godagudi zelewu eyiom eritreawian
ኢፋር ኣቦ ጥበብ በልስከ ኣጆካ ካብዚ ንልዕሊ ክትሰሕ እንዳ ተተስፈና ኢና እቶም ስነጥበበኛታት ኢና ባሃልቲ ካኣ ብከምዚ መገዲ ናይ ይኣክል ስማዕታኩም እንተ ተስሙዑ ደስ ምበላና
My Favorite Title Of Movie Break Your Silences Bhaki Sktaka Sbero
ናይ ባሓቂ ኤፍሬም ጅግና ሃየ ሳዓብዎ በሉ
ከይሰማእኩዎ ኢየ ዝጽሕፍ ዘለኩ ምክንያቱ ብታእሚ ኢየ ዝፈትዎ ናይዚ ስራሓት ከኣ ሙሉእ ምካኑ ይፈልት ኢየ ጎዶሎ የብሉን ስርሓቱ ሃየ የሕዋት ኣተባቡዕለይ
Our real artist. Proud of you sebey...
Fantastisch very nice
Welcome back bro,You are the best artist bro!! I’m proud of you 👍🏾
Sq we wedey anes were enka aytriuni abziaka ydefr mer ab fb hansab aynki ms nelu bugiere suq beqa suq .hji gn sq yelen yeakl sq mbal aze yednqeqa kubur snetbebawi hawna. 🤗❤❤❤
Ney behaki ajona daki Eritrea 🇪🇷
Real artist with powerfull message, thank u for sharing.
ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ንቓሓት ህዝቢ ከበርኽ ዝኽእል ጠቃሚ ስራሕ ኢኻ ሰሪሕካ ቀጽሎ ከምዚ ዓይነት ሃናጺ ስነጥበባዊ ዕማማት ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንኹሉኹም ነቶም ንህዝቢ ዝጠቅምን ዘዕብን ዘበራብርን ዕዮታት ትዓዩ ዘሉኹም ኩቡራት ኣሕዋትናን ኣሓትናን ኣቦታትናን ኣያታትናን ኣደታትናን።
efar hawna nay bhaki beka zebele tbeb arikana bless you bro
ናይ ብሓቂ ምሃሪት አብ አዋና ።ስቅታ ስበሮ ኤርትራዊ ክሳብ ምዓስ ኢኻ አብ ሓንጎልካ አንዳመጸ ከናዉጸካ።
ናይ ብሓቂ ገላጺት ኮሜዲ፡ተኣምር
እንታይ እሞ ክብል ኢየ: ቃላት እኮ ስኢነሉ, ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ:: ኣምላክ ድምጺ ውጹዓት ዝሰምዓላ ግዝየ ኣኪላ ኣላ:: ኩልና ኣጅና:: ግቡእና እንተ ጌርና ክንዕወት ኢና::
wowwwww my God!!! ,l give all ma credit man!!!!!!! am speech less we are all behind u thats the only l want say.
Waw qalat haxireni. Eti naybhaki sine tibeb ezi iyu❤🕊
Teamr agalaltsan meredatan!!! Ajoka Qetslo!.
Wow Efi malet... What a powerful message !!!!
Seb Alewa eza Hager Bhaqi jgna snetbebawi. Enka newih tefika!!!!
ሎምስ ኩሉ ኤርትራዊ ኣብ ጎኑ ህዝቡን ሃገሩን ደው አሉ ሕጉስ ትብል ። ይኣክል በቃ 👌
ናይ ጥበብ ሰብ'ዩ ።
ጅግና ብደሓን ምጻእ
ናይ ብሓቂ ዝንኣድ ስራሕ
ዓባይ መልእክቲ ዘለዋ ብሉጽ ስራሕ
ስቕታና እዩ ቤት ዘፍርስ ዘሎ፤
Woww wow first time I sawe it a hero in my life
Wawww euwanawi melkti zelewa film yakl sqta yakl sqtana wuhud aykserenannn
Waww Efar hawna nay bhaki nfue sne tbebawi eka amlak xegeu yebzhalka.. nay bhaki skta eu abzi awdikuna.
ብሓቂ ብሓቂ ስቅታና ይብድለና አሎ ምስ ስምረት ንፍትሒ ሀገርና ንጸምበር።
ኩቡር ሓው እድመን ጥዕና ብርግጽ ስቅታና ዩ ኣብዚ ኣብጺሑና ብሉጽ ስራሕ
ዋውውውው ናይ ብሓቂ ንዉሽጥካ ሓይሊ ዝህብ ስራሕ ብራቦ አፊ
Btaemi zdnek melikiti. Hero!
ኣቤት ንስነ-ጥበብ ዝተፈጠረ ኣቦ ጉጅለ ባህሊ ኣሰር ተስፊት ኣብርሃ። መርዚ ዝኾነ ቃላት ኣስመዓካና ተሓጎስ።
Tebaetay rellay 🇪🇷
Abet Abi meliekti zelewo Tbeb pew..nezi Tbeb hizkas tefikana nerka .Keep it up bro.
Proud of you bro thanks for your an important massage GBU..
ውውዋዋዋዋ ሓቀኛ ስነ ጥበብ እነሀለ መጺኩም ናይ በሓቂ ሰብ ብህልና ክነብር ከሎ እዚ እዩ ።
ብታሚ ጽቡቅ ስራህ :ኣብትይ ኣዝዩ ኣገዳሲ ጉዳይ ምዝራብ ገዲፍና ስቅታ ኣብንመርጸሉ እዋን :ሹዑ ዪ ምቤርካ ኣብዛ ምደሪ ዘክትም። Our lives begin to end the day we became silent about things that matter .” M L
wawwwwwwww nay behaki sne tbebawi👏👏👏👏 znead srah tom kaleot kbret zey fetwu sle zkonu dyom tm elom?? please abrhuley
Thanks Efie hawey
ስነ ጥበብ ሎሚ ኣርኢኻኒ ኣቤት ቓላት እዛ ሃገርና ተስፋ ኣለዋ እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ
ኣጆኻ ሓወይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ" ግዜ ኣለዎ ንኽሉ"
Top Artist I have ever seen wow😍💕
Waww enqae bdehan metsaeka bitaemi zinead sirah bravo
Btaemi des zbl,ezni zelewo ysmae
Well done brother Efram
ብራቮ ኤፋር ሓውና ነመስግንኻ
ናይ በሓቒ ጽፉፍ ስራሕ ሓወይ
ጥበብ ኣፍ ኣውጺኡ እንክዛረብ ካብ መዓር ዝምዕር ነጥብጣብ ከም ዝዝነብ እትምስክር ስራሕ !Bravo
ስቓይና ኸብቅዕ ንእሽቶ ስጉሚ እያ ተረፋትና ደቂ ኤረይ ፎርሳ !!
“ In the End, we will remember NOT the words of our enemies, but the silence of our friends “ Martin Luther King Jr ኣብ መጨረሽታ ክንዝክሮ ዘለና ዘረባ ጸላእትና ዘይኮነስ ስቅታ ናይ ፈተውትና ኢዩ
Efar ጠፊእካና ነርካ ኢሞ ሕጂ ብብሉጽ ስራሕ መጺካን ! Thenk you so much
ሓጺር ደቓይቕ ኩምራ ቑምነገር !
ይሰማዕ!
እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ኣጆኳ ኩሉ ሰብ ከምናትካ ሓሳብ ሒዙ እዩ ሕጅስ ወይልኡ እዚ ጨካን ምሕደራ ዝተረግመ ብህዝቡን ዓዱን
Powerfull!! God bless u brother
Wawwww ጽቡቅ ስራሕ ኣጆኻ ቀጽሎ ኣብ ጎድንኻ ኣለና
Ewayyy Efrem Best Director I miss u
Xfuf melekt nezni zelwo wel'come bro
ከምዚ'ኣ አንድየ ደልየ ከምዚኣ'የ!!!!!
አንቓዕ ብደሓን መጻአካ፡
ስቕ ምባል የሎን ብድሕሪ ሕጂ፡
ይኣክል!!!!!
Afar niska eka eti hibu kokob mikuh senselet sikta zibetk zeksin hilna 🙏🙏🙏🇪🇷
ቅድሚ ሕጂ ኤፊ ዘበርከቶ ኣብ RUclips: Eritrea Movie Solomon ስሎሞን Wins Gold (April 18, 2016) Eri-tv ረኣዩ።
Great job
ከም ሎሚ ተስፋ ጌሬ ኣይፈልጥን ምሉእ ብሙሉእ ኣቤት ስነጥበብ ሃገርና ምስ ውጹዕ ህዝቦም ሙኻኖም ኢዩ። ኮሪዔ ሎሚ በዚ ቃል እዚ ።
አብዝታችው ፀልዪ
Btami xbuk melkti nice ajoka
Wow, good to see you Efrem. We were together in Sawa. 1st round.
Well done bro keep it good work