Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ዘገርም ጠበቓ ! ዘገርም ዛንታ ! ይበል ትርጉም ! ይበል ኣቀራርባ ! መደብኩም እናመቀረት ትኸይድ ኣላ ! ኣጆኹም በርትዑ ከኣ ንብለኩም ! የቐኔልና ሞዛይክ ባህሊ !
ዓለም ፍትሓዊት ኣይኮነትን ,ናብ ጠንቂ ዘይኮነስ ናብ ዛዕቤን እያ ተድህብ .
ዘገርም ጠበቃ!
Thank you teacher.
Wooo gele aynet zanta
ዋው ይበል ኣጋላልጻ
Well done memher
Thank u memhir
Thanks memhr azyu mahari zkone hasab bmikrab nmesgin nhzbina ka kmzi kumneger zelewo zebeka zmihreka nkisemau ayni lbona ykifetelom
Amazing
ዝበለጸት Chanel ever
መምህር ንስኻ'ዉን ምስ መሳራሕታኻ ናትና ጠበቓ'ዂም። ንኲሉ ተገዲስኲም ታዳልዉልና መደብ ካብ ልቢ ነመስግነኲም።
ዝከበርኩም መማህራንና ብጣዕሚ የቀንየልና ፈሊጥኩምተፍሉጡና ዘለኩም ፍትሐዊ ጅግና እዩ ኔሩ ንነገር ብቡዙሕ ምዕቀኒ ይርእዬ ኔሩ አብዛ ዓለም ፍትሐዊያን ይብዙሑልና 👍👍💯🙏
Thanks
Woooo
👍👍👍
❤❤❤❤❤❤
💕💕💕💕💕💕
Great!
Anabiba 100% anbesa
ከምዚ ዓይነት ኣተሓሳስባ ዘስፍሕ መደባት ምቅራብኩም ምስጋናይ ወሰን የብሉን ክትቅጽልዎ ድማ ይላቦ።* ገለ ካብቲ ደስ ዝበለኒ ድማ መሃርን ብዙሕ ንኽትመራመር ዝቅስብ መደባት ሙኻኑን ዩ። *ኣእምሮና ካብ ኲናትን ወረ ኲናትን ዝዓብለሎ ተባላዒ ወረ ተኣልዩ ጽምኢ ፍልጠት ዝረውየሉ መደብ ኮይኑ ውን ረኺበዮ ክብረት ይሃብኩም ።ዮሃንስ ካብ ጫካታት ሽወደን
ጠበቓ ጃኩዊ ቬርጀዝ ብ'The Devil's Advocate' ዝብል ቅጽል ስም ይፍለጥ። ኣዝዩ ሓደጌናን ኣድማዕን ሞጓትን ንቑሕን ከም ላማ በሊሕን ሰብ እዩ ነይሩ። ካብቶም ዓለምና ዝረኣየቶም ሰይጣውንቲ ሰባት ሓደ እዩ። ኣብ መጽሄት ዘ'ጋርድያን ታሪኹ ኣንቢበ ነይረ። በስ ላማ እዩ!
ከም ወትሩ መም. መኮነን
Tekesesena ke abey kemzelo zeynfelt
ኣብ መቃብሩ ኮይኑ እምበር ኣፈጥፊጡና። ይበል ትብዓት
ናይ ካምቦድያ ሂልቂት ገለ በለና ወዲ ተስፋይ
Polpot zbil ab mosaic bahli ala fetisha rufael tesfamicheal zitergomo xhuf alo
Ni isseyas afewerki mis tetabekolu neru ente zihuls
Kkkk
😂
ዘገርም ጠበቓ ! ዘገርም ዛንታ ! ይበል ትርጉም ! ይበል ኣቀራርባ ! መደብኩም እናመቀረት ትኸይድ ኣላ ! ኣጆኹም በርትዑ ከኣ ንብለኩም ! የቐኔልና ሞዛይክ ባህሊ !
ዓለም ፍትሓዊት ኣይኮነትን ,ናብ ጠንቂ ዘይኮነስ ናብ ዛዕቤን እያ ተድህብ .
ዘገርም ጠበቃ!
Thank you teacher.
Wooo gele aynet zanta
ዋው ይበል ኣጋላልጻ
Well done memher
Thank u memhir
Thanks memhr azyu mahari zkone hasab bmikrab nmesgin nhzbina ka kmzi kumneger zelewo zebeka zmihreka nkisemau ayni lbona ykifetelom
Amazing
ዝበለጸት Chanel ever
መምህር ንስኻ'ዉን ምስ መሳራሕታኻ ናትና ጠበቓ'ዂም። ንኲሉ ተገዲስኲም ታዳልዉልና መደብ ካብ ልቢ ነመስግነኲም።
ዝከበርኩም መማህራንና ብጣዕሚ የቀንየልና ፈሊጥኩም
ተፍሉጡና ዘለኩም
ፍትሐዊ ጅግና እዩ ኔሩ ንነገር ብቡዙሕ ምዕቀኒ ይርእዬ ኔሩ አብዛ ዓለም ፍትሐዊያን ይብዙሑልና 👍👍💯🙏
Thanks
Woooo
👍👍👍
❤❤❤❤❤❤
💕💕💕💕💕💕
Great!
Anabiba 100% anbesa
ከምዚ ዓይነት ኣተሓሳስባ ዘስፍሕ መደባት ምቅራብኩም ምስጋናይ ወሰን የብሉን ክትቅጽልዎ ድማ ይላቦ።
* ገለ ካብቲ ደስ ዝበለኒ ድማ መሃርን ብዙሕ ንኽትመራመር ዝቅስብ መደባት ሙኻኑን ዩ።
*ኣእምሮና ካብ ኲናትን ወረ ኲናትን ዝዓብለሎ ተባላዒ ወረ ተኣልዩ ጽምኢ ፍልጠት ዝረውየሉ መደብ ኮይኑ ውን ረኺበዮ ክብረት ይሃብኩም ።
ዮሃንስ ካብ ጫካታት ሽወደን