❤❤❤❤❤ waww mashallahh Dr Sharon bitekrbiyo medebat bitaemii meharii eyu❤ kinilekii deliyee zelekui bizaebaa ❤ DIAGNOSED CASE OF TRISOMY 21 WITH HIRSCHPRUNG'S DISEASE gelee mebrhii video tetserhilnaa please please Thank you Dr Sharon❤❤
Dr sharon nice job thanks for everything but still now you didn't make about bones especially long time broken bones.......give me Answer please , i will wait you in a short time. Thanks you very much .
የቀንየልና እትህቦ መሃሪ መደባት ነመስግን ዝሐፍተይ ንአፍልጦ ንምብራክን አተሐሳስቦና ንምሰፈሕን ብጣዕሚ ሐጋዝ እዩ ምሰጋና ወሰን የብሉን አምላኽ አብ ኲሉ ነገራትኪ ይባረኪ ❤🙏❤
Thanks Dr Sharon
Anta Hizbi way no like
Pleeeees Edatemaharka like 👏👏👍👍🌷🌷🌷🌷💞💞💞💞
ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጽቡቅ ትምህርቲ ❤❤
ሻሮን ሓፍትና ኣነ ናይ ቀቀልጢፍካ ምሻን ጸገም አለኒ፡ 15 ዓመት ጌሩሎ ካብ ዝጅምረኒ ኣብ ሕክምና ከይደ ክልተግዜ ከኒኒና ሂቦምኒ፡ ክልተ ወይውን ሰለስተ ግዜ ምስ ወሰድኩ ክቅጽሎ ኣይከኣልኩን ኣፈይ እናነቕጸኒ፡ እንታይ ትመኽርኒ።
ናይ ብሓቂ ዓባይ ደጉተር እኪ ሳረነይ ብዙሑ ኣገዳሲ ትምህርቲ እኪ ትቀስንምና ዘለኪ እሞ ኣምላክ ዕድመ ያሃብኪ ዛሓፍተይ ንስኪ ክንደይ ሰብ ሚሂርካ ዝሕክሞ ዝሳኣነ ህዝና ምሓከምክልና ግን ዘራጊ ማይ ከሎ ጽሩይ ማይ ንይስቲ ኢሎም ቀዳሞት ወለድና።
ሰላም ዶክተር ሻሮን፡
ብመጀመርታ ሰላም።
ብምቕጻል ካብ ዝከታተለኪ እኳ ነዊሕ ግዜ ኮይኑ ኣሎ።ንስለ ትህብና ኣስተምህሮ ከኣ ብልቢ የመስግነኪ።
ናብ ሕቶይ ክሰግር፡ ሓደ ዓርከይ ኣሎ ኣብ ኣሜሪካ፡ ብምቕጻል ኣብ ርእሱ ፈጸጋታት ሳሓ (ቃንዛ) ዘለዎ ወጺእዎ።
ምስ ሓኸኾ ከኣ ናብ ቁስሊ እንዳ ተቐየረ።
ብተወሳኺ ጸጉሩ ነዊሕ'ዩ ኔሩ፡ ሕጂ ግን ላጽይዎ።
እዚ ፈጸጋታት ካብ 2018 መጀመርታ'ዩ ዝጅምር። ኣብ 2019 ሕክምና ከይዱ ኔሩ ፡ ግን ዝኾነ ነገር ከም ዘይብሉ ብዝተኻእለ ግን ሳሙና ወይ ሻምፖ ክቕይር ከም ዘለዎ ተሓቢርዎ።
ዋላ ምስ ቀየረ ግን ዋላሓንቲ ለውጢ የብሉን።
ብዛዕባ'ዚ እንታይ ምኽሪ ምሃብክና።
ንትህብና ሓብሬታ ብጣዕሚ ነመስግነኪ !!!
ማይ ጨሎት እስከ ይፈትን
ኣሜን ድሓን ቀንይን ኣብ ውሉዳትኪ ተኸፈልዮን'ዛ ጓለይ! ንዓና ድማ ካብ ጥሪቕ-ጥሪቕን ተሰከምቲ ሓምሓምን{ባሬታ} የናግፈና'ምበር ዕድመ እንተሃፊፋስ ኩላ'ዛ ዝተባህለት ተጋጥም ኢየ።
❤❤❤❤❤ waww mashallahh Dr Sharon bitekrbiyo medebat bitaemii meharii eyu❤ kinilekii deliyee zelekui bizaebaa ❤ DIAGNOSED CASE OF TRISOMY 21 WITH HIRSCHPRUNG'S DISEASE gelee mebrhii video tetserhilnaa please please
Thank you Dr Sharon❤❤
ሃይ ዶክተር ሳሮን ስ ራሕን አቀራርባኽን ደስ ዘብልን'ዩ ብጣዕሚ የመስግነክን የድንቐክን። ሎሚ ክብለኪ ደሌየ ደለኹ ብዛዕባ ሕማም ነርቭ ምልክታቱን ሳዕቤናቱን & መፍትሕታቱን መብሪሂ ክትህብኒ ብተስፋ ይጽበ ።ብጥዕሚ ድማ የመስግነኪ
እንተ ድኣ ተገዲስኪ መልሲ ህብኪኒ ሙሉእ ብሙሉእ ጸገመይ ከዕለኪ 'የ
Thank you for sharing ❤️ God bless you richly, Dr 🙏
ብዛዕባ ኣብ ፍሕኛ ካንሰር ብመድሃኒት ስለዘይወጸ ፍሕኛ ኣውጺኦም ክትክእዎ ደሊዮም በጃኪ ዶር ሻሮን ገለ በልና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ዶ /ር ሻሮን ኣብ ጥዕናና ክንገብሮ ዘለና ቅድሚ ኩነት ዋላ ድሕሪ ኩንት ንዘጋጥሙና ኣብ ሂወትና ክንጥንቀሎም አቲ ትመሓላልፍዮ ዘለኺ ኣዝየ የመስግነኪ ኣምላኽ ሓይልን ትብዓት yihabki🙏
የቀኔልና ዶ/ር ሻሮን ሓብትና! ናይ ኤችባይሎሪ(H. pylori) ጠንቁን ኣፈዋውስኡን ድኣ ዘይተምጽእልና፧
Selam dokter sharon bqedamnet selam tena yhabki bmqitsal qoate shenti zmelqom ke kab mntay ykowun
thanks Dr sharon ,pls ab nebse xor zwex nay varicos hbet egrn ms hareska ke meas yu zgedfeka entay ke ktgebr aleka pls negerna
Thanks DR. sharon my sister excellent information keep up the good work.from Canada. Wedi hamasien.
Great sister…thank you for your service and support ❤❤❤
Tebarkley Dr. shron
ሰላምኪ የብዛሃዮ ፈጣሪ ዶክቶር ናይ ብሓቂ ጥዕና ዘለዎ ትምህርቲ ዩ የቐንየልና❤ ሓንቲ ሕቶ ጊን ኔራትኒ ሞ ፍቓደኛ አንተ ኮንክስ በዛ ኢማይል ባ ኮንታክት ግበርኒ ምስ ሰናይ ይቕሬታ።
Dr Sharon habtna anes alatni enqaqho egri endhri moliqu entay kitgebr alena ❤❤❤docterey❤❤❤
🎉Always I'm proud of u my best Queen 👸🏽 👑❤️💎👈doctor 🌟🙏🏻GBU all your family ❤keep going ✌️ thanks
እንቋዕ ብሰላም መጻእኪ Dr.Sharon ❤❤
Thanks Habibty for your Advice I like it ❤
Good job Dr. Sharon
❤ I love your all teaching ❤❤❤
Thankyau ❤
ከም ወትሩ ብሉጽ ትምህርቲ፣ የቐንየልና ዶተረ!
ሰላም ዶክተር ሻሮን ፡ዓጽረ ሽንቲ ጌረ 35 በጺሓ ንብዙሕ ዓመታት ግን ኩሊት ኢሎምኒ ፡እዛ ዓጽረ ሽንቲ ካብ መንእሰያት ቁሩብ ኢያ ወሲኻ ኢልኒ ዶክተር እሞ ብወገንኪ እንታይ ምኽሪ ትህብኒ
Thank u Dr 💓
ጽቡቕ አሰተምህሮ ለባም
Thanks u Dr.sharon haftey, waww ab hzbki tgebryo zeleki astemhro asyu xbuq znead u edmen tienan yhabki fetari ms sdrabetki ❤🎉❤ ane kemzi xegem aleni ,wela 20 seat kseyn aykeln ye kab geza wexie ,kab getan wexae btami ye zshger ,Toilette nay kalie seb ksenelu ayklen ye ,mmxaie yabyeni😢😮
ኣምላኽ ምሳኪ ይኩን ዶክተር
Wow amazing a lesson and a crucial thing and very , very useful ❤
ዶተረ አንካዕ ብሰላም መጻኪና❤❤❤🎉🎉
Great job as usual ❤❤❤🎉
Dr. Sharoney beautiful women thanks for great adivice
Hi Sharon haftey bkemey krekbeki ykel please delyeki nere
Dr sharon nice job thanks for everything but still now you didn't make about bones especially long time broken bones.......give me Answer please , i will wait you in a short time. Thanks you very much .
Thank u abi temherti dockter sharon❤🎉🎉🎉🎉
good work sister 💞 👍🥰
ዶ/ር ሻሮን ሐበን ኢኺ ❤️🌺
Love always.
Selam wesenay dr sharon btaemi xbuk tmhrti nay xfri (nail) fangas gele belna pls gbu
Selam Dr sharon sleti tihbna information btami ymesgneki .anes hanti mebrhi bzeaba induction nay hrsi nay adetat bsefih kitgelxlna mdeleku.
ብርሃን ገጻ እንኻዕ ብሰላም መሳኪ ❤️🌹❤️🌹❤️🌹❤️🌹🌹🌹
Selam Dr. Sharon thank you so much for your time and giving us useful informations. Could you please make a video about "Latent TB."
Wow😂you are 🎉 🇪🇷 Dr you are amazing 😂you are 🇪🇷 my love for erterawe people ❤️
ዶክተረ, ብ ልቢ ነመስግን, ሕቶይ ናይ ሎሚ,,? ፕሮስተት እንታይ ዩ, ምልክታቱ?? መድሃኒቱ ከ, ሳሓ ኣብ ብልዕቲ ከባቢ ናቱ ምልክት ዶ ይኸውን?? Plz melsley
ቦታ ጎሎ ምባላ ትምረጽ ።፤፤ባይታ ፤፤
Yekeniyelna btaemi iye zemesgneki 💐💐💐💐💖💖💖✌️
Thank you so much
God bless you sharon haftey
Thankyou ❤❤❤
THANKS DOCTOR
Well come doctor ሪሻን 🎉🎉🎉🎉
ሻሮን not ርሻን
Thank you ❤❤❤
Thank you very much Dr. Sharon.
Habo yehbeki ❤️❤️❤️❤️
Thank you for sharing keep going good job
I admire and respect you for simplicity and expertise.
Thank Doc great as usual❤
Emo ezi filtet hizi neta hagerki akmiki zeyteberkitti tank
Dr Sharon zxebeke nay fangas fewsi habrni tegediski❤❤❤❤❤
Thanks Dr/Sharon ❤❤❤❤
Thank you Dr.
pls keep up the good work
Tanks 🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤we love you
Great explanation!! Thank you !
Selam saron hto neruni bkemey krekbeki ykel
ጹቡቅ የቀንየልና ሻሮን ሓፍተይ ኣነ ግን ሕቶ ኣለኒ እንተ ሓጊዝክኒ ኣብዚ ናይ ቆርበት ይጫማደድ ኣብ ገንበረይ ማለት ዩ ሓባጥ ውን ኣሎ እንታይ ክትሕግዝኒ ትኽእሊ ብእትገብርዮ ኩሉ የቀንየልና ኣዚና ነመስግን!!!
Darkert ke intay flousu
ይቀንየልና ዶክተር 🙏🏾
Sehr schön cool ❤❤❤❤❤
Ja Mist ayni entay rkib alewo dyu
Goodjob!!
Ttanks alot❤❤❤
ሰላም ዶክተር ሻሮን ኣነ ተከታታሊት መደብክየ ተቅርብዮም ኣስተምህሮታት ብጣዕሚ ጠቀምትን ማሃርትን እዮም ቀፅልሉ ድማ ዝሓተኪ ሕቶ ድማ ብቅልጡፍ ክትምልስለይ ተስፋ እገብር ቅድሚ 10 ዓመት ብዘጋጠመኒ ሕበጥ እግሪ ኣብ መቁሰልትን ስብራት ዓፅምን ኣጋጢሙኒ ኔሩ ግን ብባህላዊ ሕክምና ሐሹኒ ሕክምና ኣይከድኩን ናብ ስደት ወፅየ ኣብ ስደት ግን ሕበጥ ብርኪ ኣጋጢሙኒ ግቡእ ሕክምና ክረክብ ኣይካኣልኩን ኣብ ናይ ግሊ ሕክምና ግን ማይ እንየኪ ኢለሙኒ ክኒን ሂበሙኒ ግን ቡዙሕ ለውጢ ኣየምፀአለይን ሐዝስ ገለስ ቲ በልኒ ዶክተረይ ብወላዲት ኣምላክ ከይትሓልፍኒ መልስለይ
ኣብራኪ ማይ መሊኡ ማለት ድዩ ኣብ ኤውረጳ ተሊኪ ክፍውስኩ እዮም።
Kem wetru nemesgeneki dotere
😊ሰላም ዶክተር ሻሮን በጃኪ ንሑቶይ መልስለይ👍. ሕቶ አላትኒ ቁመት ክንውስክ ንክእል ዶ?
ይክኣል እንተ ኮይኑ እንታይ ዓይነት ስፖርቲ ክትሰርሕ ኣለካ?
እንታይ ዓይነት መግቢ ክትበልዕ ኣለካ?
Wedi kndey amet eka
Selam Docter Sharon
Slemtay eyu nay wedi tebaytay bleti neshtey zkewun xegmatke alelwo do?
ብዙሑ ስጋዉ ርክብን ካልእ የንእሶ እዩ ይብሉ
ዶክተር ሽኮር
ዕድመን ጥዕናን ጽብቅተይ❤❤❤
You are not only intelligent but beautiful! I learn lots from you!
ነቶም ምስ መምህር ዮርዳናስ ዝነበርኩም እንቃዕ ናብዛ መአዲ ፍልጠት ዝኾነት ዶ/ር ሻሮን ብሰላም መጻኹም 😂😂
ኩሉ ከማኪ ተዝጀከውን
ሰላም ዶክተር ከመይ አለኪ አብ ሂወትኪ ሙሉእ ጥዒና አብ ስራሕኪ ዓወትን አሳሉጦን ይምነየልኪ ብእተቅርብዮ መደባት ብጣዒሚ ጽቡቕ እዩ ቀጽልዮ እናበልኩ ናብ ሕቶይ ክአቱ
ብምቅጻል ንመበል (3) ግዜ ይጽሕፈልኪ አለኩ ምስ ግዜ ምጽባብ አጠዓመኪን ይከውን እዩ
(1) አብ ግዜ ዜድቅሰሉ አፍንጫይ ይዕጾ
(2) ሄንጥሾ ከአ ብብዝሒ የብለኒ
(3) ሰሐ ከአ ይገብረለይ
ብእትገብርለይ ምትሕብባር አዚየ የመስግን
Check with your doctor
ሰላም ዶክቶር ሻሮን
ብእትገብርዮ ሕክምናዊ
ኣስተምህሮ እንዳ መስገንኩ ። ሓብተይ
ናይ ልቢ ዕቤት ኣሎኪ ኢሎማ ኣብ ኣዲስኣበባ
ምስኡ ክኣ ሓሞት ረኽሲ ኣለኪ ኢሎማ ኣብ ኣስመራ ክኣ ንሓሞትኪ ኦፕሮሽን ክንገብራ ልቢ ለውጢ ክንርኢ ኣለና ኢሎማ ከኒና ኣዚዞምላ ስለዚ ገለ በልና ብፍላይ መግቢ
እንታይ ክትበልዕ ክትሰቲ
ኣለዋ ። ወይ ኣብካልእ ሃገር
ክንሕክማ ቶኽእሎ ኣሎዶ? ብእትገብርዮ ሓቤሬታ ንመስግነኪ!!!ብስመይ👉🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷👍👍🙏🙏
ኣምላክ ምሕረት ያኣዝዝ
It is not good for your kidney .
Ja
መጀመርያ ብሽም ኩሉ ህዝቢ ከመስግነኪ ብጣዕሚ ኢና ነኽብረኪ ቀጺለ ክሓተኪ ማለት ንውሓት ስዓት አንተ ትነግርና ኣነ ኣብስርሐይ ንግሆ 3ተ ሳዓት ብዘይ ዕረፍቲ ክስርሕ ስለዝግደድ አየ የቅነለይ
👍👍👍
ገለ ኣዘካኪርክኒ በሉ ክ አል ለኩ ኣብ ትምህርቲ ንፉ አ ኣይነበርኩን ረባሺ ክ ኣ ኔረ መቸም ኩሉ ግዘ ካብ ክላ ስ በዘይ ምክናት ይወጽ አ ኔር ወይ ሰለድያ ደምሲሰ ዳስተር ክነግፍ ኢለ ወጸ ቡ ኡ ገረ ይሃድም ኒረ ሓደ ማ ኣልቱ ግዘ ኣርክባ ኣብ 6 ክፍሊ ታርታ ን ንገር ነርና ካ ብ 47 ተማሃሪ መምህር ታርታ ኢንዳነገረት ኣነ ከይተጸዋ አ ኩ 44 በጺ ሓ ሰለዳ ክድምስ ስ ተበልኩ ዝተጻሕፈ የለን ዝድምሰስ መታን ሕምቀተይ ከይስማ አ ክሸይን ኢለ ይሓታ ንመምህረይ ታርታካ ምሰማ አካ ተከይድ ትብለኒሞ ክሰም አ ይጽበየልኩም 46 ምስ በጽሕት ሽንቲ ፈንዎ ኢልካ ኢዩ ኣብ ስረይ ካብ ቱ 47 ጭራ ዝወጻክዎ ዝገደደ ሕፍረት ን ጽባሕቱ ከጽላ ማይ ከይሰተኩ ክ ጀይድ ኣለኒ ኢለ ከይሰተኩ ከይደ ታ ኣማሚነ ከይሸይን ገርኒ ኢለያ ሽንትካ ኢኮ ባ አሉ ኔግርካ ኢዩ ትብለኒ ኣድካ ሕዝካ ምጻ አ ተባህለ ካብ ናዩኒት 47 ወጸልኩም ምስ 2 ልትሮ ሽንተይ
😅
👍👍❤❤🙏🙏
❤❤🙏🙏💞💞💞 👑👑
ፕሊስ ብምንታይ ክረኽበኪ ይኽእል በጃኺ ተገዲስኪ መልስለይ ግድን ክረኽበኪ ድልየ ብጣዕሚ ናይ ነዊሕ ሑዱር ሕማም ዘሳቕየኒ ኣለኒ ።
Amlak mhret ywerdelka enber ane 4 werhi gere kab zxbeya melsi yahbtnn
ኦክየ ክብርቲ ሓፍየይ እሞ ናይ ኩርምቲ ከ እንታይ ክትሕግዝኒ ትኽእሊ ንኸባቢ ኣርባዕተ ዓመት ዘሳቐየኒ እዩ ምኽንያቱ ግዜ ኣይሓገዘንን ጡዑይ ሕክምና ንሕረክብ ኣብልያ እየ ነረ እዚ ኩሉ ዓመታት ሕጂ ሓንቲ ከይትኸውን ከኣ ኩሉ እዩ ከምዚ ልዛይ ዓፍራ ዓይነት እዩ ሕጅስ እንታይ ክገብር ኣለኒ ፕሊት ከለ ክትብልኒ ክጽበይኪ እየ
❤❤❤❤❤❤❤
🙏❤️
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤