ERIPM | ብስርሒት ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ኤርትራ ህግደፍ ኣብ ራዕዲ ተሸሚሙ | Henok Tekle and Solomon G/eyesus

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 27 янв 2025

Комментарии •

  • @ERIPMEritreanPublicMedia
    @ERIPMEritreanPublicMedia  16 дней назад +6

    ኣብ'ዚ ሊንክ ብምእታው ኣባላት ኤሪፒኤም ብሙዃን እጃምኩም ኣበርክቱ
    donorbox.org/eripm-eritrean-public-media

    • @freweynikidane4943
      @freweynikidane4943 16 дней назад +2

      Hanoka tebae kluna Brgad nehamedu msaka ena💙💙💙💪💪💪🙏🙏🙏💐💐

  • @haneber7369
    @haneber7369 16 дней назад +5

    💙ካብ ሓሳዊ "መሽረፈት" ትሓይሽ ይመስለኒ።💙

  • @bent.7396
    @bent.7396 16 дней назад +2

    Thank you guys. Your analysis is always giving me hope for see change

  • @RegimeChangeEritrea
    @RegimeChangeEritrea 16 дней назад +3

    Excellent discussion

  • @peacejusticeforall6806
    @peacejusticeforall6806 16 дней назад +3

    Thanks Dear Henok & Solomon 🙏 l wish very much we should have more citizens as you

  • @mussiedebesay9870
    @mussiedebesay9870 16 дней назад +3

    ጽቡቕ ኣገላልጽ

  • @መለይበሉለይ
    @መለይበሉለይ 16 дней назад +2

    Thank you ❤❤❤❤❤

  • @woldebruknegussie2713
    @woldebruknegussie2713 16 дней назад +2

    thank you good job 🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @samuel7080
    @samuel7080 16 дней назад +2

    Danke ሄኖክ +ሰለሙን ደስ ዝብል 💙🙏🏽

  • @mussiedebesay9870
    @mussiedebesay9870 16 дней назад +1

    ሄኖክ ዳኣ ንሰለሙን ዘምጽኦ ዳኣ ተሰጒጉ ድዩ ካብ ምምሕዳር በዓል ሰልጠነ፡ ካብ ዕስለ

  • @muluebrhanweldeselase9649
    @muluebrhanweldeselase9649 9 дней назад

    Niac

  • @mgm4286
    @mgm4286 16 дней назад

    Solo we respect you bro

  • @GideyTesfay-r3b
    @GideyTesfay-r3b 16 дней назад +5

    ሐጎስና ወሰን የብሉን ዋላ ይጽነት እንበር ተሰፋይ ወሰን የብሉን ከጆኩም ሰመሩ ጥራይ

  • @nakfakarura5670
    @nakfakarura5670 16 дней назад +1

    Welcome back brother Solomon.
    Happy New Year 💙🩵💙

  • @tsegayweldeghebriel7461
    @tsegayweldeghebriel7461 14 дней назад

    ሄነክ መዳርግቲ ኣልቦ ከማኻ ትምህርቲ ዘለዎም ቡዙሓት ኢዮም .ግን እንታይ ገደሰና ኢሎም .ጡዑይ ደሞዝ ኣለና ነብስና እዉን ኣዉጽና .ሕልና ኣልቦ ኮይኖም ተሪፎም .ኣነ ግን እንታይ ምበልኩ .በረኸት ካሕሳይ. ቪኮ .ካልድ .ዉፍይ . እንተተኻኢሉ ሰምናዊ እንተተቅርቦም .

  • @eritreanamazon9877
    @eritreanamazon9877 16 дней назад +3

    ሰሌ ግን የጣራጥር ዩ ብጣዕሚ ኣውራጃዊ ስምዒት ኣለዎ እታ ናይ ጀርመን ሸፈፍ ኢልካ ኢካ ሓሊፍካያ ሄኖክ ዓቀኑ ዝሓለፈ ኣውራጃውነት ኣለዎ እሞ ካኣ ባር ቶሪኖ ዓብዩስ ኣብ ከምዚ ደረጃ ምውዳቑ ይገርም

    • @ka7484
      @ka7484 16 дней назад +2

      ትሕተ ባይትኡ (background) ኣዝዩ ሕማቕ'ዩ ፈላላዪ ሓሳዊ ራኣዩኒ ባሃሊ ስልጣን ዝፈቱ ሓደገኛ ሰብ በየናይ መለክዒ'ዩ ናብ ሚድያ መጺኡ ዝምድር ስለምንታይ'ዩ ሄኖክ ደጋጊሙ ዘምጽኦ ናይ ሕቶ ምልክት እዩ ዝኸውን።

  • @SaSemairesearch
    @SaSemairesearch 16 дней назад +3

    Thank you both Henok and Solomon.
    ብልክዕ ሰሎሙን፥ መጀመርያን ቀንድን ሕጊ ምህላው ን ዩ፤፤ እዞም ኩሎም ናይ መጽናዕቲ ወርቐት ዘቕረቡ ሳንቲም ዕውርቲ ኣብ ኤርትራ ከውፍሩ ድልዋት ኣይኮኑን፤፤ ዝኾነ ኣውፋሪ ሕጊን፤ ዝዓዪ መንእሰይን ዘይብላ ሃገር ከውፍር ዘይሕሰብ ዩ፤፤

  • @Nebi2002
    @Nebi2002 15 дней назад

    Perfect explanation. Keep up.

  • @michaelatekle6073
    @michaelatekle6073 16 дней назад

    💙💙💙🌿💙💙💙

  • @1115asmara
    @1115asmara 16 дней назад

    I enjoyed today's program. Thanks guys.

  • @fikrteame6769
    @fikrteame6769 16 дней назад +2

    ERIPM 💙💙💙💙💙💙

  • @kelatimeasho8757
    @kelatimeasho8757 16 дней назад +3

    Very good speech

  • @Ae91scd
    @Ae91scd 15 дней назад

    ሓውና :ሄኖክ :
    ከምቲ
    " The right person @ the right please "
    ዝበሀል :
    ስለምንታይ ኢኻ ንሰባት ካብ ዓቅሞም ንላዕሊ አርእስቲ ሂብካ ተሸግሮምን
    እቲ ተኸታተልቲ እውን አይመሀሩን አይኸስቡን አለው::
    ብተደጋጋሚ ተሐቢርካ ክትእረም አይከአልን::

  • @arefainealem9233
    @arefainealem9233 16 дней назад +2

    Welcome 🙏 ❤

  • @miriamhabtemichael2393
    @miriamhabtemichael2393 15 дней назад

    Thank you kuburat ahwat. God bless you. ❤❤

  • @luelteame208
    @luelteame208 16 дней назад

    Selam henog , izi Solomn hatela nay waneshn key kone ayterfn zal gemgam aleni tnqq nbel

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 16 дней назад +2

    Welcome Erpm

  • @zera1464
    @zera1464 16 дней назад

    Daria! what dies it mean why not 100 percent? Solo Ajika organize zikone Hayli tetefetiru Mulue bimule kiewetyu . Anyway we proud of you guys for your contribution to bring back the Eritrean real freedom.

  • @kidane4190
    @kidane4190 16 дней назад

    Two of my best henoka and sol. Thanks

  • @abrahamtewelde7515
    @abrahamtewelde7515 16 дней назад +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AkliluKaleab
    @AkliluKaleab 16 дней назад +1

    ክኽክክክ ኹላ ዘረባ ሕስድና ጥራሕ:: ኣብ ባጽዕ አየርፖርት ተሰሪሑ ጥቕሚ የብሉን ትብል?? ሎሚ ኣይሰርሐን ጽባሕ ይሰርሕ::

  • @markberhane8373
    @markberhane8373 16 дней назад +1

    Exactly Kab firhi zitelaele nuzazie eyu nay higdef we need to work with US and use the opportunities

  • @AkberetMengestab
    @AkberetMengestab 15 дней назад

    😂gubo edna betihome❤💙💙💙💪

  • @habteyehdego8372
    @habteyehdego8372 16 дней назад

    መጽናት ዝበሀል አብ ኤርትራ አሎድዩ መጽናዕት ከመይ ገርካ ንኸባብኻ ሰላም ትኸልኦ አብ ህዉከትን ቅልዉላውን ንኸባብኻ ሰላም ምኽላእ ዝዓለመ መጽናዕት እዩ ካልእ ትሕዝቶ የብሉን በዞም ረሳታታት ዝመጽእ ለዉጥ የሎን ሄኖክን ሰሎሙንን

  • @AkberetMengestab
    @AkberetMengestab 15 дней назад

    💙💙💙🤍🙏🙏

  • @elsatwolde6584
    @elsatwolde6584 16 дней назад +3

    Hgdef keribu iyu kielo keep doing good work

  • @abrahamasteraye4272
    @abrahamasteraye4272 14 дней назад

    Solomun keyedhlulokum

  • @GerezgiherHabtemariam-k2u
    @GerezgiherHabtemariam-k2u 16 дней назад

    ፅእቡቅ,አሎኻ,ሓሳዊ,ስርዓት,ባሓሶት,አብ,ዓለምቀአዳመይዘአይ,ሓፍር,ስእዲ ,ረአሳሕ,ንእግደፍ,ዝእድግፍ,አምሩዑ,ዝሳሓተ,ፁዑሉእል,ወአይ,አሻ,ዶኦንቆሮ,ዘአይሓስብ,ዘአይርኢ,እውርእ,

  • @ቀንዴልሓርነት
    @ቀንዴልሓርነት 16 дней назад +2

    ሰሌ ብሉጽ ኣያና ❤

  • @TlianoHaile
    @TlianoHaile 16 дней назад

    💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @ayegzye
    @ayegzye 16 дней назад +2

    Ajokum ajona eidey eidka nibel keriba eya eimamna

  • @gebreyohannes1497
    @gebreyohannes1497 16 дней назад

    Can Mr Solomon condemn One Nation and his partener?

  • @Sleeplessless
    @Sleeplessless 16 дней назад +3

    🙏🙏🙏🎉

  • @A.kesete2020
    @A.kesete2020 16 дней назад +1

    Be Bereket America zelo kulu geze amxeayo,
    He is smart enough !!

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 16 дней назад +3

    💙💚💙

  • @Miracle03-em5im
    @Miracle03-em5im 16 дней назад

    ሄኖክ እዚ ዳኣ ካብቶም ክሓዲ ዶ ኣይኮነን?????????

  • @በለስ-ጨ1ጐ
    @በለስ-ጨ1ጐ 16 дней назад

    ጽቡቅ ከም ዘወትር❤

  • @RobelGide
    @RobelGide 16 дней назад

    Anes dem nebia akilna dyu bdeki 80 tesfa korisna mesaeina selmitu kinebir. Bejakum ab bayta gele ngber

  • @wedibasie3415
    @wedibasie3415 16 дней назад +3

    💙💙💙💙💙🌺

  • @Linadawit-h2h
    @Linadawit-h2h 16 дней назад +1

    N bereket misaka zelo dma atifiekayo plzzz hizkayo mixae

  • @1115asmara
    @1115asmara 16 дней назад

    Yes Solomon. US sanctions did not affect the Eritrean people because Eritrea doesnt have an economy. Only a few generals were affected. Eritrea only produces 'arekki' (Uzo) and 'birra' (beer). Shameful.

  • @1115asmara
    @1115asmara 16 дней назад

    Conferences in a country without a Constitution & specifically Freedom of Speech is a waste of time.
    Thanks Henok & Solomon.

  • @Miracle03-em5im
    @Miracle03-em5im 16 дней назад

    መልሰለይ???????

  • @yordanosmahri8934
    @yordanosmahri8934 16 дней назад +3

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @teklitrussom
    @teklitrussom 16 дней назад +4

    Btami blux srah heni and selie

  • @Naamirezene
    @Naamirezene 16 дней назад

    እዚ ዓውደ መጽናዕቲ ዘይኾነስ፡ዓውደ መጥፋእቲ'ዩ። ህገመንግስቲ(ቅዋም) ዘይብላ ሃገር ከመይ ጌራ'ያ ዓውደ መጽናዕቲ ተካሂድ?እቲ ዓውደ መጽናዕቲ ብኸመይ ክፍጸም? እዚ ናይ ስልጣን ዕምሮም ንምውሳኽ ዝገብሩዎ ናይ ምድንጋር መስርዕ ሻዕቢያ'ዩ።

  • @GolgotaProductionMedia
    @GolgotaProductionMedia 16 дней назад +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @alemghebremedhn2191
    @alemghebremedhn2191 15 дней назад

    ይኹን ከም ሊብያ 10 ግዜ ካብ ኢሰይያስ ዘይሓይሽን የሎን። እዚ ፍርሒ'ዚ ኢዩ ከኣ ንህዝቢ ኤርትራ ን ኢሰይያስ ብፍርሒ ኣሲሩ ሒዙሉ ንዘመናት።

  • @paulosh6916
    @paulosh6916 16 дней назад +1

    እታ “ሳሕል” ትባሃል ኣታሓሳስባ ኣብ ርእሲ ኢሳያስ ክሳዕ ዝሃለወት ግዜ ምዕባለ ክህሉ ኣብ ኤሪትራ ማለት ዘበት እዩ!
    Isaias has not been able to make a complete departure of the Sahil mentality or mindset! And he will never!

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay 16 дней назад

    ሃሳዊ ኣደራሽ ገዛ መአነዊ አዚ ኣብ ወጻኢ ኣብ ኣዲ አንግሊዝ ትምህርቱ አናገበረ፥ኣብ ሃፋሽ ዉድባት ብምአታው አንጀርኡ ከአቢ ብዘለዎ ናይ ስልጣን ህርፋን፥ድህሪ አዚ ናይ ሃሶት ነጻነት አዩ ናብ ኣሪትራ ዝተጋአዘ የማነ ሃሳዊ፥ብተግባሩ ዝፍለጥ ናይ ምህሳው ( ቫይሎጂካል ላየር) ካብ ስድርኡ ዝወረሶ ናይ ባንዳ ናይ ሙካን ህማም ዝፍለጥ ሃደ ድርባይ ሰብ አዩ ፥ሃንሳብ ናብዛ ናይ ማፍያ ጉጂለ ስለዝኣተወ ካብዛ ሃደገኛ ጉጂለ ክጋላገል ኣዚኡ ውጉዝ አዩ ፥ፓስፖርቱ ተታሂዙ ናብ ወጻኢ ክከይድ አውን ኣይፍቀደሉን አዩ ፥

  • @nohmehari5499
    @nohmehari5499 16 дней назад +1

    Bravo henok kulom hgdefn sabtom mwtat eyom hasot eu hayelom

  • @kebirates5125
    @kebirates5125 16 дней назад

    ኤርትራ: ህግደፍ እንታይ ስለገደፈላ ኢና'ሞ ከም ሊብያን ዒራቅን ከይትኸውን ኢልና ንፈርሓ?

  • @Sara-jw1ks
    @Sara-jw1ks 16 дней назад

    4:57

  • @MANUDIBANGO-cw7uu
    @MANUDIBANGO-cw7uu 16 дней назад

    💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿

  • @semereabebe3847
    @semereabebe3847 16 дней назад +1

    ❤❤❤

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay 16 дней назад

    ህግደፍ ካብ ዝተፈጥረሉ ጀሚሩ ብሃሶትን ንህዝቢ አናታለለ ዝበብር ናይ ማፊያ ጉጂለ አዩ ፥ኣለም በዚ ተግባራዊ ግብሮም ብአገዳን ካብ ኣለም ተነጺሉ ብምድንጋር ሃብቲ ሃገር ማአድናት ሺያጥ ህዝቢ ከርፋህ ናብራ አናነበረ ብብልዮናት ዶላር ኣብ ወጻኢ አናቀመጠ ዝነብር፥ናይ ምብራቅ ኣፍሪቃ ሺፍታ ስርኣት አዩ ፥አዚ መዳናገሪ ዝበስበሱ ብአርጋን ዝበሰበሱ ኮንፈረንስ ኮንፈረንስ ን34 ኣመታት ተገሩ ንኣሪትራ ዝረብህ ሰሪሆም ኣይፈልጡን፥ክሳብ ካብ ገጽ መረት ዝስወረሩ ድማ አታ መታለሊት ስራህ ኣይገድፍዎን አዮም፥

  • @WoldemariamAbraham
    @WoldemariamAbraham 14 дней назад

    ህግደፍ ሥርዓት የብሉን እዞም ኣብ ማዕጾ ተለቪጂናት ወይ ድምጺ ረድዮታት እተልዕልዋቶ ዝርርብ ሥርዓት እትብልዎ
    ምስ ኣብ መሬትን ባይታን ዘይብሉ ክነሱ ሥርዓት ትብልዋቶ ጊጉይ እዩ።
    ሥርዓት ክብሃል እንከሎ ቅዋምን ሕግን ፍትሕን እዩ ዝገልጽ።
    እዚ ኣብ ኤርትራኸ እዚ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ኣሎ ማለታትኩም ድዩ።
    ሥርዓት የለን
    ብክብረታትኩም ጃንዳ ወይ ዕስለ ህግደክብሃል እዩ።

  • @MogosHabtaMBD
    @MogosHabtaMBD 16 дней назад

    Very impressive discussed be continental till to destroy the dictatorship

  • @DanielbrhaneDaniel-m9f
    @DanielbrhaneDaniel-m9f 16 дней назад

    ኤርትራዊ እንታይ ማለት ዘይይምፍላጥ
    ሓደጋ ኣለዎ ሓወይ

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 15 дней назад

    ኣነ ዝገርመኒ ናይቶም ብናይ ሓሶት እንጌራ ፡ ኣብ ነብሲ ወከፍ ዓመት መጸ ኢሳያስ ዝብሎ መብጽዓ ዝዕሸዉ በላዕቲ - ሳዕሪ ፡ መኣስዮም ዝልብሙ ?

  • @Linadawit-h2h
    @Linadawit-h2h 16 дней назад

    Bunet henoka ezi America sle ziateweten zibehal kulu gze komu nhasb so tekielka nata medeb eba gberela

  • @shamlatsegai
    @shamlatsegai 15 дней назад

    ስርዓት ኢሰያስ ኣብ እዋን ቃልሲ ከማን ነቲ ናይ ባቡር መንገዲ railway ካብ ወደባዊት ባጽዕ ጀሚሩ ክሳብ ብሻ ዝበጽሕ ባዕሉ ኣፍሪሱ ቦንቂሩ ኣብ ድፋዕ ኣብ ዝትፈላለየ ግንባራትን ቦታታትን ተጠቒሙሉ እዩ። ስለዚ ስርዓት ኢሰያስ ምሉእ ዘመኑ ኣብ ሸፈጥ ምድንጋር ምጥቃን ምጽላም ምሕሳው ምቅናእ የሐሊፍዎ። ናይዚ ኩሉ ገበን ዝፈጾሞ ዘዕንዎ ባዕሉ ታኣሚንሉ እዩ ናይዚ ፍጻሜ ቀንዲ ኣውራ ታሓታቲ ባዕሉ ስርዓት ኢሰያስ እዩ።

  • @tesfamariamtewoldeberhan4731
    @tesfamariamtewoldeberhan4731 16 дней назад

    Gudkum yfelet eripm msezi Sela hgdf entay rkbkum kurkur isayas do aykonen de dhri adgi zkede trat lemede😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @SebNkun
    @SebNkun 16 дней назад

    መናውራ ግደፍ፡ ጭራም ወረቀቅቲ ደርቢኻ ሞ እንታይ እዩ ክመጽእ ለውጢ፡ ቁልቁልኣፎም ክደፍእሎም ኣለዎም

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 16 дней назад

    ክቡር ሓውና እዚ ኩሉ ናይ ምትላል ንቡር ወደኽደኽን ኣኼባታትንኮ ንሃገርና ምሉእ ብምሉእ ከምታ ዝደልያ ገሩ ክሳዕ ዘረክባ እዩ ኮለል ዝብል ዘሎ ካልእ ኣይኮነ።
    ብሕብረት ንእለዮ ቀልጢፍና ኢልኩም ግዳ ዘይትጉስጉሱ፧ ብዙሓት ካብዚ መከራ እዝስ ምሕብረት ምሓሸና ዝብሉ እኮ ምዙሓትዮ ከምቲ ተደምረናል ክብሎም ዝሰማዕናዮ ነቶም ኣርሒቖም ዘይር እዩ ሓድነት ቀሊልቢዩ ዝመስሎም።

  • @Zaobimoan
    @Zaobimoan 15 дней назад

    እትይ ዘሐጉሰካ ነገር ግን ኢሰያስ እንቃዕ ድኣ ድሌታቱን ትምንታቱን ከይረኸበ ኣብ ኣጋ ካብ ስልጣኑ ምእላይ በጽሐ::ሕጅይ ኢሰያስ ስልጣኑ ተቓወምትይ ከይመጽዎ ኣምሕላውን ምክትታልን ስንባደን ኢዩ ዘሎ::ከምኡ ድማ ምስ ምትንሳእ ናይ ኣመሪካ ኣንጻር ኢሰያስ

  • @nahomdawit6956
    @nahomdawit6956 16 дней назад

    Atu 666 hatat Ab rAsi hata frdukum kebidi eyu NaAy tmaremerley seb tsakuy zeleku Ab kdbey frdukum kebud eyu

  • @berhaneteklegiorgis1384
    @berhaneteklegiorgis1384 15 дней назад

    ገጽ ንፈትዎ ርኣና እንኽዋዕ ደሓን መጻእኩም ኣጆኹም በርትዑ ቐጽልዎ ንቕድሚት ኣብ ጎድንኹም ኣለና

  • @መለይበሉለይ
    @መለይበሉለይ 16 дней назад

    ኣብ ምኽፋል ምስ በጻሕኩ ይኣብየኒ ኣሎ ፡ መን ክሕግዘኒ ይኽእል ።

  • @mulubeiene3583
    @mulubeiene3583 16 дней назад

    Empty promises year in and year out for 34 years. And some of the Eritrean people might keep on hoping, and what other choices do they have?
    It is like leaving on a day dream. They are used to the lies and deceits, it may be hard to differentiate between reality and falsehood, when you are in experiencing it day in and day out for all the years.😢😢😢

  • @gebrehiwetketema4037
    @gebrehiwetketema4037 15 дней назад

    አቶ ሰለሙን አብዛ ዘረባኻስ ንዓመታ ዘሰይም አጀንዳ ሒዙክመጽእ ኢልካሞ ሕጂስ አብዛ ዘለናያ ዓመት እበ ይወደአልና

  • @Sleeplessless
    @Sleeplessless 16 дней назад +1

    ሬጅም ቼጅን!!

  • @romodanbarq1757
    @romodanbarq1757 16 дней назад +2

    አብ ቺቾሮ አስመራ እመሬት ክትቅበሉ 5000 ዶላር ክፉሉ ኢሎም 5000 ሽሕ ዝኸፈሉ መሬየቶም ይኹን ገንዘቦም ከይረኸቡ ዝሙቱ ሰባት ይፉልጥ።

  • @M-vr7zo
    @M-vr7zo 16 дней назад

    ህግደፍ ብሽም ህዝባዊ ግንባር ዝሸቀጠ ሽፍታ እዩ። ሽፍታ ዝብሃል ኣብ ስራዓተ ሕጊ ዘይማምን እዩ። ሽፍታ ድማ፡ኣብ ሕጊ ተሞርኪስካ ኢካ ተመብርኽኾ። ኣብሕጊ ክትሙርኮስ ደማ እታ ንመጀመሪያ ብዝበዝሑ ኣህዛብ ኤርትራ ድሕሪ ሕጊ እንዳባ ዝጸደቀት ሕጊ እሞ ድማ እዚ ባንዳ ህግደፍ ሞይታ ዝበለና ቕዋም ኣልዒልና መንግስቲ ንሕና ሙኻና ነርእዪ። እንተዘይኮይኑ ሕጊ ዘብልና እንተኾይና ንሕናዉን ሸፋቱ ኮይና ኣለና ማለት እዩ።

  • @Sleeplessless
    @Sleeplessless 16 дней назад

    80%ማይ ኣብ ትሕቲ መሬት ተሰትዪ ይተርፍ፡20%ድማ ናብ ህዝቢ ይበጽሕ ኔሩ! ናይዚ ምኽኒያት ድማ ዓበይቲ መስመራት ትሕተቅርጺ ሻምብቆ ማይ ናይ ግዜ ጥልያን እዪ፡ገለ ክፋል ድማ ክቕየር ከሎ ትዝክሩ ትኾኑ፡እዚ ዳርጋ 4 % ዝኸዉን ብሓድሽ መስመር ሻምብቆ ተቐይሩ ይኸዉን እዪ። እቲ ጸገም ነዘን ዝቐየርወን መስመር ማይ ብሓድሽ ኮምፕረሰረ ንፋስ ምስፈተንዎ፡ብዘይ መጽናዕቲ ስለዝነበረ፡ነቲ ዝጠስጠሰ መስመር ማይ ናይ ግዜ ጥልያን ብሓይሊ ስለዝተኮሶ ላሕኹታት ፈጢሩ 80% ማይ ናብ ትሕቲ መሬት ተሰትዪ ይተርፍ ፡ኣበይ ከባቢዪ ኢልካ ንምጽናዕ ኣይተኻእለን፡ብጠቕላላ ስለ ዝዓነወ፡ ኣብ ኩሉ ከባቢታት ኣስመራ እንትርፎ ሾኾኽ ዝብል ንፋስ፡ማይ ኣይመጻካን እዪ !! ጸገም ማይ ኣብ ኣስመራ ሙሉእ ብሙሉእ ጽገና የድልዪ ኣሎ!!
    #ጽርግያ ጽገና ኣይተገብረሉን፡ኣማራጺ መብረ ጽርግያታት የለን፡ናይ ርስሓት ማይ ትሕቲ ቅርጺ፡ፋኛቱራታት ዉን ተጸሪጉ ኣይፍልጥን!ላዕሊ ላዕሊ ምኹስታር ተዘይኮይኑ።
    መሰረታዊ ንጡፍ ክንክን ዘድልዮ እዪ፡ኔሩ፡ኣስመራ ብትሑት ዝናብ ዉሕጅ ተዕለቕልቕ ኣላ።

    • @Sleeplessless
      @Sleeplessless 16 дней назад

      ኢንድስትርታት ፋብሪካታት፡መቀያየሪ ኣቕሑ የብለንን፡ብሞደፊካረ እየን ዝጽገንና፡ዘመነን ድማ ቀደም ዘብቀዕ እዪ።ኢንሹራንስን ብሓድሽ ናይ ምቕያር መስርሕ ኣይፍቀደን ኣይሕሰብን ዉን፡ብጽፍርና!!ናብ ግዱስት ንፎዓት ሕርኩታት ዉልቃዉያን ኣውፈርቲ ዉን ኣይተሰጋገራን።ዓንየን ቅርሲ ኮይነን! እተን ዘለዎ ኽኣ ብቕዓት የብለንን፡ንሰደድ ይኹን ንዉሽጢ ዓዲ ፍርያት ከታኣንግዳ ኣይክእላን። እኹል ጽዓትዉን ጨሪሹ የለን!!
      #ቱሪዝም ጠቕሊሉ የለን!!
      #ወደባት ብቡክራት ስራሕ ዓንዮም፡ዲጋታት ካብ ባሕሪ ዝሓሸ ኣገልግሎት ከም ዝሕባ ንምእማን ህርዲግ ምባል ክሳብ ሎሚ ፕሮፖጋንዳ ይንፋሕ ኣሎ!!

  • @yemaneberhangebremedihn7684
    @yemaneberhangebremedihn7684 16 дней назад +2

    እቶም አካይዳ ህግደፍ ዘይተረድኦም ድላዬም ውሕለል ዝብልዎ ግዜ አጥፊኦም ይጽሓፉ፣ ኢሰያስ ግን እቲ ብዙሕ ዝተደክመሉ መጽናዕታዊ ጽሑፍ እንዳስሓቀ ብብድዔ ናብ ናይ ጉሓፍ ባስኬት ኢዩ ዘእትዎ።

  • @solomonliza
    @solomonliza 16 дней назад +3

    ህግደፍ ለውጢ ከምጽእ ይኽእል'ዩ ኢሎም ዝኣምኑ ሰባት እንተልዮም ብደዎም ዝሞቱ ጥራይ ኢዮም!!

  • @gebrehiwetketema4037
    @gebrehiwetketema4037 15 дней назад

  • @issakhabtenkiel9387
    @issakhabtenkiel9387 16 дней назад +1

    ስርዓት ሻዕብያ
    ንህዝቢ ኤርትራ ዓፊኑን ኣፈራራሪሁን ከይኣኽሎ
    ንዓለም እዉን ከፈራርህን ከደናግርን ኢዩ ዝነብር
    ብዛዕባ ጀሃድ ግን ርሑቕ ከይከድና ንኣልሸባብ ኣብ ማእከል ኤርትራ ይዕልም ምንባሩ ዓለም ትፈልጦ እዩ
    ድሕር ሕጂ በዚ ማፍያ ጉጅለ
    ዝደናገር የለን
    ረጅም ቸንጅ እዩ ዘድልየና

  • @OgbaiZerabruck
    @OgbaiZerabruck 16 дней назад

    Medebatkum poloticawi gudayatna ab teQrbwo mglextat azyu xfuf maharn bmkanu, bzkone mngedi zleQleQ keytblu bertU kkblekum efetu.
    Ajokum bQatkum nmebzaHtna zGb Iyu.
    Kab deleyti ftHi zbahalu aqmi zeyblom bejeka meweld hagerkum bmkad deqi Adna zeykonu kblu ysmu eyoumm.
    Fre sraHkum ekul iyu.

  • @tesfuhat.407
    @tesfuhat.407 15 дней назад

    ብራቮ ሶሎሞን ብራቮ ሄኖክ

  • @nakfabrave
    @nakfabrave 16 дней назад

    Henok ata komal agame mealtikum akila, game over.

  • @nakfabrave
    @nakfabrave 16 дней назад

    Game over, abzi koff ilken leflefa dekiza wahid jasussss

  • @SimonKahsu
    @SimonKahsu 16 дней назад

    ወላዲትኩም ወያነ ትሞተኩማላ

    • @MeseretJohn
      @MeseretJohn 16 дней назад

      Fano ymetekum alo Wedi barya hgdef kedami

  • @kesetetesfay7075
    @kesetetesfay7075 16 дней назад

    Suk bel tomam tekal afu nay Tigrayka zaytigeber entay akmi alekum hademti

  • @KT-tm8yu
    @KT-tm8yu 16 дней назад

    ዑሱባት ሕወሓት ኢኹም

    • @ElltaTeame
      @ElltaTeame 16 дней назад

      እታ ባቡር ገዲፋትካ ከይዳ ኣላ

    • @SaSemairesearch
      @SaSemairesearch 16 дней назад

      በጃኻ ካብ ድቃስካ ተበራበር፤ ገጽካ ተሓጽብ፤ ግዜ ይህምበብ ዩ ዘሎ

  • @desbelebehre7128
    @desbelebehre7128 16 дней назад

    ❤❤❤

  • @SenaitGoitom-ki5fm
    @SenaitGoitom-ki5fm 15 дней назад

    💙💙💙💙💙

  • @Asmrtp
    @Asmrtp 16 дней назад

    💙💙💙💙💙💙💙