"ህዝቢ ሽረ ብዓሌት ተጸዋዊዖም ብዝመጽኡ ሰባት'ዩ ዝመሓደር ዘሎ" ተጋዳላይ ሓድሽ ወ/ገብርኤል Interview with Major Hadish Weldegebriel

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 13 дек 2024

Комментарии • 125

  • @Taemetube-bo5xo
    @Taemetube-bo5xo Месяц назад +8

    ጅግና ኢካ

  • @yohansberihu4322
    @yohansberihu4322 Месяц назад +4

    ጅግና አቦና መሬት አሰገደ ፅብላ ምስ ዝኹሉ ወርቅታቱ ምስ ዝኹሉ ሃፍቲ ተፈጥርኡ ጥዑይ ሕክምና ጡዑይ ቤትምህርቲ ዘይብሉ ኸባቢ እዩ

  • @dawitdawit7055
    @dawitdawit7055 Месяц назад +7

    ያቕንየልና ጀግና!

  • @AwetYrga-z8p
    @AwetYrga-z8p Месяц назад +2

    በትክክል ጀግና አያና እዞም ጀነራላት ከማኻተዝኾኑ ዓዲተዓቢነራ❤❤❤❤

  • @ariayahuluf6131
    @ariayahuluf6131 Месяц назад +9

    ጅግና ምንኣስ ሓዮሎም

  • @abeltsegay2305
    @abeltsegay2305 Месяц назад +10

    ሓዱሽ ወ/ገብርኤል ኣቦ ፅንዓትን ሓቦን❤

  • @amanuelmarkos1069
    @amanuelmarkos1069 Месяц назад +7

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓዲሻይ ጅግና

  • @YosefGebre-u2i
    @YosefGebre-u2i Месяц назад +1

    ❤❤❤የቐንየልና ጅግና

  • @NegasiLegese-z4t
    @NegasiLegese-z4t Месяц назад +2

    ❤❤❤ጅግና ሓቂ ውን ምዝራብካ ተወሳኺ ጅግንነት ኣመስኪርካ❤❤❤

    • @GoytomGobezay
      @GoytomGobezay Месяц назад

      ንስኻ እዉን ጂግና ኢኻ

  • @HaftomAbrha-y1g
    @HaftomAbrha-y1g Месяц назад

    ጅግናና ኣቦ ሓቂ ክብረት ይሃበልና ከማኻ ሕልና ዘለዎም ቅኑዕ ኣተሓሳስባ ዘለዎም ይብዝሑልና

  • @beyenawahid
    @beyenawahid Месяц назад +3

    የቀንየልና በዓል ሓቂ ጀግና ሓው❤🎉❤

  • @ShimelsAsfaw
    @ShimelsAsfaw Месяц назад +1

    Thanks for understanding and forwarding constructive witness

  • @HailayGebretsadik
    @HailayGebretsadik Месяц назад +4

    ጀግና

  • @soloak2067
    @soloak2067 Месяц назад +3

    ተጋዳላይ ሓዱሽ ጅግና እቲ ትብሎ ዘለኻ ሓቂ አዩ ኣጆዄ ምሳኻ ኣለና

  • @ፅጌናይ
    @ፅጌናይ Месяц назад +4

    ዓድዋ ካብ ሽረ ይውፅኡልና። እዞም ለመንቲ ሓማሸን

    • @WIZBiniboy
      @WIZBiniboy Месяц назад

      ሰዲ ሌይባ ዓድዋ ,ሸረ,ኣኩሱም ውቅሮ ብጌታቸዉ ኣይንመርሓን ምክንያቱ ንሕና ፅሩያት ተጋሩ ኢና ምሰ ደቃሉ ደቂ ኣማሓሩ ክንብር ክመርሓና ኣይክእልን።

  • @MichaelBeyene-eq6pe
    @MichaelBeyene-eq6pe Месяц назад +3

    I know him he is one of the top heroes brave and warriors

  • @KirosGoitom-b4b
    @KirosGoitom-b4b Месяц назад +6

    ጅግና ❤❤❤❤❤

  • @goitomgebremedhinwelegebriel
    @goitomgebremedhinwelegebriel Месяц назад +2

    God bless you and you got the truth.

  • @GoytomGobezay
    @GoytomGobezay Месяц назад +1

    ናህና ምዃንካ ንኮርዕ ሻለቃ ሓዱሽ ወልደገብሪኤል ገብረስላሴ ንገረልና እስኪ

  • @gueshmebrahtom3443
    @gueshmebrahtom3443 Месяц назад +1

    የቐንየልንና ክቡር ወላዲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @danielgebremariam1437
    @danielgebremariam1437 Месяц назад +3

    ትኽክል ኣንታ ጅግና ካብ ዝተጋደለ ዘውደልደለ ዘውደልደለ

  • @Brhanehaylay-q5s
    @Brhanehaylay-q5s Месяц назад +1

    ዕድመ ይሃብካ ኣያና

  • @SbagadisGuangul
    @SbagadisGuangul Месяц назад +1

    ሓቂ ትዛሪብኻ ሓቂ ይሓብኻ በርትዕ ቀፅለሉ ።ብዘይካ ንስኹም ዐንዲ ሁቀናዶ ንስበር ኪዱ ደኣም እላበሉ ካብ ኣፍ ፀላኢ እላኣተውና ኣድላዪ ዝተብሓለ ነገር ናብ ኣርባዕቲኡ ግንባራት እላወሰድና ትጋዲልና ክንደይ ስራሕ ሰሪሕና ዘካሪ ስኢና ብስሩ እዚጉጅለ እዚኦም ክጠፍኡ ኣለዎም።

  • @mebrahtomabay4404
    @mebrahtomabay4404 Месяц назад +2

    ❤❤❤❤ ክብሪ ይሃበልና ውርደት ከዓ ነጨቆንቲ

  • @AqbllhAbraham-sl4lj
    @AqbllhAbraham-sl4lj Месяц назад +1

    ሀምዝዮኦም ዚቦሉ ጀጊና ያብዘሕልና

  • @MichaelBeyene-eq6pe
    @MichaelBeyene-eq6pe Месяц назад +2

    My hero

  • @ፅጌናይ
    @ፅጌናይ Месяц назад +2

    ምስ ህዝቢ ኣድያቦ ተማኺርኩም ነቶም ደቂ ዓድዋ ብጥይት ወሸን በልዎም። ከምቶም ኣሕዋትና ወልቆቶት ንኹን

  • @Tsehayesiyum
    @Tsehayesiyum 29 дней назад

    ትክክል እዩ ናይ ብሓቂ ጅግና

  • @frezgigebreegzabher-ww3uy
    @frezgigebreegzabher-ww3uy Месяц назад

    ይበል ጀግና አቦና

  • @tesfayegirma7140
    @tesfayegirma7140 29 дней назад

    እንጌራ ዓለም ብላዕ ኣቦና

  • @ወዲዓጋመትግራይደመይ
    @ወዲዓጋመትግራይደመይ Месяц назад +1

    ጅግና ከማኻ መረሐት ሰራዊት ኢና ንደል ንግጅለ ኣደመ ኢሉ ዝካላኸ መራሕ ክፍለ ሰራዊት ግን ከም ባርያ ናይ ህዝቢ ከምዘይ ከነ ሪኢና ኢና ከነቃልዖም ንስኻ ግን ኣድንቀካ ሓላይ መንእሰይ ምኻንካ ኩሉ ገልጽካዮ ኢኻ ። ካብ ቀደም እዞም ግጅለ ሰራዊት መርሖም ኩናት ኣትዮም ኣይፈልጥን ኢዮም ከይተሰውእ ከይመቱ ካኣ ኣትዮም ካብ በራኻ እዞም ተበለጽት ናይ ስእል ዝኺኑ።

  • @Afom-w6z
    @Afom-w6z Месяц назад

    ሓቂ ተዛሪብካ አያና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @AbboWennbber
    @AbboWennbber Месяц назад

    ኣብ ጌጋ ልዕል ጌጋ ዕናወሰኹ ብሰንኮም ኣብ ዝተሰዓረት ትግራይ ብትግራይ ትስዕር ዝሽቅጡ በለፀኛታት ንዝሓለፈ 50 ዓመት ንትግራይ ዝጋሓፁ ዕካብ ካድረ ሹመኛ ዕናሓለው ኣብ ትግራይ ጀግና ኣይኸብርን!

  • @Teklay14
    @Teklay14 Месяц назад +1

    እዋይ እዚ ጅግና እዚ ክንደይ ታሪክ ዘለዎ እዩ ።በጃካትኩም ልዑል ተክለ ማርያም ኣቅርቡሉና እዞም ናይ መሬት ፅምብላ ጀጋኑ ።

  • @atakltikassa7296
    @atakltikassa7296 Месяц назад +2

    Hero

  • @mulugetagessesew5276
    @mulugetagessesew5276 Месяц назад +1

    ❤❤❤

  • @NigusDimtsu
    @NigusDimtsu Месяц назад

    Hero!

  • @yohansberihu4322
    @yohansberihu4322 Месяц назад +2

    ቢሄርተኛ ይቅደም ስብሓት ህዋሓት ትውደም

  • @GalksyA11
    @GalksyA11 Месяц назад

    ቁፅሪ ሓደ ጅግና ብሓቁ እዩ ይሰማዕ

  • @MichaelBeyene-eq6pe
    @MichaelBeyene-eq6pe Месяц назад

  • @TeshomeGidey
    @TeshomeGidey Месяц назад

    የቑንየልና ቀፅለሉ

  • @belaywelu8678
    @belaywelu8678 Месяц назад +1

    ነዕራብ ድዩ ዝትርጉም ዘሎ?

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 Месяц назад +2

    መን ኮን ይኸውን ጸላኢ ካብ ኣቢ ንላዕሊ ኣሎ ድዩ መቀለ በሻሻ ቀይርናያ ዝበለ ደቅኹም ብሰብኣይ ኢየን ትዓሚጼን ፌደራል ወትሃደር ግን ብሳጃ ኢኹም ቀዲድኩመን ዝበለ እዩ መን ኢዩ ጸላኢ?

  • @wolduteklu459
    @wolduteklu459 Месяц назад +5

    ብመን ድዩ ወርቅታት ዝጉሕጓሕ ዘሎ? ብኒጌታቸው ዝምራሕ ናይ ኣብዪ ትእዛዝ ምዃኑ ይፈልጥ ድዩ?

    • @ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ
      @ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ Месяц назад

      ብናይ እንደብረፅዮንባ

    • @BerheGebrekurstos
      @BerheGebrekurstos Месяц назад

      ጌታቸው ኣብ ሸረ የለን

    • @Seb15
      @Seb15 Месяц назад

      ንሱ ጋሕጉሖም ባጀት ክረክቡ ብባጀት ክጻወቱ እዮም ንጌታቸው ምስ ህዝቢ ምዕራብ ዘባእስዎ ዘለዉ።

  • @abrshmu7345
    @abrshmu7345 Месяц назад +2

    እቲ አብጉባኤ ዘይታሓወሰ ሓይልስ አባዓቲ ድዩ ፀኒሑስ አብ ስርቂ

  • @HadeshBrhane
    @HadeshBrhane Месяц назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mulugetagebru8384
    @mulugetagebru8384 Месяц назад +1

    ሓቀኛ

  • @HadeshBrhane
    @HadeshBrhane Месяц назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MichaelBeyene-eq6pe
    @MichaelBeyene-eq6pe Месяц назад

    🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤

  • @YM-86
    @YM-86 Месяц назад +1

    እረ ጉድ ኢና ረኺብና ኣያና። ኪሮስ ቢተው ንጽርጌያ እንዳስላሰ ፍሕሽርሽር ዘበሎ ዚ ትምህርቲ ኣልቦ። ይኾኖ ዩ ነዚኦምስ

  • @AsterLeges-x1j
    @AsterLeges-x1j Месяц назад

    Hare beal

  • @Gmariam-q9q
    @Gmariam-q9q Месяц назад +1

    እዚ ጅግና ታሪኹ ክዝረበሉ ይግባእ ኣብ ኣስገደ ሚሊሻ ወዲቡ ኣብ 2013 ንሻዕብያ ቀጥ ዘበለ እዩ

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 Месяц назад +2

    ደም ደምብያ ደምበዛን ማለት ብተጋሩ ኣምሓራይ ዝተቀየሩን ዘምሓርሓሩን ዝሳቀዩ ዘለው ዘብሄር ኣገው ቢለን ኢና ! ደምና ኣይሰደኩምንዩ

  • @BerhaneKidane-lx7fh
    @BerhaneKidane-lx7fh Месяц назад

    Hayelom ymesl edmen tenan yhabka abona

  • @KahaseGtsadkan
    @KahaseGtsadkan Месяц назад

    ሓሳዊ ግምት መሬት ዘመሓደረ የማሓድርዎ ዝብል ኣጀንዳ ዝሓዘ እዩ

  • @BerheGebrekurstos
    @BerheGebrekurstos Месяц назад

    የቅኔልና ሻለቃ ሓዱሸ ኣብቲ ቁርፂ እዋን ኮሪዕናልካ ኢና ኩርዓት ኢና ባኣካ ጀግና ተጋዳላይ ኣብ ልቢ ህዝቢ ኣለካ።

  • @alemayotadele7390
    @alemayotadele7390 Месяц назад

    that great agenda..father

  • @bibatigray4002
    @bibatigray4002 Месяц назад +1

    Intai dea nisika zeitsenetka mirahrab dia getachew zeimelselka

  • @SelamHadgi
    @SelamHadgi Месяц назад

    ብዝካና ሓሳብካ ፅቡቅ እየ ገና አብይ ዘል መንግሰተ እየ

  • @HaileGuesh
    @HaileGuesh Месяц назад

    እንተኮይና እውን ምስ ባዕሎም እያ

  • @YfGdf-p3i
    @YfGdf-p3i Месяц назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @DawitGebrehiwot-m3x
    @DawitGebrehiwot-m3x Месяц назад +1

    Tplf aykonen eko nab hawi aetywo
    Belom tselaeti ember
    Aytshefafn

  • @Azeb1782
    @Azeb1782 Месяц назад +2

    ግደፉ ትግራዎት ዝተጠርነፈ ሓይሊ ስለ ዝነበረኩምዩ ነዚ ዘይካል ኢዒርኩም አዚ ትዛሮቦ ዘለኻ አብዚ ሕጂንትግርይ አይጠቕማንዩ።
    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @kahsayftsum6952
    @kahsayftsum6952 Месяц назад

    ዘረባ ወደባት ንስማዓዮ። ሓቂ እዩ።

  • @LaganaEritrea
    @LaganaEritrea Месяц назад

    ክክክክ ወይ እዛ ክልል ተዋሪዳ።ክክክ

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 Месяц назад +2

    ኸዳዕ ጠላም

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 Месяц назад +3

    ሓድሽ ኸዳዕ ጠላም ጨናዊ

    • @abebakebede1270
      @abebakebede1270 Месяц назад +1

      ንስሃስ እንተዘይትጋደል መኸሸ ንዙይ አቁርካ ከሃዲ ትባሃል ንስሃ እሞ የለን ሕውሃት ሓደ እዩ ንሱውን ህዝቢ ትግራይ ጉባእዩ ዘካየደ እወ ታይደአ ሕውሃት ማለት ወያነ ሓርነት ትግራይ ማለት እዩ ።

  • @WadeyGofar-cp9xy
    @WadeyGofar-cp9xy Месяц назад +1

    Terkas hji dae Etsy konka helewu;ow tibl

  • @WadeyGofar-cp9xy
    @WadeyGofar-cp9xy Месяц назад +1

    Bandahesawi

  • @May-vt1jq
    @May-vt1jq Месяц назад +1

    Denqoro selame bikemey yimitsaa eyu

  • @CheerfulDirtBike-bf2mb
    @CheerfulDirtBike-bf2mb Месяц назад

    ሃይለ ደደብ ተሎ ሹም ኣውፀአሉ

  • @Destahun-x6z
    @Destahun-x6z Месяц назад +1

    እዛ ወርቂ እዚኣስ ንኽንደይ ጀጋኑ እባእያ ናብ ፅግዕተኛ ሓይሊ ክኳለኾል ጌራቶ ዘላ

  • @AsterLeges-x1j
    @AsterLeges-x1j Месяц назад +1

    Ata liuk

  • @LidiyaAlemu-b5i
    @LidiyaAlemu-b5i Месяц назад +1

    Hasawi

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 Месяц назад +2

    ቒቒቒ ውድብ ኣይትፈርስን ማንታ ልቢ ሒዝኩም ክትሳቀዩ ኢኹም ! ብኣዲሰበባ ዘለው ዘምሓርሓሩን ትምርሑ ረሳሓት ጠላማት ! መርገም ናይ ብሄራት ኣገው ጉራጌ ሲዳማ ... ደምና ኣይሰደኩምንዩ

  • @hab3hmbeselambsl79
    @hab3hmbeselambsl79 Месяц назад +1

    Anta tzarebo flet men ke kinat delyu xelae eka nska.

  • @abebekesete
    @abebekesete Месяц назад

    ድንዙዝ እምበር ደኸ ተጋዳላይ እዩ

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 Месяц назад

    ሕውሃት ናይህዝቢ ውድብ እዩ ፀላእቲ ካፍቲ ካፍቲ ተፀዋዊኦም ንከጥፉኡና እንትእውጁ ህውሃት ህዝቢ ትግራይ ኢዱ አጣሚሩ ድዩ ኮፍ ኢሉ ክፅበ ነይሩ ? ጦርነት ንከይጅመር ነስታውስ ኢና ደክተር ደብረፅዮን እዙ ጦርነት አይጀመር ብጠረጴዛ ዙርያ ንፍተሃዮ እንዳበለ ንዝምልከቶ አካል ፂሒፋ እዩ እኒ ባአል ከማኹም ዝበሉ ከሓድቲ ግን እቲ ጦርነት ትግራይ ከምዝጀመረት ገና ከይተጠየኩም ትለፋለፉለኹም እንታይ አይነት ፍጥረት እዩ ዘለኩም ህዝብኻን አድሃንስ ብህልኽ አሕሊፍካ ትህብ እቲ ትማሊ ነበረ ጆኖሳይድ ድሮ ተረሲኡስ ናይዙይ ሕውሃት ናይዙይ ሕውሃት ናይ ውልቀ ሰባት አይኮነትን ሕውሃት ናይ ህዝቢ እያ እኒ በአል ንስኹም ግዜ ሪኢኹም ትኸድኡ ግን የሕዝን ንባእልኹም አይትበሉ መሕፈርቲ ኢኹም::

  • @belaywelu8678
    @belaywelu8678 Месяц назад +1

    መዓዝ'ዩ እባ ተጋዲሉ?
    ወርቂ ኣረይቲ እኮ ጌታቸው'ዩ ፈቒድሎም😮

    • @iyosiasyifru3584
      @iyosiasyifru3584 Месяц назад

      ሐሳዊ! ጉጅለ ደብረ ዕንዝር ናይ ትግራይ ዕዳ'ዩ። እንኮላይ ንስኻ። ሐቂ ስለ ዝተዛረበስ ፀርፊ? ነውራም።

  • @YalemshetMulubrhan
    @YalemshetMulubrhan Месяц назад

    አንታሓውና ሻለቃ አቛም ምሓዝካ ፅቡቕ እዩ ። አቛምካ ግን ነቲ ዝተቓለስናሉ ገደል ዘእትውዩ ።

  • @MohamedMabrato
    @MohamedMabrato Месяц назад

    ሓድሽ ውርደኛ አይትኩን ብናይ አበይ ጥቅሚ እይትታለል እቲ አብ ጉባኤ ዘይታሓወሰ ሓይልስ ኣባዓቲ ድዩ ፀኒሑ አብ ስርቂ በል ኩሉኩም ናይ ጌታቸው ጥቅማጥቅሚ ስብስብ ኢኩም

  • @MohamedMabrato
    @MohamedMabrato Месяц назад

    ሻለቃ ዓቅሚ ምሓዝካ ፅቡቅ እዩ ።ዓቅምካ ግን ነቲ ዝተቃለስናሉ ገደል ዘእትው እዩ።እቶም ምስ ጌታቸው ዝነበሩኩ ታንኪ ገይሩም ድዮም ዝዋገኡ ነይሮ ።ገዛ ዘይሃቡኒ ኢልካ ቂምተኛ ኣይትኩን ተጋደላይ ኣይቅየምንዋ

    • @zerautesfamariam8069
      @zerautesfamariam8069 Месяц назад

      adeb giberu eyu ziblekum zelo. Jakie aybelen aytrebushuna kea. wet adikum hizkum kudu toghafu nab shaebyakum

  • @AmazeHailu-h8q
    @AmazeHailu-h8q Месяц назад

    ክላእ ዕሱብ ሓው ሰሎሚን ማዓሾ

    • @Teklay14
      @Teklay14 Месяц назад

      ታሪኩ ጠይቅ ኣታ ዕስቡ ክንደይ ታሪክ ዘለዎ እዩ እዚ እኮ እዋይ!!!

    • @alemayotadele7390
      @alemayotadele7390 Месяц назад

      denze eka ....you to see change that important for tigray

  • @ZewediArefaine
    @ZewediArefaine Месяц назад

    ጀግና ዘይኮነስ ጅል ዝዛረቦ ዘይፈልጥ ነውራም

  • @netsanettdf9263
    @netsanettdf9263 Месяц назад

    ክክክክክክክ

  • @NegasiLegese-z4t
    @NegasiLegese-z4t Месяц назад +1

    ❤❤❤ጅግና ሓቂ ውን ምዝራብካ ተወሳኺ ጅግንነት ኣመስኪርካ❤❤❤

  • @ፅጌናይ
    @ፅጌናይ Месяц назад +1

    ጅግና ❤❤❤

  • @shxbcgfhv-sq8nw
    @shxbcgfhv-sq8nw Месяц назад

    ❤❤❤❤

  • @kibromsamuel9608
    @kibromsamuel9608 Месяц назад +1

    💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾🤙🤙🤙🤙👍👍👍👍❤️❤️❤️❤️