Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ግን አንታይ በዲላአወ አንታይ በዲላኣብ ፍቅሪ ኣሚናፍቅሪ ዝጽላላካብ ሁቅፊ ኣደ ፍቅሪ ዝፈሊ ዓማጺከም ህቦብላ ንፋስ ዝሸቡብ ዝፋጺድሌታ ድሌተይ ኣንከሎ ወሳኒኣብ ሞንጎና ኣትዩ ኮይኑ በሰራ ዓይኒመልኪዓ በደላ ህሉፍ ጽባቄኣምሩኻ ክንሱ ኮይኑ ገዛኢኣባህጉ ክትርመስ ዩ ክትረግፍ ፍሪኣ እዋይይይ ግን አንታይ በዲላ (2)ርግቢት ሞሮር እካ ዋይለዋህ ካብ ቀደማፍጹም በደል ኣልቦ ያ ናይ ሰማያት ግርማአብነት ቃልኪዳን ክንሳ ታ ናይ ሰላም ኣርማብወንጪፍ ት ህደን አዋይ ይክዓዋ ደማኣነ ግዳ ካብ ሰብ ሰብ ዝ ወለደኒካብ ኣዳም ዝጸንሐ ሓጢኣት ዘሎኒኣብ ጸድፊ ዝጋልብ የ ሕማቅ ፈረሰኛኣብ ርቱዕ ዝምድር የ ዘይ ሰምዓኒ ዳኛፍሽክታኪ ዩ ከይቢል ንልበይ ዝወረሰጸጉሪ ርእስኪ አንዶ ሞ ኣብ ቅድመይ ተነስነሰጸጉሪ ርእሳ ዩ ከይብል ብ ፍቅሪ ዘውደቀኒዓይና ቀባሕ ክቢል አንዶሞ ሓቦጭቦጭ ይብለኒከይቢል ኣፍንጫኣ ዋይ ጹሩብ ከናፍራመልሃሳ ሃዘኒ ከም ማይ ሂወት ዛራኣብ ርጩን ዕላማ ክጪምት ዝ ህቅንኪናት ይሃሲ አንበር ዘበት ነጥቢ ኣይረክቢንሻንብቆ ክሳዳ ዋይ ባህገይ ዘንብሃቆከምታ ናይ ኖህ ርግቢት ዋይ ግርማ ተወረቀኣዝየ ኣድኒቀዮ ፍቅረይ ናትኪ ባቃቅላክም ሽግሽግ ናይ መስቀል ተሰርሀ ብሚላኣብነት ትሕትና ያ ግቱአ ከናፍራከም ፍርያት ቀራጺ ጽሩባት ይእጋራግን አንታይ በዲላ ፍቅረይ አንታይ በዲላግን አንታይ በዲላ ርግቢት ሞሮር አንታይ በዲላ አንታይ አንታይአንታይ በዲላ አንታይ አንታይ አወ አንታይ በዲላ ታ ርግቢት ሞሮር አወ አንታይ አንታይ አወ አንታይ በዲላ አንታይ አንታይ
thank you ezi arkey bewhud ne 6 amet zekwen delye sineya zenberku temti derfi amxikaleyyy
እዋይ ኣሰራርዓ ማርያም ኣደይ ትግርኛ ነዚ ሰሚዕኻ ካላም የለን ፋሪገዮ ኣሎኹ ምኽላም ትግርኛ
You are a big gift to eritrean people.
n wedi tkabo beza derfi eye z felto . newhi deliyeja krekba aykalkun. yekeniyelna kubur haw . weditkabo anbesa
Rigbit moror nana ninaana
ኣነ ግዳ ካብ ሰብ ሰብ ዝወለደኒካብ ኣዳም ዝጸንሐ ሓጥያት ዘሎኒ ኣብ ጸድፊ ዝጋልብ 'የ ሕማቕ ፈረሰኛ ኣብ ርቱዕ ዝምድር'የ ዘይሰምዓኒ ዳኛ ወዲ ትካቦ ዘይተበርበረ ድንቂ ኾኾብ ስነ-ጥበባዊ ግጥምታቱ ከም ሓረግ'ዚ ምጥንናጎም ልዕሊ ትርጉም ዝትርጎሙ ንበረለይ ኪኖ ክልተ ኣርብዓ።
Please hawey tekilka eba eta gitimi kula xihafa Thanks ❤️🙏😢
Nay okbagabr dya wala wedi tikabo eza derfi?❤
Thank you for uploading ! I have been searching for this song for years !
ደቂ ትግርኛ ተመሃሩ ተዘይኮነ ትመቱ
ወዲ ትካቦ ጅግና ንበረልና
Xrub awedadka kalat mis mirux kalat btame zedenq kelet tewhbo enashae ketsemo hayle zheb eu 1996 begtmae be zemawe lbey ztenkefet mezmur tbeb eya!!
ምሩኻ ክንሱ ኮይኑ ገዛኢኣ ንጹር መልእኽቲ እዩ ።🇪🇷🙏💪👈
Wedi tkabo nska wude derafay eika teba arha tebeb arma tebeb ❤❤
Andit Gurum nay behaki wedi tkabo meglexi yeblun
King 🤴 🙌😘🥰
King 🤴
ኣንታ ከምዚ ኣርቲስ ኣሎ ኣሎ ኣብዛ ሃገር ከማካ 100000
Zbehal Yelen legend 👑👑👑
ምልዮን ግዜ ምውራድ ጌጋ
❤
ወዲ ትካቦ ፍላስፋ
Ewe entay bedila
King 🐆👑
This video was taken from channel please remove it before I report you.
You even have no right to claim as it’s yours. It’s not yours. You even violate the patent law. Do you think I can’t claim you as well?
Who are you ,,sekit
How can you claim copyright on a thing you have no ownership! Stop ruining people’s vibe. Go cry somewhere else !
ግን አንታይ በዲላ
አወ አንታይ በዲላ
ኣብ ፍቅሪ ኣሚናፍቅሪ ዝጽላላ
ካብ ሁቅፊ ኣደ ፍቅሪ ዝፈሊ ዓማጺ
ከም ህቦብላ ንፋስ ዝሸቡብ ዝፋጺ
ድሌታ ድሌተይ ኣንከሎ ወሳኒ
ኣብ ሞንጎና ኣትዩ ኮይኑ በሰራ ዓይኒ
መልኪዓ በደላ ህሉፍ ጽባቄኣ
ምሩኻ ክንሱ ኮይኑ ገዛኢኣ
ባህጉ ክትርመስ ዩ ክትረግፍ ፍሪኣ እዋይይይ
ግን አንታይ በዲላ (2)
ርግቢት ሞሮር እካ ዋይለዋህ ካብ ቀደማ
ፍጹም በደል ኣልቦ ያ ናይ ሰማያት ግርማ
አብነት ቃልኪዳን ክንሳ ታ ናይ ሰላም ኣርማ
ብወንጪፍ ት ህደን አዋይ ይክዓዋ ደማ
ኣነ ግዳ ካብ ሰብ ሰብ ዝ ወለደኒ
ካብ ኣዳም ዝጸንሐ ሓጢኣት ዘሎኒ
ኣብ ጸድፊ ዝጋልብ የ ሕማቅ ፈረሰኛ
ኣብ ርቱዕ ዝምድር የ ዘይ ሰምዓኒ ዳኛ
ፍሽክታኪ ዩ ከይቢል ንልበይ ዝወረሰ
ጸጉሪ ርእስኪ አንዶ ሞ ኣብ ቅድመይ ተነስነሰ
ጸጉሪ ርእሳ ዩ ከይብል ብ ፍቅሪ ዘውደቀኒ
ዓይና ቀባሕ ክቢል አንዶሞ ሓቦጭቦጭ ይብለኒ
ከይቢል ኣፍንጫኣ ዋይ ጹሩብ ከናፍራ
መልሃሳ ሃዘኒ ከም ማይ ሂወት ዛራ
ኣብ ርጩን ዕላማ ክጪምት ዝ ህቅን
ኪናት ይሃሲ አንበር ዘበት ነጥቢ ኣይረክቢን
ሻንብቆ ክሳዳ ዋይ ባህገይ ዘንብሃቆ
ከምታ ናይ ኖህ ርግቢት ዋይ ግርማ ተወረቀ
ኣዝየ ኣድኒቀዮ ፍቅረይ ናትኪ ባቃቅላ
ክም ሽግሽግ ናይ መስቀል ተሰርሀ ብሚላ
ኣብነት ትሕትና ያ ግቱአ ከናፍራ
ከም ፍርያት ቀራጺ ጽሩባት ይእጋራ
ግን አንታይ በዲላ
ፍቅረይ አንታይ በዲላ
ግን አንታይ በዲላ
ርግቢት ሞሮር አንታይ በዲላ
አንታይ አንታይ
አንታይ በዲላ አንታይ አንታይ
አወ አንታይ በዲላ ታ ርግቢት ሞሮር አወ አንታይ አንታይ
አወ አንታይ በዲላ አንታይ አንታይ
thank you ezi arkey bewhud ne 6 amet zekwen delye sineya zenberku temti derfi amxikaleyyy
እዋይ ኣሰራርዓ ማርያም ኣደይ ትግርኛ ነዚ ሰሚዕኻ ካላም የለን ፋሪገዮ ኣሎኹ ምኽላም ትግርኛ
You are a big gift to eritrean people.
n wedi tkabo beza derfi eye z felto . newhi deliyeja krekba aykalkun. yekeniyelna kubur haw . weditkabo anbesa
Rigbit moror nana ninaana
ኣነ ግዳ ካብ ሰብ ሰብ ዝወለደኒ
ካብ ኣዳም ዝጸንሐ ሓጥያት ዘሎኒ
ኣብ ጸድፊ ዝጋልብ 'የ ሕማቕ ፈረሰኛ
ኣብ ርቱዕ ዝምድር'የ ዘይሰምዓኒ ዳኛ
ወዲ ትካቦ ዘይተበርበረ ድንቂ ኾኾብ ስነ-ጥበባዊ ግጥምታቱ ከም ሓረግ'ዚ ምጥንናጎም ልዕሊ ትርጉም ዝትርጎሙ ንበረለይ ኪኖ ክልተ ኣርብዓ።