Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ሃኒ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ ብሓቂ መግለጺ የብለይን ብትኽክል ፍቅሪ ስድራና ብፍጹም ዝግለጽ ኣይኮነን ካባና ምስተፈልዩ እዩ ዝርድኣና።
ያ ፍቅሪ ወለዲ ካባካ ምስ ተፈለዩ እዩ ዝርደአካ ሃኒ ሓወይ ጽቡቅ ጌርካ ገሊጽካያ
ካብ ጠቅላላ ስነጥበበኛታት ኣዝየ ዝፈትዎን ዘድንቆን ሃኒባል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብኣካል ክርክበካ ተስፋ ይገብር ካብ ሓውካ ትግረዋይ 💙💙💙💙
ካብ ሰነ ጥበበኛታተ እዝይ ዝፈትወካን ዘድንቀካን ሃኒባል ተድሮሰ ሙቁረ ፍጠረት ብኣካል ክርእየካ ተስፋ ይገብረ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኹም የኔ ማሮች ሓፍትኻ ካብ ትግራይ 🙏🥰🙏🥰🥰💋💋
ናይ ብሓቂ ሃኒ ሓወይ ሓደ ኣይነት ታሪኽ ኣለና ኣጆኻ ኩሉ ግዜ ፍቕሪ ናይ ስድራኻ ምስ ተፈለዩኻ እዩ ዝርደኣካ
Me 😢😢
ቅድሚ እዚኣ ቪዶ ምርኣየይ ፊልሚ ኢሮስ እድየ ወዲኤ ሕጂ መጽየኩም ። ፊልሚ ትግርኛ ካብዘይ ርኢ ነዊሕ ገይረ ኣለኩ እዛ ፊልሚ ግን ደስ ትብል ማራ ማራ እየ ዘድንቀኩም ብፍላይ ንክልቴኩም ንዮናስ ማዕረ ክንድዚ ኣይመስለን እዩ ነይሩ ሕጂ ግን እቲ ዝነፍዐ ተዋስኣይ ምካኑ ኣሚነ ቀጽልዎ ብሉጻተይ። ❤
ናይ ባሓቂ ሃኒ ሓወይ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ፍጣሪ
Pls haney shikor abza medebka kem megemerta n tedros xaedu amxalna love you wedi erey ❤❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሃኒ ሓወይ ❤🙏
ዋውውውውውው ሃኒተይይይይ ናተይይይ ታንክስ ሃገተይይይ ብጣዕሚ ኣድኒቀካ ኩሉ ንትናካ ሑቶታተይ ብልክዕ ዝመለስካለይ ካኣ ታንክስ ወዲ ኢረይ ጢኑ ያክ ንበረለይ ኣስኪ ጢኒኒ ታንክስ ካኣ ኩላኩም
Amen 🙏 hani haqey fqri sdra kglex aykieln u❤❤❤❤
Yesssssss fead alamin ezi very great 👍 gen hasisena tefikana beleley pless tinu hawey
Hani and tnu admen tanan yhabkum fetari❤❤❤❤❤❤
ኣሰይ ሃኒ ሓወይ ፀባየ ሰናይ ሓሳብ ልብኻ የስመረልካ የብልየን ኣባት ❤❤❤❤❤❤
Hani hawey hero nay hero
ሓሳባትካ መሃርን ብጣዕሚ ዝድነቕን እዩ ሃኒ። ኣብዘን ቃል ኣምላኽ ከኣ ቁሩብ ክነመሓይሻ፦ቁ.1፦ ገንዘብ ሱር ኩሉ ሓጥያት ዘይኮነ፡ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተጻሒፉ ዘሎ "ፍቕሪ ገንዘብ" እዩ ዝብል። እዚ ከኣ ንገንዘብ እንተ ኣፍቂርና ዘይንገብሮ ሓጥያት የለን እሞ ገንዘብና ኣገልጋሊና ጌርና መንግስቲ ኣምላኽ ክንወርሰሉ ከም ዘለና ደኣ እምበር ባሮት ገንዘብ ኰንና ብሃብትና ሓጥያት ከይንዕድግ ክምህረና ኢሉ ይመስለኒ። ቁ2.ሃብታም መንግስቲ ኣምላኽ ካብ ዝወርስ ገመል ብዓይኒ መርፍእ ክሓልፍ ይቐልል። እዚኣ ከኣ ሃብታም ኣይጸድቕን እዩ ንምባል ዘይኮነት ተጻሒፋ ሲ፡ ሃብታም ኰንካ መንግስቲ ኣምላኽ ክትወርስ ኣዝዩ ብዙሕ ፈተናታት ከም ዘለዎን ነቲ ብድሆታት ኣብ ምስዓር ድማ መብዛሕቲኡ ሃብታም ከምዘይዕወት ትገልጽ እያ። ስለዚ ሃብታም ምዃን ዘይኮነ ሓጥያት'ሲ "ሃብታም ኰንካ ንኽትጸድቅ ዓቕሚ ከይሃለወካ ሃብታም ምዃን እዩ ጌጋ"ቁ3. ብዛዕባ ዕላማ ናይ ሂወትካን ሸቶኻን ዝነገርካና ሃኒ ሓወይ፦*ጸላኢ ሰናያት ካብ ዕላማና ንኸጓናድበና ድቃስ የብሉን እሞ ኣብ ዝኾነ እዋን ንሰብ ይኹን ንሰይጣን ዕላማ ናይ ህይወትካ ኣይትዛረብ። ከምቲ ክርስቶስ ብስቕታ ስርሑ ዝሰርሐ ንሕና ውን ብስቕታ ሱቕ ኢልና ንስራሕ። ድንግል ማርያም ትሓልወና!
Shekornatt deki Eri God bless you all keep up the good work ❤❤❤🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷
Hani &tinu zfetwekum tewasaei eikum ❤❤❤.nbilu kea edmen tenan yhabelka fetari semmmm ablley
Haney hayal seb eka❤❤❤❤
ንፉዓት የሕዋት ኣብ ሂወትኩም ጥዕና ኣብ ስራሕኩም ዓወት ይምነየልኩም
ሃኒ ብጣዕሚ ዕጉስ ሰብ
Hani &Tinu shikor fetewwwww zeblekum agoka naytom kewedekukum zedelyu kinie eyu ayesaanun eyom ajoka ab godenika alena ❤❤❤❤🙏🙏
ሃኒ ሓወይ ሕቶ ዉሽጠይ ክብሎ ዘለኒ ኢልካለይ ብዛዕባ ወለዲ thankes❤❤❤❤gbu❤❤❤❤❤
ናይ ብሓቂ ሃና ሓወይ ❤❤❤
ሃኒተይ ብጣዕም እየ ዝፎቱወካ❤
ደቂ ሪመይ ዕድሜና ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ
ሃኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤
አስይ ደስ ክትብሉ ፍቅርኩም መመሊሱ ይብዛሕ❤❤❤❤
Gele aynet medeb hanu hawey ezi medeb GN qrub fliy kiblelka n seid rizqey amxayo pls Malet bzuh drsetat kelewo ab interview Kone show mexyu ayfeltin eyu pls ab lebka gbero ika ❤️
Nay Sidra agelalixa ka Nice bitami mesatit walahi thank you i love my family
❤ata anes ntinu kfetwo❤❤
❤❤❤❤ deki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 sekrintate❤❤❤
Heni shkor😍😍😍😍 Ma Great Artist Love you😘😘😘😘
Wawwww hani hawey edmen tinan yehabka fetari 🙏
Nice 👍🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰👍👍👍👍👍
Edmen tienan yhabkum❤❤❤❤❤
Deki eri selamkum ybzah❤❤❤❤❤❤
God bless you hani❤
ቅድሚ ቃለ መሕትት ግን ምብርካት ኣይቅድምን ,,,,, ክንደይ ዝነኛታት ካብ ቃለ መሕትት ይቁጠቡ ዮም ካብኦይ ተመሃር መተዓቢቲ።።
እዋይ ሃኒተይ ዋላ ኣነ ሳኣን እምብይ ምባለይ ድሕሪ ኩሉ ተሪፈ ጊዘ ኣብ ምዕራቡ ግን እምብይ ምባል ጀሚረ ግን ታይ እሞ ይዓብስ
Nice Haniti boy be strong be let's hard bro❤
ayzoka haniye ❤❤❤❤
Tinu shkor & hanibaley ❤❤
Tanks Hani ❤❤❤❤❤❤
ንኣድያም ስብሃቱ ባ ኣምፀአልና ጢኑ
ቅድም ኣምጽዮማ ኔሮም ኮ❤
Aseyyy ❤❤❤ shikorntatt ❤❤❤ edmen tenan yhabikum❤❤❤
Hanitay shekor ajoka aythemaqq❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Hani hawey ❤❤❤
ደቂ ኤረይ ሸኮራት ቀጽልዎ❤❤❤❤
Zeganris arsenalwi hani habibi ana merr eki kafi tihbani edamin tenani inshallah
eway hanibal shikor guluxent zelka
Kfetwekum meat ❤️Tenene ayney padlaka kea ab qaley aleku ajoka b juwa yerakbena.
ደቂ ኤረይ ❤ ከፍ ኣለኩም
Tinu & hani ezi aboye zeytdqeswo kerikum eye dahan kkkk❤❤❤🇪🇷🫶🎈✅
Hani & tinu btaemi ena nfetwekum ajokum bertue ❤❤
Kef alekum sehakum gele❤❤
እዋይ ሃኒባል ወዲ ቴድሮስ ደግፌ ዲኻ ብዙሕ ነገር ዘኪረ 🥺🥺ስድራና ተናፈቅቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ❤
ኣነስ ክፈትወኩም ❤❤❤
Hanitey shkorrr ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😊😊😊😊❤
ሃኒ ሓወይ ብዓል ሓዳር ደካ ታይ
Haney shkorrrrrrr❤❤❤❤❤❤❤ miss u nty
Amlac kemdolyetc yehbki ❤❤
hani hawey ...እታ ገንዘብ ሱር ኩሉ ሓጥያት ትብል,,,,ፍቕሪ ገንዘብ ሱር ኩሉ ሓጥያት ኢያ ትብል,,, ገንዘብ ጌጋ የብሉን :ፍቕሪ ገንዘብ ግና ኣምልኾ ኢዩ,, ኣብ መጽሓፍቅዱስ ዘሎ ክሳብ ዘይኣመንካሉ ክርስትያን ኣይኮንካን ማለት ኢዩ,,,1 Timothy 6 ትግ - 1 ጢሞቴዎስ10: እቲ ፍቕሪ ገንዘብሲ ሱር ኵሉ ኽፍኣት እዩ እሞ፡ ገሊኦም ንእኡ እናተመጣጠሩ ኻብ እምነት ዘምበሉ፡ ናብ ርእሶምውን ብዙሕ ስቓይ ኣምጽኡ።
Nay Bahaki haniye sdraka malet kulu negerka malet u 🥹❤️
Admen tanan yehabkum
እቢ ዘይምባል እህ ሓቅካ ሓኒ ሓወይ❤
hanitey ❤ tenene ❤ selamkum ybzah
woww
ኣብታ ናይ ኣደ ዝተላበሰት ጓል ዝበልካያ 100% ይሰማማዕ የ ምሳኻ ኩላትክን ሓራሙ ጽባሕ ኣደ ምዃንክን ስለ ዘይተርፈክን ዛ ነጥቢ ኣስምራላሰብኣይ ገዛ ይሃንጽ ሰበይቲ ከኣ ቤት ተቕውም
Hani shukor i like u, kemaka gulux sebye zixibe zelloku 🫶
hani hawey edmen tenan yhabka
Hero ❤❤❤❤
ሃኒ ሓወይ ኣነስ ክፈትወካ ❤❤❤❤❤
Nmerkeb goytom amxeulna
ሃኒ ሓወይ ስማዕ ዶ ክሓተካ ዶ ሃኒባል ማለት እንታይ ማለት እዪ አንስቲ እየ ንዘወደይ ሃኒ ኢለ ከውፀአሉ ደልየ ብጣዕሚ ከዓ እየ ዝፎትዋ ሽምካ ተገዲስካ መልሰለይ ኣብ ኮሞኖንት ምስ ይቅሬታ❤❤❤❤❤ ዶሞ ኣድናቂትካ እየ
WEll come❤❤
ኣይይይይይይ 😅😅😅 ሕልፍ ክብል ኮየ ታኣልየ
Ms seankayom u zrdeaka fqri sdra naybehaki zmotu aymelenn neru neay wn gn lbey tenkifkani ane wn kemaka ye bnshtey keleku adey sine 😢
Haniteyy❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Aytisearun ekum mearey Haqi dhri newih iya tdemq
ኣብ መወዳእታ ዘላ ኩትሚያ ሹሽ ናዓኻ'ዩ ኮ ኣታ ሰበይ ኣሲሒቓትኒ😂😂😂😂😂
ደስ
Powwwwwwwwwww nice
ሰላም ከመይ ኣኩም ሃኒ&ጢኑ ❤❤❤ ብምቅጻል ኣዝየ ዝፈትወኩም ተዋስእቲ ኢኩም በዚ ኣጋጣሚ❤❤ ❤ ንሃኒ ሓወይ ኣብ ሰነ ጥባብ እቲ ትደልዮ በጺሕካዮ ዶ? ኣብ ድርሰት ከ ትሳተፍ ዲካ? እንታይ ዓይነት ባላን ኣለካ ኣብ ቀጻሊ❤❤❤ ሶሪ ጢኑ ከይት ነጥራ ከይ ጠነካ ብኣያ ኪዳነ ገይረ❤❤❤❤❤❤
Hahhhhh htotat tedalyu wedius hji thatu ala deqi sebat
Asha eka mesleni eti amlak bmsla ztezarebo atergimka mrdae mhasheka sorry gn kem abuy hawey kemdfret aythseba eka❤❤❤❤❤❤
ሙቁራተይ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
ጢኑን ሃንን ከፍ ኣለኩም❤
Edimen teanan yhabka hani hawey
ሃኒ መክሰብ ❤❤
Hani shkorr 🥰🥰❤️❤️❤️❤️
Eta link eba sdedeley
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
Kkk mshrftkum hizkum Alenlalkum hani shkor
Yes you right not like Mother, and Father.
❤❤❤❤❤
ቆናጁ ደቂ ኤረ...ኣነ ትግራዋይ የ ግና በዓዲ ኣይፈላልን ግና ምስ ተጋሩ ፊልም ዘይትጀማምሩ ......ን ሉል ሕተተልና በጃኻ
Kkkkkkkkkk❤❤❤❤❤❤❤
ያ' ሕቶና ነጢርኩሞ😅
😂😂😂
Emo ke dea hasawi seb ayfetun eye elka nerka welas hige gedifkayo eka mhsaw welas ab awald tray eka thusu?
ሃኒ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ ብሓቂ መግለጺ የብለይን ብትኽክል ፍቅሪ ስድራና ብፍጹም ዝግለጽ ኣይኮነን ካባና ምስተፈልዩ እዩ ዝርድኣና።
ያ ፍቅሪ ወለዲ ካባካ ምስ ተፈለዩ እዩ ዝርደአካ ሃኒ ሓወይ ጽቡቅ ጌርካ ገሊጽካያ
ካብ ጠቅላላ ስነጥበበኛታት ኣዝየ ዝፈትዎን ዘድንቆን ሃኒባል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብኣካል ክርክበካ ተስፋ ይገብር ካብ ሓውካ ትግረዋይ 💙💙💙💙
ካብ ሰነ ጥበበኛታተ እዝይ ዝፈትወካን ዘድንቀካን ሃኒባል ተድሮሰ ሙቁረ ፍጠረት ብኣካል ክርእየካ ተስፋ ይገብረ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኹም የኔ ማሮች ሓፍትኻ ካብ ትግራይ 🙏🥰🙏🥰🥰💋💋
ናይ ብሓቂ ሃኒ ሓወይ ሓደ ኣይነት ታሪኽ ኣለና ኣጆኻ ኩሉ ግዜ ፍቕሪ ናይ ስድራኻ ምስ ተፈለዩኻ እዩ ዝርደኣካ
Me 😢😢
ቅድሚ እዚኣ ቪዶ ምርኣየይ
ፊልሚ ኢሮስ እድየ ወዲኤ ሕጂ መጽየኩም ። ፊልሚ ትግርኛ ካብዘይ ርኢ ነዊሕ ገይረ ኣለኩ እዛ ፊልሚ ግን ደስ ትብል ማራ ማራ እየ ዘድንቀኩም ብፍላይ ንክልቴኩም ንዮናስ ማዕረ ክንድዚ ኣይመስለን እዩ ነይሩ ሕጂ ግን እቲ ዝነፍዐ ተዋስኣይ ምካኑ ኣሚነ ቀጽልዎ ብሉጻተይ። ❤
ናይ ባሓቂ ሃኒ ሓወይ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ፍጣሪ
Pls haney shikor abza medebka kem megemerta n tedros xaedu amxalna love you wedi erey ❤❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሃኒ ሓወይ ❤🙏
ዋውውውውውው ሃኒተይይይይ ናተይይይ ታንክስ ሃገተይይይ ብጣዕሚ ኣድኒቀካ ኩሉ ንትናካ ሑቶታተይ ብልክዕ ዝመለስካለይ ካኣ ታንክስ ወዲ ኢረይ ጢኑ ያክ ንበረለይ ኣስኪ ጢኒኒ ታንክስ ካኣ ኩላኩም
Amen 🙏 hani haqey fqri sdra kglex aykieln u❤❤❤❤
Yesssssss fead alamin ezi very great 👍 gen hasisena tefikana beleley pless tinu hawey
Hani and tnu admen tanan yhabkum fetari❤❤❤❤❤❤
ኣሰይ ሃኒ ሓወይ ፀባየ ሰናይ ሓሳብ ልብኻ የስመረልካ የብልየን ኣባት ❤❤❤❤❤❤
Hani hawey hero nay hero
ሓሳባትካ መሃርን ብጣዕሚ ዝድነቕን እዩ ሃኒ። ኣብዘን ቃል ኣምላኽ ከኣ ቁሩብ ክነመሓይሻ፦
ቁ.1፦ ገንዘብ ሱር ኩሉ ሓጥያት ዘይኮነ፡ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተጻሒፉ ዘሎ "ፍቕሪ ገንዘብ" እዩ ዝብል። እዚ ከኣ ንገንዘብ እንተ ኣፍቂርና ዘይንገብሮ ሓጥያት የለን እሞ ገንዘብና ኣገልጋሊና ጌርና መንግስቲ ኣምላኽ ክንወርሰሉ ከም ዘለና ደኣ እምበር ባሮት ገንዘብ ኰንና ብሃብትና ሓጥያት ከይንዕድግ ክምህረና ኢሉ ይመስለኒ።
ቁ2.ሃብታም መንግስቲ ኣምላኽ ካብ ዝወርስ ገመል ብዓይኒ መርፍእ ክሓልፍ ይቐልል።
እዚኣ ከኣ ሃብታም ኣይጸድቕን እዩ ንምባል ዘይኮነት ተጻሒፋ ሲ፡ ሃብታም ኰንካ መንግስቲ ኣምላኽ ክትወርስ ኣዝዩ ብዙሕ ፈተናታት ከም ዘለዎን ነቲ ብድሆታት ኣብ ምስዓር ድማ መብዛሕቲኡ ሃብታም ከምዘይዕወት ትገልጽ እያ። ስለዚ ሃብታም ምዃን ዘይኮነ ሓጥያት'ሲ "ሃብታም ኰንካ ንኽትጸድቅ ዓቕሚ ከይሃለወካ ሃብታም ምዃን እዩ ጌጋ"
ቁ3. ብዛዕባ ዕላማ ናይ ሂወትካን ሸቶኻን ዝነገርካና ሃኒ ሓወይ፦
*ጸላኢ ሰናያት ካብ ዕላማና ንኸጓናድበና ድቃስ የብሉን እሞ ኣብ ዝኾነ እዋን ንሰብ ይኹን ንሰይጣን ዕላማ ናይ ህይወትካ ኣይትዛረብ። ከምቲ ክርስቶስ ብስቕታ ስርሑ ዝሰርሐ ንሕና ውን ብስቕታ ሱቕ ኢልና ንስራሕ።
ድንግል ማርያም ትሓልወና!
Shekornatt deki Eri God bless you all keep up the good work ❤❤❤🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷
Hani &tinu zfetwekum tewasaei eikum ❤❤❤.nbilu kea edmen tenan yhabelka fetari semmmm ablley
Haney hayal seb eka❤❤❤❤
ንፉዓት የሕዋት ኣብ ሂወትኩም ጥዕና ኣብ ስራሕኩም ዓወት ይምነየልኩም
ሃኒ ብጣዕሚ ዕጉስ ሰብ
Hani &Tinu shikor fetewwwww zeblekum agoka naytom kewedekukum zedelyu kinie eyu ayesaanun eyom ajoka ab godenika alena ❤❤❤❤🙏🙏
ሃኒ ሓወይ ሕቶ ዉሽጠይ ክብሎ ዘለኒ ኢልካለይ ብዛዕባ ወለዲ thankes❤❤❤❤gbu❤❤❤❤❤
ናይ ብሓቂ ሃና ሓወይ ❤❤❤
ሃኒተይ ብጣዕም እየ ዝፎቱወካ❤
ደቂ ሪመይ ዕድሜና ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ
ሃኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤
አስይ ደስ ክትብሉ ፍቅርኩም መመሊሱ ይብዛሕ❤❤❤❤
Gele aynet medeb hanu hawey ezi medeb GN qrub fliy kiblelka n seid rizqey amxayo pls Malet bzuh drsetat kelewo ab interview Kone show mexyu ayfeltin eyu pls ab lebka gbero ika ❤️
Nay Sidra agelalixa ka Nice bitami mesatit walahi thank you i love my family
❤ata anes ntinu kfetwo❤❤
❤❤❤❤ deki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 sekrintate❤❤❤
Heni shkor😍😍😍😍 Ma Great Artist Love you😘😘😘😘
Wawwww hani hawey edmen tinan yehabka fetari 🙏
Nice 👍🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰👍👍👍👍👍
Edmen tienan yhabkum❤❤❤❤❤
Deki eri selamkum ybzah❤❤❤❤❤❤
God bless you hani❤
ቅድሚ ቃለ መሕትት ግን ምብርካት ኣይቅድምን ,,,,, ክንደይ ዝነኛታት ካብ ቃለ መሕትት ይቁጠቡ ዮም ካብኦይ ተመሃር መተዓቢቲ።።
እዋይ ሃኒተይ ዋላ ኣነ ሳኣን እምብይ ምባለይ ድሕሪ ኩሉ ተሪፈ ጊዘ ኣብ ምዕራቡ ግን እምብይ ምባል ጀሚረ ግን ታይ እሞ ይዓብስ
Nice Haniti boy be strong be let's hard bro❤
ayzoka haniye ❤❤❤❤
Tinu shkor & hanibaley ❤❤
Tanks Hani ❤❤❤❤❤❤
ንኣድያም ስብሃቱ ባ ኣምፀአልና ጢኑ
ቅድም ኣምጽዮማ ኔሮም ኮ❤
ቅድም ኣምጽዮማ ኔሮም ኮ❤
Aseyyy ❤❤❤ shikorntatt ❤❤❤ edmen tenan yhabikum❤❤❤
Hanitay shekor ajoka aythemaqq❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Hani hawey ❤❤❤
ደቂ ኤረይ ሸኮራት ቀጽልዎ❤❤❤❤
Zeganris arsenalwi hani habibi ana merr eki kafi tihbani edamin tenani inshallah
eway hanibal shikor guluxent zelka
Kfetwekum meat ❤️Tenene ayney padlaka kea ab qaley aleku ajoka b juwa yerakbena.
ደቂ ኤረይ ❤
ከፍ ኣለኩም
Tinu & hani ezi aboye zeytdqeswo kerikum eye dahan kkkk❤❤❤🇪🇷🫶🎈✅
Hani & tinu btaemi ena nfetwekum ajokum bertue ❤❤
Kef alekum sehakum gele❤❤
እዋይ ሃኒባል ወዲ ቴድሮስ ደግፌ ዲኻ ብዙሕ ነገር ዘኪረ 🥺🥺ስድራና ተናፈቅቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ❤
ኣነስ ክፈትወኩም ❤❤❤
Hanitey shkorrr ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😊😊😊😊❤
ሃኒ ሓወይ ብዓል ሓዳር ደካ ታይ
Haney shkorrrrrrr❤❤❤❤❤❤❤ miss u nty
Amlac kemdolyetc yehbki ❤❤
hani hawey ...እታ ገንዘብ ሱር ኩሉ ሓጥያት ትብል,,,,ፍቕሪ ገንዘብ ሱር ኩሉ ሓጥያት ኢያ ትብል,,, ገንዘብ ጌጋ የብሉን :ፍቕሪ ገንዘብ ግና ኣምልኾ ኢዩ,, ኣብ መጽሓፍቅዱስ ዘሎ ክሳብ ዘይኣመንካሉ ክርስትያን ኣይኮንካን ማለት ኢዩ,,,
1 Timothy 6 ትግ - 1 ጢሞቴዎስ
10: እቲ ፍቕሪ ገንዘብሲ ሱር ኵሉ ኽፍኣት እዩ እሞ፡ ገሊኦም ንእኡ እናተመጣጠሩ ኻብ እምነት ዘምበሉ፡ ናብ ርእሶምውን ብዙሕ ስቓይ ኣምጽኡ።
Nay Bahaki haniye sdraka malet kulu negerka malet u 🥹❤️
Admen tanan yehabkum
እቢ ዘይምባል እህ ሓቅካ ሓኒ ሓወይ❤
hanitey ❤ tenene ❤ selamkum ybzah
woww
ኣብታ ናይ ኣደ ዝተላበሰት ጓል ዝበልካያ 100% ይሰማማዕ የ ምሳኻ
ኩላትክን ሓራሙ ጽባሕ ኣደ ምዃንክን ስለ ዘይተርፈክን ዛ ነጥቢ ኣስምራላ
ሰብኣይ ገዛ ይሃንጽ ሰበይቲ ከኣ ቤት ተቕውም
Hani shukor i like u, kemaka gulux sebye zixibe zelloku 🫶
hani hawey edmen tenan yhabka
Hero ❤❤❤❤
ሃኒ ሓወይ ኣነስ ክፈትወካ ❤❤❤❤❤
Nmerkeb goytom amxeulna
ሃኒ ሓወይ ስማዕ ዶ ክሓተካ ዶ ሃኒባል ማለት እንታይ ማለት እዪ አንስቲ እየ ንዘወደይ ሃኒ ኢለ ከውፀአሉ ደልየ ብጣዕሚ ከዓ እየ ዝፎትዋ ሽምካ ተገዲስካ መልሰለይ ኣብ ኮሞኖንት ምስ ይቅሬታ❤❤❤❤❤ ዶሞ ኣድናቂትካ እየ
WEll come❤❤
ኣይይይይይይ 😅😅😅 ሕልፍ ክብል ኮየ ታኣልየ
Ms seankayom u zrdeaka fqri sdra naybehaki zmotu aymelenn neru neay wn gn lbey tenkifkani ane wn kemaka ye bnshtey keleku adey sine 😢
Haniteyy❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Aytisearun ekum mearey
Haqi dhri newih iya tdemq