YoniSosi-ሕልፍ ኢለ- New Tigrinya Mezmur 2021 [Official Video]

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 12 дек 2024

Комментарии • 1,1 тыс.

  • @wedkeren137
    @wedkeren137 2 месяца назад +6

    ሕልፍ ኢለ ኩነታተይ የምልኸካ
    አምላኸይን ንጉሰይን ንስኻ ኢካ
    ውጽእ ኢለ ኣብ በረኽተይ የምለኸካ
    ኣምላከይ ንጉሰይን ንስኻ ኢካ
    ስግር ኢለ ነገራተይ የምለኸካ
    አምላከይን ንጉሰይን ንስኻ ኢካ
    ኣብ ማህሌት እስራኤል ትነብር
    ብምስጋና ህዝብካ ትኸብር
    ኣብ ማህሌት እስራኤል ትነብር
    ብኣምልኾ ህዝብካ ትኸብር
    ኣብ ማህሌት እስራኤል ትነብር ብምስጋና ህዝብካ ትኸብር
    ምስጋናይ ንዓኻ 'ዩ (፰)
    ከም ትኽእል ክትፍጽሞ ንቃል ኣፍካ
    ሞት ነገረይ እንዳረኣኹ ክብሪ እህበካ
    ከም ተተንስእ ንዝሞተ ህያው ጌርካ
    ከይረኣኹ ከባቢየይ ይኣምነካ
    ኣይጸልወንን ትደጋዊ ኩነታተይ
    ፍርቂ ለይቲ የመስግነካ ከም ልማደይ
    ኣብ ማህሌት እስራኤል ትነብር
    ብምስጋና ህዝብካ ትኸብር
    ኣብ ማህሌት እስራኤል ትነብር
    ብኣምልኾ ህዝብካ ትኸብር
    ኣብ ማህሌት እስራኤል ትነብር ብምስጋና ህዝብካ ትኸብር
    ምስጋናይ ንዓኻ 'ዩ (፰)
    ይጸዋዕ እምበር ይመለኽ ስሙ
    ኣብ ሰማይ ምድሪ የሱስ ጎይታይ'ዩ
    ይጸዋዕ እምበር ይመለኽ ስሙ ሰማይ ምድሪ ኢየሱስ ጎይታይ'ዩ
    ኣብ ሰማይ ምድሪ ኢየሱስ ጎይታይ'ዩ (፬)
    የሱስ ጎይታይ'ዩ (፮)
    ኣይከኣለን ዕላምኡ ክገብረኒ
    ስምካ ገዳማይ ኮይኑኒ
    ኣይከኣለን ፍላጻኡ ክወግኣኒ
    ስምካ ገዳማይ ኮይኑኒ
    ኣይከኣለን ትዋሓጢ ክበልዓኒ
    ስምካ ገዳማይ ኮይኑኒ
    ኣይከኣለን እቲ መብረዚ ከብርዛኒ
    ስምካ ገዳማይ ኮይኑኒ
    ስምካ ገዳመይ ኮይኑኒ (፮)
    ሃዲመ ዘዕቍበሉ
    ሃዲመ ዘዕቁበሉ
    ሃዲመ ዘዕቁበሉ
    ሃዲመ ዘዕቍበሉ
    ጽኑዕ ግንባይ'ዩ ስምካ
    ጽኑዕ ግንባይ'ዩ ስምካ
    ጽኑዕ ግንባይ'ዩ ስምካ
    ጽኑዕ ግንባይ'ዩ ስምካ(፪)
    ጽኑዕ ግንባይ'ዩ ስምካ(፰)

  • @F07066
    @F07066 3 года назад +68

    በረኸትኩም መመሊሱ የንጀርብብ ካባኹም ሓሊፉ ንሃገርናን ዓለምናን የንጀርብብ። ብሩኻት ብርኽ የብልኩም

  • @saraabraham6668
    @saraabraham6668 3 года назад +51

    መጽሓፍ ምሳሌ 18
    10፤ ስም እግዚኣብሄር ጽኑዕ ግምቢ እዩ፡ ጻድቕ ናብኡ ጐይዩ የዕቍብ። 🙌🏾🙌🏾🙌🏾🙌🏾🙌🏾❤️❤️❤️❤️❤️

  • @BentistFan3210
    @BentistFan3210 10 месяцев назад +14

    I’m orthodox and I love this song May God Bless You

  • @rozinatsegay6373
    @rozinatsegay6373 8 месяцев назад +2

    God bless you guys we have loved you from the beginning!

  • @hermontekelghi7093
    @hermontekelghi7093 2 года назад +72

    I’m orthodox but l love this mezmer god bless .

    • @okbsms
      @okbsms Год назад +5

      men hatitka ortdox mikhanka amen elka zy akhileka

    • @raheltedros579
      @raheltedros579 Год назад +3

      Ata seb wey amlack emen wey shetan ab hadiu ok nezi derfi si mezmur elkayo 😭😭😭😭

    • @abeltessfamariam4468
      @abeltessfamariam4468 Год назад

      ​@@raheltedros579bikemey eka sheytan tibliyo ezi kea derfi aykonen mezmur eyu aytigageyi

    • @rozinatsegay6373
      @rozinatsegay6373 8 месяцев назад +1

      Keep believing I'm God my brother!

    • @waterl00
      @waterl00 5 месяцев назад +1

      ​@@raheltedros579 3sha, this is a Christian song

  • @sabrinaestifanos3585
    @sabrinaestifanos3585 3 года назад +27

    ብሃቂ መሰጎሚ ኮይኑኒ መዝሙርኩም አብዚ ገቢድ ግዜ ... እንዳወሰክኹም ኪዱ መመሊስኩም ብመዝሙርኩም ኣገልግሉ መመሊስኩም ኣብቲ በረክቲ ... ስለ ዘይንጸግቦ መዝሙርኩም መመሊስኩም ዘምሩ this is your season ❤️❤️❤️

  • @tesfay138solomon8
    @tesfay138solomon8 Год назад +6

    ከምቲ ዒላ ያቆብ ንወለዶታት ዘስቲ ዮኒሶሲ ብመዛሙሮታትኩም ረዊት ኢና እሞ ዘመናትኩም ይባረክ

  • @esitekle6427
    @esitekle6427 3 года назад +62

    ናይ ኩሉ ግዜ በረኸትና መመሊስኩም ተባረኹ
    ❤️❤️❤️

  • @Science_explained
    @Science_explained 3 года назад +81

    I don't understand the language but I just loved this song. I discovered it a week or so ago while I was looking through gospel songs list. Amazing couple worshipping the Lord together! May God bless you

    • @regaetazmorom6926
      @regaetazmorom6926 3 года назад +4

      ❤❤❤

    • @Prolly.Sinuuu
      @Prolly.Sinuuu 3 года назад +4

      Jesus loves you

    • @asierogube6273
      @asierogube6273 2 года назад +2

      @@Prolly.Sinuuu Z;@

    • @luulas6037
      @luulas6037 2 года назад +7

      It is meaning worshipping God beyond your circumstance, as He is our God and our King.
      God is glorified by his people's praise and my praise is to you
      because He is the God who raises the dead and my circumstances do not affect it... I worship you at midnight as usual.
      ( something like that)😊

    • @Science_explained
      @Science_explained 2 года назад +3

      @@luulas6037 Thanks for that! I appreciate it

  • @meazamathewosofficial7861
    @meazamathewosofficial7861 3 года назад +25

    ወድጄአችሁ ሁሌ አያችኋለሁ ውድድድድ
    መንፈስ ቅዱስ ከቋንቋዎች በላይ ነው❤❤❤❤

  • @nathanhawey294
    @nathanhawey294 3 года назад +37

    Exam time!ብሓዊ እዛ መዝሙር ቅድሚ ምውጽኣ ብላይፍ ዝተዘመረት ኣብ ኤግዛም ዝነበረኒ ምሉእ ምዓልቲ ይሰምዓ ኔረ እዚ ኹሉ ደጊመ ሰሚዐያ ሕጉስ ኢለ ይዝምር ኔረ።ሕጂ ከኣ በቃ ዋው ብፍሉይ ኮይኑ
    እሞ ከኣ ተኣኪብኩም።ተባረኹ ፍቑራት እንዳዮኒ ምስ ኩላትኩም ኣሕዋት።

  • @hireytitewolde2482
    @hireytitewolde2482 3 года назад +10

    YoniSosi ቅቡኣት፡ እሙናት ኣገልገልቲ ጎይታ ፡ ንብዙሓት ንበረኸት ክትኮኑ ጽዉዓት !!! ስሌቲ መንፈስ ቅዱስ ዝኸለሎ መዛሙራትኩም ጎይታ ኣባኹም ዘንበሮ ጸጋ፡ ኩሉ ክብሪ ፡ ኣምልኾ ፡ ስግደት፡ ሞጎስ ተጠቕሊሉ ንዕኡ ይኹን!!! ንስኻትኩም ኣዚኹም ብሩኻት ኢኹም። ዘመንኩም ምሉእ ብስም የሱስ ዝተባረኸ ይኹን!!! ውሉድኩም ይባረኹ!!! ኩሉኹም ኣብቲ ሕብረት ዘለኹም ዘመንኩም ይባረኽ!!! እግዚኣብሄር ኣብ ዘለዎ ከምዚ ዓይነት ሕብረት ኣሎ። ባህ ስለዝብሎ ከኣ ብዓቢ ክብሪ ይሰርሕ። ክብሪ ንኣምላኽ!!! የሱስ ጎይታ እዩ!!!

  • @SamrawitA.Andemichael
    @SamrawitA.Andemichael 3 года назад +12

    ኤርምያስ 3 (Lamentations)
    22፤ ምሕረቱ ኣይተወድኤን እዩ እሞ፡ ጥራስ ዘይጠፋእናስ ጸጋ እግዚኣብሄር እዩ።
    23፤ ኣብ ጸጽባሕ ሓድሽ እዩ፡ እሙን ምዃንካ ዓብዪ እዩ።
    24፤ ነፍሰይሲ፡ ግደይ እግዚኣብሄር እዩ፡ ስለዚ ብእኡ ተስፋ እገብር፡ ትብል ኣላ።
    25፤ እግዚኣብሄር ነቶም ዚጽበይዎ፡ ነታ እትደልዮ ነፍሲ ሰናይ እዩ።
    26፤ ንምድሓን እግዚኣብሄር ተስፋ ምግባርን ብህድኣት ምጽባይን ሰናይ እዩ። up lifting song.blessings yonisosi.

  • @medenzoblessed3355
    @medenzoblessed3355 3 года назад +186

    ሕልፍ ኢለ ኩነታተይ አምልኸካ፡
    ኣምላኸይን ንጉሰይን ንስኻ ኢኻ
    ዉጽእ ኢለ ኣብ በረኽተይ አምልኸካ
    ኣምላኸይን ንጉሰይን ንስኻ ኢኻ
    ስግር ኢለ ነገራተይ አምልኸካ
    ኣምላኸይን ንጉሰይን ንስኻ ኢኻ
    ሕልፍ ኢለ ኩነታተይ አምልኸካ
    ኣምላኸይን ንጉሰይን ንስኻ ኢኻ
    ኣብ ማህለት እስራኤል ትነብር
    ፡ብምስጋና (ኣምልኾ) ህዝብካ ትኸብር
    .......ምስጋናይ ነዓኻ ዩ........
    ከም ትኽእል ክትፍጽሞ ንቓል ኣፍካ
    ሙማት ነገረይ አና ረኣኩ ክብሪ እህበካ
    ከም ተተስእ ንዝሞተ ህያው ጌርካ
    ከይሬኤኹ ከባብየይ ይኣምነካ
    ኣይጸልወንን ቲ ደጋዊ ኩነታትይ
    ፍርቂ ለይቲ አመስግነካ ከም ልማደይ
    ኣብ ማህለት እስራኤል ትነብር
    ፡ብምስጋና (ኣምልኾ) ህዝብካ ትኸብር
    .......ምስጋናይ ነዓኻ ዩ........
    ይጸዋዕ አምበር፡ ይመለኽ ስሙ
    ኣብ ሰማይ ምድሪ የሱስ ጎይታ ዩ
    የሱስ ጎይታ ዩ.
    ኣይከኣለን ዕላማኡ ክገብረኒ፡ስምካ ገዳመይ ኮይንኒ
    ኣይከኣለን ፍላጻኡ ክወግኣኒ፡ስምካ ገዳመይ ኮይንኒ
    ኣይከኣለን ትወሓጢ ክበልዓኒ፡ስምካ ገዳመይ ኮይንኒ
    ኣይከኣለን ትመብረሲ ከብረስኒ፡ስምካ ገዳመይ ኮይንኒ
    ...........ስምካ ገዳመይ ኮይንኒ............
    ሃዲመ ዘዕቁበሉ፡ ጽኑዕ ግምበይ ዩ ስምካ

  • @judijesus1346
    @judijesus1346 2 года назад +7

    ከም ተተስእ ንዝሞተ ሂያው ጌርካ ከይራኣኩ ከባብየይ ያኣምነካ ኣይጸልወንንቲ ደጋዊ ኩነታተይ ፍርቅለይቲ የመስግነካ ከምልማደይ።ኣሜን ንቡዙሕ ንበረከት ኢኩም ኣብዛ ምድሪ ዪኒሶሲ

  • @Mekseb.blessed2025
    @Mekseb.blessed2025 3 года назад +25

    መዝሙር ዳዊት 22
    3፤ ኣታ ብማህሌት እስራኤል እትነብር፣
    ንስኻ ቅዱስ ኢኻ።I ❤️ u Yoni & Sosi

  • @yemengstwongel
    @yemengstwongel 3 года назад +41

    ኣምላኽ ንህዝቡ እንተፈትይዎ፣ ብኸምዚ መዝሙር'ዩ ዝባርኾ! ገና ሰሚዕና ከይወዳእናዮ ብቕጽበት ዓይኒ ና'በረኽቲ ኣደይቡና። ስሙ ይባረኽ! ዮኒ-ሶሲ ተባረኹ! ኣሜን!!

  • @merrytsegezab232
    @merrytsegezab232 3 года назад +13

    ሕልፍ እለ ኩነታተይ የምልኸኻ ኣምላከይን ኑጉሰይ ንስካ እካ።
    ውጽእ እለ ኣብ በረኽተይ የምልኸኻ
    ኣምላከይን ንጉሰይ ንስካ እካ።
    ስግርእለ ነገራተይ የምልኸኻ ኣምላኸይን ንጉሰይን ንስኻ እካ።

    ኣብ ማህሌት እስራኤል ትነብር ብምስጋና ህዝብኻ ትኸብር
    ምስጋናይ ንዓካ ይኹን።
    ኸም ትኽእል ኽትፍጽሞ ንቃል ኣፍካ ሞት ነገረይ ናራኣኩ ኽብሪ ይህበካ።
    ኸም ተተስእ ንዝሞተ ህያው ገርኻ ኸይረኣኩ ከባቢየይ የኣምነካ
    ኣይጸልወን ን እቲ ደጋዊ ኩነታተይ ፍርቅ ለይቲ የመስግነኻ ኸም ልማደይ።
    ኣብ ማህሌት እስራኤል ትነብር ብምስጋና ህዝብኻ ትኽብር ።
    ኣብ ማህሌት እስራኤል ትነብር ብኣምልኾ ህዝብካ ትከብር።
    ኣሜንንንን

  • @belovedabrahampastormelake1799
    @belovedabrahampastormelake1799 3 года назад +15

    እቲ ኩሉ ዝኽእል ኣምላኣክ ይባርኽኩም ዮኒ & ሶሲ ብመዛሙራትኩም ኣዚኒ ኢና ንነቃቃሕን ንባረኣክን ስለዚ ኣምላኽ ነገልጉለትኩም መመሊስ ይስፍሕን የርሕብን ዝተረፈ ዘመን ሂወትኩም ካብ ዝሓለፈ ብዕጽፍን ድርብን ይጸብቅ ይብለጽ ንስኹም ብሩኻት ብሉጻት ኢኹም ስለ ቤትኩም ኣገልጉለትኩም ንኣምላኽ ክብሪ ንህብ

    • @tesfaysunemait6488
      @tesfaysunemait6488 3 года назад +1

      Dear bro you r blessing to many love all you're songs ! Pls can you upload
      Yesus abay bertue enber dekum aykonen tebel mezmur pls beza mez kendey geze eye hayli melia still kexeley kelku zezemera mez eya bejaka delye selzseankuwa eyu ab youtub , hope ketenbebo text
      Stay blessed Meleake hawuna

  • @mebrahtubahru1216
    @mebrahtubahru1216 3 года назад +10

    ዮኒሶሲ በረኸትና መመሊሱ ጸጋኡ የብዝሓልኩም ንስኻትኩም ብሩዃት ኢኹም

  • @tomasnme
    @tomasnme 3 года назад +3

    Kem bzhi dsemakayo dmkr mezmur goita ybarkum

  • @henikshalom
    @henikshalom 3 года назад +16

    ኣሜን እወ ሕልፍ ኢለ ከምልኸካ እየ ጎይታ የሱስ። ተባረኹ ዪኒ ሶሲ!

  • @russomabraham1654
    @russomabraham1654 3 года назад +14

    መዝሙሮ ኤርትራ እንተዘኪርና: ግድን እዩ ዮኒ & ሶሲ ክዝከሩ❤❤❤
    ተባረኹ ብሩኻት.....💐💐💐
    እልልልልልል........

  • @fiyoritesfay8519
    @fiyoritesfay8519 3 года назад +21

    ኣሰይይይይይይ እልልልልልልል ኣታ ኣነስ መመሊሰ ፍቕረይ ይዛይድ ኣሎ ምስ ዮነይ ሶሰይ ምቁራተይይይይይ መመሎስኩም ከም ከዋኽብቲ ትደምቁ ቅዱሳን ንየሱሰይ ገና ገና ከነኽበሮ ኢና ሃሌሉያ

  • @EducationalAl
    @EducationalAl 3 года назад +44

    ዮኒ ሶሲ እንዳ ዘመርኩም ንበሩ ፡ በረከትና ኢኩም ብዙሕ ብመዝሙርኩም ንጸናናዕ ን መልእክቲ ዘለዎ መዝሙርን ስለ ዝኮነ ስሌኩም ኣምላክና ይባረክ ።
    *ሕልፍ ኢለ ኩነታተይ የምልከካ
    ኣምላከይን ንጉሰይን ንስካ ኢካ
    ውጽእ ኢለ ኣብ በረክቲ የምልከካ
    ኣምላከይን ንጉሰይን ንስካ ኢካ
    ስግር ኢለ ነገራተይ የምልከካ
    ኣምላከይን ንጉሰይን ንስካ ኢካ
    ኣብ ማሕሌት እስራኤል ትነብር
    ብምስጋና ህዝብካ ትከብር
    ኣብ ማህሌት እስራኤል ትነብር
    ብ ኣምልኮ ህዝብካ ትከብር (2)
    ምስጋናይ ንዓካዩ ምስጋናይ ንዓካዩ (2)
    ከምትክእል ክትፍጽሞ ንቃል ኣፍካ
    ዝሞተ ነገረይ እንዳረኣኩ ክብሪ ህበካ
    ከምተተንስእ ንዝሞተ ህያው ጌርካ
    ከይ ረኣኩ ከባቢየይ ይኣምነካ
    ኣይጸልወንን እቲ ደጋዊ ኩነታተይ
    ፍርቂ ለይቲ መስግነካ ከም ልማደይ
    ኣብ ማሕሌት እስራኤል ትነብር
    ብምስጋና ህዝብካ ትከብር
    ኣብ ማህሌት እስራኤል ትነብር
    ብ ኣምልኮ ህዝብካ ትከብር (2)
    ምስጋናይ ንዓካዩ ምስጋናይ ንዓካዩ (2)
    ይጸዋዕ እምበር ይመለክ ስሙ
    ኣብ ሰማይ ምድሪ የሱስ ጎይታዩ(2)
    ኣብ ሰማይ ምድሪ የሱስ ጎይታ እዩ (2)
    የስሱስ ጎይታ እዩ የሱስ ጎይታዩ
    ኣይከኣለን ዕላሙኡ ክገብረኒ
    ስምካ ገዳመይ ኮይኑኒ
    ኣይካኣለን ፍላጹኡ ክወጋኒ
    ስምካ ገዳመይ ኮይኑኒ
    ኣይከኣለን እቲ ወሐጢ ክበልዓኒ
    ስምካ ገዳመይ ኮይኑኒ
    ኣይከኣለን መብረሲ ከብርሰኒ
    ስምካ ገዳመይ ኮይኑ
    ስምካ ገዳመይ ኮይኑኒ (3)
    ሃዲመ ዘዕቁበሉ ሃዲመ ዘዕቁበሉ ሃዲመ ዘዕቁበሉ
    ጽኑዕ ግምበይ እዩ ስምካ ጽኑዕ ግምበይ እዩ ስምካ(2)

  • @fnanbruk
    @fnanbruk 3 года назад +20

    ነዛ መዝሙር እንዳሰማዕኩ ሕጉስ መዓልቲ ውዒለ ::ኣጋይሽ ገዛ መጽዮምኒ :እንታይ ኮንካ ትሕጎስ ኣለኻ ኢሎምኒ እንዳተገረሙ......ዋዉዉ

  • @tesfanshyoutube3814
    @tesfanshyoutube3814 2 года назад +31

    God bless you brother and sister l'm from Ethiopia🇪🇹🖤🇪🇷✝️🙏🏼🙏🏼

    • @Burukdirar
      @Burukdirar Год назад +1

      may god bless if you're from ethiopia then how do you listen Tigrinya are you from tigray i am not racist

    • @yesahkephrem6086
      @yesahkephrem6086 Год назад +1

      God bless you brother and sister I'm from Ethiopiaand Eritrea

    • @NiyatMsgna
      @NiyatMsgna 5 месяцев назад +2

      thay are not brother and sister they are wife and husband

    • @weldeabbereket843
      @weldeabbereket843 4 месяца назад

      ​ya@@Burukdirar

    • @YacobU.K
      @YacobU.K 2 месяца назад

      መንፈስ ሓደ እዩ( መንፈስ አንድ ነው) ተባረልኝ

  • @Mussie.Berhane_Official
    @Mussie.Berhane_Official 3 года назад +9

    ኣሰይይይይይይ ዕልልልልልልልልል
    ኣሜን የሱስ ጎይታ እዩ ኣብ ሰማይ ምድሪ:: ዘመንኩም ብሩኽ እዩ❤️ በረኸትና ኢኹም::

  • @EriMan1991
    @EriMan1991 3 года назад +27

    *ተዘዝ ዘብል መዝሙር ኣምላኽ ይባርኽኩም ዮኒ&ሶሲ*

  • @wahazittesfu2821
    @wahazittesfu2821 3 года назад +11

    እልልልልልልልልል ኣምላከይ ንጉሰይ ንስካ ኢካ ምስጋናይ ንዓካ ኢዩ.። በረከትና ኢኩም💖❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽

  • @merrytsegezab232
    @merrytsegezab232 3 года назад +7

    ብማህሌት እስራኤል ትነብር
    ብምስጋና ህዝብኻ ትኸብር
    ምስጋናይ ይኹን ነዓኻ።

  • @ዘመንኣካሒዳ
    @ዘመንኣካሒዳ 2 месяца назад +2

    You don’t have to be religious person to love this Anointed Song 🎧 ❤

  • @yeshuahamashiach4405
    @yeshuahamashiach4405 3 года назад +14

    ወ. ዮሐንስ 3:16
    "ኣምላኽ፡ በቲ ሓደ ወዱ ዝኣመነ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ንወዱ በጃ ኽሳዕ ዚህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቀራ።"

  • @mussiebrhane6581
    @mussiebrhane6581 3 года назад +10

    ኣሜን ኣሜን ኣብሰማይ ኣብ መድሪ ይሰስ ጐይታ አዩ!!!
    ተባርኩ ዮኒ &ሱሳና ❤❤❤🙏🙏

  • @asterhabte3294
    @asterhabte3294 3 года назад +5

    ናይ እግዚኣብሔር ቅቡኣት ዘመንኩም የንዉሓዮ።

  • @wintaadamu2780
    @wintaadamu2780 3 года назад +20

    ሕልፍ አለ ነገራተይ የምልኽካ
    አልፍ ብዬ ሁኔታዬን ኣመልክሓልው
    Rako Kiya chufaa darbee sigaltefadha
    HALELUYA 🙏.. Blessings xebukat berukaten!

  • @kabibeti
    @kabibeti 3 года назад +13

    🙌🏾🙌🏾 ኣሜን " ጽኑዕ ግንበይ፡ ገዳመይ እዩ ስምካ" ፡♥

  • @lucaluca-h7w
    @lucaluca-h7w Год назад +2

    Yoni and Sosi barukatey Tamti Mezmur kabri Na amlak ykun bless you ❤

  • @Dinawelday5691
    @Dinawelday5691 3 года назад +11

    መጽሓፍ ምሳሌ 18
    10፤ ስም እግዚኣብሄር ጽኑዕ ግምቢ እዩ፡ ጻድቕ ናብኡ ጐይዩ የዕቍብ። My blessings yoni & sosi may God bless u burukat ❤️❤️

  • @LEGACYofChristFullMinistries
    @LEGACYofChristFullMinistries 3 года назад +1

    ኣይ ካኣለን ዕላሙኡ ኽግብረኒ‘‘
    ኣይ ካኣለን ፍላጸኡ ክወጋኒ
    ሰሙ ገዳመይ ኮይኑኒ,,,,‘!!

  • @skufseb1skufseb118
    @skufseb1skufseb118 2 года назад +4

    ዮኒ ሰሲ፡ መዝሙርኩም ጥዑም ፡ ብሩኻተይ ። ተባረኹ ።

  • @prophetyosyasyemane2940
    @prophetyosyasyemane2940 3 года назад +1

    Amazing song yoni sosi tbarku ktzmru nberu I love you klu temxwo mezamur btami eu zshb des eu zblka zemenkum ynwah

  • @divoratvnewgenereationmezm410
    @divoratvnewgenereationmezm410 3 года назад +9

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሰይ እወ ጎይታ ሕልፍ ኢለ ነገራተይ የምልኸካ ኣጸልውንን እቲ ደጋዊ ኩነታተይ.....ዋውውው ንዓኻ ምስጋናይ ❤️❤️❤️❤️💐💐💐💐🌹🌹🌹ኣይክኣለን ፍላጽኡ ክወግኣኒ ስምካ ግዳመይ ኮንኒ ጎይታሆይ!!! ዮኒን ሶሲ ኣዚና ኢና ንፈትወኩም ንስኹም በረኸትና ኢኹም❤️❤️❤️❤️❤️zemenkum hadarkum ylemlim.

  • @selamawitabrha9089
    @selamawitabrha9089 3 года назад +2

    Memelisa tbark mezmur memelisu tsega ybzahalkum atum birukat bereketna eskum! Zemenkum ybarek!

  • @simje7020
    @simje7020 3 года назад +8

    ጎይታ ዘምንኡም ኩሉ ይባርክ ! ኣዚና ኢና ንፈትወኩም 🥰❤

  • @akitekeste1137
    @akitekeste1137 3 года назад +13

    አሰይ ተባረኩ ብሩካት አዝየ ዝናፍቀኩም በረከት ምድርና ኪዱ ጥራይ አይትታሓዙ ጥሓሱ ዉረሱ ብስም የሱስ❤❤🥰🥰

  • @negasitewoldemedhin83
    @negasitewoldemedhin83 3 года назад +9

    ጎይታ የሱስ ኣዚዙ ይባርኩም ቡሩኻት, ንበርከትና ኢኩም!!!!! ኣመንንንንንንን ጎይታና ስሙ ይባረኽ ካብዚ ዝበዝሕ ይባሩኹም!!!!

  • @awetbereket878
    @awetbereket878 3 года назад +7

    እልልልልልልል ክብሪ ነቲ ማእለያ ዘይብሉ ጸጋ ኣባኻትኩም ዘፍሰስ ይኩን!! አምላኽ መምሊሱ : ኣዕዚዙ ይባኽኩም:: በረኸትና ኢኹም

  • @gebrelialem6041
    @gebrelialem6041 3 года назад +9

    ጽቡቅ ቀጽሎ ብሩኽ !
    ኣብ ማእከል እስራኤል ትነብር ፡ ዚብል ግን ፡ ሕጂ ኣምላክ ኣብ ኣህዛብ ውን ይነብር እዩ። ኣባና ዝነብር ኣምላክ እዩ። ክርስቶስ ኣባና ተስፋ ክብሪ እዩ።

    • @davedave8333
      @davedave8333 3 года назад

      ኣነ ኣብ ማህሌት እስራኤል ትነብር እምበር ኣብ ማእከል ዝብል ኣይሰማዕኩን፥ ኣበይ ኢኻ ሰሚዕካዮ ብጻይ ? 🤔

  • @channeltesfa7841
    @channeltesfa7841 3 года назад +6

    ኣንቱም ብሩኻት ዮኒን ሶሲን ፣ መመሊስኩም በርትዑ ፣ ዘምሩ ፣ በረኸትና ኢኹም ፣ እግዚኣብሄር ይባርኽኩም ።

  • @mengisteabmirach5061
    @mengisteabmirach5061 3 года назад +3

    ጀገኑ ንምድርና ንሕዝብና ህያባትና ኢኹም ብዙሐት ዝምስክሩልናን ንርኢ ዘለናን ኢና እሞ አምላኽ ይባረኽ ስለ አባኹም ዘሎ ፀጋ

  • @eden6094
    @eden6094 3 года назад +5

    ኣሜንንንንንንንንንንንንንን ክብሪ ክብሪ ክብሪ ን ኤልሻዳይ ንጉስ የሱስ ጽንዕ ግምቢ ተባረኩ ዮኒ ሰኑ መዝሙራታትኩም ይብዛሕ ካብዚ ኒላዕሊ

  • @shwithaile3179
    @shwithaile3179 3 года назад +4

    እልልልልልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ምስጋናና ንእኡ ነቲ መዕቆቢና። ተባረኹ ጥዕማት ዘመርቲ።

  • @sabrinaestifanos3585
    @sabrinaestifanos3585 3 года назад +13

    In love ኣብ ማሕለት እስራኤል ትነብር ብምስጋና ሕዝብኻ ትኸብር ❤️❤️❤️ ተደጋገምክዋ ...ኣብ ወጋሕታ ዚ መዝሙር ተመጸ ...❤️❤️ ጢሒስኩም ተጥሕሱ ኣለኹም ። much much more blessings.. ኣብ ምስጋና ኣምልኾ ወትሩ ንበሩ ❤️❤️

  • @yosiefabraham8375
    @yosiefabraham8375 3 года назад +3

    ኣዚያ ጥዕምቲ መዝሙር እያ ተባረኹ እግዚኣብሄር ንምድርና ንበረኸት ክትኮኑና ዝሃበና ብሉጻት ህያብና ኢኹም።

  • @abrahammussie4241
    @abrahammussie4241 3 года назад +11

    what a verse!!!!! Cant stop listening.
    ከም ትኽእል ክትፍጽሞ ንቓል ኣፍካ
    ሙማት ነገረይ አና ረኣኩ ክብሪ እህበካ
    ከም ተተስእ ንዝሞተ ህያው ጌርካ
    ከይሬኤኹ ከባብየይ ይኣምነካ
    ኣይጸልወንን ቲ ደጋዊ ኩነታትይ
    ፍርቂ ለይቲ አመስግነካ ከም ልማደይ

  • @sabinagebre7044
    @sabinagebre7044 3 года назад +3

    Wawwwww nsikum nay bhaki bereket bdrna ekim tebarekeley love u more 💞💞💞💕💕💕💕💕💕🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @heavenelias5559
    @heavenelias5559 3 года назад +1

    ኣብ ማህሌት እስራኤል ትነብር
    ብምስጋና ህዝብኻ ትኸብር
    Amen brukatey goyta ybarkum

  • @bisratyacob4956
    @bisratyacob4956 3 года назад +8

    ኣምላኽ ሰማይ መመሊሱ ዪባርኩም ቡሩኻት
    ጥዑም መዝሙር መንፈስካ ዘሕድስ:ሓይሊ ዝህብ
    AS always ,🙏

  • @meharialazari9453
    @meharialazari9453 3 года назад +4

    ኣሜንንን ብርግጽ ጽንኑዕ ግንበይ እዩ ሰምካ ፡ ኣምላክ ሰማይ ዘመን ሂወትኩም እንዳ ባረኸ ይባረኽ።

  • @newcreation7897
    @newcreation7897 3 года назад +11

    Natey❤kndey tebarike angihe nezi kseme📿😙

  • @yonasabrehe5581
    @yonasabrehe5581 2 года назад +4

    ብጣዕሚ ጥዑም መዝሙር ኣምላኽ መመሊሱ ይባርኽኩም እንዳ ዘመርቲ ዮናታን ኣብራሃም።

  • @nathanembaye7414
    @nathanembaye7414 3 года назад +3

    Wowww wereg abey eyu zxenhakun eti kalatin meliektin eyu kulu gzie zgermeni...kemakum ybzuhulna menfesawi alem mezmur zewrdu....brukat bereketna ekum!!!

  • @sabrinaestifanos3585
    @sabrinaestifanos3585 3 года назад +2

    ኣይከኣለን ዕላምኡ ክገብርኒ 🤚🏽

  • @nardosfanial1692
    @nardosfanial1692 3 года назад +3

    ስለቲ ጥዑም መዝሙር ኣምልኮን ጎይታ የሱስ ይባኩም ክብሪ ድማ ነቲ ልዑል ኣምላክና ይኩን

  • @semerebeti6430
    @semerebeti6430 2 года назад +2

    How blessed 🙌🏽 be mezmurkium eye abiye kulu gezie kechinek be mezmurkium yefoksanie Amlake be elama eyu harikum I wish one day be akal kerkbakium 🙌🏽❤️🥹

  • @wedieray
    @wedieray 3 года назад +10

    ኣየወ እልልል ተባረኹ እስከ ባህ ዝብል መዝሙር በርቱዑ።
    ሓደ ነገር ኣብ ሃገረ እስራኤል እየ ዝቅመጥ ዘድልየኩም እተልዩ ድልዋት ኣለና።

  • @petrosgebreamlak2965
    @petrosgebreamlak2965 3 года назад +2

    Bruka berketna zemen hiwetkum bruk ykun gdme dma kem matusal ymneyelkum

  • @awothaile6602
    @awothaile6602 3 года назад +17

    Watching this from Ethiopia 🇪🇹 keep it up yoni brother ! Ellllllll Esye esye tebarkelge yeni abat !

  • @victim3335
    @victim3335 2 года назад +12

    ኣምላኸይን ንጉሰይን ንስኻ ኢኻ
    ዉጽእ ኢለ ኣብ በረኽተይ አምልኸካ
    ኣምላኸይን ንጉሰይን ንስኻ ኢኻ
    ስግር ኢለ ነገራተይ አምልኸካ
    ኣምላኸይን ንጉሰይን ንስኻ ኢኻ
    ሕልፍ ኢለ ኩነታተይ አምልኸካ
    ኣምላኸይን ንጉሰይን ንስኻ ኢኻ
    ኣብ ማህለት እስራኤል ትነብር
    ፡ብምስጋና (ኣምልኾ) ህዝብካ ትኸብር
    ....... ምስጋናይ ነዓኻ ዩ........
    ከም ትኽእል ክትፍጽሞ ንቓል ኣፍካ
    ሙማት ነገረይ አና ረኣኩ ክብሪ እህበካ
    ከም ተተስእ ንዝሞተ ህያው ጌርካ
    ከይሬኤኹ ከባብየይ ይኣምነካ
    ኣይጸልወንን ቲ ደጋዊ ኩነታትይ
    ፍርቂ ለይቲ አመስግነካ ከም ልማደይ
    ኣብ ማህለት እስራኤል ትነብር
    ፡ብምስጋና (ኣምልኾ) ህዝብካ ትኸብር
    ....... ምስጋናይ ነዓኻ ዩ........
    ይጸዋዕ አምበር፡ ይመለኽ ስሙ
    ኣብ ሰማይ ምድሪ የሱስ ጎይታ ዩ
    የሱስ ጎይታ ዩ.
    ኣይከኣለን ዕላማኡ ክገብረኒ፡ስምካ ገዳመይ ኮይንኒ
    ኣይከኣለን ፍላጻኡ ክወግኣኒ፡ስምካ ገዳመይ ኮይንኒ
    ኣይከኣለን ትወሓጢ ክበልዓኒ፡ስምካ ገዳመይ ኮይንኒ
    ኣይከኣለን ትመብረሲ ከብረስኒ፡ስምካ ገዳመይ ኮይንኒ
    ........... ስምካ ገዳመይ ኮይንኒ............
    ሃዲመ ዘዕቁበሉ፡ ጽኑዕ ግምበይ ዩ ስምካ

  • @kibromteklemariam2021
    @kibromteklemariam2021 3 года назад +7

    Pastor yoni& yosi Brukat goyta yesus yezizu ybarkum mezmerkum kulu kem zelela weyni mukur eyu des eluni degagime kulu gzie ysemo tsegakum ybzah berketkum ywsk kibeat eyesus kirstos abakum yfses n bereket kun BLESS u more

  • @jesusyouranswer9391
    @jesusyouranswer9391 3 года назад +4

    ኣሜን ,ኣይከኣለን ዕላምኡ ክገብረኒ ስምካ ግዳመይ ኮይንኒ ,,,,ሃዲመ ዘዕቁበሉ ጽኑዕ ግንበይ እዩ ስምካ,,,,, ብሩካት ኣምላክ ይባርኩም ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም

  • @truthshallsetyoufree3252
    @truthshallsetyoufree3252 3 года назад +41

    my 9 month baby girl is in love with this song,, what a blessing song.

  • @Rerrrie
    @Rerrrie 3 года назад +4

    Amennnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnn.elillllllllll.ኣታ ብማህሌት እስራኤል ትነብር ኣሜንንንን ዬኒ ሶሲየ ተባረኪ ምንጭኩም መመሊሱ ይፈልፋል በረከት ምድርና እናዘመርኩም ንበሩ

  • @godisgood8139
    @godisgood8139 3 года назад +5

    ኣስይይይ እልልልልል ሕልፍ ኢለ እወ የምልክካ ስለዝግበኣካ ኣምላኽ ኣማልክቲ ጎይታ ጎይተት ዘመንኩም ይባረክ ብወሕዚ መዝሙራትኩም ዝባርኽናን ዘጸናንዕና ጎይታ ስሙ ይባረኽ

  • @helenabreham9515
    @helenabreham9515 3 года назад +4

    Waaaw asge Abi nohomina Adu.....yoni sosi kulatukum des kitblu amlak ybarkum

  • @derartutola2579
    @derartutola2579 3 года назад +11

    ጌታ ይባርካችሁ ይአባቴ ብሩካኖች

  • @rahwaneamen308
    @rahwaneamen308 3 года назад +4

    ፓስተር ዬኒን ሶስን ንስኩም ኣዚኩም ቡሩካት ኢኩም ,ብሐድሽ ጸጋታት መመሊስኩም ተገለጹ ንክብሪ ኣምላክ , ውሉድኩም ብሽም የሱስ ይባረኩ 🙏🙏🙏🙏🔥🔥🔥🔥💕💕💕🌹🌹🌹🌷🌷🌷☘️☘️☘️🌺🌺🌺🔥🔥🔥🔥🔥

  • @fh4598
    @fh4598 2 года назад +5

    Lord please forgive me for my sins. I keep on repeating my sins please forgive me Lord 🙏🏽

  • @Jossy.mp4
    @Jossy.mp4 3 года назад +4

    hallelujah!!! SMKA GEDAMEY KOYNUNI YESUSEY! Tebareku YoniSosi brukat yehwat! keep shining

  • @johnfeday1394
    @johnfeday1394 2 года назад +4

    ከም ትኽእል ክትፍጽሞ ንቃል ኣፍካ
    ሞት ነገረይ እናርአኩ ክብሪ ይህበካ።
    🙌🏼❤❤❤❤

  • @yerusalemtekie7151
    @yerusalemtekie7151 3 года назад +6

    Amen amen msganay niaka eyu elelellelle ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @shalomnayyesus8636
    @shalomnayyesus8636 3 года назад +3

    Wawwwww ኣምላክ ይባርኩም ኣይኒ ማያትኩም መመሊሱ ይፈልፊል አስኩም ብሩካት አኩም ኣዚና አና ንፈትወኩም I love you

  • @siemgoitom
    @siemgoitom 10 месяцев назад +1

    Thats ma breakfast,ma lunch and ma dinner 🍽️❤❤❤❤ JESUS IS REAL!

  • @ferdosousman9649
    @ferdosousman9649 2 года назад +4

    ምስጋና በርግጥ ላአምላካችን ይሁን አሜን እልልልልልልልልል

  • @jesussaves8022
    @jesussaves8022 3 года назад +3

    Atum brukat Yoni and Sosi enkae nay goyta konkum...🎊💕egziabiher memelisu ybarekum mezamratkum kbeat alewo semieka zeymno ✝️🇪🇷Memeliskum sesnu nbereket kunu ✝️🇪🇷🙏🔥

  • @bisrattesfay5467
    @bisrattesfay5467 3 года назад +3

    ዮኒ ዮሲ ብሩኻት ኣሕዋተይ ዘመን ሂወትኩም መመሊሱ ይለምልም
    ዘርእኹም ዘሪኢ ዘርእኹም ክዝምርን ከመስግንን ይንበር🙏❤🙏❤ ተባረኹ

  • @rodiyelight
    @rodiyelight 3 года назад +12

    Ab Semay Midri YESUS GOYTA EYU SEYYYYYY
    ♥️ Enkue Teweledkum niskum Bereket Nay Generation ekum 🔥🔥🔥

  • @biluuhatimm4022
    @biluuhatimm4022 2 года назад +12

    I recieved God 8 months ago ,, now in our church they sing it and i really love it ,, it really touches your soul !! We love you yonisosi God bless you❤️🙏

  • @genetshimekt5390
    @genetshimekt5390 3 года назад +2

    Asey Ellllllllllll Ellllllllllll Elllllllllllllll ❤🙏kndey des tbil mezmur eya dea Samie mxgab abyatni Ni lbey hagos meliato Goyta Jesus Christus, yebarkkum brukat Yoni❤ Sosi 🙏💗

  • @narutoisgoat329
    @narutoisgoat329 Год назад +3

    God bless you man you going to haven for doing your videos of God I love God number 1 first love you man 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @adamt6603
    @adamt6603 3 года назад +2

    WOW YESUS GOITA EYU. HALLELUJAH. AMLAK BRRRRRK YEBILKUM.

  • @akimebrahtu5498
    @akimebrahtu5498 3 года назад +9

    Yonis aura is beyond this dimension

  • @nahomdaniel978
    @nahomdaniel978 3 года назад +1

    Amlak yeazizu yibarkekum beqa qbat delewo mezamur ayu mezmurkum fewsi bereket hagos ayu zemxia tebareku

  • @efremrezenemehari9411
    @efremrezenemehari9411 3 года назад +289

    Elelelelelelele Elelelelelele
    ብማህሌት እስራኤል ትነብር
    ብምስጋና ህዝብኻ ትኸብር
    ምስጋናይ ይኹን ነዓኻ።
    ዮኒሶሲየ ኣሕዋተይ ናይ ኣምላኽ ሰባት ስለዚ እዚ ፈልፋሊ ዝማሬ ጎይታ ይባርልኩም።
    ፍሬኹም ኢና ንሕና።

  • @yodithadgu8750
    @yodithadgu8750 3 года назад +2

    ኣሰይይይይይ መመሊስኩም ብሓዊ መንፈስ ቅዱስ ተገለጹ እናዘመርኩም ናብ በረኽቲ ወለዶ ሒዝኩም ደይቡ ዘመንኩም ይባረኽ ፍቁራት የሕዋተይ ተባረኹ

  • @meazamathewosofficial7861
    @meazamathewosofficial7861 3 года назад +12

    ሰምቼ አልጠግብ አልኩኝ❤❤

  • @yohanamerhawi4241
    @yohanamerhawi4241 3 года назад +1

    Amen Amen kbri amlak ykun hade mealti goyta Tekebile nebsey kriea ydeli

  • @yoni8582
    @yoni8582 3 года назад +25

    “ሃዲመ ዘዕቁበሉ ጽኑዕ ግንበይ እዩ ስምካ“
    እሙን መህደሚ መንፈስ ቅዱስ ጥራይ እዩ። ብሩኻት ኢኹም።

    • @amsavedbyjesus7004
      @amsavedbyjesus7004 3 года назад +1

      መጽሓፍ ምሳሌ 18
      10፤ ስም እግዚኣብሄር ጽኑዕ ግምቢ እዩ፡ ጻድቕ ናብኡ ጐይዩ የዕቍብ።