ቡዙሓት ኣጋላት ሓሳዳት ኣለዋ ኣጀኪ ማዓረይ ሕማቅ ዝገብር ንርእሱ ፁቡቅ ዝገብር ንሩእሱ ኩሉ ንፁቡቅኪ እዮ ኣጀኪ ማዓረይ
ኣጆኪ❤❤❤😢😢😢ፍቃደኛ ተኮይና ኣራክብኒ ኣቢተይ እምንቲ መሓዛን ኣምላክ ተፈቂድዎለ ምርዓት ሓወይ ክገብራ
ሓፍተይ ፆሎት ስግደት ጀምሪ ዓይነ ጠላ መንፈስ ዩ ሓዳር ዝክልክል በየን ክረካባ ምስ ናተይ ተማሳሳሊ ሂወትዩ ዘለኪ በጃኪ አራክብኒ
አነዉን አለኹ ማዓረይ ተሓባበርኒ ብማርያም😢
በጃኪ ብምንታይ ክረክበኪ ማዓረይ😢
ክብርት ሓፍተይ ኣጅኺ ኣብ እግዚኣብሄር ትወከሊ ጽሎት ኣዘውትር 😢😢😢😢
ኣጆኪ መዓረይ ስለ ሰብ ኣይትጨነቂ አግዚኣብሔር ዝበለፀ ስለ ዘዳለወልኪ እዩ እና ፆሎት ግበሪ ስብከት ስምዒ ህይወትኪ ኣስተካክሊ ዛንታ ሳምራዊት ሰበይቲ እዉን ኣዳምፂ መዓረይ
ዝኾነ ንሳ ዘይትፈልጦ ችግር ከይህልዎ ኩሎም ከመይ ኢሎም ብናይ መሓዙታ ዘረባ ሰሚዖም ክሪሕቅዎ ይክእሉ ካብኡ ከኣስ ካብ ልቢ ዘፍቀረ ሰብ ብዓፀበን ቀለለን ኣይርሕቅን ሰለዚ ኣይትገደሲ ዊዒሉ ሓዲሩ ቲ ናትካ ዝበሎ ፈጣሪ ማንም ኣይወስዶን😢ኣጆኺ
ናተይ ሂወት ኣነእዉን ማሓዛይ ኣላትኒ ኣብስዕዲ ዓረብ እያ ዘላ ኣነምስ ፅሬተይ ብዙሕ እያ ትሓምየኒ ዘይገበርክዎ ዘይሰርሕክዎ ሰብ ኩሉ ግዜ ማሓዛኪ ትሓምየኪ ዘይሰራሕክዮ ነገር ይብላኒ ኣነ ደሞ ትበለኒ ኢለ ምንም ኣይግደሰላን ዝበለት ተበለት ቃናኣት ምሓዙት እዉን ኣለዋ እየን ንዛማሓዛይ ድሕር ከዚ ስመይ ከተልዕልኒ ኢለ ሰብ ሰዲደላ ንስኪ እዉን ሰብ ገይርኪ ተናገርየን ደሞ ዘፍቅረኪ ተዝከዉን ናሰብ ኣይምሰምዐን ድልየት ስለዘይብሉ እዩ እበይ ታይ ይምልከተክንኣብ ኣፍቃሪተይ ክብል ነይሩ እዩ ደሞ ወዳት ለማፃት መልሓስ ኣለዉ እዮሞ ኣብፍቅሪ ኣእትዮም ዝጠልሙ ተጠንቀቂ ተቃዳዲምኪ ልብኪ ኣዉዲቅኪ ኣይሃቢ ዝቀደመ ምሃርሉ ዝሓፍተይ❤❤❤❤❤
ብሓቂ ፅንኢለ ሰሚዐክስ ኣብ መወዳእታ ዘሕለፍክዮ መልኣክቲ ብጣዕሚ ንዉሽጥሓ ሰላም ዝህብ ኮታስ ብጣዕሚ ደስዝብል እዩ ማለት ናዛሓፍትና ዛንታ ኣሕዚናትኒ ኔራስ መሊሰ ክዓ ኣብ መወዳ እታ ታሓጊሰ እሞ ዝሓፍትናዉን ልዕሊ ትዝገለፅክዮ ማለት ሓፂርን ጠቃምን ምክርኪ እኒኦ ኢለ ኣያሓስብን ዙኣታሓሳስባክን ጥንካሬክን ዉን ቃፅልሉ ኣቢየይ❤
ሰብ ርጉም ኣነ ዉን ኣጓላት ማሓዙት ዘይወፃለይ ማሓዙተይ ኣወዳት አዮም ግን ሸርምጣ አዩ ስሙይ 🎉😢😢
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️
እስክኸ ነተን መሓዙትኪ እምንቲ ቅንዕትን ድኪ ማለተይ ንስኺ እምንትን ንጽህትን ፍቅርትን ተኮይንኪ ኩለን ደቂ ኣንስትዮውን ከማኪ ኾይነን ክትረክብየን ኢኪ ስለዚ ሰብ ዘውጸለ ኪሑዱኒ ኣግሊሉኒ ኣይንበል
ንፈጣሪኪ ኣሚንኪ ዝትኮንዮ የብልክን ክብርቲ ሓፍተይ ኣብ ሂወት ግድን መሰናክላት ይገጥመካ እዩ እና እቲ ዝበለፀ ብሉፅን ፈቃርን ብፈጣሪ ክትረክብዮ ኢኪ እና ፀሎት ኣዘዉትሪ ምቅርተይ❤❤❤
ቀፅልሉ ኣብየይ ሽኮር❤❤❤ከባኪ ቡዙሕ እና ንመሃር
እግዚኦ መሓረና አምላክ ይቅር ይበለና😢❤
ሰላምኪ ይብዛሕ ክብረተይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ካብቲ ንሕና እንሓስቦ እሱ ዝሓስቦ ይበልፅ እሞ ኣጆና ተስፋና ኣምላኽ ይኩን ጥራሕ ✝️
ኣየ ሰብ ነንሕድሕድና እንተንፋቀርስ ክንደይ ሰናይ ምኮነ ፈጣሪ ዘይፈትዎ ስራሕ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭ወዲ ከም ኣጋላት ኣይኮነን መጀመርታ ክትላለይ ከለኪ ሑልፍኪ ኣይትሕብኢ ብዘይትፈልጥዮ ምክንያት ዝብተነኪ ኩሉ ንገርዮም ኣቀዲምኪ ፆሎት ከዓ ግበሪ እመንኒ ድሕሪኡ ንውሽጥኪ ዕረፍቲ ዘለዎ ፍቅሪ ክትምስርቲ ኢኪ😭😭☝️ደቂ ሰባት ካብ ሕምየት ተቆጠቡ ኣብ ነብስና ክውዕል ዘይነደልዮ ነገር ኣብ ልዕሊ ደቂ ሰባት ኣይነውዕሎ☝️ሂወት ደቂ ሰባት ኣይተባላሽዩ😭😭😭😭😭
አጆኪ ማዓረይ ንፁቡቅኪ ክከውን እዩ❤ካብ ሓሳድ ማሓዛ ይምሓረና😢😢
ሰብ ሩጉም ኣጆኺ ዝሓፍተይ ጠንኽሪ❤
ዋይ ካብዙይ ማሓረኒ ኣጀኪ ክብረተይ😢😢
ኣጆኪ ኣብ ኣምላኪ እመኒ ሰብ ታይ ዘይበለ
እግዚአብሔር ኣምላክ ካብ ክፍኣት ስባት ያሓልወና ናይ ስይጣን መንፈስ ከይከውን ፀሎት ግበሮ🙏
ካብ ሓሳድ መሓዛ ምሓረና ፈጣሪ😢😢
ኣየ ሰብ ብፍላይ ሕብረተ ሰብና መሰቸዊ ከይኑ ለምስ ኣጀኪ ንስኪ ጥራይ ጠክሩበ ናትኪ ዝበሎ ፈጣሪ ሒዝዎ ኣሎ
አቢዬ እንቋዕ በደህና መፅዕኪ
እዋይ ሰብ ርጉም በሰመአብ አጀኪ ማዓረይ አምላክ ናይ ኢዶም ይሃቦም ቶም ክፍእ ዝገብሩ
እኽኽኽ አጋላትኮ ሰበርስና ንትሓሳሰድ ኣጆኽኒ ጓልነይ ኣቅራቢትእዉን መጨረሻ ዝሃብኽና ምኽሪ ከየድነቅኩኺ አይሓልፍን ናተይ ሓሳብዉን ምስናይኺ እዩ ኹሉ ብእግዚኣቢሔር እዩ እግዚኣቢሔር ስለ ዘይፈቆዶ እዩ ዝናትኺ ዝተብሃለ ኣደም እዉን ግዚኡን ሳዓቱን ሓልዩ ክመፅእ እዩ ኽብረተይ❤❤❤
እዋይ ሰብ ሎሚ ኣይይ ኣረ ታይ ዓይነት ሰባት ኢና ኸምዚ ዓይነት ስራሕ ንሰርሕ😢
አጀክ አይቲገደስለን ይሕመያ አምላክ ይፈርድ 😢
አጀክ ማዓረይ አበት ሰበ ረጉም😢😢
ትክክክል ኣየሰብ
ኣይጀካ የኔ ማር😢😢😢😢
ሰላምክ ይብዘሐለይ ምቅርተይ ኣብዝ ቃረባ ማዕልት እየ ንገዛኺ እና ዛንታት ብጣዕም ፅቡቁ እዮ እና ዝጠትቀምዮ ናይ ፀጉርኺ ቅባት ስሙ ፃሓፊለይ ዝያዳይ❤❤❤❤
ደምርኒ ማዓረይ❤❤
ሄር ፉድ ፎርሙላ ዝብል ጭቃ ቅብኣት እየ ዝጥቀም መዓረይ
@@SelamRUclips-g8y እሽ 🥰🥰
@@abihabeshawittube8066 ብጣዕም እየ ዳመስግን ዝያዳይ
ኣይይይይይ ኣየሰብ 😢😢😢😢😢
ኣጆኪ❤❤❤
ኣቢየይ ደልየኪ ብምንተይ ኪረኪበኪ ምቅርተይ❤
ኣብ ቲክቶክ ትሕቲ ፕሮፋይለይ ቁፅረይ ኣለኪ ነዛ ሊንክ ጠውቕያwww.tiktok.com/@abi__gual.tdf3?_t=8lafmOws8dG&_r=1
😢😢😢😢😢👏👏👏🙏🙏🙏
ክረክበኪ ይደሊ እየ ኣቢ ሓፍተይ ብምንታይ ክረክበኪ ይክእል በጃኺ
ኣየ ሰብ ጨካን😢😢😢
😢😢😢
እውይ ሰብ ሕስድና😢
ኣባይ ዘጋጠመኒ
ኣቤት ሰብ😢😢😢😢😢😢
ኣቢይ ወለላይ ❤
እሺ
ደምርኒ ዝያዳይ❤❤
መዓረይ
ንዓይ ውን ደምርኒ ወለላይ❤
😢😢😢😢😢😢😢
በሰመአብ አቤት ጭካኔ
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤
Beshok.tbel.yebshka.gehafat
ኣይይ ኣየ ኣጋላት ጊን😢😢😢😢
ዋይ ደቂ ሰባትኮ 😥
❤❤❤❤❤
😢😢😢😢
1:54
ብምንታይ ኪረክበኪ አነለ ናዉሽጠይ ቃንዛ ኪናገረኪ በማርያም ከይትሓልፊን
ኣብ ቲክቶክ ትሕቲ ፕሮፋይለይ ቁፅሪ ኣለኪ ነዛ ሊንክ ጠውቕያwww.tiktok.com/@abi__gual.tdf3?_t=8mG8QA59saw&_r=1
አይ አጓላት እኮ😢😢
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤❤
@@GenetChannel-uo3rv እሺ ህያበይ ❤️
አጋላት ሓሳዳት እና ኮ
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Sebe regime haxer eznu Sebe Xebuk entegeru abkedmue halfu yexenho himake zegebere dma abta kedmue halifa ketexenho eya
ኣየ ኣጋላት እኮ ሓሳዳት
ኩሉ ንፅቡቅኪ እዩ ግን ክትላለይ ከለኪ ሕልፍኪ ንገርዮም ካብ ብሰብ ክሰምዕዎ ብባዕልኪ ይሐይሽ
ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤
እወ ትክክል
ንዓና ዝጠቅመና እግዚኣብሔር ኣምላክ ይፈልጥ እዩ እግዚኣብሔር ኣምላክ ከኣ ኹሉ ግዘ ንጽቡቅና እዩ ዝሰርሕ ስለዚ ብዘረባ ሰብ ኣይንገደስ ንሕና ዘገድሰና ነገር እንተሎ ሕጊ እግዚኣብሔር ምሕላው ፍርሃት እግዚኣብሔር ክህልውና ኣለዎ ምክንያቱ እቶም ንእግዚኣብሔር ዝፈትውና ዝፈርህዎ ብዙሕ ሰላም ኣለዎን ዘዐንቅፎም ከኣ የለን ንሱ ውንካብ ኹሉ ሕማቅ ይሕልዎም የናግፎም ይብለና ስለዚ ንጽቡቀይ ኢዩ ኢልኪ ሸለል ምበልክየን እምበር ናብ ሚድያ ዘምጽእ ኣይምነበረን
ደምርኒ ወለላይ❤🎉
ኣቤት ስብ😢
አሉ ጓል ሰበዓ
ደምርኒ ውዴ❤
❤❤❤❤
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ቡዙሓት ኣጋላት ሓሳዳት ኣለዋ ኣጀኪ ማዓረይ ሕማቅ ዝገብር ንርእሱ ፁቡቅ ዝገብር ንሩእሱ ኩሉ ንፁቡቅኪ እዮ ኣጀኪ ማዓረይ
ኣጆኪ❤❤❤😢😢😢ፍቃደኛ ተኮይና ኣራክብኒ ኣቢተይ እምንቲ መሓዛን ኣምላክ ተፈቂድዎለ ምርዓት ሓወይ ክገብራ
ሓፍተይ ፆሎት ስግደት ጀምሪ ዓይነ ጠላ መንፈስ ዩ ሓዳር ዝክልክል በየን ክረካባ ምስ ናተይ ተማሳሳሊ ሂወትዩ ዘለኪ በጃኪ አራክብኒ
አነዉን አለኹ ማዓረይ ተሓባበርኒ ብማርያም😢
በጃኪ ብምንታይ ክረክበኪ ማዓረይ😢
ክብርት ሓፍተይ ኣጅኺ ኣብ እግዚኣብሄር ትወከሊ ጽሎት ኣዘውትር 😢😢😢😢
ኣጆኪ መዓረይ ስለ ሰብ ኣይትጨነቂ አግዚኣብሔር ዝበለፀ ስለ ዘዳለወልኪ እዩ እና ፆሎት ግበሪ ስብከት ስምዒ ህይወትኪ ኣስተካክሊ ዛንታ ሳምራዊት ሰበይቲ እዉን ኣዳምፂ መዓረይ
ዝኾነ ንሳ ዘይትፈልጦ ችግር ከይህልዎ ኩሎም ከመይ ኢሎም ብናይ መሓዙታ ዘረባ ሰሚዖም ክሪሕቅዎ ይክእሉ ካብኡ ከኣስ ካብ ልቢ ዘፍቀረ ሰብ ብዓፀበን ቀለለን ኣይርሕቅን ሰለዚ ኣይትገደሲ ዊዒሉ ሓዲሩ ቲ ናትካ ዝበሎ ፈጣሪ ማንም ኣይወስዶን😢ኣጆኺ
ናተይ ሂወት ኣነእዉን ማሓዛይ ኣላትኒ ኣብስዕዲ ዓረብ እያ ዘላ ኣነምስ ፅሬተይ ብዙሕ እያ ትሓምየኒ ዘይገበርክዎ ዘይሰርሕክዎ ሰብ ኩሉ ግዜ ማሓዛኪ ትሓምየኪ ዘይሰራሕክዮ ነገር ይብላኒ ኣነ ደሞ ትበለኒ ኢለ ምንም ኣይግደሰላን ዝበለት ተበለት ቃናኣት ምሓዙት እዉን ኣለዋ እየን
ንዛማሓዛይ ድሕር ከዚ ስመይ ከተልዕልኒ ኢለ ሰብ ሰዲደላ ንስኪ እዉን ሰብ ገይርኪ ተናገርየን ደሞ ዘፍቅረኪ ተዝከዉን ናሰብ ኣይምሰምዐን ድልየት ስለዘይብሉ እዩ እበይ ታይ ይምልከተክንኣብ ኣፍቃሪተይ ክብል ነይሩ እዩ ደሞ ወዳት ለማፃት መልሓስ ኣለዉ እዮሞ ኣብፍቅሪ ኣእትዮም ዝጠልሙ ተጠንቀቂ ተቃዳዲምኪ ልብኪ ኣዉዲቅኪ ኣይሃቢ ዝቀደመ ምሃርሉ ዝሓፍተይ❤❤❤❤❤
ብሓቂ ፅንኢለ ሰሚዐክስ ኣብ መወዳእታ ዘሕለፍክዮ መልኣክቲ ብጣዕሚ ንዉሽጥሓ ሰላም ዝህብ ኮታስ ብጣዕሚ ደስዝብል እዩ ማለት ናዛሓፍትና ዛንታ ኣሕዚናትኒ ኔራስ መሊሰ ክዓ ኣብ መወዳ እታ ታሓጊሰ እሞ ዝሓፍትናዉን ልዕሊ ትዝገለፅክዮ ማለት ሓፂርን ጠቃምን ምክርኪ እኒኦ ኢለ ኣያሓስብን ዙኣታሓሳስባክን ጥንካሬክን ዉን ቃፅልሉ ኣቢየይ❤
ሰብ ርጉም ኣነ ዉን ኣጓላት ማሓዙት ዘይወፃለይ ማሓዙተይ ኣወዳት አዮም ግን ሸርምጣ አዩ ስሙይ 🎉😢😢
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️
እስክኸ ነተን መሓዙትኪ እምንቲ ቅንዕትን ድኪ ማለተይ ንስኺ እምንትን ንጽህትን ፍቅርትን ተኮይንኪ ኩለን ደቂ ኣንስትዮውን ከማኪ ኾይነን ክትረክብየን ኢኪ ስለዚ ሰብ ዘውጸለ ኪሑዱኒ ኣግሊሉኒ ኣይንበል
ንፈጣሪኪ ኣሚንኪ ዝትኮንዮ የብልክን ክብርቲ ሓፍተይ ኣብ ሂወት ግድን መሰናክላት ይገጥመካ እዩ እና እቲ ዝበለፀ ብሉፅን ፈቃርን ብፈጣሪ ክትረክብዮ ኢኪ እና ፀሎት ኣዘዉትሪ ምቅርተይ❤❤❤
ቀፅልሉ ኣብየይ ሽኮር❤❤❤ከባኪ ቡዙሕ እና ንመሃር
እግዚኦ መሓረና አምላክ ይቅር ይበለና😢❤
ሰላምኪ ይብዛሕ ክብረተይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ካብቲ ንሕና እንሓስቦ እሱ ዝሓስቦ ይበልፅ እሞ ኣጆና ተስፋና ኣምላኽ ይኩን ጥራሕ ✝️
ኣየ ሰብ ነንሕድሕድና እንተንፋቀርስ ክንደይ ሰናይ ምኮነ ፈጣሪ ዘይፈትዎ ስራሕ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭ወዲ ከም ኣጋላት ኣይኮነን መጀመርታ ክትላለይ ከለኪ ሑልፍኪ ኣይትሕብኢ ብዘይትፈልጥዮ ምክንያት ዝብተነኪ ኩሉ ንገርዮም ኣቀዲምኪ ፆሎት ከዓ ግበሪ እመንኒ ድሕሪኡ ንውሽጥኪ ዕረፍቲ ዘለዎ ፍቅሪ ክትምስርቲ ኢኪ😭😭☝️ደቂ ሰባት ካብ ሕምየት ተቆጠቡ ኣብ ነብስና ክውዕል ዘይነደልዮ ነገር ኣብ ልዕሊ ደቂ ሰባት ኣይነውዕሎ☝️ሂወት ደቂ ሰባት ኣይተባላሽዩ😭😭😭😭😭
አጆኪ ማዓረይ ንፁቡቅኪ ክከውን እዩ❤ካብ ሓሳድ ማሓዛ ይምሓረና😢😢
ሰብ ሩጉም ኣጆኺ ዝሓፍተይ ጠንኽሪ❤
ዋይ ካብዙይ ማሓረኒ ኣጀኪ ክብረተይ😢😢
ኣጆኪ ኣብ ኣምላኪ እመኒ ሰብ ታይ ዘይበለ
እግዚአብሔር ኣምላክ ካብ ክፍኣት ስባት ያሓልወና ናይ ስይጣን መንፈስ ከይከውን ፀሎት ግበሮ🙏
ካብ ሓሳድ መሓዛ ምሓረና ፈጣሪ😢😢
ኣየ ሰብ ብፍላይ ሕብረተ ሰብና መሰቸዊ
ከይኑ ለምስ ኣጀኪ ንስኪ ጥራይ ጠክሩበ ናትኪ ዝበሎ ፈጣሪ ሒዝዎ ኣሎ
አቢዬ እንቋዕ በደህና መፅዕኪ
እዋይ ሰብ ርጉም በሰመአብ አጀኪ ማዓረይ አምላክ ናይ ኢዶም ይሃቦም ቶም ክፍእ ዝገብሩ
እኽኽኽ አጋላትኮ ሰበርስና ንትሓሳሰድ ኣጆኽኒ ጓልነይ ኣቅራቢትእዉን መጨረሻ ዝሃብኽና ምኽሪ ከየድነቅኩኺ አይሓልፍን ናተይ ሓሳብዉን ምስናይኺ እዩ ኹሉ ብእግዚኣቢሔር እዩ እግዚኣቢሔር ስለ ዘይፈቆዶ እዩ ዝናትኺ ዝተብሃለ ኣደም እዉን ግዚኡን ሳዓቱን ሓልዩ ክመፅእ እዩ ኽብረተይ❤❤❤
እዋይ ሰብ ሎሚ ኣይይ ኣረ ታይ ዓይነት ሰባት ኢና ኸምዚ ዓይነት ስራሕ ንሰርሕ😢
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️
አጀክ አይቲገደስለን ይሕመያ አምላክ ይፈርድ 😢
አጀክ ማዓረይ አበት ሰበ ረጉም😢😢
ትክክክል ኣየሰብ
ኣይጀካ የኔ ማር😢😢😢😢
ሰላምክ ይብዘሐለይ ምቅርተይ ኣብዝ ቃረባ ማዕልት እየ ንገዛኺ እና ዛንታት ብጣዕም ፅቡቁ እዮ እና ዝጠትቀምዮ ናይ ፀጉርኺ ቅባት ስሙ ፃሓፊለይ ዝያዳይ❤❤❤❤
ደምርኒ ማዓረይ❤❤
ሄር ፉድ ፎርሙላ ዝብል ጭቃ ቅብኣት እየ ዝጥቀም መዓረይ
@@SelamRUclips-g8y እሽ 🥰🥰
@@abihabeshawittube8066 ብጣዕም እየ ዳመስግን ዝያዳይ
ኣይይይይይ ኣየሰብ 😢😢😢😢😢
ኣጆኪ❤❤❤
ኣቢየይ ደልየኪ ብምንተይ ኪረኪበኪ ምቅርተይ❤
ኣብ ቲክቶክ ትሕቲ ፕሮፋይለይ ቁፅረይ ኣለኪ ነዛ ሊንክ ጠውቕያ
www.tiktok.com/@abi__gual.tdf3?_t=8lafmOws8dG&_r=1
😢😢😢😢😢👏👏👏🙏🙏🙏
ክረክበኪ ይደሊ እየ ኣቢ ሓፍተይ ብምንታይ ክረክበኪ ይክእል በጃኺ
ኣብ ቲክቶክ ትሕቲ ፕሮፋይለይ ቁፅረይ ኣለኪ ነዛ ሊንክ ጠውቕያ
www.tiktok.com/@abi__gual.tdf3?_t=8lafmOws8dG&_r=1
ኣየ ሰብ ጨካን😢😢😢
😢😢😢
እውይ ሰብ ሕስድና😢
ኣባይ ዘጋጠመኒ
ኣቤት ሰብ😢😢😢😢😢😢
ኣቢይ ወለላይ ❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️
እሺ
ደምርኒ ዝያዳይ❤❤
መዓረይ
ንዓይ ውን ደምርኒ ወለላይ❤
😢😢😢😢😢😢😢
በሰመአብ አቤት ጭካኔ
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤
Beshok.tbel.yebshka.gehafat
ኣይይ ኣየ ኣጋላት ጊን😢😢😢😢
ደምርኒ ማዓረይ❤❤
ዋይ ደቂ ሰባትኮ 😥
ደምርኒ ማዓረይ❤❤
❤❤❤❤❤
😢😢😢😢
1:54
ብምንታይ ኪረክበኪ አነለ ናዉሽጠይ ቃንዛ ኪናገረኪ በማርያም ከይትሓልፊን
ኣብ ቲክቶክ ትሕቲ ፕሮፋይለይ ቁፅሪ ኣለኪ ነዛ ሊንክ ጠውቕያ
www.tiktok.com/@abi__gual.tdf3?_t=8mG8QA59saw&_r=1