ብሚእቲ ዶላር ተበጊሱ፣ ዓቢ ኣውፋሪ ዝኾነ፣ ኣቶብርሃን መሓሪ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 21 ноя 2024

Комментарии • 495

  • @finankiflu1450
    @finankiflu1450 Месяц назад +98

    ብጣዕሚ 2 ብሉጻት ሰባት። ኣኽሊሉ ግን ኽንደይ ስነ ስርዓትን ዓቕልን ዘለዎ ሰብ ኢዩ፡ ነዚ ሓውናስ ወላ ሓንቲ ግዜ ካብ ዘረቡኡ ካይ ኾለፈ ስቕ ኢሉ ዘረቡኡ የወዶ 😊
    ኸማኹምስ እንተ ዝበዙሑ ❤🎉

    • @samihawey2741
      @samihawey2741 Месяц назад +3

      ❤🎉

    • @mamanatey1731
      @mamanatey1731 Месяц назад +1

      Beal seltene neshnesh ke entay yiwexom Bzkone good job 🎉🎉

    • @ኮኮብ-ጨ6ፐ
      @ኮኮብ-ጨ6ፐ Месяц назад

      ጽቢቕን ሓቅን ዘይወጾም ባዕል ስልጣንያን መንከሽከሽን ደኣ።ተፋተሐትን ተመርዓወትን ይብሉ ይውዕሉ ድሕሪ ካሜራ
      @@mamanatey1731

    • @rehasetesfalem8680
      @rehasetesfalem8680 Месяц назад

      ​@@mamanatey1731 Eta Reski wey Reska mermra fetsha n Beal Seltene and Neshnesh Si ms zoom Ketewadadr klte mot

    • @knowledgeispower9072
      @knowledgeispower9072 Месяц назад +6

      ሰለም የሕዋተት, ጽቡቅ መደብ፡ ብትግርኛ አንተዝጽሓፍ ጽቡቅ ነይሩ! መጽሓፍ ኮይኑ ናብ ሕብረተሰብ አንተዝቀርብ ፡ አቲ ሕብረተሰብ ብቃንቁኡ ከይተሸገረ ተጠቃሚ ይከውን።

  • @MichaelAlexander-dy6qf
    @MichaelAlexander-dy6qf Месяц назад +47

    ክሰርሕ እየ ክጽዕር እየ ዝበለ ሰብ ኩሉ ግዜ ዕዉት እዩ ኣምላኽ ይባርካ ዝሓወይ 😍

  • @solomonliza
    @solomonliza Месяц назад +36

    ብጣዕሚ ማሃርን መሳጥን ቅዱስ ቅንኢ ዘሐድርን መደብ ኢዩ የቐንየልና 🙏🙏

  • @rora3757
    @rora3757 19 дней назад +2

    ናይ ብሓቂ ንፍዕ ኣምላክ ይሓግዝካ

  • @Maranata224
    @Maranata224 Месяц назад +7

    ብጣዕም መሃርን ተስፋ ዘስንቕ ተመክሮ ዩ ሞ ኣኽሊሉ ብትገብሮ ኹሉ ወስኸሉ በርትዕ ን ኣቶብርሃን ድማ ኣጆኻ ቐጽሎ ይብል ::

  • @afewerqiaynom2659
    @afewerqiaynom2659 Месяц назад +8

    አተወብርሃን ዕባይ መደበር ኩሉ ግዝየ ህርኩት

  • @ZACRO-y4n
    @ZACRO-y4n Месяц назад +13

    ኣቶ ዓርከይ ወዲ ማሓሪ ጂግና እስከ ኣምላኽ ይሓግዝካ ኣንበሳ

  • @ansy4366
    @ansy4366 Месяц назад +26

    ከምዚኦም ጀጋኑን ንፉዓትን ሰባት ኣቅርበልና akile ሓውና ✌️✌️✌️👏👏👏👏

  • @habtemichaelkibreab4284
    @habtemichaelkibreab4284 Месяц назад +8

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እግዚአብሔር በረኸቱ የብዝሐሓልካ ዕውት ስራሕ🎉👌

  • @knowledgeispower9072
    @knowledgeispower9072 Месяц назад +6

    ጽብቅ ስራሕ፡ ብመጽሓፍ መልክዕ አንተዝቀርብ ፡ ውህሉል ተሞክሮካን ፡ ፍልጠትካን ፡ ሕብረተሰብ ከይተሸገረ ብቃንቁኡ ተጣቃሚ ምኮነ። አዚ ካ ዘይበርስ ሃብቲ ኢዩ ነዚ ሕዺ ዞሎ ዎሎዶን፡ ንናይ መጻኢ ዎሎዶን።

  • @andebrhanteklemariam9739
    @andebrhanteklemariam9739 Месяц назад +14

    ብሓቂ ብሉጽ ሰብ Thank you ኣኪለ ሓውና ነዚ ህርኩት ሰብ ዘምጻኻልና ተስፋ ገብር ኣብ ዓድና ነዚ ብሉጽ ስራሕ ከዋፍርን ክምህር ❤❤❤❤

  • @mussiegebreyouhans1160
    @mussiegebreyouhans1160 Месяц назад +10

    ኣዝዩ ምቑሉልን ትሑትን ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @smrethabtom9892
    @smrethabtom9892 Месяц назад +4

    ዋዋዋው ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
    ከምዚኦም ተስፋ ዘለዎም ኣምጻሎና
    ኢዚ መንሰይ ክማሃር
    ❤❤❤

  • @yordankidane74
    @yordankidane74 Месяц назад +9

    ከመይ ፈጣሪ ኩሉኣለም ብርኽኽኽ የብልኩም። እዚ ንኡስ ወለዶና ድማ ኣሰርኩም የስዕቦ። ጽቡቕ ኣርኢኹምና ንግሆ ምድሪ። የቀንየልና ኣኽሊሉ ሓውና ብዙሕ ተማሂርና። Stay blessed my dear.

  • @JhonTesfay-pi4mc
    @JhonTesfay-pi4mc Месяц назад +3

    ብጥዓሚ በቃ ንፉዕ ሰብ ዓቢ ትምህርቲ እዩ ንዓና ❤

  • @ghirmayrussom4175
    @ghirmayrussom4175 Месяц назад +10

    ኣኪለ ብጣዕሚ ኑኡድ ስራሕ ክረኽበካ ምደለኹ ፍቓድካ እንተኾይኑ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @benzem8058
    @benzem8058 Месяц назад +9

    My first experience with this technology. My first thought was that I hoped this would be introduced back home.
    It's an extremely impressive work.
    Thank you, Aklilu, for opening our eyes.
    Thank you, Atobrhan, for sharing and educating us.
    ❤🇪🇷

  • @samrigaltigray6853
    @samrigaltigray6853 Месяц назад +4

    ጻዕራም ኣቦ ፈጣሪ ምስኻ ይኹን❤
    ኣኽሊሉ ሓውና ኣድራሻኡ ክትህበኒ ትኽእል ዶ

  • @God-db9vp
    @God-db9vp Месяц назад +4

    እግዚኣብሄር ይባርኽካ ሓውና፡ ንስኻ ንህዝብና ዓቢ በረኸት ኢኻ፡ ሞያኻ ንህዝብኻ መሃሮ፡ ኣኪለ ሓወይ ውን ኢኻ ንፉዕ ኣምላኽ ይባርኽካ፡ እታ ኣድረሱ ምጽሓፍ ግን ረሲዕካያ እሞ ኣብ ቀጻሊ መደብካ ቴለ ቁጽሩ ጸሓፈሎም ብዙሓት ሰባት ክረኽብዎ ደልዮም ኣለዉ።

  • @blackstar7660
    @blackstar7660 Месяц назад +3

    ብጣዕሚ ንፉዕ ኣዝዩ ዝድነቕ ስራሕ እዩ ቀጽሎ።

  • @awetadam8349
    @awetadam8349 Месяц назад +11

    ብሉጻት ሰባት ናይ በሓቂ ጽቡቅ ዕድል

  • @Bokretionkfle
    @Bokretionkfle 15 дней назад +1

    ሰላም ኣክሊሉ ሓዉና ብእተቅርቦም ኣስተመርህሮታት መክሪ ሓበኤታ ኣዝዩ ሓጋዚ ኣስተዋጽኦ ዘለዎም ትምህርትካ ኣዚና ሕጉሳት እናሞ ንስካዉን ተሓጎስ በርትዕ ሕቡን ሓው
    ቅጽለ ናይ ስራሕካ ተለፍፍን ከመይ ገይረ ክረክባ ይክእል

  • @capitaltesfay
    @capitaltesfay 19 дней назад +2

    ብጣዓሚ ንፍዕ

  • @Eritrea_91
    @Eritrea_91 Месяц назад +8

    ኣቶብርሃን ካፍቶም ንፉዓት ተቐዳዳማይ ብሽክለታ እዬ ኔሩ። ኣብዚ ሞያ ኣድማዒ ስራሕ ይሰርሕ ኣሎ ኣጆኻ በርትዕ።
    ተለፎንካ እንተትጽሕፎ ብዙሕ ሰም ምኽሪ ምሓገዝካ ጸሓፈልና ተለፎንካ🙏🇪🇷

  • @ZeriezghiGoitom
    @ZeriezghiGoitom Месяц назад +7

    ዘሐጉስ መደብ፣ ክገብር እየ ዝበለስ ዝዓግቶ የብሉን!!! ዓወት ይሃብኩም።

  • @bereketezra9207
    @bereketezra9207 Месяц назад +4

    ኣኪለ ሓዉና ፡ ዝያዳ ንዓካ ምስጋና ይግባኣ !!!

  • @almazghaber9632
    @almazghaber9632 26 дней назад +1

    ናይ በሐቂ ቁሙነገር ዘለኩም ሰብ ማለት ካብ ሐገሩ ተሰዱድ ከምዝ ክከውን አለዎ ንነብሱ ኰይኑ ንህብረተሰብ ድጠቅም አክሊሉ እግዛቤር ይባርክካ ንኩልኩም ንሰራሐኩም አሳልጦ ይምነይልኩም well done 👍👍❤️❤️👍👍

  • @alexandat2791
    @alexandat2791 Месяц назад +13

    Wawww, this is extraordinarily hard working,multi tasked Eritrean expert, very proud of you Mr.Atobrhan Mehari. I learned a lot from you and brother Aklilu,keep inspiring and motivating us.
    Congratulations 🎉.Thank you so much men!

  • @M-vr7zo
    @M-vr7zo Месяц назад +3

    ኣድራሻኡ ወይ ስልኩ ኣበይ ይርከብ? ናይ ብሓቂ ህርኩት እዩ

  • @aknebshalom8962
    @aknebshalom8962 Месяц назад +2

    ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ እዩ ኣክሊሉ ሓውና ግና ኣድራሽኡ ብኸመይ ክንረኽቦ ንኼል ብ ስራሕ ክንዘራረብ ደልየ ነረ በጃካ ተገዲስካ ኣምጸኣለይ ኣድረሽኡ

  • @fsahaasmelash1287
    @fsahaasmelash1287 Месяц назад +3

    ኣኪለ ብሉጽ መደብካ ብጣዕሚ'ዩ ሰሓብን ጠቓምን ቀጽሎ።

  • @mangistuhabtu9206
    @mangistuhabtu9206 Месяц назад +4

    Aklilu thank you .
    Atobrhan you doing great job.
    I would like to see your job in Eritrea
    God pleas you.

  • @makelehabtom7711
    @makelehabtom7711 Месяц назад +4

    Nic one guys go head thanks akile bro

  • @efyabrha9839
    @efyabrha9839 Месяц назад +2

    ኣኽሊሉ ጅግና ተቃሚ ነገር ኢካ ሒዝካ ትመጽእ ዘለኻ ከምዚ ገርካ ኣብ ኣፍሪቃ ዘሎ ወፍርን ስራሕን ኣላልየና ኢኻ ቀጽሎ ❤❤❤❤❤❤

  • @TesfalemAwet
    @TesfalemAwet Месяц назад +1

    ❤❤❤❤ እዚ ኢዩ መለለይና ኣጀኩም ኣሕዋት በቢ ዘለና እንተ ተሓጋጊዝና ክንምዕብል ኢና ኣኪለ ከኣ ከማካ ይብዝሑ

  • @merhawiande2806
    @merhawiande2806 Месяц назад +5

    ዋው ከምዚ ገይሩ ዘዕገበኒ ኣይረኸብኩን❤❤❤❤🫡🫡🫡🥰🥰🥰😊👌🙏

  • @zak-o3k
    @zak-o3k Месяц назад +4

    ኣቶ ብርሃን መሓሪ ናይ በሓቂ ከምዚ ሰብኣይ ጀግና ጻዕራም ሪኤ ኣይፈልጥን ኣብ ዎርክ ሾፕ ናቱ ብዙሕ ሪኤ መጺ ኤ ኔረ ሓደ መዕልቲ።

  • @onedaymedya
    @onedaymedya 2 дня назад

    ናይ ብሓቂ ዓበይቲ ሰባት ንኩላትኩም ጽቡቅ ዕድል
    ናይ ብሓቂ ዓብይ ትምርቲ እዩ

  • @maekelekibrom8513
    @maekelekibrom8513 18 дней назад

    Dear Atobrahan,
    I'm very proud of you. You have the most important thing in your hands, that is the work of culture. you are a role model for many. you are invotive and creative. I wish you much success and health in your life.
    Maekele kibrom

  • @yobi923
    @yobi923 Месяц назад +3

    እቲ ትሕዝቶ ንክትሰምዖ እና መሰጠካ ዝከይድ ፡ ኣዝያ እክልትን መሃሪትን ኢያ ፡❤

  • @RegimeChangeEritrea
    @RegimeChangeEritrea 20 дней назад +1

    Keep it on Akile. ከማኻ ይብዝሑ 👍🏻

  • @gebrittewelde5183
    @gebrittewelde5183 19 дней назад

    ኣኪለ ሓውና ክብረት ይሃበልና ኩሉ መደባትካ ሃናጽን መሃርን ሞራር ወሃብን ኢዩ በርታዓልና ካብ ልቢ የመስግነካ ካብ ሃገረ እስራኤልየ በርታዓልና

  • @letenseafesshaye7801
    @letenseafesshaye7801 Месяц назад +3

    ንፉዕ ሐረስታይ ትዐወት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍇🌹🌹🇸🇪👏👏🥀✝️🎇💐💐🎂🌽

  • @esayasande7958
    @esayasande7958 Месяц назад +2

    ናይ ብሓቂ ህርኩት ጻኣራም 🙏

  • @senaytgebrezgher9737
    @senaytgebrezgher9737 Месяц назад +2

    ብጣዕሚ ትድነቑ ሰባት የሕዋት ኢኹም ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ንምነ።ምስ እዚ ሓውና ሓቢርካ ክትሰርሕ ብርኪ ክትኣቱ ትኽእልዶ ኣኪለ ሕተተልና ኢኻ

  • @haileabhabtemariam4393
    @haileabhabtemariam4393 Месяц назад +2

    ጽቡቅ ስራሕ ኣቶ ቀጽሎ ኣብስራሕካን ናብራኻን ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ

  • @gebrehiwetbrhane
    @gebrehiwetbrhane Месяц назад +2

    Kab Muhro Aemuro nay bahaki !!
    Thank you Akile.

  • @BiniamYosief-l1s
    @BiniamYosief-l1s Месяц назад +27

    ሓደ ግዜ ከምኡ ኢለ Comment ሂበ ኔረ ኣኪለ ሓወይ፡ ኣብ ኣፍሪቃ ኮይኖም ኣብ ዝዓበየ ደረጃ ዝበጽሑ ብዙሓት ህርኩታት ኤርትራውያን ኣለዉና። ሕብረተሰብና ኣብ ኤውሮፓ ወይ ኣብ ኣሜሪካ ጥራይ ኮይንካ ዝምዕበል ኮይኑ እዩ ዝስምዖ። ኣብ ኣፍሪቃ ግን ብዙሓት ኤርትራውያን ብናቶም ውልቃዊ ጻዕሮም ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ዝበጽሑ ኣለዉ። እዚኦም ንብዙሓት ኣብ ኣፍሪቃ ዘለው ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብነት ክኾኑ ይኽእሉ እዮም እሞ ከምዚ ዓይነት መደብ ቀጽሎ። ን Process ተባሂሉ ዝወጽእ ገንዘብ ኩላትና ንፈልጦ እዩ፡ እዚ ግን ኣብ ኣፍሪቃ invest ጌርካ ክምዕበል ከምዝከኣል፡ ብዙሓት ኤርትራውያን ኣለዉ ምስክር ዝኾኑና። ነዚኦም በርቢርካ ኣብነት ክኾኑ ምውጻእ ስርሐይ ኢልካ ሓዞ ኢኻ ኣኪለ ሓወይ። ስለ መደብካ የቐንየልና!!!

  • @ZYosef-sd7wu
    @ZYosef-sd7wu 5 дней назад

    An amazing interview with a very smart and critical thinker Eritrean farmer and business owner. This is the Eritrean spirit that is amazing. Thank you Aklilu. This viewer would like to visit all these sites someday.

  • @Biemnet-e8t
    @Biemnet-e8t 15 дней назад

    ብጣዕሚ ገበዝ ምቅሉልን ጻዕራም ሰብዩ

  • @rutahagos1514
    @rutahagos1514 Месяц назад +2

    🎉🎉👌👏🏻👏🏻❤ኣሰይ ኣሰይ እልል እልል እልል🎉🎉🎉ብመጀመርያ ምውቅ ሰላምታይ ይብጻሕካ ❤ኣብ ዘላኻዮ (ኣቶ ሓወይ ) 👑💎❤❤🇪🇷✌️ብምቅጻል ድሕሪ ነዊሕ ዓመታት ስለዝራኣኹካ ብጣዕሚ ደስ ኢልኒ 🎉እሞ ነቲ ዝነበረካ መንፈዓት መሊስካ ወሲኽካሉ 🎉እሞ ኣብዚ ጽቡቅ ደረጃ በጺሕካ ምስ ረኣኹ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ❤እግዛብሄር ኣምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ ኣብ ዘላኻዮ ሰላምን ቅሳነትን ምስ ኩሎም ስድራቤትካ ይምነየልካ❤❤ 🙏🏻
    🎉🎉ኣኪለ ሓወይ 👑💎🇪🇷🎉🎉የቀኔልና ኣብ ኩሉ ተቅርቦ መደባትካ ደስ እንዳበለና ስለንካታተሎ ቀጽሎ ❤ጸጽቡቁ ይምነየልካ 🎉❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤🙏🏻🙏🏻🙏🏻✌️

  • @yordanosbeyene4538
    @yordanosbeyene4538 Месяц назад +3

    ብሐቂ ጻዕራም ኤርትራዊ እዚ ኢዩ ሐደ ካብቲ መግለጺና ነብስካ ምክአል ብጻዕርካ ተጸባይ ዘይ ምካን መንእሰያት ካብዚ አያና ብዙሕ ክንማሃር ንክእል ኢና።

  • @TesfalemHalie
    @TesfalemHalie Месяц назад +3

    ናይ ብሓቂ ጽብቅ ስራሕ ንፋዕት ደቂ ኤረይ

  • @arontesfay7978
    @arontesfay7978 Месяц назад

    ናይ ብሓቂ ኣተብርሃን ሓውና ጻዕራም ኤርትራዊ ኣብነታውን ንቡዝሓት ክትምህር ትክእልን መን ሙካንካን ሃገርካን ዘኩርዕ ስራሕ ናይ ብሓቂ ኣብነታዊ ኤርትራዊ ሓውና ቀጽሎ እቲ ትምነዮ ክትፍጽሞ ኢካ ኣክሊሉ ክኣ ምስጋና ይግብኣካ ቡዙሕ ዘይ ንፈልጦ ፈሊጥና የቀኒየልና።

  • @SenaitTesfay-ki9ir
    @SenaitTesfay-ki9ir Месяц назад +3

    I have no word's to explain how i am proud of you gegna wedi Erey blux seb. 🎉👍 agoka berte Egzabher yhagzka.

  • @Amine-efrem
    @Amine-efrem Месяц назад +3

    ብጣዕሚ ኣዝዩ ዝንኣድ ስራሕ ፥ ኣኪለ ሓውና። ነዚ ጻዕራም ሓውና ከኣ ኣብነት ናይ ብዙሓት ከም ዝከውን ርግጸኛ'የ። ኣብ ኩሉ ስራሓቱ ከኣ ዓወት ኣሳልጦን ይምነየሉ።

  • @ug-nation.1952
    @ug-nation.1952 Месяц назад +5

    nice bro

  • @saladcadceed7175
    @saladcadceed7175 Месяц назад +2

    Btaemi hrkutn des zebln seb. Nay behaki ewut seb kkewn u. Thank you Akile kea. Kemziom sebat aqrbelna eka bztekaele meten.

  • @abrahamkidane8164
    @abrahamkidane8164 Месяц назад +2

    God bless you all, brother Aklilu well done. It's really refreshing. Atobrhan continues the great work. God bless Eritrea 🇪🇷 🙏 ❤️

  • @SFGTD-72116
    @SFGTD-72116 27 дней назад

    እግዚኣብሄር ንዚያዳ ዕብየት ዕድመ ይሃብካ ሓውና❤❤❤❤❤

  • @Bjki_72
    @Bjki_72 25 дней назад

    ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ መምህር ሓሮስቶት

  • @AmaAma-c5z
    @AmaAma-c5z Месяц назад +1

    ብጣዕሚ ንፍዕ ሓወይ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ ኣኪለ ከኣ ብጣዕሚ ብሉጽ ከምዚ መሃርን ኣገዳስን ስለ ዝከነ ብቀጻሊ ተተቅርበልና ተመራጺ ኢዩ

  • @melakeyosef8542
    @melakeyosef8542 17 дней назад

    ቢታም ጽቡቅ ንፉዕ
    ተለፎን አባ ጽሃፈልና ኪንረክቦ

  • @Sowthk2
    @Sowthk2 Месяц назад

    ናይ ባሓቂ ንፍዕ ሓርስታይ ተስፋደለዎ ኣቦ አዛ ናይ ሰላጣ ይዕብያ 🥰🥰🥰.

  • @mebratkaba7567
    @mebratkaba7567 27 дней назад

    Agibe btaami sebay 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ahah-lt7bl
    @ahah-lt7bl 20 дней назад

    Wow well done to him. Amazing and i wish his success and successful business

  • @tesfieAraya
    @tesfieAraya Месяц назад +1

    Bteami Jigna Eritreawi kemkeas ybzhlna edmen teinan kea yhabka ❤❤

  • @maranathayesus2081
    @maranathayesus2081 Месяц назад

    Wow God bless brother we really appreciate you the Eritrean people are so work hard I really encourage God bless you Aklilu bless

  • @mossweldu1803
    @mossweldu1803 Месяц назад +5

    Akile betami xsbuk medeb u kexslo. Bezuhat ab Business success full zekonu sebat aleu . Kemzi aynet medeb mekrabka zezi natna hebrte seb xsbuk tesfa u. GBU 🎉

  • @emangoal270
    @emangoal270 3 дня назад

    ሰላም የሕዋት ጽቡቕ መደብ፡ ን ኣቶ ብኸመይ ክረኽቦ ይኽእል

  • @BerhaneAbraha-g8g
    @BerhaneAbraha-g8g Месяц назад +3

    እዚ ተካይዶ ንጥፈታትካ ብጣዕሚ ዘደንቅ ኢዩ።
    ሓንቲ ክሓተካ ኣብ ባባዮ ይኹን ኣብ ተኽልታት (ጆራዲን ፈንጋስ ዝባሃል ሕማም ኣሎ። ኣብ ኣታኽልቲ )
    ኣብ ዝራኣየሉ ኣብ ኣቁጽልቶም ዕጥርጥር ይብል።ብዛዕባ እዚ ኣፍልጦ ኣለካ ዶ፧ በኸመይ ከተጥፍኦ ትኽእል ነቲ ሕማም ኣፍልጦ ተለካ።
    የቀንየለይ ኣቶብርሃን ምስ ኣኪለ ጽቡቅ ምድላው።

  • @gomeradembelas9984
    @gomeradembelas9984 25 дней назад

    Genuine guy ready to share what he knows. Keep it up 👍

  • @leterfaleteklit
    @leterfaleteklit Месяц назад +1

    Aseyyy anbesa hawey kulu Eritrean kemze anbesa sebay kekewen alwo abnetawi abe Eritrea ka kemze keteatato alwo yehewat

  • @fissehaadgoy3988
    @fissehaadgoy3988 28 дней назад

    He is the best man, I knew long time. Very interesting man. Bless him.

  • @rhfdhgj696
    @rhfdhgj696 26 дней назад

    ብጣዕሚ ደስ ዝበል ይክአል እየ እንተልካ ክሉ ይከአል ❤❤❤❤❤❤❤

  • @DestaGidey-q1s
    @DestaGidey-q1s Месяц назад +2

    ስልክኻ ፀሓፈልና

  • @yohanagetahun7801
    @yohanagetahun7801 Месяц назад +1

    Thank you Akile btami nhzbi zenekakih eyu tguh seb telefenu delye nere

  • @senaytgebreslasie8610
    @senaytgebreslasie8610 29 дней назад

    Www btaomi xbuk srah kexlyo odmen tonan yhabka fetari ❤❤❤

  • @luladaid9912
    @luladaid9912 Месяц назад +1

    Thankyau god palsyou god jag ❤❤❤

  • @mogoseyekaselama9775
    @mogoseyekaselama9775 Месяц назад +1

    Nay bHaqi Habtemikael Abi seb nsebat zhali nsebat mkri zekafl kemaka ybzhulna ajoka qexlo bamalk ktrekubo eika

  • @fretabeyene8929
    @fretabeyene8929 27 дней назад

    Thanks Aklilu hawey keziom xelewti sebat mqrabka.

  • @mhaymanot1290
    @mhaymanot1290 Месяц назад +1

    Just wow, I hope one day you will be able to do in our country the same, I am sure if the system let you what you wanted, you will be happy to do it, God bless your brilliant mind

  • @sieleghebremichael2748
    @sieleghebremichael2748 Месяц назад +2

    Anbesa ato hawey. Bravo kexil bertie.

  • @yonbest73
    @yonbest73 24 дня назад

    I'm really proud of you
    very impressed

  • @Wedifish
    @Wedifish 20 дней назад

    Btaemi Nfue❤👏👍

  • @EVDESiHF13
    @EVDESiHF13 Месяц назад

    አቶ አቶብርሃን መሐሪ ጻዕሪ እንታይ ከምዝኮነት ብግቡእ ዘርአየ ጻዕራም አርአያ ሕብረተሰብ ኢካ እም ኽብሪ ይሀብካ ዕድመን ጥዕናን እንዳተመነኲ አብ ስራሕካ ዓወትን,አሳልጦን ይምነ ዝሐወይ Thanks aklilu for sharing all times bro!!!

  • @JohnHaylab
    @JohnHaylab 24 дня назад

    ዝጽዓረ ይዕወት ❤❤❤።

  • @bielulmesfun868
    @bielulmesfun868 Месяц назад +2

    Ato xaeram edmen tenan yhabka, ❤

  • @aduniaaman2823
    @aduniaaman2823 3 дня назад

    ማሽኣላህ ኣብነታዊ ሓው ዝድነቕ ስራሕ እዩ

  • @KuraraHarife-qc8wz
    @KuraraHarife-qc8wz 11 дней назад

    ኣነ ኡይይይ ዘብለኒ ጉዳይ ከምዚታት ክርኢ ኸለኹ አዩ ስለምንታይ አዩ ግን አዚ ኩሉ ሃብታምን ሙሁርን ዓቅሚ ዘለዎን ኣብ ፈቀዶ ሃገራት ፋሕ ኢሉ መረት አንዳማቱ ዘልምዕ ዘሎ አቲ መንግስቲ ናይ ኤረትራ ንምንታይ አዩ ዓድኹም ኣልምዑ ዘይብል ከመይ ዓይነት ሸይጣን አዩ ሰሪርዋ አዛ ሃገረይ በቃ ከምዚ ኾይና ኤረትራ ኡፍፍፍ ብዝኾነ ንፉዕን ጅግናን ህርኩትን ሓረስታይ ኢኻ ንዓኹም ዝኸውን ጊዜ ይምጻልና አዚ ፈጣሪ ኮምኡ ውን Thax ኣኪለ ከምዚኦም ዝበሉ ኣብነታውያን ሰባት ኣቅርበልና ብዙሕ ንምሃር ኣለና ❤

  • @tmnittesfakrstos9769
    @tmnittesfakrstos9769 Месяц назад +1

    Selam selam aklilu hawey zkone hto neyruni bkemey krekbeka ykil

  • @ZULAEntertainment
    @ZULAEntertainment Месяц назад +1

    ናይ ብሓቂ ኣድንቀካ !❤

  • @hanibalmogos2059
    @hanibalmogos2059 Месяц назад +2

    Edmen tenan yhabka hasab lbka yesmrelka amlak wededey mearey ❤❤❤

  • @fiyonahagos6771
    @fiyonahagos6771 18 дней назад

    Super super Ambesa🙏🍀🌸🙏🍀🌸🍀🙏🌸🙏🍀🌸

  • @misghanatesfaldet1942
    @misghanatesfaldet1942 Месяц назад

    Amlak yimesgen ajoka Bertie. And no words to say I am so inspired.

  • @tesfaighebray6588
    @tesfaighebray6588 Месяц назад

    If he had that opportunity in eritrea, it would be good ,but unfortunately not. You are unique .i wish i had that capacity. GOD BLESS YOU.

  • @edenyemane9571
    @edenyemane9571 10 дней назад

    Anibesa,sebay eka Nisika 🙋God bless you ✝️

  • @SelemawitFikadu-l8g
    @SelemawitFikadu-l8g Месяц назад

    Edman tenan yehabkum kubrat yahwat ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @simoabrha7110
    @simoabrha7110 Месяц назад

    Atie is such an inspiration person everyone has to learn from him

  • @tg.eri1
    @tg.eri1 20 дней назад

    ብጣዕሚ ዘገርም ስራሕ። የቐንየልና ኣኽሊሉ ሓወይ ቀጽሎ። ኣነ ዝጽበያ ዝነበርኩ ስነ ሓሳብ ኢዩ ናይዛ ቻነልካ። መኽንያቱ ዳርጋ ኩለነ መድያታት ብዛዕባ ተዋሳእትን ደረፍትን ጥራይ ኢየን ዘቕርባ። ስለዚ ኮምኡ ጌርካ ዝተፈላለይ ብቕዓት ዘለዎም ሰባት ኣቕርበልና።👍