TPLF IS NOT TRUSTED PARTY TO SERVE TIGRAI. THIS NOT THE TIME TO HAVE CONFERENCE OF THE PARTY, BECAUSE AT THIS TIME, THE MOST IMPORTANT IS TO FACILITATE THE DISPLACED PEAPLE TO MOVE TO THEIER HOMES. BUT ARROGANTL TPLF IS HAPPY TO START CONFERENCE OF THE SO-CALLED TPLF. NOT CARE THE DISPLACED TIGRAI . SHAME OF TPLF MEMEBERS.
Proud weyaney tigray TPLF long live weyaney tigray TPLF TDF all tigray people free independent tigray people soon God will God bless weyaney tigray TPLF TDF 🙏🙏🙏💪💪💪
What you are telling is not new. Returning back farmers to their former land is a must. We expect the returning back of administration of wolkaite and humera
Tigray Broadcasting Services is serving for the people ,to the people for the people very Democratic Revolutionary Media .we the people most of us are with you .. Thanks ❤ 16:54
The general is trying to find some foolish Tegaru. He has thousands of fano around the boarders of Tigrai, and yet he proposes peaceful means to be a solution. Isn't that funny.
Congratulations, Tigray, your resilience, patriotism, and the unity of pupose have gained the world's respect and admiration. On the other hand, your opponents have found themselves where they belong.
ብጣዕሚ እየ ዛድንቐኩም ናይ ባሓቂ ኣብ ትለቅዎ ሓበሬታ ኩሉ ግዜ እየ ዝከታተለኩም እሞ ኣጀኹም ቀፅልሉ ደቂ ረመይ❤️❤️👌
የቐንየልና🙏
🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤ ኣሰይ. ልልልልል ሰላምና የብዝሐልና ሀገርና🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ዜናኺ በበኣርእሰቱ ኣንብቢ ዝሓፍተይ። በርትዑ።
ንፍዕቲ ጅግና እኪ በርትዓ
ጎበዝ ኢኪ:በርትዒ።
ሃወሪያት ድሕነት ውድብ ሕዋሓት አርአያ ተክለብርሃን አክብሮት ይግቦኦ
ግን መጀመርታ አርእሰቲ አንቡቡ
ይበል ዘብል ዩ ገ/መሰቀል ካሳ ብትኽክል ተረዲእዎ ሎ እቲ ኸይዲ ብጣዕሚ ወሰንቲ ሰባት ምዃኖም ፕ/ት ጌታቸውን ፕ/ት ጀነራል ፃድቃንን ምሰኦም ዘሎ ፕ/ት ጀ/ል ወዲ ወረደን 16:46
❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤👌❤
ብጣእሚ ንፈትዋ ጋዜጠኛ
ዜና ክተቕርቡ ከለኹም ሽምኩም ግለፁ❤
ጎበዛት አጀኹም ንከታተለኩምና
Tbs bravo?
Dawn Dawn wedi reda!
❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉
እናሰራሕኺ ተማሃሪ እናተማሃርኪ ሰጉሚ
TPLF IS NOT TRUSTED PARTY TO SERVE TIGRAI. THIS NOT THE TIME TO HAVE CONFERENCE OF THE PARTY, BECAUSE AT THIS TIME, THE MOST IMPORTANT IS TO FACILITATE THE DISPLACED PEAPLE TO MOVE TO THEIER HOMES. BUT ARROGANTL TPLF IS HAPPY TO START CONFERENCE OF THE SO-CALLED TPLF. NOT CARE THE DISPLACED TIGRAI . SHAME OF TPLF MEMEBERS.
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Alhamdulilah thanks for ur Valuable News
አምላክ በቃኩም ይበለና
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
💛❤️
አቱም ህወሃት አዚ ትእቢት ህዚኩም ክጠፍአ ኢዩ! ህዝብ ትግራይን ናይ አምሃራ ህዝቢን ብምዝርራብ ችግራትኩም ምፍታህ አምበይ ብሃይሊ ክሙክር አንተኢልኩም ናይ መጨረሻኹም አርማጌድዮን ትኸውን መሪፅኹም ማለት ኢዩ! ናይ ሰሜን ህዝቢ ብምትህብባር ብምዝርራብ ችግሩ ክፈትህ አለዎ! አቱም ቆልማፅ ሚዲያታት አስኪ አፍኩም አፀው !ነፍስን ድዩ ዝጠፍአ ዘሎ!
👌
❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ኣነ ንገብረ መስቀል ካሣ ዝገለፆ ኣገላልፃ መራሒቲ ብልፅግናን ይኹን ንፋኖ ብደቢ እዩ ገልፅዎ ያቐንየልና ክብል ይፈቱ።
Aneta. Nezeome. Ayete. Emebewoume. Zeamenu. Ayekonune.Gene. Merahete. TIGERAY. Yehezene. !!!
Tnx gebremeskel Kassa!!!
Bezueh you tuberat tektatel gen. Neskatkum tekerbewo. 👍thank you
ነመስግን
ኣብ ጎንኩም ኣለኩ በርትዑ
Bo gize lekulu!!!
ካብ ሻዕብያ ትብሊ እተን በሕዋተን ዝዕመጻ ዘለዋ የሕዋትኪ ድምፂ ዘይትኾኒ ዕስብቲ ሕዋሓት
🙏❤️❤️🙏🙏💖💖💖🥰🥰🧡🧡
ሜዛዊ ኩኑ
Melles policy is empire policy / ዕምረራ
Emo. Hije. Eko. Getachewe. Reda. Nementaye. Yewerede. ? Bukuae. Amerareha. Zelewo. Yemeselene. Gene. Buzuhe. Kitetele. Megebare. Kabe. Adelaye. Zeyekone. Neouou. Zeyemeteno. Negerate. Enete. Tekotebu. Ane. Bi. Wegeneye. Getachewe. Reda. Bekuoe. Koyenu. Yesemeane. Bejakume. Tekebaberu, Ayetebaleou. Meaenete. HIZEBE. TIGERAY. ❤
ሃሕት ክጥፍ አልው
ewe do aythelew ketfe eyu elka keythaseb
❤❤💛💛🙏🙏👍👍👍🐅🐅🐅🌹🌹🥀
Ayr Wigin dkatat Tmuya
አምሓሩ ጎራሓት እዮም ናይ ትግራይ ይፅናሓልና መጀመርታ ንብልፅግና ንስዓሮ ስልጣን ተሒዝና ብድሕሪኡ ናይ ኢትዮጵያ ህዝቢ አታሓባቢርና ንትግራይ ምጨፍላቕ ዘቐለለ እዩ ኢሎም ሓሲቦም ወጊኖም እዮም
ትግራይውን ፅቡቅ ጊዜ ረኺባ ንኹሉ ብተጠንቀቅ ብዘይምዝንጋዕን ክትዳሎ ይግባእ
አታ ሕዋሕት ትበሃል መርዚ ህዝብ ትግራይንዶ አጥፍኡልናን
ኣነ ብጣዕሚ እየ ልከታተለኪ ንፍዕትን ብቅዕትን ሓቀኛ ጋዜጠኛ ኢኺ ቀፅልሉ
የቐንየልና
Proud weyaney tigray TPLF long live weyaney tigray TPLF TDF all tigray people free independent tigray people soon God will God bless weyaney tigray TPLF TDF 🙏🙏🙏💪💪💪
DO NOT COMPARE THE HERO TDF WITH THE ARROGANT TPLF
What you are telling is not new. Returning back farmers to their former land is a must. We expect the returning back of administration of wolkaite and humera
መራሕቲ ሕዋሕት ናብ ፍርዲ ይቅሩቡ !!!
Megal mnagebah
🩵🩵🩵🩵🩵🩵🌹🌹🌹🌹🌹👍👍👌👌👌
ታይዙይ አርእስቲ ካሊእ ትንታነ ካሊእ
ነቲ ኣብ መቐለን ሽረን ኮይንካ ህዝብኻ ብዘይ ዝኾነ ይኹን ኣመሓዳርን ዕጡቑን ናብ ግፍዐኛታት ወረርቲ ኣሳፊርካ ምብራር ወይ ምፍናው ምምላስ ተመዛበልቲ ዘይኮነስ ክሕደት እዩ
እቲ ተሰደደደ ሀዝቢ ናብ መረበቱ ይመለስ በድሕሪኡ እቲ ህዝቢ ባዕሉ መራሒኡ ይምረጽ ።
ናይትግራይ መንግስቲ ክሰርሕ ዝግብኦ እንተሃለወ እቲ ተመርጸ ተጸዋዕነቱ ናብ ተግራይ ክኸውን ከምዘለዎ ኢዩ ክሰርሕ ዘለዎ ።
ኣለበለዚያ ምምሕዳሩ ይመለስ ገለ ዝበሃል ኣይሰርሕን ሀዝቢ ዝመርሖ ይምረጽ
ገ/መስቀል አይኮነን ድዩ ዋና መምፅእን መሳሳይን ጆኖሳይድ ትግራይ ስቅበል ሃላይ በሊዑ ተዝሓንከለይ በለት ስላስ
Tigray Broadcasting Services is serving for the people ,to the people for the people very Democratic Revolutionary Media .we the people most of us are with you .. Thanks ❤ 16:54
ክቡር ጀነራል ስለትግራ የሰጡት አስተያየት የዘገየ አይመሰልዎትም ?
Thanks Tigrai Broadcast for the information it's good news to Tigrai.
Tigary..... Broadcast........ MedIa........Tg...,.. Citly....... Country
ብዘይ ውሽጣዊ ጽርየት ዝፍጸም ዝስራሕ የለን ።ህወሓት ኣኼባ ምንውሑ ኣይንጽለኣዮ በስሉ ደኣ ይምጻእ ።
ገረመሰቀል ኣይምልከተካን ምክንያቱ ንሰካ ብልፀግና ን ንህዝቢ ትግራይ ዘጨፍጨፍካ ሰለ ዝኮንካ።
ሕደግ ትግራዋይ ንትግራይ የድልያ ኢዩ እታ ኣብ ማእኸል ጸላኢ ኮይኑ ንትግራይ ንህዝቡ ዝሰርሖ ማንም ትግራዋይ ክሰርሖ ኣይክእልን ስለዚይ ኣይኮነንዶ ትግራዋይኮይኑ ንትግራይ ዝሕለቕስ ዋላ ንግዜኡ ባንዳ ዝኾነ እንታሃልዩ መኺርካን ኣምህሪካን ናብ ውኖኡ ክምለስ ምግባር ኢዩ ናትና ናይ ተጋሩ ግደ ።
ብህልኽ አ.አ ቤተመንግስቲ ገዲፎም መፂኦም ሕዝ ውን አነ እንተዘይ ኮይነ ሞይይተ ይርከብ አለኹ ዝብል ሓይሊ ብስርቅን ሕሶት አጭበርባራይነት ባሕርያቱ ንዘይ ምውፃእ ይመስሉ ነቲ ግምት ዘይድግፍሉ ምኽንያቶም;:/?
Tireru tegaru Mitrar aziu keged8sekum eyu Abiy poletika moytato eya tselaetikum kulom nay Edom rekibom eyom hadevterifu zelo. Aregit Eseyas tiray eyu terifu zelo nieseyas entezeyguihifkum gin temelisu kemzetfiakum.
Anta ayhikeyekumn dyu?!!! Eritrea ab gezakhum yelan!!! Gdefwa
The general is trying to find some foolish Tegaru. He has thousands of fano around the boarders of Tigrai, and yet he proposes peaceful means to be a solution. Isn't that funny.
😂😆🤣😆😂😆🤣😆😂
😂😂😂!
Kab hsotkum zytmhru hjk iytmhrun dkum nhzbkum kttalulu ktnburu
🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👎🏻
ድሕሪ ሐዚ ውድብ ክትመርሕ ዝሓስብን ዝምነን ቀታሊ ጥራይ ዩ
ካበይ ኣምጺእኽሞ "ናብ ምዕራብ ትግራይ 'ውን ይጅምር ኣሎ" ትብሉ ኣለኹም?
ኣብ ናይ ምሸት ሓበሬታና ብዝርዝር ክቐርብ እዩ። ተኸታተሉና
እርእስተዜናኹምን ትንተናኹምን ኣይራኸብን
Consistency ዉን የብሉን
Useless
አማራና ትግሬይ ከተስማሙ ከእንግዲህ ማንም አይረብሻቸው አይደፍራቸውም ።
Congratulations, Tigray, your resilience, patriotism, and the unity of pupose have gained the world's respect and admiration. On the other hand, your opponents have found themselves where they belong.
የጨነቀው፣ እርጉዝ፣ ያገባል፣ ለአማራ፣ አስተሳሰብ ፣
😂😂😂😂
አርእስትኹም ምስ ትንታነኹም ኣሳንይዎ።
መን ውዳበ ትግራይ'ዩ ልኤርትራ ዘሚቱ ለድምዕ? ለይኾን ተስፋ እላሃብኺ ሕዝቢ ኣይተናዕቢ።
ጌታቸው ረዳ ናይ ተደማራይነት ኢትዮጵያውነት ስምዒት ብትግረዋይነት ዝጠራጠር ታክቲካዊ ሰብ እዩ ዘመልክት ኩሉ ምንቅስቓሳቱ። ናይ ፀላእቲ ዘረባ ክደግምን ከመጉስን እዩ ዝውዕል።
No relation to reality on the ground. Sheer propaganda. Don't deceive the people of Tigray.
❤❤❤ተፈራ ማሞ እቲ ናይ ህግደፍ ጽግዕተኛ ብዝብሎ ዘሎ አይእመንንዩ!! ብውሕዱ ነታ ንልዕሊ 30 ተጋሩ ተመለስቲ አብ ከባቢ ወልድያ ዘቃጸለት ነታ በላዒት ሰብ ዝኾነት መነን ሃይለ ሓቂፍ እናሓደረስ ንትግራይ ጽቡቅ ዝሓስብ ሰብዩ ክብሃል አክአልን❤❤❤
U r 1000 years backwards!
መራሕቲ ሕዋሕት ነቶም ሕዚ ንህዝቢ ትግራይ ብስርቂ ዘስካሕክሑ ዘለው ለያቡ አቦታቶምን መምህራኖም መራሕቶምንዮም ። ውድብ ሕዋሕት ነዚ ኩሉ ስርቅን ዓመፅን ብዓሌትን ብዞባን ምጉጅጃልን መፈልፈሊት ማሽንዮም ። አብ ትግራይ ሌባ ክጠፍእ ተሃልይዎ ካብ መራሕቲ ወያነ ይጀመር ነቶም ዋናታት ግዕዙያት ገዲፍካ እናእሽተይ ለያቡ እዝ ሰረቁ እዚ ገበሩ ኢልካ ምውዕዋዕ ትርጉም የብሉን ። ወያነ ውድብ ግዕዙያት ለያቡ እዩ ። ናብ ፍርዲ ክቀርቡን ዝወረርዎ ንብረት ህዝቢ ክመልሱውን ይግባእ።
አቲ ጽብቅቲ ትግረወይቲ ቀጽሉሉ። ትግራይ ዘላቂ ሰላም ትክረክብ ግና ህሕውትን ሻዕብያን ክውገዱ አለዎም። ናይ ቀዳማይ ጸገም ህዋህትን ሻዕብያን ጥራይ ኢዮም ። እሞ ሃገረ ትግራይ ንምህታት ፣ንምምላስ ፣ንምሕናጽ ናይ ግድን ህዋሕትን ሻዕብያን ክጠፍኡ ኣለዎም። እዝይ እንድህሪ ዝይገርና ህትኩትኩክ ኢዮ ክከውን ስራህና። እቲ ጊዝያዊ መንግስቲ ዝበሃልው እውን ክፈርስ አለዎ። ናይ ትግራይ ህዝቢ ጊዝያዊ መንግስቲ አይኮነን። ንትግራይ አይውክልን። እሞ ለቀ መልአክ ምግበይ መራሂ ትግርይ ይኩነልና። ሰራውቲ ትግራይ ድህንነት ዋልታና ኩናትና ይኩነልና። ኢት ሰካራም ጊታቸው ይወገድልና ፤ህዋህት እውን ካብ ሃላፍነት ይታአገደልና። ሃይሊ ትግራይ (TDF) ሕልውናና ይሃለውላን ቡታን ተግሩ (Diaspora) ንይ ሃይሊ ትግራይ ብይ ኪነ ኪነት (Technology) ነቅነቶን ንዕጥቆን እብል። ሃይሊ ትግራይ ንዝንተ ዓለም ይንብረልና ዋልታና ክብርና ኩናትና።
ዉዒጊን ፈኽራ በቻ😂😂😂😂😂
ራያ ፀለምቲ ተመሊሰን ኣለዎ ሑሞራን ዛላበሳን ተሪፈን ኣለዋ💪💪💪❤️💛
Tokula kifkaf
ሓደ እዚ ትምኒትና ኢልኩም እተቕርብዎ ካብቱ ቑም ነገር ንላዕሊ ኾይኑ ነዊሕ ግዜ ይወስድ አሎ ክትገድፍዎ ይግባእ ጠቕላላ
ቑምነገር ዜና ክሰምዕ እናተፀበየ ንስኹም ሕለፍ ተመሓላለፍ ንምነ እንታይ ዶ አብዝብል ዘይጭቡጥ ትምኒት
ኻልአይ ሎሚ ሓሙስ ዘሕለፍኩምዋ አርእስቲ ሻዕብያ ንትግራይ ለቒቑ እትብል ፅሑፍ ሰማዒ ሻዕብያ ካበይናይ ናይ ትግራይ መሬት ለቒቑ ኢሉ ክሰምዕ እናተፀበየ ሓንቲ ብዛ ዕባኣ ከይገለፅኩም ሓሊፍኪ ምጭብርባር ማለት እዩ ጌጋ ጌጋ ጌጋ ብጣዕሚ እተቕርብዎ ርእሲ እተብርህዎ ሓቂ ክኾንአለዎ።😊
አይ አይ ጻዕዳ ፍንጫ ዝበለ እንተበለ ደጊም ትግራዋይ ኣይኣምንን፡፡
ብምንታይኹም ንኣምነኩም? ሚንሊክ...ሃይለሰላሰ..ደርጊ..ንሰኹም ምሰ ብልግና ኾይንኹም ጆነሳይድ ገይርኹምና!! ሰለዚ ተፈራ ማሞ ኣይንኣምነካን!! ብጉርብትና ግን ጸገም ኣይብልናን
ናይ ብልፅግና ፓርቲ ሚድያ ኢኹም። ኣርእስቱ "ሻዕቢያ ካብ መሬት ትግራይ ለቒቑ ከምዝወፀ" ዘምስል ኣርእስቲ እዩ። dislike / unsubscribe ግበርዎ። report as fake.መብዛሕተን ኣርእስትታቶም ተዓዘብዎ
Hasawit lekika tibli
ምሰመን ኢኩም ከትነብሩ ትደልዩ ዎላ ሀገር ንከትኮኑ ደገፈ ናይ ኤርትራ አምራ የደለየኩም ኢዩ ሀተፈተፈ ትርጉም የብሉን
ካብ ሰላሳ ስነ ናብ ህዳር ሰላሳ ተምሓላላፊሉ
ወልቃይት ጠገደ ሠሜን አርማጭሆ ዳሻና ሑመራ ሥሙም ጎደሬነው መሬቱም ያአማራ💚💛❤️🌹
Tetenkek gonderm endatata
@@siblesible4838 ቅማለም ምኞት አይከለከል ቆማጣ በምናችሁ ልትመጡ ዝም ብትሉ ይሻላችኋል በአማራ ክልል ብዙ ትግሬ አሉ ከፈለጋችሁ እንሸኝላችኋል😒
ምሳኹም ሐሰውቲ ዶ ሕረስ ሐ
ረሰታይ..... አሎ እዮ ሐቁ ተዛሪብካ ምበር ብናይ ፀለመ ዜና ሰላም አይመጽእን እዮ
ሓሶት ኣይስልችወኩምን ዶ?
ለምን ትግሬ አቅም ሓይል አለኝ ካለ በኢሬትራ የተያዘው 52/ቀበል ኢሮፕ ነፃ ያውጣ ትግሬ ተከዜ ተሻግሮ ምንም ርስት የለውም
መጀመሪያ አማርኛህን በስትክክል ጻፍ ቀጥሎ ኤርትራ 52 ቀበሌ አልያዘችም
ቅድም ቀዳድም ኣብ ፀለምቲ ካብዘለዉ ዕጡቃት ኣምሓራ ህዝብና ሓራ ይውፃእ
ካብ ኣኼባ ህወሓት ተሓተቲ ናብ ህጊ ንቅርቡን ነተሓሳስብ
ኣብ ዙርያ ትግራይ ዘለዉ ኹሎም ዕጡቃት ክይፈትሑ ሰራዊት ትግራይ ዕጥቁ ከረክብ ምውሳን ህዝቢ ትግራይ ናብ ሓደጋ ምእታውዶ ኣይከውንን?
በማንም ጊዜ ትግሬ ተከዜ ተሻግሮ አያውቅም በአስመራ መንገድ ዝሮ በእግሩ በቁራጭ የአቡጀዲድ ጨርቅ የተለገበች ትንሽ ኹርጥያ በብትር አንጠልጥሎ ነበር ለስራ የሚመጣው ሁሉ ትግሬ ያውቀዋል ጠይቁ
ሻዕቢያ ኢካ
Mnagebah ante sew bela tokula yerash sra erkus
ወልቃይት ትግሬ ሁኖ አያውቅም ትግሬ በአስመራ ዝሮ በእግሩ ነበር የሚመጣው ሁሉ ትግሬ ያውቀዋል ይህም ከ60/ዓመት በላይ ላሉ ትግሬዎች ያውቁታል
Tokula megal kosal aygebahm tlam
ሃወሪያት ድሕነት ውድብ ሕዋሓት አርአያ ተክለብርሃን አክብሮት ይግቦኦ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤