SAMI SHIKOR - ድሕሪ ፕረሲደንት ኢሰያስ ኣፈወርቒ ገጋጥም ዝኽእል ተኽእሎታት
HTML-код
- Опубликовано: 12 окт 2024
- SAMI SHIKOR / TESFOM MEHARI WEDI NIGUS / ADUBLENA / LEON ELIAS/ ADU TECLEHAIMANOT / BRHANE / SEID TAWEKEL
ሳሚ ሽኮር \ ሰዒድ ተወከል \ ተስፎም መሓሪ \ኣዱብለና \ ልዮን ኤልያስ #eritrea #samishikor #neweritreanmusic #neweritrean #habesha #ethiopianmusicyarednegubirabiro2021 #eritreantigrignamusic #ኤርትራ #neweritreamusic
ጅግና ፕረሲደንትና ወዲ ኣፎም ንግብጺ ክገይሽ ምኹኑ መግለጺ ወጺኡ ኣሎ 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷
Said tewekel spoken truth, his political analysis was in reality and happened mostly. People never started the civil war , just leaders who have been enjoying their life do it and divided the people to control their power.people not having power when situation happened. So , said spoken truth .
Said hasab zelewo seb rekibe kab kulom super ane christan yea bhasabu eye niedeyo bkalie aykonkun.
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍🙏🙏🙏
Sabia Sabia Sabine
Kulueyzibi🇪🇷🇪🇷Kulusalasabia Kedahatete zitekaeylemedelaye❤
Aeyeleffkumene
ኣድሒን ያሆ 😍🇪🇷💪🏻💪🏻🇪🇷💪🏻♥️
ኣድሓነት ሓሳብ የብላን ዓው ኢልካ ምዝራብ እበር ሓሳብ የብላን
❤❤❤❤❤❤waerorrrrrrr elekii aleki aleku wiresissssss
Ewae adu diki wey gud lebimiki nefieki haki tezaribiki aman biaman
ህዝቢ ኤርትራ ለባምን መስተውዓልን እዩ ብኣኹም ዓፋፋት ዝላኣላይኮነን :: ህዝቢ ኤርትራ ልቦና ይግበር ማለትኩም ነንሕድሕዱ ሁውከትን ዕግርግር ዘይፈጠረን ድዩ? ፎእ ኢልኩም እዩ 🇪🇷💪🏻
Kkkkkkkk. Tesfom. Wekarya. Andinets. Eilki. Eindiky. Kulu. Feshilki. Tesfom. Wekarya
ADU smart
ድሕሪ እሰያስ ድሕሪ ሕጺር ንውጺ ኩሉ አብ ስላም ክምለስ ኢዩ ምክንያቱ ሕጂ ብሓደህርመት ኢዮም ስብ ዝጭፍጭፉ ዘለው ምክፋል መጺኡ ቁንዑ መንግስቲ ክመጽኢዩ
😂😂😂😂😂😂😂😂
እቲ ዝበርተዐ ሰብ ብዛዕባ ሓደ ነገር ሓሳቡ የፍስስ። እቲ ማእከላይ ብዛዕባ ዛጊቶ ዝተፈጸመ "ኢሎሞ" ይብልብል። እቲ ዝሓመቀን ዝመተን ከኣ ብዛዕባ ውልቀ ሰባት ከምዝመስሎ እናተንተነ ወርቃዊ ግዚኡ የባኽን።
ህላወኹም ብዛዕባ ሓደ ሰብ ምህላውን ዘይምህላውን ትልክዑ ንገዛእ ርኦስኹም ዘየለኹም ሞዃንኩም "ደርሆ እንተሓለመት ጥረ-ምረ" ከንቱነትኩም ባዕልኹም ትነጎሩና።
ታሪኽ ምውካስ የለን: ክውንት ምግሞጋም የለን በቃ ስቅ ኢልካ ንንፋስ ትህውትት።
ኣብ ኤርትራ ኣብ ነብሲ ወከፍ ሓደ ጅግና ዝሓልፈሉ ነብሲ ወከፍ ጅግና ማእለያ ዘይብሎም ስሑላት ጀጋኑ በሪዱ ከምዝሓልፍ እንተዝስወጠኩም ካብ ከንቱነት ሕልምኹም ምተባራበርኩም። እኳ ዶኣ እቲ ዝሓለፈ ጅግና ሕድገት ዝገብር እንተድኣ ኔሩ ኮይኑ እቶም እቲ ጅግና በሪዱ ዝተክኦም ኣሸሓት ጀጋኑ ግን ሕድገት ዘይንታዮም ኩሉ ድሕሪ ኤርትራ ዝብሉ ንስለሃገር ሂወቶም ወላሓንቲ ዘይኮነት ኣዝዮም ጨካናት እዮም ዝኾኑ። ከመይሲ ሳላዚ ግዜ ከሉ ከክፉኡ ጸሊሉ ስለ ዘሎ።
ሕጅስ ሓላይ ተመሲልካ ...እነተ ኣጋጠመ ብድሕሪኡ እንታይ ኢና ንኾኖ ኢልካ ዘረባሎ? ካን ዓቢ ኣርእስቲ ከምዘልካ መህጠሪ ጅበኻ ተመራሕቲ ከተዕስል ምሕሳብ ምስ እንታይ ክቁጸር ይከኣል። ድፉን እንተኾነ ፈቀድኡሎ ግን ከኣ መሎሲ እንተድኣ ረኺብካሉ እንተ ብኹፉእ እንተ ብጽቡቅ ተሪኽካ ይምዝገብ ኣሎ።
እንታይ ኢልካ እንታይ ከተመሓላልፍ ከምትደሊ ወዲ ሃገር ልብን ቀልብን ኣለዎ።
ደቂ ሰባት ደቂሶም ከለው ክሓልሙ ባህርያዊ እዩ፣
እዚ ማለት ግን ከይደቀሱ ንቑሓት ከለዎ ሓለምቲ የለዉን ማለት ኣይኮነን፣
❤🎉
ንስኩም ነብሲኩም ንርሑ ቅድም
Bravo seid zblae zereba
ክካትዑ ጥራሕ ምጻእታት ቀሪቡ ኣይድከሙን ድዮም 😂
ንስኻ ኸ ደድሕሪኦም ምኻንድን ንዖኦም ምስማዕን ኣየድክመካን ዲዩ😅??????ሓባ ኢኹም ዘለኹም😅😅
እንታዩ ጽንፈኛ ገጽኩም ትርሓቅ ።በቲ ነቲ ሰብ ዝትድኦ ዘይትዛረቡ ካብ ኣምሓትኛ ጎቲትኩም ኣምጺኹም ሰብ ኣይተወጃብሩ ኣቦታትና ብቋንቋን ክንረዳዳእ ኢዬም ሃገር ኣረኪበሙና ጽንፈኛ ኛኛኛኛኘ ኣይትበሉና ደቂ ጽንፈኛ
Niriesekum yigiberelikum amen amen bog belu
Sami Beekdaam, miisbezarebtikss Tezareeb Antaa bihaa. Shim NaayNatna President keetellil sii intaay Adela's Aaitiyikaa. Nisioou Aab Limaat,project Aawtzioou Miis Abehtii hagerzat 8touu ZISEERIH Zeloo. Keemakaa Aab Arbatee bi Arbatee Tchenawii kifklii Aykoneen Zigiir Zeloo. Dirbaayfirkii seebwahiid. Bam, Bam
ናይ ልኽበጣ ኒሻን የለን ድዩ፧ ከም በዓል ወዲ ጣባ 2 ወይ 3 ግዜ ብምግልባጦም ሪከርድ ሒዞም ጸኒሖም፡ ናይዛ ኣንጭዋ 2 ዓንዴል ኣጥሓነት ግን 10+ ግዜ ግልብጥ-ብጥ!!
Kulom abzi zelewu Agazian ( hgdef) eyom gn zitefelaleyu mesilom yeqerbu kkkk Sied beynu eyu ziqalesom zelo
እዋይ ዘይሐልፈላ ገዛ ካልአይ አዱ ዝበሀል ጓሐፍ ናይ ፓለቲካ መጺኡ ለሐሲ መዓኮር ኩርኩር መጣቅዒ ወዲ መድህን በራድ።
🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮
ዝገርመኒ ናትኩም ኢዩ
ኣዱ ብሊና ሰብ ኢልኩም ምምጻኩም
ስሕውቲ
Wedi Afomo 600000000
Kuluizibieyi Wediafomo
Mukanufiletu zeeyilifekumo eylenekibezu😂😂behalemehjilu
Adu gigna nay bhaqi gelixato bdhiria seb aytezaeb please.
Kabiti adu zbehal wedi adu tibehal gal tihaysh hasaba.
ኣድሓነት ጽልልቲ ዳ ኣ ብዛዕባ ፖለቲካ እንታይ ኣፍሊጥዋ
Medelayeihlo kibezu😂
Aeyiliffekumene
Wareseyehalokibezu😂
ኣብ ዓድና ለውላው ክብሉ ከለዉስ እንታይ ማለቶም እዮም?
ዘረባ አድሓነት አይዉፍር አይ ይእቱ
Nebska gahh bel
ኣድሓነት ኣይ ነጸረትን
ኣዱ ጸባ ስተይ እታ ሓቂ ቶግ ኣብላታ።
አዱ ጋሕባ ኢሰያስ ወዲስኪ ዓዲ ክትእዊ ትሐስቢ አለኺ።ሄሄ አወል ስዒድ እሞ ዘየእትወኪ እሞ የለን ሀላይ ካብ ፓለቲካ ነጻ ኢኺ
Kkkkkķkkkk. Tigray. Tiewet. Mslat. Abkas. Brhane. Agame. Kkkkkkk. Beaku. Kabzmexe. Lewti. Xehay. Msarebet. Kiberk. Yeblan. Kibaxu. Hizby. Eritrea. Fooooooo. Eilkum. Eu. Birhane. Hasawi. Nweyane. K. Tefankayom. Dika. Kkkkkkkkk
Sami bedan hadami 😂😂
🤮🤮🤮🤮
Niseka kidimihukitihere
ሰኢድ ምሰ ዘይርኦም ትሓልክ አለካ
ኢሰያስ ንባዕሉ ብድሕሪኡ ኣብ ጽቡቅ ደረጃ ንክትበጽሕ እዩ ዝደልያ ኤርትራ እቲ ኣገዳሲ ህግደፍ ዝብል ውድብ ስለ ዘሎ ዝጎድል የለን ሻዕብያ እቲ ነቅ ክብል ዘይክእል መንደቅ እዩ።
👍👍👍👍💪💪
🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮
Kunat hdhd ena nkexl tedalewu msakum bhebara mnbar yelon andafletkum txyku sebat sle zkonkum dhri Esu kunat hdhd eu zftah
🤮🤮🤮🤐🤐🤐🤐👈
👍👍