Hi Felege & Weghe Thankyou For Your Experience. You Both Are Free SPRIT Person. Pls Keep It Up ❤❤❤ Felege You Are Too Young But You Are Very Matured. KeepYour Marriage Strong You Are Wise Young Lady❤❤❤
Feleg ጋለይ I am 60 year old I still dress the way I want and you have the body for that kind dress 👗 look beautiful it is 2024 you don’t have to dress ሽፎን you are beautiful in side and out ❤🇪🇷❤️🇪🇷
Nice! I like her humbleness. It's a beautiful dress but not for this moment. I know you guys grew in a small town, and moved to Asmara now. City life it can blow your mind fast. Take it easy & slow down!!!
ሰላም ወጊሑ ሓወይ ምስ ፈለግ ሰላም ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ሓዳርኩም ይባርክ ፈጣሪ ብምቅጻል ፈለግ ሓፍተይ ንዓኪ እያ እዛ ንቅፈታ ኣከዳድናኪ 0000 ንዴታትክን ንነብስክን ምሰሊ ንምንታይ ዘይንስኪ ትመስሊ ንሕና ምድረ ሓበሻ እኮ ዓለማት ተመንየን ዘይረክቦኦ ሃይማኖትን ባህልን እዩ ዘለና ስለዚ ሓደራ ።
ኣኪዳድና ሕማቕ ኣብነት ኣይደገም ጽብቕቲ ጽቡቕ ኣምነት ኵነ ሓደራ :
ኣርባዕተ ቤለው ፈለግ፡ ብ'ሰባኣይኪ ግን ተሓቢነልኪ ኣዋድቃ ዘረባ ሓያል እዩ ክጸርበኪ እዩ ጽቡቅ ገይሩ። ሓዳርኩም ይጸብቀልኩም ጽቡቃት ኣሕዋተይ ማዓረይ❤❤
ኢሱ አንዲና ዝበልና ናይ ድንቁርና ምልክት ኢዩ ንሱ ብዕድመ ስለዝበልጻ ዝበልኩዎ ክገብረለይ ኢላ ስለ ዝኣመነት ንሱ ድማ ክሳብ ክንደይ ተዓዚብዋ ነጊሩና
Kegermki wela ane kumu ele nesa gerhi eya nesu ka eley yeblo ne zerba des keblka
ናይ ባሃኪ ሃዳርኩም ይባረክ ፈረይትን ጸገይትን ይግበርኩም ፈለግ ኣከዳድና ጽብቅ ኣይተከደንክን ❤❤
ፈለጊኖ ምስ ወጊሑ ❤❤ኣዚኹም ንፉዓት ኢኹም እሞ እግዚኣብሄር ሓዳርኩም ይባርኽ🙏🏾
ሓዳርኩም ይባርኸልኩም ኣከዳድና ግን ዓገብ ቁሩብ ዒብ የለን
ኣፉ ሓልውዮ እባ ዘረባ ኣይትመንጥሊ ሕልው ኣብልዮ ቁሩብ ይቅርታ ግን ብዝኮነ ኣምላክ ጸግኡ የብዥሓልኩም❤
😂 ቀስ እንዳበለ እንዳመዓደ ከዐርያ’ዩ😂
ወጊሑ ❤🙏ሓዳርኩም ይባርክ ግንወጊሑ ከምቲ ንባህልካ ንምዕቃብ እትገብሮ ጻዕሪ ብኣጻሪ ምዓልቲ ቢትካ ተከዲናቶ ዘላ ግን ኣይግድንን ዓገብ ዓገብ 😭
Ane zgermeni gn kidan kidan tblu 100 gzie nmntay kalie hasab yelen diu rieytokum zeythbwom gn wegihu and feleg betaemi des zebl kab kulu glxnetkum nay bhaqi des zebl yu ❤❤❤
Aygrmkan entay eu koynu ezi seb kale kndey xebuk neger kelos neza kedan tetamamitoma wae
Entey falm
ናይ ብሓቂ ሎሚ ሰብ ኣምሰሉ ኢዩ ኮይኑ ብፍላይ ኣዋልድ !!!ገርሂ ጓል ደስ ትብለኒ ኢያ ሽኮሪና ፈለግ ፈራይትን ጸጋይትን ትግበረልካ ወጊሑ ሓወይ ሓዳርኩም ይባረክ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Abey eyu eti glxnet bzaeba men diyu zelo eti interview. Memhir wegihu eko eyu nbaelka wun teseter bejaka
እግዚአብሄ ሓዳርኩም ይባርክ❤❤❤
ወጊሑ ባህልና ክትዕቅብ እንዳ ጸዓርካ ጥራሕ ነብሳ ሰበይትካ ሒዝካልና ትመጽእ እሞ ድማ ኣብ ውሽጢ ሃገርና ምስ ሕብረተሰብና
She is beautiful ,Don’t worry
Yes you are right she is over wow adont hr
Sahakkum ybzah deki ereyyy ናይ ሰንበተይ ስሒቀ ምሳኹም hadarkum ybarek
ደስ ዘብል ዕላል ፡ መም/ ወጊሑ ኣካዳድናኻ 100/100፡ እንተ እንበይተይ ግን ኣይግድን ካብ ናብ ኣዝዩ ዝተጋነነ ለውጢ
ክንደይ ኢዩ ዝተርፋ ነዚ ክዳን ኢዚ ክትክደን ጥር ኢልካ አኩያለ ይባሃል ኢላ ኢያ ተኸዲናቶ
Nay ❤❤❤❤
@@eritrealemlem7872eway eskum 😂😂😂😂😂😂
Maebelna kibla tsahli yeatna eu koynu nay feleg si
Yes you are right she is over
ዓቢ ስነ ጥበባዊ ተባሂልካ ኣካዳድና ሰበይትኻ 0
ንሱስ ዕባይ ገጠር አንድዩ ኣብ ሓደ ከባቢ ኢና ዓቢና ጽልዋ ናይቲ ገጠር ዝዓበናዮ ኢቲ ባህሊ ጸልዩና ኢሉ ነይሩ ኣብ ዘረብኡ
እሱ እካዩ ዘሕርቀካ እምበር ኣብ ሂወቶም፡ድኣ ከምድላዮም፡
Edmen tenan yhabkum belulna
Edmen teanan yehabkum fetari deqi 🇪🇷♥️♥️♥️
Amilak Abizihu Hadarikum yibarikum diki eri shikorinatat subukat ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🙏 🙏 🙏
Hadarkum ybarkelikum egziabher amlaki wiladikum yerieyen 🙏🙏🙏❤
Hadarkum ybark xubuqatey deqi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሓዳርኩሙ ይባረክ ውላድኩሙ የርእየና ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Amlak hadarikum ybarik shikorinatt ❤
ጽቡቕ ዕላል እዩ,እንተኾነ ግን ወዲ ሰራሒ ማዕጾ ዝብኢ ወሳዶ ኾይኑ ነገሩ 👍👍
Kkkkk negram
መርሓባ ደቂ ኤረይ ሙቁራት ሓዳርኩም ይሰስን አዚና ኢና ነኽብረኩም ደቂ ኤረይ ፍቅሪ እቲ ባሕላዊ ስእሊኹም አዚዩ ጽቡቅዩ ወጊሑ ሐቂ ብሐቂ አቢ ሰብ አንዲ ሕቆ ስነ ጥበብ ሐገርና ♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏👍
Edimen tienan yehabkum fetari xibukatey ♥️😍🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🥰
ጽቡቅ ሓዳርኩም ይባረኽ ኣከዳድና ግን ኣይግድንን ሰበትስ። ዙርያ ወይ ባህላዊ ክዳውንቲ ገራ ውርዝው ኢና ኮፍ እንተ በለት እዩ ጽቡቕ ንሳ ሰለፋ ቀሊዓ ኣእጋራ ኣመሳቒላ ኮፍ ክትብልስ ቁሩብ ክትርእዮ ሕፍር ትብል። ኣቀራርባ ባስታ ንፉዕ።
ዓገብ ዓገብ ዓገብ ኣከዳድና ኣከዳድና ኣከዳድና 😢😢😢😢
Amlak hadarkum yebarkelkum ftwat yehwatey
Hadarkum ybarek xbukat ,,, feleg gerhi koyna tsmaka
Akedadnaki gn aytgageyi zhaftey❤❤❤❤
Bteami xbuk medeb qexlo gn eta kdan nay felg si kurb ab bahli enda wealu si endie n maynas ms balti betu mhretab tanks ❤❤❤❤❤❤
ኣዚዩ ግልጹነትን ናጽነትን ዘለዎ ጥዑም ዕላል!
Edmen tenan yhabkum hadarkum ybareki🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
ዋእ እዚኣደኣ መምህር ጽቡቕ ትምህሩ እያ ዘጉዳይይይ ---
Shkorat ❤❤❤
Hi Felege & Weghe Thankyou For Your Experience. You Both Are Free SPRIT Person. Pls Keep It Up ❤❤❤ Felege You Are Too Young But You Are Very Matured. KeepYour Marriage Strong You Are Wise Young Lady❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ደቂ ኤረይ
❤❤❤selam nakum deqi erey
Abza qdmi qalkidan nermal zbelkuma,,tegagikum alekum qdmi qalkidan ms zkone wela wn afwarika mrkam zmut eyu,,amlak kab zmut yedhnena❤❤❤
Bless you
Nice medeb nay bhaki guxnet zelewo hadar fetari fereytn xegeytn ygberekum🙏🙏🙏
Very beautiful ,confident girl, good out fit , physicaly fit ,Stylish Keep it up ❤❤❤❤❤
Hadarkum ybark yehwatey gn ab akedadna Xbuk aykonen haftna
Wegihu & feleg des zebiu hadarkum yebark fetari 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
ቅሩብ ጋዘጤና ምቅር ዝበለ ቃላትን ክብሪ ንዕድማትን ማለት ን ጊታሪስት ንሱ ዊን ዕዱምካ ስለ ዝኮነ የዐሪ ብዝተረፈ ጽቡቅ ስራሕ 🎉🎉🎉
Feleg ጋለይ I am 60 year old I still dress the way I want and you have the body for that kind dress 👗 look beautiful it is 2024 you don’t have to dress ሽፎን you are beautiful in side and out ❤🇪🇷❤️🇪🇷
Kief alekum xbukat enda wegihu shkorinatat hadarkum ybarek
Kef alkum ❤❤❤❤❤❤❤❤
Des bahalti feretn xegeytn ygberkum deki erey❤❤❤
ኣብዚ ብዛዕባ ክዳን ብዙሕ ይዝረብ ኣሎ ኣነ ግን ኣብ ናይ ኩነታት ሓደጋ ኣብ ኤርትራ ተራፊክ ዘይብሉ ዓዲ ብከመይ ንሓደጋ ትቃላዕ ኣይርደኣንን በቃ ሓደጋ ኣጋጥሙ ኢልካ ንህዝብና ምርዳእ ተለሚዱ ሰብ ሓላፍነታዊ ክኸውን ኣለዎ ኣብዘለናዮ ዓዲ ሰትዩ ዝዝውር ሓበሻ ዮለን ውላ ብናይ ውልቁ ን10 km ትከውን ፕሊስ ሓልፍነታውያን ንኩን
አካዳድና ዜሮ🎉🎉🎉🎉🎉
ደስ ባህልቲ ንፈትዎ ደራሲ ወጊሑ ዋውው ደስ ባህሊ ኩሉ እቲ ኣካዳድና ግን ቅሩብ እንበር
wegihu hawna ms shkorina Feleg haftna hadarkum ksab mewedaeta amlak ytsnayo . wuladkum yereyena 🙏 wegih btaemi mlue sebay eka bkulu negerka kab elalka zteazebkwo , Feleg aziki kneti leli melkeki azye zdnek bzuh teazibe .hanti gn akedadnaki aytdegem nsebayki mseli .
ሓዳርኩም ይባረኸ ጹቡቃት ❤
Wowww keep up the good work brother so proud of you god bless you ❤️❤️❤️🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
Wawww des ktblu hadarkum ybark kemti abebakum yreyena merakum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Welcom 🎉🎉🎉
ገዝኡ ዘይ መሃረ ሕብረተሰብ ክምህር ኣይክእልን እዩ
Des zebl medeb kexlwo deki adey shikorinatat ❤❤❤❤
wuladkum yerena xubakt seb hader❤
Well come God bless you ❤❤❤
DEKI EREY SHIKORAT.GOD BLESS YOU. YOUR DRESS IS N0T OKEY ❤THING ABOUT IT.❤NAY ADETATNA AKEDADNA IS THE BEST.❤
Hadarkum ybarkelkum amlak w&fbtaemi des bhali eu
ክልቲኩም ጽቡቓት ገርህታት ው ሽጥኩም ፡ ጉርሂ ዘይመልኦ ብፍላይ ፈለግ ኣምላክ ሓዳርኩም ይባረኽ ዘመን ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wegihey and feleg congra ❤ wuladkum yeriena 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷
For me the girl is very active and wise. I really admire her attitude any gentle way of speaking, minimum starring with the dress
Hanibal mes htsytu begak akrbelna.❤❤❤
Wegihu fessahatsio. Abi seb. Super Star eka. Emo edmen teanan yhabka mes kbirti baltibetka. 🤩🥰😍💚♥️💛💙🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🎆🎆🎆👑👑👑👑 God bless you 🙏
Congratulations guys both ❤❤❤❤🎉🎉🎉
Shikornatat God bless you ♥️🙏❤️ Long life ❤️🇪🇷❤️🙏❤️ Amen 💕🇪🇷💕
Shkor mara fetyeki❤❤❤❤
Nay Abramn saran ygberelkum🙏
Hadarkum emelealekum❤ good job Measho
ከምቲ ማይናስ ዝቦሎ ሓዳር አዮ ዘረአ አምበር መርዓ ገፍሑ ትርግም የብሎን
best couples, I was waiting for part 2
Deqi erey tenfkti basta xebuq medeb wegihu and feleg hadarkum ybark
ናይ ሄኖክ ሕቶታት መን ኣሎ ከምዚ ናይተይ ቅጭ ዝመጾ ዓበይቲ ሰባት ዓዲሙ ዘይ ብስል ሕቶታት ይሓትት ።
ጽቡቕ ሕቶታት ምስ ኣቶም ዝኸይድ ኢዩ ሓቲትዎም ወጊሑ ዓቢ ሰብ ኢዩ ንሳ ግን ፈኹሳ ናይ ዕባይ ገጠር ነገር ብኡኡ ስልጥንቲ ትባሃል መሲልዋ ዝዓበየትሉ ክትሽፍን ገጠር ምዕባይ ዘሕፍር ኣይኮነን አንደገና ውሽጥኻ ዘይተቐየረ ክዳን ቀይርካ ማለት ወዲ ከተማ ኣየምስለካን ኢዩ
Me Also
Gelxnetkum mara naxnet zelwo des ketblu ❤
❤❤❤❤❤❤❤ gluxnetkum meglexi yeblyin kexlwo❤❤
Edmen tenan yhakum nkulatkum ❤❤❤
Good job past
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ወጊሑ & ፈለግ ብጣዕሚ ነመስግን፥ ብዓቢኡ ከኣ ንኣዳላዊ መደብ ሄኒ (ፓስታ)።
ቂር ዝበለኒ ነገር ግን ብዛዕባ ቃል ኪዳን ኣብ ዝነበረት ኣርእስቲ፥ ብዛዕባ ቅድሚ ወይ ድሕሪ ቃል ኪዳን ምውላድ ኩሉ ሓደ ኢዩ ዘይ ናብኡ ኢኻ ዝበልካያ ወጊሕ ጌጋ። ወዮ ደኣ ሕጂ ኖርማል ኮይኑ እንበር ቅድሚ ቃል ኪዳን ዝግበር ስጋዊ ርክብ ዝሙት ኢዩ ዝብል እቲ ቅዱስ ቃል። ብዓቢኡ ኸኣ ሰብ ክትምህር ብዝለዓለ ኣብ ባህሊ ጸቒጥካ ድርሰትካ እንዳኣቕረብካ፡ ብቓላትካ ኣይተፍርሶ ብባህልና ውን ነውሪ ኢዩ ውላድ ቅድሚ መርዓ።
ብዛዕባ ዕድመ ኣብ ክንዳኻ ሓፊረ። 2007 ሳዋ ብሓደ ወሪድና ንሳዋ 21 ዙርያ። ኣብቲ እዋን ኣነ ብጣዕሚ ንእሽተይ ኔረ ወጊሑ ኸኣ ምብራሕ ጀሚርካ ትኣልየና ኔርካ ኣብ ባህሊ በርጌድ 53። ኣነ ኣብዚ ሕጂ ግዜ ወዲ 35 ዓመት ኮይነ ኣለኹ ወዲ 33 ዓመት ምስ በልካስ ሓፊረ ኣብ ክንዳኻ። እዛ ዕድመ ምሕባእ ኣብ ኣወዳት መጺኣ😂😂😂😂
Bruk hawey ezi kulu hanaxi rito xhifkas abti mewedata tegagika ab edme zezarb aymneberen zerbho ente zkewn balu mtezarebelu. Ms akbrot eiu brurey
@@msgnayonas7135 ንርእይቶኻ የኽብሮ ኢየ። ንኣብነት ንስኻ ገንዘብ ክሰርቕ እንተ ትርእዮ ሱቕ ኣይምበልካን። ሰብ ውን ነቲ ፈጣሪ ዝሃቦ ናይ ዕድመ ጸጋ ክሓብእ እንተጀሚሩ፥ ገንዘብ ተቐቢሉ ከሎ ኣብ ጅቡኡ ኣቐሚጡ ኣይተቐበልኩን ኣነ ከም ዝበለ ሕሰቦ። ብዛዕባ ምርባሕን ዘይምርባሕን ኣይኮነን እዚ ንፍጣሪኻ ምኽሓድ ኢዩ። ንኣምላኽ ወላ ነታ ሓንቲ መዓልቲ ብጥዕና ክነብራ እንተሂቡና ከነመስግኖ ይግብኣና። ኣነ ንወጊሑ ናይ ቀረባ መሳርሕቱ ስለዝነበርኩ ጽቡቕ ጌረ ኢየ ዝፈልጦ። ኣነ ኣያይ ዝብሎ ዝነበርኩ ወዲ 35 እንተኾይነ፡ ክንደይ ዓመት ጌሩ ኣሎ ኣነ ይፈልጦ። ዕድሚኡ ክሓብእ ሪኤዮ ዓገብ እንተበልኩ ጸገም ዘለዎ ኣይመስለንን። ሰብ እንተተጋግዩ ሰብዩ ዘአርሞ መስለኒ ሓወይ መዓረይ ወደሓንካ❤️🥰
Wegihu sekah❤
Sebeke deki ereye felege ge what kesebeni❤❤❤
ወጊሑ ተስፋጽዮን ኣዝዩ ጻዕራም ጽቡቅ ገጸ ባህርን ትሕትናን ዝውንን፡ኣብ ባህሊ ልዑል ተገዳስነትን ዓሚቕ ኣፍልጦን ኣለዎ።ኣዝያ ምልክዕቲ መጻምዲ እውን ኣላቶ።ኣብ ዝበዝሐ ርእይቶ ናይ ህዝቢ ኣብ ኣለባብሳ ብዓልቲ ቤት ነቅፌታ ኣሎ። ኪኖ ኣብ ኣከዳድና ምዝራብና ንጹር ዕላማን ራእን ዘለዎ ሰብ ወጊሑ ናይ ኩሉ ኣብነት እዩ።
እቲ ክዳን ኣብ ካልእ ኣጋጣሞ ክልበስ ጸገም የብሉን።ከም ደራሲ ብፍላይ ኣብ ባህሊ ጸቂጥካ ስለትሰርሕ፡ዙርያ ጌራ ኣብዛ መደብ እንተትቀርብ ኣቤት ምስ ቁንጅንኣ ከመይ ምማዕረኩም።ፍቅርን ሓጎስን ዘለዎ ምውቕ ሓዳር ይግበረልኩም❤❤❤
Betaemi des zbel medeb weladkum yereyena xbukat ❤❤
ዘገርም ኣካዳዳና ግን /000000/
ጽቡቅ መዛናግዕን ማሃርን መደብዩ ግን ንብዙሕ ደስ ዘይበሎ ናይታ መርዓት ኣከዳድና እዩ ህዝብና ድማ ዝተሰምዖ ጉድለት ክዛረብ መሰሉ'ዩ ስነጥበባዊ ወጊሑ ኣብ ባህሊ ጸቂጡ ስለዝሰሕ ኣብዚ ዝተዓደምዎ መደብ ድማ ክልቲኦም ባህላዊ ኣለባብሳ ለቢሶም ተዝመጽኡ ክንደይ ድስ ምበለና ድላይና ክንገብር እንታይ ትእዉድና ከይከውን መልስኩም ተስፋ ንገብር ኣብታ ቀዳማይ ክፋል ብዙሕ ነቀፌታ ተጻሒፉ'ሎ ንመጻኢ ከይድገም ድማ ንምህጸነኩም ፍቅርኩም ይሰስን ውላድኩም የርኢኩም ስሰናዩ ንምነየልኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Nice! I like her humbleness. It's a beautiful dress but not for this moment. I know you guys grew in a small town, and moved to Asmara now. City life it can blow your mind fast. Take it easy & slow down!!!
Deki erey xabkat❤❤❤
መርሓባ ክብራት ደቂ ሓላል መሬት ትዑም ዕላል እግዚኣብሔር ሓዳርኩም ይባርኸልኩም ደቂ ሓላል መሪትን ጭዋ ህዝቢን🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷☘️☘️☘️🌼🌼🌼🇪🇷🇪🇷🌼🌼🌼🌼🌼☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ጭዋ ህዝብና ከምዚ ድዩ ኣከዳድንኡ?
@@michaelteklab8789 feger dekala kem dlayu ykeden entay rebixka kem destana knebr ena eko ahwatna bejana halifom wedi hasad junta tgelef eske🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@@user-wc6fb3jk9d ጸርፊ ናይ ድኹማት እዩ፡ ህድእ በል ኣይትረበሽ ዝሓተትኩኻ መልስ።
@@michaelteklab8789 ኪድ ነተን ኣብታ ግሃንም ዝኾነት ክልልካ ክልል ትግራይ ኣብ ጽርግያ ዕራቀን ወጸዩን ዝመጸ ዘጎምብሐን ንዕአን ዓገብ በለን ወዲ ደቃላ።ንመን ኢኻ ጻድጻድቅ ክትጻወተሉ።
@@user-wc6fb3jk9d ኤርትራ ዓደይ ምስ 9 ኩቡራት ብሄራተይ ዓደይ ናተይ፡ ከድካ እንተደሊኻ ምስኤን ተዘራረብ ፡ኣነ ብዛዕባ ምጭውቲ ሃገረይ ብከመይ ባህላ ከይተበረዘ ቅጽል እየ ዝድሊ። ኣይፈለጥካንን፡
Welcome ❤❤❤
Wow so beautiful couple ❤️❤️❤️❤️🌿🌿🌿🌸🌸🌸🥰🥰🥰 may God bless u both🥰🥰🥰 much love from Norway😘😘😘😘
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ tsbukat buzh kezarebu eyom tsbkti merat hizka aleka tsbukat amlk hadarkum yebarkelkum
❤❤❤❤❤❤ሓዳርኩም ይባሪኽ!!🎉🎉
sekorrrnatat ekum gn wegh kofe abahlka serkah msetkkakle xbuk u❤❤
Wegihu xbuk srhat aleka kexlo❤️❤️❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤
Wawwwwww
Edmen tienan yehabekum fetari deki Erey shikornatatt
Kemti merakum yreyena wladkum
ጽብቅ መደብ አቅዓ ደሓን መጻክም❤❤❤
❤❤❤❤❤❤