ምስሊ : ናይ ሕብረት መዝሙር # Bereket Tikue : Orthodox Tewahdo Mezmur 2023
HTML-код
- Опубликовано: 1 дек 2024
- #Debeseymezmur #EritreaorthodoxTewahdo #EthiopiaOrthodoxMezmur
Subscribe • ዕፀሳቤቕ TV: KEMEYLEMO: O...
Zemari Bereket Tikue
Zemari Dn. Abel Yibabe
Zemarit Kisanet Kibrom
Zemari Sandro Grmay
Zemarit Hermela Yehisho
Zemari Dn. Yohanes Gebretnsae
Zemari Eyuel Eyob
Zemari Simon Aregay
© ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብ’ዚ ዳውንሎድ ምግባር ንዘመሪቲ ብዙሕ ጉድኣት ሰለ ዘለዎ ዳዉንሎድ ምግባርን ብኢድ ወንካ ምዝርጋሕ ክልኩል እዩ ተኪልኩም ሸር ብምግባር ሊንክ ብምስዳድ ክትሕግዙና ከምእዉን Subscribe ብምግባር ክትድግፋና ብሰናይ ይቅሬታ ክንሕብር ንፍትዉ።
ናይ ሕብረት መዝሙር : Zemari Bereket Tikue , Dn Taame Segid , Dn Brhane Fesehaye, Dn Filmon Yebyo , Zemari Yohanes Selemon, Zemari Kiflom Meles and Zemari Tedros Grmay : Orthodox Tewahdo Mezmur 2021
Mariam Non Stop : Orthodox Tewahdo Mezmur 2022: • ዕፀሳቤቕ TV: Dngil Mariam...
1. Kieleki Zemari - Abel Semerab : • ዕፀሳቤቕ TV: Kelileki (ከዕ...
2. Mariamey - Zemerti Bereket Tikue and Meri Alem : • ማርያም - Kab Maamuk Lbey...
3. XION : Zemarit Milka Bitew
4. Temelisuley : Zemarti Bereket Tikue and Milka bitew:
Mdhanka Delye
5. Kidane Mhret: Zemari Bereket Tikue
6. Fluy Yu Xegaki Zemari Dn. Biniam Kiros : • ዕፀሳቤቕ TV: Mariam FLUYU... Mekdem
7. Msgana Kewxie - Dn Filmon Yebyo : • ዕፀሳቤቕ TV: Msgana Kewxi...
8. Selam Lechi - Dn Biniam Kiros : • ዕፀሳቤቕ TV: SELAM LECHI ...
9. Mudaye Fikir - Dn Filmon Yebyo : • ዕፀሳቤቕ TV - MUDAY FKRI ...
10. NIE MARIAM (ንዒ ማርያም) : • ዕፀሳቤቕ TV - NIE MARIAM ...
Bereket Tikuwe Non Stop :
1. MARYAM (ማርያም) : • ማርያም - Kab Maamuk Lbey...
iTunes: itunes.apple.co....
Apple Music : itunes.apple.co....
2. KEYARI TARIKEY (ቀያሪ ታሪኸይ): • ዕፀሳቤቕ TV: KEYARI TARIK...
iTunes: itunes.apple.co....
Apple Music : itunes.apple.co....
3. B TIMKETKA (ብጥምቀትካ): • ዕፀሳቤቕ TV - B TIMKETKA ...
4. DEBESEY(ደበሰይ) : • ዕፀሳቤቕ TV: DEBESEY(ደበሰይ...
5. BEALTI XELOT (ባዓልቲ ጸሎት) : • ዕፀሳቤቕ TV: BEALTI XELOT...
6. GUNDI WEYNI (ጉንዲ ወይኒ) : • ዕፀሳቤቕ TV: GUNDI WEYNI ...
7. ADE EYESUS (ኣደ ኢየሱስ) : • ዕፀሳቤቕ TV - ADE EYESUS ...
8. BETI HAILI : (በቲ ሓይሊ ዝህበኒ) : • ዕፀሳቤቕ TV - (በቲ ሓይሊ ዝህበ...
9. TELEMEN (ተለመን): • ዕፀሳቤቕ TV -TELEMEN (ተለመ...
#Debeseymezmur #EritreaorthodoxTewahdo #EthiopiaOrthodoxMezmur
Subscribe • ዕፀሳቤቕ TV: KEMEYLEMO: O...
Zemari Bereket Tikue
#Eritrea orthodox, #Ethiopian orthodox,#Tigrinya mezmur, #Amharic Mezmur, #Addis Ababa,Teahdo mezmur, #Debesey Mezmur, #orthodox tewahido,ethiopian news,seifu on ebs,ethiopian orthodox church,ethiopian orthodox tewahedo,orthodox sibket,daniel kibret,begena mezmur,ethiopian orthodox sibket,ethiopian orthodox mezmur new,eritrean music,Eritrea orthodox tewahdo,amharic mezmur,eritrea orthodox tewahdo,bereket tikue,keyari tarikey,bereket tikue mezmur
#tewahido church #tigray #zemari bereket tikue #eritrean mezmur 2021 #new tigrinya mezmur
Eritrea orthodox tewahdo
eritrean music
ethiopian orthodox mezmur mariam
ethiopian orthodox mezmur new
ethiopian orthodox mezmur
ethiopian orthodox sibket
begena mezmur
daniel kibret
orthodox sibket
ethiopian orthodox tewahido
ethiopian orthodox tewahedo
tewahido church
ethiopian orthodox church
seifu on ebs
ethiopian news
orthodox tewahido
Debesey Mezmur
Teahdo mezmur
Addis Ababa
Amharic Mezmur
Tigrinya mezmur
Ethiopian orthodox
Eritrea orthodox
eritrean music
Eritrea orthodox tewahdo
ethiopian orthodox sibket
begena mezmur
daniel kibret
orthodox sibket
#ethiopian orthodox tewahedo
ethiopian orthodox church
seifu on ebs
ethiopian news
#orthodox tewahido
Addis Ababa
Amharic Mezmur
Tigrinya mezmur
#Ethiopian orthodox
#Eritrea orthodox
Hidmona
new eritrean movie 2020
#Debesey Mezmur
ethiopian orthodox mezmur mariam
ethiopian orthodox mezmur
Teahdo mezmur
nihemia
music eritrea
eritrea music
comedy of eritrea
eritrea comedy
hidmona comedy
warwarta
eritrean film
eritrean movie 2020
eritrean music 2020
eritrean comedy
eritrean movie
eritrean film 2020
best eritrean film 2020
New eritrean comedy 2020
hdmona tv
habesha comedy
habesha music
HDMONA NEBARIT
Mahlet
Eritrean
ethiopian orthodox mezmur new
Bereket
eritrea orthodox tewahdo
ethiopian orthodox tewahido
#tewahido church
amharic mezmur
Shegye Shegitu
best music
New Eritrean Music 2020
Ethiopia music
Rora
New ethiopian tigrigna
admas
Amharic
Tigray
ATA
Eritrea orthodox tewahdo/eritrean music/ethiopian orthodox mezmur mariam/ethiopian orthodox mezmur new/ethiopian orthodox mezmur/ethiopian orthodox sibket/begena mezmur/daniel kibret/orthodox sibket/ethiopian orthodox tewahido
♡ምስሊ ወዱ ንኽንመስል♡
ከምቲ ምስሊ"ቲ ምድራዊ ዝለበስና
ከምቲ ምስሊ"ቲ መዋቲ ዝለበስና
ከምኡ ውን ምስሊ ወዱ ንኽንመስል
ኣብ መዲቡና ቅድሚ ምስራት ዓለም
አቦ መዲቡና ቅድሚ ምስራት ዓለም(x2)
ረኣዩ ሞ ናይ ኣብ ልወሃት ዘይብሉ መስፈሪ
ብድኹማት እንኮለና( ዝጎደለና ክብሪ)x2
ንሓደ ወዱ ሊኢኹ ናብዚ ምድሪ
ህያዋን ጌሩና ተኻፈልቲ ናቱ ባህሪ
ምሳና ተዛሚዱ ልዕል ከብለና
ኣባ አቦ እናበልና ክንጽውዖ ተቢዕና
ንክንጽውዖ ተቢዕና
ዕርቡን ምድሓን መንፈሱ ሓቲሙና
ብደም ፍቑር ወዱ ናብ ዝፋኑ ኣቕሪቡና
ብምሕረቱ ኢና ረኺብና ናይ ዘልኣለም ሂወት
ብጽድቅና ኣይኮናን ዘምለጥና ካብ ማእሰርቲ ሞት
ዘምለጥና ካብቲ ጸልማት
ክብሪ ይኹኖ ንኣቦ ብርሃናት
ወረስቱ ጌሩና ብጸጋ ብእምነት
ዝተጋገክዎ ይትኣረመለይ❤
ዝማሬ መላእልቲ የስምዓልና ብሩካተይ ደስ ዝብል መዝሙር።❤😊
Thank you
thanks
pls tell me in amharic detail meaning or main concept
@@ruli3407I will try to translate it but as I am not fluent in Amharic just take the concepts😊
@@ruli3407
የምድራዊ ምስል እንደለበስን
የመዋች ምስል እንደለበስን
የለጁን ምስልምን እንድንለብስ
አለምን ከመመስረት በፊት ኣብ ኣዘጋጀን
አለምን ከመመስረት በፊት ኣባት ኣዘጋጀን
እዩ እና የአብ የዋህነት ልክ የሌለው
ደካሞች እያለን(የጎደለብን ክብር)
አንድ ልጁን ላከ ወደዚ ምድር
ህያዋን ኣደረገን ተካፋዮች የርሱን ባህር
ከኛ ጋር ተዛምዶ ከፍ እንድያደርገን
አባ ኣባት ብለን (እንድንጠራው በድፍረት)
*************(one sentence missing here)
በደም ተወዳጅ ልጁን ዝፋኑ ፊት ኣቀረበን
በምህረቱ ነን ዘልአለማዊ ህይወት ያገኔነው
በጽድቃችን ኣይደለም ከእስራት ሞት ያመለጥነው(ከጨለማ ያመለጥነው)
ክብር ይሁን ለብርሃኖች ኣባት
ወራሶች ኣደረገን በጸጋና በእምነት
መዝሙሩ ከእነዚህ ጥቅሶች ተውጣጥቶ የተዘጋጀ ነው፡ ካነበብካ/ሻቸው መልእክቱ በደንብ ይገባሃ/ሻል
ሮሜ 8፡29
ቆላስ 2፡13
2ጴጥ 1፡3-4
2ቆሮ 1፡21
ሮሜ 8፡14-15
ቲቶ 3፡5
❤እግዚአብሔር ይመስገን ❤
አሜን (3) ሩሑስ አውድአመት ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ክቡራት አሕዋትና 🌿🌿🌿🌿🌺🌿🌹🌿🌿❤🌿🌿🌻🌿🌷🙏🙏🙏
እግዚአብሔር ኢትዮጵያውያንን እና ኤርትራውያን ይባርክ
🙏🙏🙏
ሓጐሰይ መግለጺ ሲኢነሉ ፍቁራት የሕዋተይ😢
ቅድሚ ኹሉ ነቲ ጸጋኡ ኣባኹም ዘምበረ ኣቦ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ስብሓት ይኩኖ 🙏 ብምቅጻል ፍቁራተይ ጸጋ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ምሳኹም ይኩን ዘመንኩም ይባረኽ❤🙏⛪
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ፍቁራት የሕዋት
Btaami zfetwa mezmur eya kulu natka mezmur yfetwo eye ab kulu akaley eyu desta zasleni Bereket hawey bejaka berta zhawey ❤❤❤❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ከምዚ እልኩም ሕብር ኢልኩም ክትዝምሩ ኣካዳድናክይምን ጣዕሚ ዝማረኩምን ማራኪ ዝኮነ ኣቃራርባ ፡ኣጆኩም ደቂ ክርስቶስ ኣሕዋተይ ኣብ ኩሉ ትገብርዎ ኣገልግሎትኩም ዓስቢ ቅድሱን ይግበረልኩም።
ኣምላክ ብመዝሙር ከተገልግልዎ ንዓኩም ዘተንስአ ክብሪ ኡኩኖ!!!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ። እግዚኣብሔር ጸጉኡ ይብዝሓልኩም።❤
ብመጀመርታ ሰላምታይ እንዳመሓላለፍኩ ርሑስ ኣውድኣመት ክብለኩም ይፈቱ ክቡራት የሕዋት መዘምራን :- ብምቅጻል ሓደ ሓደ ነገራት ከተዕርይዎ ዘለኩም ነገራት ኣሎ:- ንሱ ከኣ፡
1 መዝሙር እንታይ ማለት ምኳኑ ልዕለይ ትፈልጥዎ ኢኩም፡ ግን ኣብቲ ኣቀራርባ ጽቡቅ ኣርኣያ ኣይኮነን ትገብርዎ ዘለኩም ማለት ጸጉሪ ርእሲ ንምንታይ ነዊሑ ኣሎ፧
2 ኣከዳድና ሓጺር ንምንታይ ኣድለየ፧
3 እዚ ምስጋና ንእግዚኣብሄር እምበር ንሰብ ክርእየለይ ኢልካ ስለ ዘይኮነ ምስ ሰናይ ይቅሬታ ጻዕዳ ምሉእ ክዳን ምልክት ንጽህናናን ዓወትናን ለቢዝኩም ክትዝምሩ ይምሕጸን፡
ከም መተሓሳሰቢ ብሎ ዝደሊ፡ እዚ ዝጽሕፎ ዘለኩ ሓደራ ከም ሃናጺ እምበር ከም ጸርፊ ወይ ከም ጽልኢ ከይትርእይዎ ተስፋ ይገብር:-
ብዝተረፈ ተቀባሊ ኣገልግሎት ወሃቢ ዓስቢ ባዕሉ እግዚኣብሄር ኢዩ እሞ፡ ኣገልግሎትኩምን ዝማሬኩምን ይቀበለልኩም። ርሑስ ኣውድኣመት ብድጋሜ።❤
ሀዎ ቐፐወ
ነሉ ❤ 😊😊❤😊😂።😂😊😂😮ነዴ
ኤሰነ
ነሴ
ነሰ ፓፔፓ
Elelelelelelel Elelelelelelel Elelelelelelel betami des zebel mezmur yehwatey ab betu nizelealem yenbrkum zemare melaekt yesmealna
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል መዝሙር ናይ ሕብረት ተስፋ ይገብር እዞም ተፋላሊና ዘለና ከምዚ ሓቢርክምዎ ዘለኩም ክንሓብር
Kalejeweti yesemealena yehewati
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት ይሰመዐልና ፍቁራት ኣሕዋት😊❤
እልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ደቂ ተዋህዶ ጸጋ ኣምላክ የብዘሐልኩም
ጥበብኩም ይብዛሕ ❤❤❤ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና።
ዝማረ መላእክት የስምዓልና ብሩኻት።
እቲ ነዚ ጸጋ እዚ ኣባኹም ዘሕደረ ኣምላኽ ምስጋና ይኹኖ።
ዲያቆን ነጋ ሓወይ ነዚ ሰፊሕ ልቦናኻን ነታ ለጋስ ኢድካን መመሊሱ መመሊሱ ይባርኽ ኣምላኽ።
ስሌኻን ስለ ኩሎም መዓይይትኻን ንእግዚኣብሔር ኣቦና ብስም ፍቑር ወዱ ጎይታና ኢየሱስ ሥብሓት ይኹኖ።
ጸጋኹም የብዝሕ ብመዛሙርኩም ንሕናን ደቕናን ንባረኽ ንጸናናዕ ንመሃር ከም ዘለና ክምስክር ደስ ይብለኒ። ስለ እዚ ናይ ሕብረትን ልግስን ኣገልግሎት እግዚኣብሔር ኣምላኽና ይኽበር ይመስገን። ናይ ብሓቂ መልክዕና ከምዚ እዩ ደስ ኢሉና ደስታን ሓጎስን ይሃብኩም።
ዝማረ መልእክቲ የስምዓልና ደስ ደብለ ናይ ሕብረት መዝሙር ❤❤❤❤❤❤❤❤
እልልል እልልልል እልልልል
ዝማሬ መላእክት የሰመዐል ፀጊኡ የብዘሐልኩም ክቡራተይ መልካም የጌታ ትንሳኤ❤
እልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ኣምላኽ ጸጉኡ የብዘሓልኩም።
ርሑስ በዓል ትንሳኤ።
እልልልልልልልሌልል እልልልልልልል እልልልልልልልሌልል ዝማሬየ መላእክት የስማዓልና እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም በረኽት ሓወይና
ኣሜን ብሓቂ ጥዑም መዝሙር ንበረኸት ይግበረኩም❤
ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና እግዚኣብሄር ጽጉኡ ይብዝሓልኩም ።እንቋዕ ናብ ብርሃነ ትንሳኤ ኣብጸሓና።
ኣሰይይይ ብሩኻት ኣሕዋተይ ስለቲ ኣባኩም ዘሎ ጸጋ እግዚኣብሄር ይመስገን ብመዝሙርኩም ብዙሕ ንባረኽ ኣለና❤❤❤
እሰይ እልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡራተይ ዘማሪ በረከት ትኩእ ዝፈትወካ ብሩኸይ
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና የሕዋት፡ መዝሙር ኩሉ ነገር ኢዪ።
Egziabher Amlak tsegiu abzihu ybarkum Amen Amen Amen.
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ናይ እየሱስ ኣፍቀርቲ ንኩልኩም በረከቱ የብዘሐልኩም
እልልል እልልል እልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስምዓና የሕዋተይ እግዚኣብሔር ዘመን ኣጎልግሎትኩም ይባርኸልኩም❤
ምስሊ ወዱ ንኽንመስል
ከም'ቲ ምስሊ 'ቲ ምድራዊ ዝለበስና
ከም'ቲ ምስሊ 'ቲ መዋቲ ዝለበስና
ከምኡ'ውን ምስሊ ወዱ ንኽንመስል
ኣብ መዲቡና ቅድሚ ምስራት ዓለም
ኣቦ መዲቡና ቅድሚ ምስራት ዓለም
ርኣዩ 'ሞ ናይ ኣብ ልውሃት ዘይብሉ መስፈሪ
ድኹማት እንከሎና ዝጎደለና ክብሪ
ዝጎደለና ክብሪ
ንሓደ ወዱ ልኢኹ ናብ'ዚ ምድሪ
ህያዋን ጌሩና ተኻፈልቲ ናቱ ባህሪ
ምሳና ተዛሚዱ ልዕል ከብለና
ኣባ ኣቦ እናበልና ክንጽውዖ ተቢዕና
ንኽንጽውዖ ተቢዕና
ዕርቡን ምድሓን መንፈሱ ሓቲሙና
ብደም ፍቑር ወዱ ናብ ዝፋኑ ኣቕሪቡና
ብምሕረቱ ኢና ረኺብና ናይ ዘልኣለም ሕይወት
ብጽድቅና ኣይኮነን ዘምለጥና ካብ ማእሰርቲ ሞት
ዘምለጥና ኻብ'ቲ ጸልማት
ክብሪ ይኹንኖ ንኣቦ ብርሃናት
ወረስቱ ጌሩና ብጸጋ ብእምነት
ሮሜ 8
29፤ ነቶም ቀደም ዝፈለጦም፡ ንሱ ንብዙሓት ኣሕዋትሲ በዂሮም ምእንቲ ኪኸውን፡ ንምስሊ ወዱ ኺመስሉ ቐደም መደቦም።
ድያቆን ነጋ ሓወይ ከምኡ'ውን ዘመርቲ ኣሕዋተይ/ኣሓተይ ብዙሕ ተባረኹ። ስሌኹም ንኣምላኽ ክብሪ ይኹንኖ።
ኣሜን ዝማሬ መላክቲ የስማልና ቡሉጻተይ ጸጋ ዲበ ጸጋ ያሃብኩም ኣምላክ❤❤❤
❤❤❤❤❤rhus awdeamet ygberelna eti luel fetarina❤❤❤❤ fqurat yhwate bmezmurkum barikkumuni ekum emo tebarekuleyyy ❤❤❤❤❤
ርሑስ ፋሲካ ይግበረልና ንዓመታ ኣብታ ነፍቅራ ሃገርና ንውዕል ይግበና
ዝማሬ መላእክት የስመዓልናን ርሑስ ኣውደኣመትን ይግበረልናን ❤
ዝማሬ መልአክት የስመዓልና ኩብራት ሓተይ❤❤❤❤❤❤❤
እልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ብሩኻት ጀመርቲ ዘይኮነስ ፈጸምቲ ክገብረኩም ቅዱስ ፍቓዱ ይኹን ኣምላኽ
እልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ተባረኩለይ ርሑስ በዓል ትንሳኤ ❤❤❤❤❤
ኣሜን🙏🙏🙏🤲🤲🤲❤❤❤❤ዕድመን ፡ጥዕናን የሃብኩ!!!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤ዕልልልልልልል ዝማርየ መላእክቲ የስምዕነ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሓቢርና ከነመስግኖ ኢና ጌና
ንሕያዋይ ነቲ ዝፈተረ ንዓና
በቲ ዝሃበና ዜማ ጌርና
ክንውድሶን ከነመስግኖን ኢና
ይባርኽ መንፈሳዊ ሂወትና።
ኣሜን ክብሪ ንዕኡ ይኹን ከምኡ ውን ነታ ክብርትን ርስሓት ዘይብላ ንጽህትን፡ ኣደ መድሕን ዓለም፡ ኣደ እቲ ርህሩህ ኣምላኽ። 💒🧎🤲
ሰላምን ሓድነትን ንቤተ ክርስቲያና ኣሃባ።
እልልል እልልል እልልል ዝማሬ መላኽቲ የሰማልና ቡርኻት አሕዋተይ
ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና
እግዚኣብሄር ኣምላክ ይመስገን❤
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና ፍቱዋተይ❤
ኦጉታይ ምሕረትካ ሃበና🙏🏽🙏🏽🙏🏽 እዛዒለምና ቅልውላው በዚሕዋ።
ዋውውው ኣዝዩ ዝባርኽ መዝሙር ክብሪ ንኣምላኽና ይኹን! ተባረኹ ብሩኻት!❤❤❤
Rhus Berhane Tensae Yigberelna Ahwatey zmarie melaekty yesmalna tsegiu yebzhalkum
Rhus awdamet yegbrlna nkulna nameta bhansab newellu Amen 🙏🙏🙏
Zimare melaekti yesmeana kuburat ahwat egiziabheri amilak xegue yebzihalikumi❤❤❤
❤❤❤ ዝማሬ መላእክት ተስመዓልና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርክ ርሑር ኣዉደኣመት
ኣሰይ ደቂ ተውሃዶ ርሑስ ኣዉዳመት የግብረልና ቡሩካተይ 🙏🙏🙏
ኣመን ዝማረ መላአክቲ የስማኣልና ቡርካተይ ብዙህ ይፈትወኩም በረከት ሳንድሮ ሃርመላ ናይኩሉኩም ዘመርቲ ና ጸግ ኡ የብዝሀልክም ብርካተይ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ናይኩልኩም አዩ
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ብሩኻት ኣሕዋተይ!
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና፡ ፡ ንኹሉኹም ደቂ ተዋህዶ ርሑስ በዓል ትንሣኤ ይግበረልኩም ❤❤❤
Ellllll willkommen ahwatey ❤️🥰 Rhus awdamet ygberelna deqi Tewahedo 🙏❤️❤️❤️
Eelllllllllllllllllllllllllllllll sey ❤ zmarye melekti yesmealna yehwat. Enqae nab brhane tnsaeu bselam abxhana ❤🙏🙏🙏💒💒💒
💔👍👍👍💝💋💋🤔💗
ቡሩኻተይ እግዚአብሔር ይባርኽኩም ⛪️🙏
zmare melaekti yesmaelna Amen🙏🙏🙏
ኣሜን ዝማሬ መልኣኽቲ የስምዓና .God bless you all Happy Easter❤🎉❤
ዝማሬ መላእክት ያሰማልንእግዚአብሔር አምላክ በቤቱ ያፅናቹሁ
_አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሥመዐልና ፍቁራት ኣሕዋተይ ጸግኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ✝️❤⛪️_
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ብሉጻተይ ❤❤❤
Zmarie melaekti yesmealna brukat ahwat ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
waww Amen zmare melakiti yesmaalna yehwatey nay agelgletkum ebark egzabihier xegueu yebzahalkum qexlwo kabzi nlaeli knxbeyekum ena
Ruhus awdamet behabera hezbi kerstna zemankum yebarek yehwatey ❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም ፍቁራተይ
በረከት ዘለዎ በዓል ብሓቂ ደስ ዝብል ስሙር ድምጺ ስሙር ግጥሚ ኩሉ ሙሉእ ስራሕ ቃለ ሂወት የስምዓልና !እቲ ዝበለጸ ስራሕ ኣብ ሕብረት ዩ ሕበረትኩም ይባርኽ እንዳ በልኩ ኣብ ቻነለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ክሕግዙኒ ብትሕትና ይሓትት❤❤❤
Amén Amén Amén zmarye melakt yesmalna xegu yebzhalkum kburat ahwatna
እልልልልልልልልልሎ ዝማረ መላእክት የሰመዐልና የሕዋትና ፀግኡ የብዝሐልኹም ኣምላክ🙏🙏🙏
Zmare melaekti yesmealna nay agolgulot zemenkum ybark egziabhier amlak ❤ yehwatey
Zmarie melaekti yesmealna yhwat rhus awudeamet ygeberelna nkulum amenti krstna
ኣስይይ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ብሩካተይ ፀጉኡ የብዘሕልኹም ኣሕዋተይ❤
ኣሜን! ዝማረ መላእክት የስመዓልና ርሑስ ኣውድኣመት ይግበረልና ❤✝️
ዝማሬ መላእኽት የስመዐልና ዘምየሕዋተይ ❤❤❤
Zmare melekit yesmealn xegua yebzhelkum
አንቃዕ ኣብጸሓና ደቂ ተዋህዶ የሕዋተይ
ርሑስ በዓል ተንሳኤ።❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
aseyyyyyyy brukat.
Egziabher tsega yebzhalkum.
Bhaki kdmi msrat alem afkiruna.🙏🙏🙏
Kbri n goytana ykunnnn
ዝማረ መልኣክቲ የስማዓልና 🙏🏾🕊️ ግዑዞኩም ቀጺሉ ኣክላባት ይንቡሑ ስርሐኩም ኣገልግሎትኩም ቀጺሉ ፈዳይ ሕነ ኣምላክና ዋገኦም ክከፊሎም እዩ::🙏🏾⛪️🕊️
ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ክቡራት የሕዋት ዘመን ኣገልጉሎትኩም ይባርክ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም ርሑስ በዓል ፋሲካ ከኣ❤ ይግበረልና ንኩልና ኣሜን🙏🙏❤
Zemare melaekete yesmealna enqae beselame nabe berhan Tensae Abxehana 🙏❤️🙏❤️🙏❤️
❤❤❤❤❤❤❤ ዝማሬ መላኣክቲ የስማዕልና
Ezgabiher Kabe ezom zexabuka texabaeti kabe feltene kabezom Neaka nemewedak zexeru zelewu texarerti Balu kulu zekalo goyta yehaleweka❤❤❤🎉
አሜን አሜን አሜን ዝሜሬ መላአክቲ ይስምዓልና ኩቡራት እሕዋተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤Amennn Zimare Melaekti yesmealna ❤ des tibl Mezmur nay Agelglot zemenka ybark Egzeabhier Amlak
Amen amen zmare Melakti yesmalna kuburat yehwat ❤❤
ርሑስ በዓል ትንሣኤ ምእመን ..💕
Zimare meleakti yesmealna 🙏 Amlak xegue yebzihalkum yehwatey edmen tienan yihabkum.
በጣም ደስ የሚል መዝሙር እግዚአብሔር ፀጋውን ያብዛላችሁ ዘማሬ መላእክት ያሰማልን ❤
Zemare melakt yesmalna zemar n yesus teray segdan ameleko betem des zebeal orthodox nay Kalot qudsan gel mezmur aythweso ❤❤❤❤
Ellllll elllll elllll amen amen amen zmare melaekti yesmalna zom ahwatey des ktblu amlak xegeu yhbzhalkum🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💒💒💒💒💒💒❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏💒💒💒
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስመዓና ክቡራት የሕዋት፡ ዘመነ ኣገልግሎትኩም ይባርኽ።
Zeben hiwetkum yenwhalkum fetari yehwatey ❤❤❤💒🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Ruhus awdamet yegbrlna Amen Amen Amen yehwateyyy zemare melaket yesmalna ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
Rhus awdamet burukat yehwat zmare meleakti yesmealna nay agolgulot zebenkum ybark egzieabhier amlak
Zmare melakti yesmana hamame iye zeleku mhret yewurdelka beluni yhwat
Amlak zemenkum ybark zom hwatey zmare melaekt yesmealna
ዝማሬ መላአክቲ የስምኡልና. 🙏🙏
❤❤❤❤ልልልል ልልልል ልልልል ዝማሬ ምላእክት የስመዐልና ጸጋኡ የብዝሓልኩም ክቡራተይ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን❤❤❤
Amen amen amen zemare melekti yesmalna nay agelglot zebenkum ybarek ezgabher amlak
Ruhas awudamet ygberelna fetari ❤💒🌷🌷
amen amen amen zmarie melakt yesmalna rhus beal tnsaie ygberelna
Aseyyyy zmare mealaekti yesmalna fetari kulu alem edmen teinan yehabkum fetari keep it up burukateey ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
ዝማሪ መላኽቲ ጸጋኹም ይብዝሕልኹም