Getachew has totally detached from our people wishes and dreams. we have millions of Tigrayans in IDP's and yet this guy is saying you do not have to be concerned. he is doing abyiahmed task not the poor people of Tigray that much i can assure you. as an Ethiopian the first thing that should have bee done first was returning our IDP's. Getachew what a nightmare you are?????????????
Serawit Tigray and hizebi Tigray nay chat fesetal Shame on gezewi mengesti Tigray and Africa union Hizebi abekenda n4 amet abskay yeneber DDR nan kennda Shame shame!
ንህልዉና ህዝቦም ንፀረ ምጥፋእ ዘሪኢ ህዝቢ ትግራይ ዝተቓለሰ ሰራዊት ትግራይን ንህዝቢ ትግራይን ናብ ዘይወፆኦ ሓደጋ ዝእቱ ተንኮል ዝተመኦ ምብታን ሰራዊት ትግራይ ይሳለጥ ኣሎ ብጣዓሚ ይሕዝን ። ቅድምያ ክዋሃቦ ዝግባእ ዝነበረ መሬት ትራይን ዝተፈናቐለ ህዝቢ ናብ መረብበትኡ ክምለስ ይግባእ ኔሩ።
Agree 💯 percent. So sad.
መሬትናን ህዝብናን ናብ ዝነበሮ ብህፁፅ ይመለስ ዝብል ጠንካራ መልእኽቲ ይተሓላለፍ ብለመፅመፅ ዝመፅእ ሰላም የለን።
እሞ ንሰኻ ዘይትወርድ መሬትካ ዘይትመልሰ
ኬድካ ሞ ዘይትዛረብ ፣ "ለመፅመፅ" ያ ከም ዓቕሚ ዘለዎ
የትግራይ ግዛት ሳትመልሱ DDR ቀልድ ነው መቼም።
Tnx hero Gechooo keep it up
ቅድሚያ DR ንዝተፈናቐለ ልዕሊ ሓደ ምልዮን ህዝብና
እቶም መራሕቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ሕዝብን ልዑላዊ መሬት ትግራይ ነዚ መዓልቲ ክምለስእዩ ኢሎም ብድፍረት ምዝራብ ዘይደፍርሉ ነገር ምርዳእ አብዩና እኾ ፡
ጅግና አብ መጨረሻ
አታ ከምዚ ከማይ ሕርር ዝበለ አሎ ድዩ ምምላስ ልዑላዊ መሬት ትግራይ ዝምለሰሉ ጊዜን ሰዓትን መዓስ እዩ ኢሉ ዝሐትት ሰብ የለን ድዩ፣
ኻልአይ ደሙ ዝግብር ይኽድ
ዋላ ሃንቲ መሬትና ክምለስ ዝብል አየለለን አዝ ሃዝራጥ አዋይ አነ 💔
ሕዝቢ ትግራይ ናይ ኢትዮጵያ ስርዓታት አብ ተቃየርሉ ዓመታት ኩሉ ብዙሕ ችግር ዘጋጠሞ ሕዝቢ እዩ ንድሕሪ እዚ ከምዚ ዓይነት ሕልቂት ከይመጽዕ ዘለዓለማዊ መፍትሒ ዝከዉን እንታይ እዩ ?
አብይከማመንጉምመዝገንነውየትግራይእግዝብሄርይጠብቃት።
ግዝአታዊ መሬት ትግራይ ከይተመልሰ ዕጥቂ ክፍታሕ: ግዝአታዊ መሬት ትግራይ ከይተመልሰ ተፈናቐልቲ ናብ ፀላኢ ምምላስ: እቲ ውዕል ፕሪቶርያ ብግልባጡ ንወረርቲ ብዝምቹ ይፍፀምአሎ: እሞ እት ውዕል ከይሓባእኹም ዶ ትነግሩና አይተ ጌታቸው :
Getachew Tigray eitshetaa! Kebdka agfehka hezbena ab tsehay wediku, neska mobile enawtseka mekelad ayedline!
ሉዓላዊ ግዛታችን ሳይመለስ ሙሉ በሙሉ ተፈናቃዮች ሳይመለሱ የትግራይ ይፀጥታ ዳግም ላለመወረር ዋስትና ሳይኖረው ለምንድን ነው DDR ላይ መሮጥ የተፈለገው ድርጊቱን እንደ አንድ ትግራዋይ እቃወማለው ከፈረሱ ጋሪው የማስቀደም ሁኔታ ነው።
ትግራይ ደቂ ትግራይ ናብ ገመድ ማሕኖቆ ይኣትዉ ኣለዉ ኣያም በል ህዝበይ 😢
መናሎ ከማይ ናይ ዓዱ ሰላም ዝናፈቆ ሰላም ጥራይ
ደስ በሀሊ
DDR ዝፍፀም ዘሎ ብውዕሊ ፕሪቶሪያ መሰረት ድዩ ዋላ ኣብ ሀገር ሓደ መከላኸሊ ሀገር ክህሉ ኣለዎ ካብ ዝብል ዩ? ካልእ ከምዚ ዓይነት ምድላው ተገይሩ ሙሉእ ህዝብናን ሉኣላዊ መሬት ትግራይን ዝምለስሉ ፕሮግራም ትፅቢት ትግራዊ ይ ዩ።
ትርጉም ዜሮ ናይ መድረኽ ተርጏሚት ከመይ ገይራ መሬትና ተወሪሩ እዩ ዘሎ ናብ ንምለሶ የለን ናብ ዳስ ኢና ንምለስ ዘለና ይብል ኣሎ እቲ ንሳ ግን ቆሪፃ ትህትፍ ፅንዓት ይሃብካ ህዝቢ ትግራይ እንተ TDF ኩሉ ግዜ ኣብ ልቢ ህዝቢ ትግራይ ኢኹም
ጌታቸው ግን ዝርባብ ኢለዮ ኣለኹ ምዕራብ ትግራይ ኢሮብ ከ ንመን ኢኹም ክትህብዎ ደሊኹም ኣብ ተሸማሪራ ዘላ ትግራይ ተጉሩዑ ዘለኹም እንድዒ ሓሰውቲ እንዳ ሕወሓት ሓሰውቲ ህብኹም መጀመርያ ካብ ዳስ ኣውፅእዎ ካብኡ ምጉራዕ ጀምሩ እንተ ሀዚ ግን ዑዓት ኢኹም::
እቲ ቕርሺ ካብ 1983 ንተመጣጠንቲ ካብ ዝተውሃበ ቕርሺ ዝወሓደ ዩ
ብትግርኛ ጀሚሩ ብትግርኛ ኽውድእ ዘይኽእል ወኪል
ኣየ ጌች ክቡር ገዲዮን ክብል ዶ/ር ደብረፅዮን ድዩ ክብል ኢሉ ነይሩ? ተነቒ ስዎ ድዩ?
Where is tplf?
Where is debretsion I would love to see him embark his English communication 😂😂 ዝኸበርካ ቧእእ ኣጎስጣጢስ ያ🤣🤣🤣🤣
Where is the party of Tigray that signed the Pretoria agreement?
The meeting should recognize justice for those atrocities, rape and destruction of public properties.
ረሳሓት በጻብጽ የእዳውኩም ሂብኩም ውርደተኛታት ህዝቢ ትግራይ ደሙ ንብላች አፍሲሱዎ።
90 000 birr is a shame to trigrai people
ጌቾ ጌምካ ተፃወት በቃ😅😅😅
ትዕቢት ንዉድቀት ትቅድማ ዝብል ቃል ብ practical ክርአ እዚኣያ ክንደይ ጃህራ ክንደይ መን ከማና ዝብል ዘረባ ንዝሓለፈ 4 ዓመት ሰሚዕና: መቸም መወዳእታ ዘይብሉ ነገር የለን መወዳእትኡ ርኢና: ከምቲ መን ከማና እትብሉዎ ዘይኮነስ ትሕቲ ኩሎም ምዃንኩም ሪኢና: ካብ መንግስታ ዝመጻ መንግስቲ ድንን ኢላ እሺ ትብል ትግራይ ተፈጢራ: ጉዕዞ 50 ዓመት እንክድምደም, ዘኢትነገር ኢልኩም ዕጸዉዎ።
Getachew has totally detached from our people wishes and dreams. we have millions of Tigrayans in IDP's and yet this guy is saying you do not have to be concerned. he is doing abyiahmed task not the poor people of Tigray that much i can assure you. as an Ethiopian the first thing that should have bee done first was returning our IDP's. Getachew what a nightmare you are?????????????
The killers talk while the killed silent
What a world
አንቲ በጥራቅ ሓሳዊት
Ah Tigiray Adey 💔💔💔💔
ቢሄርተኛ ይቅደም ኮሚኒስት ይውደም
Getachew senef senef 😂😂😂😂😂
Mercenary Getachew doesn’t want to tell abbey Ahmed upfront to takeout Amhara and Eritrean from the land Tigrai?????
Serawit Tigray and hizebi Tigray nay chat fesetal
Shame on gezewi mengesti Tigray and Africa union
Hizebi abekenda n4 amet abskay yeneber
DDR nan kennda
Shame shame!
Where is tplf
Tigray region is not safe
Atom reshat bandatet DDR elkum serwit tigray feh ablkum hizbi tigray nab zay wexo xlemat tbelu kmz zelekum aytrdeakumen zelo,,,, serawit tigray feh mbel melat merhet generlt tigray ne xelie yhelfeka mehabe melat eu, be genzeb abiy ahmed genzeb eroupawin meret hizbi tigray teshetu alekum atom gudamet, hizbi tigray gn entay kesab tkewen teazeb aleka ahhhh meretena ms xelie hizbina ab sedt kolo DDR elkum serawit tigray feh tbelu aleku 😢😢😢😢😢😢😢😢
ጀጋኑ tdf ይህዋትና ዝጎድእ ኮነ ህዝቢ ትግራይ ዳግም ጆነሳይድ ወይ ህዝቢ ዝጎድእ እተተፈጥሩ ተሓተቲ ፃድቃን አና ጌታቸው አዮም ልቢ በል ትግራዋይ
ሓማዪ በል ከማኡ እናበልካ ንበር መቸም ትግራይ ተከፍአ ተኸፍአ ድሕሪ ገዲም ከም2013ን ኣመተ ምህረት ዝበለ ኣብትግራይ አይመጽእን ህዝቢ ትግራይ እፎይ ኢሉ ካብ ክባን ዕጽዋን ዝወጽአ ብጽድቃንን ጌታቸዉን ከምዝኾነ ኩሉ ትግራዋይ ይፈልጥ ኢዩ መራሕቲ ሕወሓትማ ባንክን ታንክን ን ኣቢይ ኣህመድ ኣረኪቦምኮ ንሶም ከይ እሰሩ ብምፍራሕ ንትግራይ ብምህዳሞም ኩሉ መከራታት ጎቲቶም ንትግራይ ንክመጽ እ ብምግባር ህዝቢ ትግራይ ዓለም ካብዝፍጠር ጀሚሩ ኣብ ዓለም ዘይተራአየ ናይዘርኢ ምጥፋእ ወንጀል ክፍጸመሉኮ ገይሮም ንሶም ገና ንገና ኣቢይ ኣህመድ ክ ኣስረና ኢዩ ኢሎም ብሓቂ ክፉ ኣት ክንደይ መን እስይ ረገፈ ኣሕ ፡፡
ጢሞዴስ ናቸው?
The mercenaries
Hast hasawit mengsti aykonen
Selamat
መሬትናን ሕዝብናን ከይተመለሰ ዕጥቅና አይንፈትሕን ዝብል ጅግና ተጋዳላይ ዶ ጠፊኡ መሕፈርቲ
@@peace-x9s sereka keman kitfethily eka
Eway ni kitgelxo zehifir tigray bi dekey zibelkiyom kalaiy kitilemuki geganu TDF bezi aynet etkukum keftihukum miriay bitaimi yehizin meanta kebdika ykorix temazabelti nab gezom ketemelesu meret tigray nab botiu ketemelese xelaiti kab tigray keywexu eway hifret
ብጥርቅ ሓሳዌ 😂
Ni gichit jonosaydar war😂😂😂😂😂😂😂😂😂
ትርጉም ዜሮ ናይ መድረኽ ተርጏሚት ከመይ ገይራ መሬትና ተወሪሩ እዩ ዘሎ ናብ ንምለሶ የለን ናብ ዳስ ኢና ንምለስ ዘለና ይብል ኣሎ እቲ ንሳ ግን ቆሪፃ ትህትፍ ፅንዓት ይሃብካ ህዝቢ ትግራይ እንተ TDF ኩሉ ግዜ ኣብ ልቢ ህዝቢ ትግራይ ኢኹም
ጌታቸው ግን ዝርባብ ኢለዮ ኣለኹ ምዕራብ ትግራይ ኢሮብ ከ ንመን ኢኹም ክትህብዎ ደሊኹም ኣብ ተሸማሪራ ዘላ ትግራይ ተጉሩዑ ዘለኹም እንድዒ ሓሰውቲ እንዳ ሕወሓት ሓሰውቲ ህብኹም መጀመርያ ካብ ዳስ ኣውፅእዎ ካብኡ ምጉራዕ ጀምሩ እንተ ሀዚ ግን ዑዓት ኢኹም::