Nay Bhaqi nfuat mara adniqekum gn ezom adme habikum do gele tblu zelekum ms kale SEB aytfredwom entay aflitukum nay bhaqi ente kone ...slezi moral trah nahbom.🇪🇷❤️
Btaemi zidnek sirah yu eti natkum sirah temekuro zelewo seb yu kemzi natkum ziserh abzi zelekumo edme kemzi ziserahkum ab ziketsil kale kem tikonu rigitsegna ye kexilwo love you both & stay blessed you chirs
Suk ilkum ab edme terah atquirkum, ente kone aymelketekum’n iyu keman. Bezkone guys great job, betaemi nefuat ikum...yednkekum iye. Temerti wen kxlewo bzkealekum agedasi sle zkone nmexaikum! Proud of you my deki eri
Who cares about their age. Keep up the good work. One thing Tedros find out what you like and continue your school. Technically, you are still a high school dropout if you didn’t finish it in Eritrea. So I encourage you to go back to school.
ዕድመ ተጋጊኩም ኣለኩም ናይ ኤርትራ ዕድሜኩም ንገሩ ኣብዚኣ ዝሰማማዕ ።
Ezgi azrebka arku kkkk
Nay Holland edom zhablu edme eyu
Ablelom Andom I don’t think he’s older then 19 🤔
ሓወይ / ሓፍተይ ኣበይ ከም ዘለዉ ከኣ ባ ኣይትረስዒ / ኣይትረስዕ ማለት ሰብ ሎሚ አይእመንን እዩ በታ መዝጊቦማ ዘለዉ ምንጋር ይሓይሽ መስለኒ 🙏
Kkkkkkkk ahwat ETA edme degimkum mebrhi kthbula ymhxen
አዞም ዕድሜኩም ኣይኮነን ትብሉ ዘለኩም በቲ ዘለዉዎ ዓዲ አዮም ግድን ክነግሩና ምክንያቱ ንስድራ ከአትዉ ገለ ኣትሒቶሞ ይኮኑ
Ok teredienayo hji
Bexami xebuk des tebul kef alkum
ኣምላክ ፍቅርኩም የብዝሓዮ ብሩኻት ኣጆኩም ቀጽልዎ ብፍላይ ስነስርዓትኩም ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣብ ኩሉ ጉዕዞኹም ሰናይ ይምነየልኩም!!!
9 ዓመት ተማሂርካ +6 ዓመት ኣብ ስደት እንተ ወሓደ ኣብ ገጠር እንተ ዓቢኩም ደቂ 7 ዓመት ኢኩም ትምርቲ ጀሚርኩም ጠቅላላ ድምር 23 ገርካ ኣልካ እንተ ወሓደ በቲ ዝበልካዮ
7+9=16 + 6 = 22
ናይ በሓቂ ምትራፍ ኣሎ 22-23 ምትራፍ ከጋጥም ይክእል አዩ
@@fetahchekan8796 ይቅረታ ተጋግየ ግን የቅንየለይ 🙏
😂😂😂😂😂😂
Ane kemaney mseka aleku
ናትኩም ጥራየ ዝሪኢ ኣነ ፡ ኣጆኾም ሓድሽ ሓድሽ ኣምጽኡ h n y
🥰😍🥰😘
ልክዕ ዩ ከም ኩሉ ዝገብሮ 2 ወይ 3 ዓመት ስድራ ንምምጻእ ወይ ወረቀት ካብ ዓዲ ንምምጻእ ኣጉዲሎም ይኮኑ እቲ ቀንዲ ግን ዕድሚኦም ባዕሎም እዮም ዝፈልጥዎ
Don't judje a book by it's cover👍
ዋውውው ደስ በሃልቲ ኣይፈላሊኩም ግልፅነትኩም ዝያዳ ደስ ይብል 👌👌👌
ብጣዕሚ ንፋዓይ ግን ዕድመ ኣይትሕብኡ ኣብ ሆላንድ ኢድኩም ዝሃብኩምሉ እዩ ሓደ ኣፍጋኒስታ ወዲ 30ይከውን ወዲ 17 ኢሉ ኣትዩ ሓቂ ሓይሽ ኣነ ውን ክልተ ዓመት ኣጉዲለ ከማ እያ ትመስል ናትኩም ከኣ 😄kkkkk
ንፍሽክታ ንተሓሳሰብ 9 ዓመት ትምህርት ኣብ ኤርትራ በጺሕካ +6 ዓመት ኣብ ስደት ወዲ 4 ዓመት ትምህርት ጀሚርካ ማለት ድዩ 😄😄😄ክክክክክክክ
ኣነ ከማን ክልተ ዓመት ኣጉዲለ እየ ተመዝጊበ ፡ ኩሉ ዝገብሮዩ
ኣነ ወላ ክልተ ዓመታት ኣጉዲለ ኪያሮ
Entay dea abzi channel kulu zreyo haki do ynger eyu.
Ane wela gn kulu aykonen slezi haqi kkown ykel eyu
@@sabahale6110 ከመይ ዲካ ትቆጽሪ ክቡርቲ ሓፍይ 9+4+6=19👀እንዳረኣክዮም ብላዴን ይመስል ጭሕሙሲ 19 ይብሉ ኣለው ዋዕ ከምኦም ዲኪ ግን ኣሕዋትና ከኣ ናይ ቀደምክን እዩ 😄
Bitaemi xbuk srah alekum. Kab kulu firhat ezgabiher zelekum respect. You're honest man and God bless them happy new year's day 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣጆኩም ፉቁራተይ ከምኣ ቀጽልዋ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ኣለኩም እቲ ሓሲብክሞ ዘለኩም መደብ ካኣ ኣምላክ ይተሓወሶ ካብዚ ዝተረፈ ሩሑስ ባዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን ይግበረልና ሰደትና የሕጽረልና ገጽ ንፈትዎም ስድራናን መትዓቢትና የርእየና ደቂ ኤረይ ሓላላት
You guys are so kind 👍🏼 I like your respect✊
ደስ ክትብሉ ምቁራት ቀፅልዎ ሶ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም
🇪🇷 Good Job brothers 👏🏾 you are both smart and have a lovely kindness. Keep it up with school and your channel.
Happy New Year and God bless you❣️❣️
ፊል+ቴዲ ንፉዓት ቀጽልዎ👍
ንዓይ ግን ካብ ናይ Five seconds qsn ከምቲ ናይ መጀመርያ ዝነበረ ዩ ዝያዳ ዝስሕበኒ
ሓፈሻዊ ርእይቶይ
ብሑሕ ካብ ዝተዓዘብክዎ ንሕና ኤርትራውያን ርኡይ ዝኾነ ጸገም ከም ዘለና ተዓዚበ ኣብ ክንዲ ተባልሓቲ (creative) እንኸዉን ሰዓብቲ ወይ copy ገበርቲ ጥራይ ንኸዉን why?
e.g እንተ ድኣ ሓደ ሰብ እንዳ ካፌ ኣውጺኡ፡ ኣብ ጎኑ መጺእካ እንዳ ካፈ ኣይኮንካን ከተውጽእ ዘለካ: ከም Restaurant ቤት-ምግቢ ወይ ካልእ ኣብቲ ከባቢ ዘየለ ዓማዊል ክፈጥረለይ ይኽእል’ዩ ትብሎ ነገር ኢኻ ክትገብር ዘለካ::
ንሕና ሓበሻ ግን ትብላዕ ኣላ እንተ ኢሎሙና ኣበይ: ከመይ ከይበልና’ስ በቃ ዕዝር ንብል ኮይና
ሓደ ሰብ ዝኾነ ነገር ምስዝጅምር ንዑኡ ዝድግፍን ዘተባብዕን እምበር ንዑኡ ዘውድቕ ኣይንፍጠር መታን ብሓንሳብ ከንወድቕ።
ቻነላት ምብዛሕ ጽቡቕ እዩ, ጸገም የብሉን ግን ዝተፈላለየ ትሕዝቶ እዩ ክህልዎ ዘለዎ::
ዳሕራይ ክኣ ንሕና ስዓብቲ ሲ ኣብቲ ኮመንት በቲ ዘሎ ኣርእስቲ ዝምህርን ዝሃንጽን ርእይቶ ከይንጽሕፍ’ሲ like ሃቡኒ እናበልና like ክውሃበና ንልምን ጌጋ,
ደዘናግዕ ወይ ዝምህር ኮመንት ጽሓፉ እሞ like ክንህበኩም።
እዛ ጸርፊ ኳ ቁሩብ ጎዲላ ኣላ
ኣብዛ 2020 ክኣ ጸርፊ ትብሃል ጠቅሊልና ክንጉሕፋ ኣለና።
2020 ዓመት ናይ ኩልና ይበላ 👆
ወደሓንኩም✌️
ሰናይ ጽብቅ ደስ ዝብል ኣጆኩም ቀጽልዎ እኛ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ንመላእ ህዝበ ኤርትራ ሓፈሻዊ ምድሪ ሓበሻ
hagos haile yigeberlkum ba belna nehna ena ko Eritreawyane neski da Ethiopiawit edki ruhs hadsh amt yigebrlkum Eritreawyane eki kitbli zigebaki
@@eritrea.n.t9218 ኦኬ ሕራይ ንዓመታ ከምዚ እዋን ሰላም የጽነሓና እምበር ከምኡ ክገብራ እዩ
ንፉዓት ብሓቂ ኣጆኩም ኣምላክ ይሓግዝኩም በዚ ንርእዮ ዘለና ግዜኩም ኣማሊእኩም ከምዚ መደባት ምድላዉኩ ቀጽልዎ ሓፈሻዊ
ፍልጠት ብዝያዳ በርትዕ!!!!
Fili wedi 6 emet emo jemirka nbelo gemgam malet eyu 9 amet kaa temahirka 6 emet kaa sdet 6+6+9?
6+6=12+9=21
Kale gn gele aynet bflay respect!
ክክክክ ናይ ስደት ዕድመኦም አዩ፡
Rahwa Berihu
Kkkk nekas eki gn mnalbat beti abti adi meliwo zelo eyu zikewun ember 25 amtikwo eyu wa
ናይ በሓቂ ንፉዓት ክትቕጽልዎ እንዳተላበኹ
* ካብቲ ዝገርመኒ ግን ናይዞም ተገልገልቲ(ተዓዘብቲ ) ሕቶታትት ከየሕዘነኒ ኣይተረፈን "
* ብዝኮነ ስምዒታትት ናይ ዘይሰምዑ ሰባት ምስማዕኩም "" ናይ በሓቂ ምስጋናይ ወሰን የብሉን ሰላምታ ኣይረሳዕኩን !!!!!!
Keep up going dear guys
I WISH YOU ALL THE BEST &BRIGHT LIFE
ብታዕሚ ንፉዓት ኢኹም ኣብዚ ዘለኽሞ ዕድመ ጽቡቕ ኣለኹም ቀጽልዎ
6 ዓመት ኣብ ስደት ወዲ 5 -6ዓመት ትም/ቲ ጀሚርካ 9 ዓመት ተማሂርካ 6+6+9ይከውን=21 ዋእእእ ግን ንፋዓት
Proud of you my brothers for making a platform for you guys and huxbikum💙🇪🇷
ናይ ብሓቂ ኣድኒቆኩም ንፉዓት ቆጽልዎ ።
መብዛሕቲኡ እዚ ኮመንት ብዛኣዕባ ዕድመ ጥራይ ኮይኑ ሓበሻ መቸም ዘይምልከተና ምስራሕ ከይንገድፎ ሚሒልና ኢና ደስ ዝበሎም ይበሉ እንተ ኪኢልና ሃናጺ ሪኢቶ ዘይንህቦም
Eza nay edme gudays shelel zeytblwom ekum. Malet eti edmeom family ternifomulu ykonu wereqet tewahibemulu ykone wey kea tsbuk nay tmhrti edl rekibemulu ykonu.
Nfuat ajokum👏🏼
*Hello🙋♀️ ስለምንታይ ዕድመኦም መዕረ ክንድዚ የገድሰኩም🤔🤔, ወልኣ 10 እዩ ዓመትና ዘይብሉ, መቸም🤯ናይ ሰብ ዘረባ ከይተክብሩ ሚሒልኩም ኢኩም😔😔*
Nay bahki bro
Kidi
@@Sunlover__1997 nabti edmiki habiekulu zelki
ሰክቲ ነጅስ
Kide
ብጣሚ ደስ ትብሉ ኣጆኩም ቀጽልዎ ዕድመን ጥናንን ይሃበለይ ፈጣሪ
*ሙቁራት ብጣዕሚ ንፉዓት ቀጽልዎ ኣብዚ ዕድመ ከምዚ ምሕሳብኩምን ምስርሕኩምን ኣዲኒቀኩም❤😍😍*
ንፉዓት ኣይትህመቑ ኣነ እንታይ ፈተዮ ካብዚ ናትኩም ሩጉኣት ኢኩም ረጊኢኩም ኢኹም ትዛረቡ ፡ እንደገና ከምዚኦም ናይ ሕማመይ ድማ ቁንቋኻ ብምግዳፍ ስለዘጥቀሙ ደስ ይብለኒ
ኣብ ጋማን መርዓን ክትበጽሑ ንምነየልካ ቡሩኸይ
ናይ በሓቂ ኣዝዩ ደስ ዝብል መግልጺ ብዛዕባ ዝተሓተትኩሞ ሕቶታት ወይ ተከታተልትኹም ንዝሃብኹም ሪኢቶታትን ሕቶታትን ብግቡእ ምምላስኩም ኣነ ከመስግነኩም ይፈቱ ፡ ግልጽነት ዝኾነ መልስታት ኢኹም ኣቕሪብኩም ኣምላኽ ኣይፍለኹም ምስ ፍቕርኹም፡ንበሩ።
ካልእ ኣብ ዝመጽእ መዳባትኩም 2020 ድማ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኩም ኣብ ሂወትኩም ድማ ሙሉእ ጥዕና የሃብኩም።
ፍቅሩም የብዝሓዮ የሕዋተይ
ብጥዓሚ ደስትብሉ ደቂ ኤረይ ካብዚ ዘለኽሞ ክትዓብዩ ኻኣ ብዙሕ ኣንብቡን ፍልምታት ርኣዩን ጽዓሩ ኣጆኹም ብጥዓሚየ ዝፈትወኩም ብሩኻተይ።🙏🙏✌✌✌💞💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wwww wonderful you guys are so honest it was great god bless you all times and kip up!
ርሑስ ሓድ ሽ ዓመት ይግበረልና ንኹልኹም ተኻታተልቲ ናታን ችነል
Wedi 7 amet kolo timirti jemiru
Ab timirti 9 amet
Ab sided 6
Fili 22 amet geru alo ente wehade
Nay Bhaqi nfuat mara adniqekum gn ezom adme habikum do gele tblu zelekum ms kale SEB aytfredwom entay aflitukum nay bhaqi ente kone ...slezi moral trah nahbom.🇪🇷❤️
ዕድመ ጸጋ እዩ ፊል ኣብዚኣስ ዕድመ ኣይትሕባእ
ኪከዉን ኣይክእልን ኢዩ ኣነ ናፊቀኩም ኢየ ቀንየ ሕጂ ከኣ ገዲፍናዮ፡ ካባኩም ብዙሕ ኢየ ዝጽበ ነይረ ገዲፍናዮ ምስ በልኩም ግን ተስፋ ቆሪጸ። ዋላ ግዜ ይሕጸረኩም ንበል እስኪ ኣብ ወርሒ ሓንቲ ግዜ ዘይትገብርዎ ከ መዓስ ኢዮም ዝሰዱ እንዳ በልኩ ትጽብይ ነይረስ ገዲፍናዮ ናብ you tub ደኣ ነዓኩም ክርኢ ኢየ ዝኣቱ ነይረ እንበር ኣነ ዉን ናብ you tub ምእታው ገዲፈዮ ኣለኩ ክሳብ ናብ ትምለሱና ሰሰናዩ i miss you !
ናይ ዕድመ እንታይ ይምልከተኩም ሓበሻ በላሕቲ ምካኖም ጥራይ እኩል ኢዩ።
Ygermeka eyu kab ygermeka abzi zelekuwo adi nieshtey hawey aleni tkkl edmiu 22 eyu ..ktrio gna 24.25 eyu zmesl ..slezi edme nay zom yehwatna wun haqom kkonu ykelu eyom
btami xbuk srah tedi en fili kexlwo ademen tanan yehabkum fetari
ዕድመ ኤእ ጸጋማይ 25 የማናይ 24 ዝሰማማዕ like
Abzeas ydgfeka eye
Anta hawey ehi enitay koinom kab 20 zihalfu keman zeymeslu
Marie Mebrahtu ane ysamala iye
Marie Mebrahtu welidkiyon diki edimiom Baelom enber kalie zifelito seb yelen hakey slezi abzeyitfelitwo ayitzarebu
Edme ydegem
😅😅😅😅
Btaemi zidnek sirah yu eti natkum sirah temekuro zelewo seb yu kemzi natkum ziserh abzi zelekumo edme kemzi ziserahkum ab ziketsil kale kem tikonu rigitsegna ye kexilwo love you both & stay blessed you chirs
Ajokum Shkoreinatat des behaleti edmen tenan yehabkume ftari 🙏🙏🙏
Mashalaaahhhhh neashitu ekum tmeslu gna 19 and 20 aytexebekekumn nifuat ekum bizkone Ajokum aythmeku kexilwo 💯💯💯💯💯💯
ብዛዕባኦም ሲ እንታይ ይምልከተኩም ወላ 10 ዘይብልኩም መዓረ ክንድዚ ትጸቅትሉ ኣነ ኩሉ ኣንብበዮ እሞ ኩሉኩም ብዛዕባ ዕድመ ተሕዝኑ
Dejen Sultan
ንስኻ ንባዕልኻ እንታይ ይምልከተካ
ንሶም ከ መን ከብዶም ተዊቕዎም ሃተፍተፍ ዝብሉ ሓዱሽ ዓመት ብሕማቕ ቃላት ትዛረብ እዛ ጥሪ ክሳብ ትዉዳእ ከ ጽቡቕ ደይትዛረብ
ካብ ሕማቕ ምዝራብ እንታይ ይርከብ
Dejen Sultan haqika wedey edme agedasi aykonn neana eti zmhruna Eyu zegedsena
@@shewitangosom3458 ya shewit haftey agedasi gedifkas eti zeyegeds ntmit
Dejen Sultan Yes of course. 👍
ኣጆኩም ንፍዑት ቀጽልዎ ግን ናይ ሰብ ዝበለ ይበል ኣትገደስሎም ጽቡቅ ስራሕ
Love ya guys ❤️ Happy New year to both of you with ur family ❤️❤️❤️😘
Nayta keteman getern adniqekum. Anabs wela ketema zabekum mselu da anber mennetka zeymrsa gn lebam eyu zklo 👍🏾
እንታይዩ ሓብጥኩም ናይ ዕድሚኦም ????
ንሶም ናብራስደት ጸሮም ንነብሶም ለዊጦም ንሕብረተሰቦም ንምንቕቓሕ ሕሰርሑ ኣለዉ።
ሕጂ ወዲ 19 ዓመት፡ ኣብ ኤውሮፓ 6 ዓመት፣ ወዲ 13 ዓመት እንከለኻ ብዘይ ስድራ ወጺኻ ማለት ድዩ፡ ቅድሚ 13 ምኻኑ ዕድመካ ከኣ እዚ ኩሉ ደረጃ ትምህትን ተዘክሮታትን ኣጥሪኻ ማለት ድዩ፡ ሕሰቡላ ክልቴኹም፡ ዕድመ ጸጋ`ዩ።
መደብኩም ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣሎ ካብ ኩሉ ናትኩም ደስ ዝበለኒ ግሉጽነት ኔርዎ እቲ መልስታትኩም ዕድመ ገዲፍካ ኢየ ግን ዕድመ ውን ኩላትና ኣብዚ ኢሮጳ ከሙ ስለ ንብል ርዱእ'ዩ
Gn nifuat ekum ab wuhud amet nay serahtenakum asrahti kitkenus nifuat ajokum qolu ekum, tedros ka direkter mis konka film ketesrehani eka
ምስቲ ደረጃ ትምህርትኹም ኣነጻጺርካ ክትርእዮ እንከለኻ ንፉዓት ኢኹም። Confidence ብፍላይ ቴዲ ቤላ። ኣጀኹም ቀጽልዎ።
ግን ዝኾነ ትንታነ ክትህቡ ገለሲ ኣይበጻሕኩሞን። ብዛዕባ እቲ ትፈልጦ ኢኻ ርግጸኛ ኴንካ ክትዛረብ ዘለካ ኣብ መራኸቢ ብዙሃን። ምስ ኣኽብሮት
Mara mish kef zlwo tedi wela keman hegure zeymsle 😂
nay bhaki des tbulu nfuat idmen tinan yhabukum fetari.
9 ዓመት ተማሂርካ 6 ዓመት ኣብ ስደት ኔርካ : ኣብቲ ዝበልካዮ ገጠር ድማ ብውሕዱ ወዲ 6 ወይ 7 ጀሚርካ ምህሮ ሕጂ ከኣ ወዲ 19 ዓመት ኣለኻ ከመይ ከመይ እያ እዛ ዕድመ?
Yegrimeka eu kkkkkk
Kkkkaaaas🙏🙏🙏🤷♂️🤷♂️🤷♂️
ቦድማስ ሕሳብ ቀውጢ ገርኩማ ያጀምዓ ክክክክክክ
Btami tsbuq medeb, tsbuqat melsi. Bertu ajokum. Hanti gen tefelatnet kem thdru flut eu, gen entaynetkum ketqyeru hadera. God bless you.
ኣብ ዕድሜኹም ቀዳመ-ሰንበት ወይ ብዓላት ኣይሕሰብን‘ዱ?
Nice , ካልእ ከኣ camera prank ab godena giberu ንካሊእ ሰብ ሕተቱ
ጉዳይ ዕድመ ካልኣይ ግዜ እንተ ተላልና ከመይ ጽቡቅ ትብሉlike
Nay bahaki des aybeletnin Eza guday
I agree bro waa
Hakika alka kenxebe ena
Kef alkum haxiren teamun ka ajokum qoxelwo 👌👌👌👌
Abzi hegi gze Nfekri gze Yebleyen Aytbel Fekeri Gze Botan Ayfeleyen eyu
✌👍👍🥂🍾🎤🥂
Des behali eu kexiliwo
Happy new year my brohters
ጽቡቕ ግ ዓ ዞ ቀ ጽ ሉዎ ተስፍ ደለኹም መነስያት
ብሓቂ ሽኮሪናታት ደስ ክትብሉ ኣጀኩም ቀጽልዎ
ብናይ ኤርትራ ንገሩና ብ holland ኣይኮነን
It's great job gay's k.it up .I hope so next time u will bring greet job and amazing fro my carltcher please thank you gay.
Kakakaka ewe
Two of my favourite people, I really appreciate what you doing guys...keep it up, sky is the limit, stay blessed.👏👏👏
Ajokom
You guys are amazing!
Great!
ኣሰይ እዛ ሃገረይ እባ ከም ቀደማ ሰብ ኣለዋ ኣጆኹም ጀጋኑ ብጣዕሚ ሕጉእየ በኣኹም ከም መንእሰይ መንእሰይ መጠን ብደረጃ ብቅዓትኩም ከማን ቁዱስ እንኢ ሕዝንስ ነብሰይ ክፍትሽ ጀሚረ
ሽወያ ሰሪን ግበር ሓቢቢ 19 ትብል ኣይትሓፍርን ክንዲ ገለ ትኸውን ዕድመ ጸጋ ዩ
terah elka 25 26 eyom kedems gal ya edmiea tahbe neyra so xebuq alka hawey natey
😂😂
Xbuq aleka bro waa
Endiu aragay nebsi ewen alo selzi edmeka baeleka ika tefelto ezom sebat ke haqom kekonu yekelu eyom fetari tray eyu zefelet
Kulu eritrawi udmu hasot eyu slezi enda feletkum hasikum alekum tblwom
Ja ata kabzi kulu zerebas neza edme hizkum hasewti nbaelkum edmekum habiekum tkedu zelekum sebat ekum
so love you guys ✌❤
ፅቡቃት
ናይ ብሓቂ ጸቡቅ ስራሕ ኢዩ ኣጆኩም ጥራይ ንፉዓት ።
Love you both❤.
Suk ilkum ab edme terah atquirkum, ente kone aymelketekum’n iyu keman. Bezkone guys great job, betaemi nefuat ikum...yednkekum iye. Temerti wen kxlewo bzkealekum agedasi sle zkone nmexaikum! Proud of you my deki eri
assyyyyy ata ane se des kitbluni Mara eye zftwoukom,xi ukakt fitret
Asey mukurat, tesfa zelekum ekum , keep it up
i'm proud of you guys👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
zteweledkalu adi mngar yehfr dyu slemntay ab geter tray elkum shefinkmo thalfu
ዕድመ ዳኣ ኣይሓባኩምን ደቂ ሓበእቲ ክክክክክ ንጸወታ
Kkkkkkkkkk
bahaqi 25 nlaeli eyu edmiom edmeka xega eyu aythbwo
Who cares about their age. Keep up the good work. One thing Tedros find out what you like and continue your school. Technically, you are still a high school dropout if you didn’t finish it in Eritrea. So I encourage you to go back to school.
Odimen tanan yhabeley 🇪🇷🇪🇷💪💪👉🇪🇷🇪🇷💑
ከምዚ ትብልዎ ዘለኹም ድኣ ብሕጂ ኢኹም ክትጥመቁ ማለት ኢዩ ዕድሜኹም ድኣ
Xbuk edl shikorinaratt ❤️❤️👌🇪🇷
መደብኩም ብጣዕሚ ጽቡቅ ዩ ንፉዓት ቀጽልዎ።
You guys are amazing 😍
ብጣዕሚ ኢኩም ደስ ትብሉ ቀፅልዎ ሽኮራት
tuhutat koleu bflay Fili afkarit yebleyn elka kabzi zelekayo antekexilka promis galey kbeka eye so Ruhus hadudh eamet
Sami Samiti kk
ብጣዕሚ ኑፉዓት
ግን ህዝብና ንምንቃሕ ጻዓሩን ቶጛየዩን
ብዛዕባ ኤርትራ ብዙህ ሕቶታት ኣምጽኡ
ኤርትራዊ ኣብዚ ኮንፊደንስ ኣጥፊኢሉ ዘሎ ግዜ ክተብዕ ከም ዘለዎ ጻዓሩ
I love you guys
ገንዘብ ካኣ ኣይትፍተዎ።
ንፉዓት ኢኩም ናይ ብሓቂ
ግን
ካብዚ ዘለኩሞ ኣጆኩም ቀጽልዎ ንቀፈታ ዘሎ ዩ ብዝመስለኒ ሕብረተ ሰብና ከኣ ሓደ ንፉዕ ፡ምሁር እንተኮኑ ይቀነአሉ እዩ፡እዚ ከኣ ብትሕትና ኢኩም ትስዕርዎ፡
Wawwwwww ገላይነት 100 100
ኣታ ነጅስ እንታይ ዘቅንእ ኣለዎ ኢና ክንቀንእ ኩሉ መንእሰይ ኤርትራ ከምዚ ይሰርሕ ኣሎ " ብዝኮነ ንፋዓት እዮም ንስካ ግን ቀናኣት ዶ ገለ ትብል ሕሱር ኢካ ፡ ነቀፌታ ክኣ ዕድመ ኣይትሕቡኡ እዪ ።
@@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
ስማዕ ክቡር ሓው መጀመርያ ተቀዳዲምካ ኣይጽረፍን እዩ ፡እንታይ ትፈልጠኒ ኢካ ነጅስ ዶ ገለ ኣብዚ ትሓቢኢካ ፡
ድሓር ከኣ ሓቂ እየ ተዛሪበ ፡ሓቂ መቸም ማማር ያ ትብለኩም ፡ምቅናእ እውን እኮ ንሰናይ ነገር ትቀንእ ኢካ ሕማቅ ኣይኮነን፡ስለዚ ኣይትጻረፍ ሃናጺ ሪኢቶ እዩ ዝዋሃብ ፡ሕሱር ኣይብለካን የ ሰብ ኩሉ ክቡር ስለ ዝኮነ፡
Happy New Year 💯💯💯💯💯💯💯💯💯😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁ናይ ዓመቱም ፡ ግን ደስኣይበለንኒ
Des behalti deki adey 💋💋💋💋
Des behalti edmen tienann yihabkum filli&teddy🙏💕
Kakkkkk ere ahwat nay Holland edmekum tnegruna keythlwu 😂🙆
Ja nesu
ብጣዓሚ ደስ ትብሉ ደቂ ሃገረይ ሽኮሪናታት
I love how you guys are honest. 👍
Wawwww btaemi nfuat msti edmekum reika btaemi eikum hayalat ajokum keep going 💪💪👍👍
I like you guys keep it up!
Owww btami nfat ajokum qexlwo btmhrtkum mo mara agibe bertu seb btesfa yu zguaz om ajokum .
Eway fatekum kmawet kafe alkum kaxluwe I love you
i am very happy ,about the idea ,,,,,,,, አጆካ ሚሳካ አሎና ኒበገስ ቲራይ