Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ኣይ ግዛዊ ምምሕዲዳር ገማሽ ትግራይ ሕዝኻስያ ዓጀው ጀው ብጣዕሚ የሕዝንን የናድድን ኣሕሕሕሕሕ ህዝብ ትግራይ
Selam. ❤❤
ጀነራል ጻድቃን ሕሉፍ ሓሊፉ ብ ብልጽግናዝመጹ ብልጽግና ንምምስራት ንዝግበርጎስጓስ ከተባብዕ ዝገብሮ ጻዕሪ ንምዕባለትግራይ'ዶ ወይስ ንጥፍኣት ትግራይ?ሕልና ግበር ነተን ዝተረፈን ዘለዋ ዕድመንጽቡቕ ክትጥቀመለን ይምረጽ ታሪኽካኣይተበላሹ። ፍትሕን ራህዋን ንህዝቢ ትግራይ። 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ንኺናት እንቢ በሉ ይብል ጻድቃን ንምንታይ እንትባሃል ምዕራብ፣ጸለምቲን ስለዝሸጠን እዩ።
ጅነራላት ትግራይ ዝፃረፍ ዘሎ ዕሱብ ትግርኛ ስለዝተዛረብ ከንሽወድ ህዝበይ ናፃድቃን ውዲት እዩ አባይ ፀሃየን ጅጋኑ ሰማእትና ዘንቃሽሽ ናድሞክራሲያዊ ስርዓትና ውፅኢት ምኻኑ ረሲዒዎ ብሕገመንግስቲ ይመራሳሕ እሎ ዓገብ ክበሃል አለዎ
ናይዳሕናኹም ቲቢኤስ
ቤት ምኽሪ መናእሰይ ሀምምስራቱ ፀላዕላዕ ኣቢሉኩም!* ትግራይ ልዕሊ ህወሓት ፀላኢ የብላን!
ሎሚ ህወሓት ዝድግፍ ከቢድ ወንጀል ዘለዎ:ድሑር : ነቃፅ:ዓሌታዊ:ድሑር:ለውጢ ዝፅየፍ ሰብ ጥራሕ 'ዩ መንእሰይ ንቃሕ ንህወሓት እናሞትካላ ኣይትንበር
Tigraian leaderships are agreed not to solve their differences democraticaly.
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
አብ አኽሱም ዝተፈጠረ ፀገም ደቂ አንስትዮ አሕዋትና አይተፈተሐን የግዳስ ዓዲ ሰላም እዩ ኢለን ምስ ኸዳ ብፖሊስ ዓጂቦም ናብ መደብር ፖሊስ ወሲዶምወን ሕጂ እዉን ድምፂ ኹንወን
TBS ንተዓዛዘባለና። ናይ ጋዜጠኝነት ስነ ምግባር የብልኩምን። ፖለቲከኛታት ኢኹም። ስኬት ዝምልከት ተራ ቲክተከር እያ ኣጀንዳ ፖለቲካ ዘይንታያ እዩ። ነፃ ቤ/ምኽሪ ምጥያሹ ድማ ደስ ይብል። ብዝ ቦኾቦኸ ግዜኡ ዝሓለፎ ናይ ኣደመ ቤ/ምኽሪ ሐዚዉን ኣይዉክለናን።
ኢቲ ዘቅረብኪሞ ሓሳብ ብጣዕሚ ኢና ነምስግን ከምዝእም ዝበሉ ሓሳባት ሰብ ክፈልጦም ምግባር ብጣዕሚ ፅቡቅ ኢዩ መራሕቲ ትራይ ኢማ ነንባዕሎም ኢናተናቆሩ ይርከቡ ብኻልእ ወገን ድማ ንህዝቢ ትግራይ ዘጥፊእ ድግስ ይድገሰሉ ኣሎ
💛❤️
ኣታ መን ኢዩ እዚ በዓል ጸሊም ኦኪያሌ ጆን ቑርዲድ ድዩ? በይዛኽም ተሓባበሩኒ !!!!
Shame on you Tsadkan banda 👎👎👎👎
ፍትሕ ፍትሕ ፍትሕ ንአክሱም ሙስሊም ማሕበረሰብ ንመስጊድ ቦታን መስገድን የብሉን ፍትሓዊ ቃልሲ ንማዕርነት ንሓድነት
chenawi aselam terarigna kenetefekume ina. resehat
ሓወይ ፖለቲካን ሃይማኖትን ፋለ ናይ ትግራይ ምስሊም ጥራይ ድየን ኒቃብ ክሽፈና ዝገብራ ኣይ ርዳኣሙን ናይ ቱርኪ ካብተን ብእስልምና ዝኣምና ሃገር እያ ኒቃብ ኣይገብራን ካብተን ኣክረርታ ዝባሃላ ኣስላምቲ ሓንቲ ንሳእያ ቤት ትምህርቲ መስጊድ ኣይ ኮነን ናብ መስጊዳ ወይ ናብ ህዝባዊ ምንቅስቃስ ከም ሃይማኖታ ክትገብር ምርጫኣ እዩ ኣብ ቤት ትምህርቲ ግን ጌጋ እዩ ንክርስትያን ደቂ ኣንስትዮ ቀደም ኣብርእሰን መሸፈን እንተገረን ናይቲ ቤት ምህርቲ መ/ህ የሕዲጉም ናብ ሓዊ የቃፅልዎ ነሮም ንኣስላም ግን ዋላሓንቲ ኣዩልወንን ኣብ ቤት ትምህርቲ ማዕረናት እንበር ሃይማኖት ኣየድልን ትካሊ ህዝቢ ሃይማኖት የብሉን ማለትካድዩ ወይስ ኣስላማይ ከምድሌቱ ይግበርእዩ ሕቶካ
etio etbhal adi atedliyenan
ሕገ መንግሥት ኢትዮጵያ ተጋሩ ናብ ሓደ ዝፀመረ ሙዃኑ ኣይትረስዕ ወዲ ዓደይ
😂😂😂
ከብ ገዱ ተምሃሩ ቤት ምኽሪ መናእሰይ ትግራይ
ኢትዮጵያ ጸረ ምዕባለ ትግራይ ምዃና ብሩህ ይገብረልና ።መናእሰይ ንብልጽግና ተገልግል ምዃኑ ሕጂ ኸ ነዚ ዘይርደኦ ትግራዋይ ሎ ዶ?
ውዑል ፕርቶርያ ይኹን ሕገመንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብኢድ መሽረፈት እዩ ወዲቑ እንዳሃለወ ኣብኡ ምህውታትን ጊዜኻ ምጥፋእን ዘምፀኦ ለውጢ የለን። ህዝብታት ነፃ ዝኾኑሉ ስልትን ስትራተጅን ብመፅናዕቲ ምትላም የድሊ።
❤❤❤❤
ህዝቢ በዘይ ህዝባዊ ውዳበን መስርዕን ተበገስ ማለት ንተኻሉ ጥራሕ እዩ ዝረብሕ። ብህዝባዊ ናዕብታት ዝተበገሱ ለውጥታት ኣብ ኢትዮጵያ እንተርኢና ደርግን ብልጽግናን ወሊዱ። መንተጠቒሙ መንከተጎዲኡ,,,,,,,,,?
ለመጭው የተናገርኩት ቃል በመስሊምና በክርስትያን መሃከል ምን ችግር ያመጣል ብለህ እያሰብክ መርዝህን ብትረጭ ጥሩ ነው ምን ታገኛለህ በሚስክን መሃከል ህዝብ ትገባለሕ
ጌታቸውን ጻድቃንን አባርርዎም። ናይትግራይ ወጣት ልናይ ጌታቸውጉጅልኡን ብገንዘብ ከይትግዝኡብዝ ከፋፋሊዘረቦኦም ከይትታለሉ ናአካቱም ውልቀ መላኺ ክኾውን ዝምነ አብይ አባርነት መግዛእቲ ልስልእጣኖም ኢሎም ከእቱውኩም እዩ ድላዮም ስዙይ ወጣት አስተውእል ናይ ትግራይን ንዝመጽእ ወለዶን ናባልካን እድል ንዘለዓለም እድልካ ንናይህጂ ጸገም ኢልካ አይትሽጣ። ትግራይ ትስእር!
ካድሬ ሕዋሕት ልኻብድኻ እምበር ልህዝቢ ኣይትሃስብን ሕዋሕት ተዓፃፃፋይ ለይኮነ ኣብ 67 ዓ ም. እዩ ጠጠው ኢሉ ለሎ በቃ ህዚ ሓዱሽ ወሎዶ ይምራሕ.ልቦኽቦኽ ውድብ ኮይኑ ኣሎ በቃ!
ትኽኽልልልልልልልልል
ምዕራቤ ትግራይስ ፃድቃን?
ብዝኾነ: ክቡር እግዘሄር ሰለም ነቲ ለባም ኸቡር ሕዝቢ ትግሬይ !! ናይ ኩላኹም ዘረባ...:: ሰላማዊት ትግሬይ : ብሐይሊ እግዚኣብሄር ጽቡቕ ይግበረላ!!! ትግራይ ሽኮር!! ህዝባ መዓር!! ፖለቲከኛታት ደናቑር መዋረድቲ: ዘሕፍሩ:: ህዝቢ ትግራይ ወኪሎም ናብ ዓለም ንኽቐርቡ ዓቅምን ሞራልን ዘይብሎም!!
በል ስምዓዮ መንእሰይ ትኸትልቲ ጌታቸው ረዳን ጉጅሉኡን ኣጀንዱኡ ናይ ብልጽግና ወኪል ኮይኑ ትግራይ ብትንትና ንምውጻእ ተላዒሉ ኣሎ
ጻድቃን ዝበሃል ሰይጣን ሰብ መዓዝ እዩ ዝመውት
አንበሳ ትኽክል በዓል ጻድቃን ብኽልተ ቃላት እንዳደጋገሙ ሰብ ከታልሉ
እዚ ናይ ትግራይ እስልምና ጉዳይ ሐላፊ እውን ብምስትውዓል ክፍተሽ አለዎ
Kela Asha
Lower hause /ፓርላማ/ን upper hause /ፌደሬሽን ቤት ምክሪ/ ንኦሮሞ majority ዝገበረ counter majoritarian ቤት ምክሪ ዘየብሉ ብስሩ እቶም ሕገ መንግስቲ ዘፅደቁ ሰባት ኦሮሞ ድዮም ወይስ ተጋሩ ዘጠራጥር እዩ
🇻🇳🙏🇻🇳😡😡😡🤧
ኣብቱ ቤት ትምህርቲ ዘለዉ ኣመራርሓ ምክትታል ይርድሊ ነዙ ሸርሒ ኡኩያን::
መናእሰይ ትግራይ ብዘይምኽንያት ድዩ ዝመስለኩም ን17 ዓመታት ኣንጻር ዕስለታት ሰራዊትን ኩምራ ሓጻዊንን ኣትዮፕያ ገጢሙ ድዋዕዋዕ ኣቢልዎም፡ መጨስትኡደኣ ሓንሽሽዎ እምበር።
ሎሚ ንህወሓት ዝረግፍ ሰብ ዕላማ ዘይብሉ ሞት ሞይቱ ነታ ኣብ መቃብሩ ዊስኪ ትሰቲ ህወሓት ኣፍልጦ ምሃብ ማለት እዩ :: ትማሊ ዘክር ፔንጠ መፅዩካ ኣስላማይ ይመፀካ ኣሎኢላ ብሓሶት ዘኽፈለትካ ዋጋ ሎሚ ድማ ካልእ ሓዊ ትእጉደልካ ኣላ ሃይማኖት : ስልጣን ካብ ዞባ ማእኸልን ምዕራብን ክትወፅእ የብላን እንዳበለት :ይኣክል ለውጢ ንደሊ ኣለና
ዜናኩም ሁሱር እዩ ደጋፍ ነረ ግን ልጌታቹው ረዳና ባንዳና ይሁዳ ደክፍት ኮንኩም አለኩም ልህዝብ ትግራይ ህሰቡሉ ጌታቸው ረዳና መሃዉሩ ብቅልጡፍ ክዕለ አሎዎ???
ትኸክል እዚ ሕገመንግሥቲ እዚ ጸረ ትግራይ እዩ።ክልወጥ ዘለዎ እዩ
ምዕራብን ደቡብ ትግራይ ብዘይዚ ሕገ መንግሥት መረኸብካየንዶ ይመስለካ
ትግራዋይ ካብ ሞዕፋን ስኬት ንማሃር።
እሳ ሸር ኮይና ኣይኮነትን ንዓና ኣይምልከትን
ፃድቃን ቂመኛ ስልጣን ከመይ ከምዚረክብ እበር ስለ ኣብ ኬንዳ ንዘሎ ህዝቢ ምዝራብ ዝሓንቆ ውርድ ሰብ እዩ
Haswyt
ፃሕፃሕቲ ዑሱባት
@@HailegueshAsmelash ፀርፊ ናይ ንቕሓት ሕፅረት እዩ
መጀመሪያ አማርኛህን ብታስተካክል
@semretgirmay5590 ትግርኛ ነው ቋንቋይ
ህም ነው
1000
ናይ ትግራይ ምሁራት አና ብሃልቲ ናይ ዉቅሮ ሓዲጎም ናይ ፊንላንድ ናይ ግሪንላንድ አዮም ዝዛረቡ 😂😂😂 አንቁዓ ናይና ኮንኩም አንቁዓ ካብኹም ተፈጠርና ትብል ሳሓቕ አያ ትቀትለኒ hahahahha
አቲ በቃ ብአክሱም አይተምክሒ እንደርታ አይውረርይ መችውኪ ሐሻዊት አነ ገዛክራይ እየ ለለኩ
😡😡😡😡
ዘመነ ፀልማት ህማቃት መራህቲ ንህዝቢ ዝረሰኡ ንስልጣን ጥራህ ሓረምረም !!!
ኩሎም ክሱጎጉ ኣሎዎም
ሐዚውን ብጣዕሚ ዝኸፈአ ወፅዓን በደልን ኣብ ሞስልም ተጋሩ ብፍላይ አኽሱም ሰብ ከይሰግድ መስገድ ቦታ ተኸልኡ መቃብር ተኸልኡ ከይመሃር ከይሕከም ከይዓቢ ከይልወጥ ብኢ/ሚ ብማሕበራዊ ግብር ብምፅዓን ኣብ ሞስልም ትግራይ ዘይበፅሕ በደል የለን
ኣብ ስልጣን ፓለቲካዊ መርሕነት ፣ወታደራዊ መርሕነት ፣ፀጥታን ፓሊስን ፍትሒን፣መንግስት ሰራሕተኛ ከይኸውን ፣ክፈናቀል ክእሰር ክጭፍጨፍ በብግዜኡ ይብተነሎ ሞስልም ትግራይ ዳርጋ እንዳተበተነ እንዳፈለሰ እዩ፣፣
ሱቅ ኢልኩም ወገነኛታት አይትኩኑ ሓሰውቲ TBS
"" ከእነሱ: ዲያብሎስ:ይሻላል....። እነሱ'ኮ: "" እኔ:ከሞትኩ:ሰርዶ: አይብቀል:ነው:የሚሉት። ለራሳቸው :ብቻ:እንጂ: ለሌላ: ሰውም:ሆነ : ህዝብ ፍፁም :ደንታ : የላቸውም። "" ኢሉ። ሓቁ **!! Right He Is ***!! ሀወሓት:እንኳን: ንኻሊእ: ንገዛ ወገኑ :ንህዝቢ:ትገራይ :ምንም:ደንታን : ርህራሄ: ዘይብሉ: ጨካኝ : ደ *ሞ*ተራ*!! ኣረጋጊፁ : እዩ**!!!
❤❤
ኣይ ግዛዊ ምምሕዲዳር ገማሽ ትግራይ ሕዝኻስያ ዓጀው ጀው ብጣዕሚ የሕዝንን የናድድን ኣሕሕሕሕሕ ህዝብ ትግራይ
Selam. ❤❤
ጀነራል ጻድቃን ሕሉፍ ሓሊፉ ብ ብልጽግና
ዝመጹ ብልጽግና ንምምስራት ንዝግበር
ጎስጓስ ከተባብዕ ዝገብሮ ጻዕሪ ንምዕባለ
ትግራይ'ዶ ወይስ ንጥፍኣት ትግራይ?
ሕልና ግበር ነተን ዝተረፈን ዘለዋ ዕድመ
ንጽቡቕ ክትጥቀመለን ይምረጽ ታሪኽካ
ኣይተበላሹ። ፍትሕን ራህዋን ንህዝቢ ትግራይ። 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ንኺናት እንቢ በሉ ይብል ጻድቃን ንምንታይ እንትባሃል ምዕራብ፣ጸለምቲን ስለዝሸጠን እዩ።
ጅነራላት ትግራይ ዝፃረፍ ዘሎ ዕሱብ ትግርኛ ስለዝተዛረብ ከንሽወድ ህዝበይ ናፃድቃን ውዲት እዩ አባይ ፀሃየን ጅጋኑ ሰማእትና ዘንቃሽሽ ናድሞክራሲያዊ ስርዓትና ውፅኢት ምኻኑ ረሲዒዎ ብሕገመንግስቲ ይመራሳሕ እሎ ዓገብ ክበሃል አለዎ
ናይዳሕናኹም ቲቢኤስ
ቤት ምኽሪ መናእሰይ ሀምምስራቱ ፀላዕላዕ ኣቢሉኩም!
* ትግራይ ልዕሊ ህወሓት ፀላኢ የብላን!
ሎሚ ህወሓት ዝድግፍ ከቢድ ወንጀል ዘለዎ:ድሑር : ነቃፅ:ዓሌታዊ:ድሑር:ለውጢ ዝፅየፍ ሰብ ጥራሕ 'ዩ መንእሰይ ንቃሕ ንህወሓት እናሞትካላ ኣይትንበር
Tigraian leaderships are agreed not to solve their differences democraticaly.
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
አብ አኽሱም ዝተፈጠረ ፀገም ደቂ አንስትዮ አሕዋትና አይተፈተሐን የግዳስ ዓዲ ሰላም እዩ ኢለን ምስ ኸዳ ብፖሊስ ዓጂቦም ናብ መደብር ፖሊስ ወሲዶምወን ሕጂ እዉን ድምፂ ኹንወን
TBS ንተዓዛዘባለና። ናይ ጋዜጠኝነት ስነ ምግባር የብልኩምን። ፖለቲከኛታት ኢኹም። ስኬት ዝምልከት ተራ ቲክተከር እያ ኣጀንዳ ፖለቲካ ዘይንታያ እዩ። ነፃ ቤ/ምኽሪ ምጥያሹ ድማ ደስ ይብል። ብዝ ቦኾቦኸ ግዜኡ ዝሓለፎ ናይ ኣደመ ቤ/ምኽሪ ሐዚዉን ኣይዉክለናን።
ኢቲ ዘቅረብኪሞ ሓሳብ ብጣዕሚ ኢና ነምስግን ከምዝእም ዝበሉ ሓሳባት ሰብ ክፈልጦም ምግባር ብጣዕሚ ፅቡቅ ኢዩ መራሕቲ ትራይ ኢማ ነንባዕሎም ኢናተናቆሩ ይርከቡ ብኻልእ ወገን ድማ ንህዝቢ ትግራይ ዘጥፊእ ድግስ ይድገሰሉ ኣሎ
💛❤️
ኣታ መን ኢዩ እዚ በዓል ጸሊም ኦኪያሌ ጆን ቑርዲድ ድዩ? በይዛኽም ተሓባበሩኒ !!!!
Shame on you Tsadkan banda 👎👎👎👎
ፍትሕ ፍትሕ ፍትሕ ንአክሱም ሙስሊም ማሕበረሰብ ንመስጊድ ቦታን መስገድን የብሉን ፍትሓዊ ቃልሲ ንማዕርነት ንሓድነት
chenawi aselam terarigna kenetefekume ina. resehat
ሓወይ ፖለቲካን ሃይማኖትን ፋለ ናይ ትግራይ ምስሊም ጥራይ ድየን ኒቃብ ክሽፈና ዝገብራ ኣይ ርዳኣሙን ናይ ቱርኪ ካብተን ብእስልምና ዝኣምና ሃገር እያ ኒቃብ ኣይገብራን ካብተን ኣክረርታ ዝባሃላ ኣስላምቲ ሓንቲ ንሳእያ ቤት ትምህርቲ መስጊድ ኣይ ኮነን ናብ መስጊዳ ወይ ናብ ህዝባዊ ምንቅስቃስ ከም ሃይማኖታ ክትገብር ምርጫኣ እዩ ኣብ ቤት ትምህርቲ ግን ጌጋ እዩ ንክርስትያን ደቂ ኣንስትዮ ቀደም ኣብርእሰን መሸፈን እንተገረን ናይቲ ቤት ምህርቲ መ/ህ የሕዲጉም ናብ ሓዊ የቃፅልዎ ነሮም ንኣስላም ግን ዋላሓንቲ ኣዩልወንን ኣብ ቤት ትምህርቲ ማዕረናት እንበር ሃይማኖት ኣየድልን ትካሊ ህዝቢ ሃይማኖት የብሉን ማለትካድዩ ወይስ ኣስላማይ ከምድሌቱ ይግበርእዩ ሕቶካ
etio etbhal adi atedliyenan
ሕገ መንግሥት ኢትዮጵያ ተጋሩ ናብ ሓደ ዝፀመረ ሙዃኑ ኣይትረስዕ ወዲ ዓደይ
😂😂😂
ከብ ገዱ ተምሃሩ ቤት ምኽሪ መናእሰይ ትግራይ
ኢትዮጵያ ጸረ ምዕባለ ትግራይ ምዃና ብሩህ ይገብረልና ።መናእሰይ ንብልጽግና ተገልግል ምዃኑ ሕጂ ኸ ነዚ ዘይርደኦ ትግራዋይ ሎ ዶ?
ውዑል ፕርቶርያ ይኹን ሕገመንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብኢድ መሽረፈት እዩ ወዲቑ እንዳሃለወ ኣብኡ ምህውታትን ጊዜኻ ምጥፋእን ዘምፀኦ ለውጢ የለን። ህዝብታት ነፃ ዝኾኑሉ ስልትን ስትራተጅን ብመፅናዕቲ ምትላም የድሊ።
❤❤❤❤
ህዝቢ በዘይ ህዝባዊ ውዳበን መስርዕን ተበገስ ማለት ንተኻሉ ጥራሕ እዩ ዝረብሕ። ብህዝባዊ ናዕብታት ዝተበገሱ ለውጥታት ኣብ ኢትዮጵያ እንተርኢና ደርግን ብልጽግናን ወሊዱ። መንተጠቒሙ መንከተጎዲኡ,,,,,,,,,?
ለመጭው የተናገርኩት ቃል በመስሊምና በክርስትያን መሃከል ምን ችግር ያመጣል ብለህ እያሰብክ መርዝህን ብትረጭ ጥሩ ነው ምን ታገኛለህ በሚስክን መሃከል ህዝብ ትገባለሕ
ጌታቸውን ጻድቃንን አባርርዎም።
ናይትግራይ ወጣት ልናይ ጌታቸው
ጉጅልኡን ብገንዘብ ከይትግዝኡ
ብዝ ከፋፋሊዘረቦኦም ከይትታለሉ ናአካቱም ውልቀ መላኺ ክኾውን ዝምነ አብይ አባርነት መግዛእቲ ልስልእጣኖም ኢሎም ከእቱውኩም እዩ ድላዮም ስዙይ ወጣት አስተውእል ናይ ትግራይን ንዝመጽእ ወለዶን ናባልካን እድል ንዘለዓለም እድልካ ንናይ
ህጂ ጸገም ኢልካ አይትሽጣ።
ትግራይ ትስእር!
ካድሬ ሕዋሕት ልኻብድኻ እምበር ልህዝቢ ኣይትሃስብን ሕዋሕት ተዓፃፃፋይ ለይኮነ ኣብ 67 ዓ ም. እዩ ጠጠው ኢሉ ለሎ በቃ ህዚ ሓዱሽ ወሎዶ ይምራሕ.
ልቦኽቦኽ ውድብ ኮይኑ ኣሎ በቃ!