ህድሞና - ጥዑም ዕላል ሕጸ ምስ ሃኒባል በለጾም Engagement Discussion with Hani - New Eritrean Video 2023

Поделиться
HTML-код

Комментарии • 379

  • @eritriaeritria7010
    @eritriaeritria7010 Год назад +13

    ሃኒባል ሓወይ ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣገላልጻ ካብ ኩሉ ስም እግዚኣብሔር ጸዊዕካ ጥበብ እግዚኣብሔር ምምስጋንካ ንፉዕ እግዚኣብሔር ቃል ቅዱሳን ዝባረኸ ቅዱሳንኩም ይባርኽ ድንግል ማርያም ተጽልልኩም።

  • @goldenstar327
    @goldenstar327 Год назад +14

    ህድእ በል አዝማሪኖ ፡ሓዳር ብሕብሪ ቃላት አይ ምዘንን ዮ ፡ ብልክዕ ሓደር አብ ጸልማት ዮ ዝራጋገጽ፡ አብርሃን ኩሉ ዮ ሓቀኛ ዝመስል ፡ ሰለዚ ድሕሪ 10 ዓመት ንገረና ፡ናይ ሓቂ ሓንቲ ምኳና !!!?

    • @ta-sy6up
      @ta-sy6up Год назад

      ሓዳር ንዝከባበሩ ብርሃን እዩ ሐጎስ እዩ ❤

  • @ansy4366
    @ansy4366 Год назад +10

    ክብሪ ኣምላኽ ምምስካርካ ደስ ኢሉኒ ኩሉ ዝፍጽም ክርስቶስ ኢዩ ሞ ሓዳርኩም ብሓይሊ እግዚኣቢሔር ሙሉእ ይኩን

  • @ta-sy6up
    @ta-sy6up Год назад +7

    ጽቡቅ ምኽሪ ሃኒ ልዕሊ ኹሉ ፍርሐት እግዝአብሄር ዘለዎ .ዋ ሰብ ምኻን አገዳሲ ❤🎉

  • @yoditgebreyeeyesus2439
    @yoditgebreyeeyesus2439 Год назад +5

    ናይ ብሐቂ ሰፊሕ ልቦና እዩ ዘለካ ኣምላኽ ፀጋ ጥዕና ሂቡ መጻኢ ሐዳርካ ይባርኸልካ 😍🙏🏽

  • @ROZAROZA_
    @ROZAROZA_ Год назад +16

    ሃኒቹ ፅሩይ አርትስ ማዕተብ እሰር 🙏

  • @yoditsahle2046
    @yoditsahle2046 Год назад +5

    ሃኒ መኽሰብ እንኳዕ ሐጎሰካ ምስታ ጽብቅቲ ሕጽይትኻ ፈረይቲን ጸገይትን ይግበርኩም። ዓንዲ ሕቆ ስነ ጥበብ መርዓኹም ድማ የርእየና ወዲ ኤረይ ጻዕዳ ።ዋዉ አዚዩ ብሱል :ዉዱእ አገላልጻ አምላኽ ከምቲ ዝደለኻዮ እንኳዕ ሐበካ ። ነቲ ክብሪ ዝግብዖ ሽም አምላኽ ጸዊእኻ ሙቁር መልእኽቲ ኢኻ ሒብካና ተባረኽ ምስ ኩሎም መሳርሕትኻን የዕሩኽትኻን ፈተዉትኻን ድማ ፍቅርኹም መመሊሱ የብዛሓልኩም ደቂ ኤረይ ፍቅሪ♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @mhretberih7827
    @mhretberih7827 Год назад +10

    ሃኒ ትርጉም እግዚኣብሄር ብግቡእ ዝተረድኣካ ኢካ ትመስል ግን ከኣ ማዕተብ ዘይብልካ !

    • @elzabettesfai3900
      @elzabettesfai3900 Год назад

      ab eritera befelay kea ab asmera si bezuh maeteb zewtur aykomen kab,mentay u endi abzi dege ms wexe u jemiru zelo kemels

  • @ትጂቆልዓሰነገደ
    @ትጂቆልዓሰነገደ Год назад +6

    ኩሉ ነገሩስ ኣብ እግዚአብሔር ዝተመርኮሰ ዕላሉ ኮታስ ፅቡቅ ወዲ ዝወፀካ የብልካን ፍቅርኩም ይብዛሕ ፈረይቲ ፀገይቲ ይግበርኩም❤♥🙏ሃኒ ሓወይ❤

  • @eri-dairyeritrea1377
    @eri-dairyeritrea1377 Год назад +4

    እዛ ወዲ ሓዳርን ተዋስኦን ሓዋዊሳቶ። በል ዳሓን ምስ ሒማኻ የንብርካ ፈጣሪ።

  • @amlakiesmani3149
    @amlakiesmani3149 Год назад +6

    ሃኒ ሽኮር ❤ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ወዲ ኤረይ መዓረይ ሓዳርኩም ይባረኽ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪

  • @Akiteylove
    @Akiteylove Год назад +3

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዕላል ብፍላይ ኣብ ኣምላክ ዘለዎ፡ኣጠማምታ ደስ ይብለካ ኣምላክ ይባርኽካ፡ሃኒ ሓውና
    ኣምላክ ኪዳንኩም ይባርኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
    የቀንየልና፡ሄሉ ሓብትና ቀጽልዮ

  • @hamyewediadem6728
    @hamyewediadem6728 Год назад +29

    Kemey zey Nedgefka hani Abi seb ❤

  • @HajjsMsly
    @HajjsMsly Год назад +4

    እንኳእ ደስ በለካ ሃኒ ሓወይ❤🙏🙏🙏🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉

  • @nakfanamedia
    @nakfanamedia Год назад +6

    እዚ ወዲ መጽሓፍ እዩ። ኩላትና ተማሂርና። ዳርጋ መጽሓፍ ምልእቲ ኮፍ ኢለ ኣንቢበያ። እግዚኣብሄር ኣምላኽ ምሉእ ዕድመ ሂቡ መባልይቲ ይግበርኩም ሃኒ ሓወይ።

  • @fabs7161
    @fabs7161 Год назад +3

    Wise man, congratulations 🎉

  • @teklitsahle8895
    @teklitsahle8895 Год назад +3

    ከም ኣፍካ ይግበረልካ ሃኒ🎉ብሱል ኢኻ።ናይዚ መንእሰይ ኣርኣያ'ውን ኢኻ።we'r proud of you!

  • @abdelletifmuhammed836
    @abdelletifmuhammed836 Год назад +6

    መብሩክ ሃኒ እቲ ብሉጽ ኣክተር ናይ ሃገርና ኢንሻኣላህ ከኣ ከምቲ ሕጸኹም የርኢየና ኣበባኹም ❤ ‏‪‬‏ 👋👍

  • @weyniamdeyohannes848
    @weyniamdeyohannes848 Год назад +5

    አየ ልቦና ሶሊ ሃፊሳትካ ኢያ
    አምላክ ይባርኩም ።

  • @goitom4485
    @goitom4485 Год назад +2

    ሓዳርኩም የጽንዓዮ ፈጣሪ ሃኒ ሓወይ ነይ ምውሳእ ጥራሕ ኣይኮነን ዘለካ ተውህቡ ስነ ምኽሪ ውን ስሕት ኢልካም መጺእካ ነዚ ንኡስ ውለዶ ወስ ተበልካዮ ኣይጽላእን ዩ

  • @kisanet4715
    @kisanet4715 Год назад +3

    ሃኒ ዓቢ ሰብ ኣሰይ እንቁአ ደስ በለካ ርሑስ ጋማ 🌷🌷🌷🌷❤🇪🇷

  • @ruthandemeskel9222
    @ruthandemeskel9222 Год назад +8

    ብመጀመርያ.......
    እንዃዕ ደስ በለካ ሃኒ በለጾም🌹🌹🌹
    ፍቅሪ ይምላእ ኣብ መንጎ ክልቴኹም
    ርሑስ ሕጸ ድማ ይግበረልኩም
    ከም ሰብ እዃ ክልተ እንተኾንኩም
    ፈጣሪ ሓደ ይግበሮ ንሓዳርኩም 🙏🏼🙏🏼🙏🏼
    እንቋዕ ትምኒትካን መብጽዓኻን ኣስመረልካ
    ንዓኻን ንምጭዉቲ ንሕጽይትኻን "Only"
    ከምቲ "ብሰለስተ" ዝተአሰረ አይብተኽን'ዩ ዝብልዎ
    "ሐደ ኣምልኽ" ጥራይ ሳልሳይኩም ግበርዎ
    ኩሉ ጊዜ ምኽሪ ኣምላኽ ዝሰመሮ
    ፈጣሪ ሐዳርኩም ንዘልአለም ዝተባረኸ'ዩ ክገብሮ
    ✍️ብምቅጻል.......
    ከምቲ ዝበልካዮ
    "ኣምላኽ ክህብ ከሎ ሙሉእ እምበር ጎደሎ ኣይህብን'ዩ"
    ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ
    ጥዕና ኣብ ልዕሊ ጥዕና
    ሓጎስ ኣብ ልዕሊ ሓጎስ
    ቅሳነት ኣብ ልዕሊ ቅሳነት
    ዕድመ ኣብ ልዕሊ ዕድመ
    እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ይሃብኩም🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @mimonaa8939
    @mimonaa8939 Год назад +2

    ደይ ከምዚአየ ደልየ ከምዝአየ
    እልልልልልልልልልልልልልልልል
    ሐጎስኩም ሐጎስናዩ
    Congratulations my dear 💞
    ፈቃር ፍቅሪ ይቅበል ሃኒየ

  • @ፊሊኤርትራዓለመይ
    @ፊሊኤርትራዓለመይ Год назад +2

    ሃኒ ኣስሊ ባሓቂ ጹቡቅ ትምህርቲ ብዝኮነ ኣምላክ ፍቅርኩም ሓዳርኩም ይባርክ ❤❤❤🎉🎉

  • @AdiamWeldegergsh-ug9dl
    @AdiamWeldegergsh-ug9dl Год назад +1

    Hani hawey EGZIABHEIR AMLAK mebalyti mekarbti ygberkum hadarkum Fetari ybark ❤❤❤.

  • @rosaequbazigi4877
    @rosaequbazigi4877 Год назад +1

    እንካእ ሐጎሰኩም ሐዳርኩም ብርሐን ይግበረልኩም ሀኒ ብርሐን ገጹ ብርሐን ሐሳቡ ምስ ብአል ቤትካ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @amanuelgebrekristos3498
    @amanuelgebrekristos3498 Год назад +6

    ተላፊኖም ዘይኮንስ ተዋሲቦም እዩ ዝባሃል 🎉

  • @AdiamWeldegergsh-ug9dl
    @AdiamWeldegergsh-ug9dl Год назад +1

    Lebam edmen tienan yhabka hawna Hany ❤❤❤.

  • @tesfalemfissaha1124
    @tesfalemfissaha1124 Год назад +3

    ክብሪ ኣብ እምነት ፈጣሪ ዘለካን፡
    ክብሪ ኣብ ወድሰብን
    ከምኡ ውን ኣብቲ ደስ ዝብል ኣገላልጻ ፍቕርን ኣኽብሮት ነንሕድሕድናን ኣድኒቐካ!😮

  • @meleakekibrom3480
    @meleakekibrom3480 Год назад +3

    hanibal azika bsul seb ika GOD bless you

  • @yesewneger7519
    @yesewneger7519 Год назад +2

    Nay baki besal seb abhiwetka kulu selam hagos zelewo hiwet kithilf yimneyelka ruhs gama ❤❤❤❤bultsi artist 😍

  • @azmeramehari5316
    @azmeramehari5316 Год назад +1

    ዋውውው ደስ ዝብል አገላልጻ ሃኒ ሓውና ብዓቢኡ ኣብ እግዚኣብሄር ዘለካ ክብሪ🙏 ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ፈጣሪ ኪዳንኩም ይባርኸልኩም❤❤

  • @ፈልፋሊማይሕይወት
    @ፈልፋሊማይሕይወት Год назад +1

    ሃኒየ እንቃዕ ሓጎሰካ ከምቲ ሕጸኩም የርእየና ኣበባኩም ፍቅርኩም የብዝሓዮ ልዑል ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @NiniGggg-u9i
    @NiniGggg-u9i Год назад +2

    Well said Hanibal!! Keep it up man

  • @senaitsultan2890
    @senaitsultan2890 Год назад +1

    ሃኒ ዓቢ ሰብ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ውላድኩም የርእየና❤❤

  • @godblessme6889
    @godblessme6889 Год назад +3

    Nfelemayey endye interview rie mara tegerime maere kndzi belih lebam tmesleni ayneberkan Haney shkor amlak edmen tenan yhabeley fetari hadarkum ybarkelkum ❤❤❤❤

  • @ለለለ
    @ለለለ Год назад +2

    ትክክል ፅብቅ ፅብቅ ትረክብ ኢካ።

  • @merhawiberhe4476
    @merhawiberhe4476 Год назад +1

    Amazing guy I don’t have word. I says congratulations 🎉🎉🎉 wedaekum yeriena hani wedi

  • @amanuelmandela278
    @amanuelmandela278 Год назад +10

    ሃኒ እንቃዕ ሓጎሰካ፡ ከምቲ እታ ጋዜጠኛ ዝበሎቶ፡ እቲ ኣምላኽ ዘጋጠሞ ሰብ ኣይፍለዮ፡ ርእሲ ሰበይቲ ሰብኣይ፡ ርእሲ ሰብኣይ ድማ ክርስቶስ እዮ እሞ፡ ከምዚ ኣብዚ ኢንተርቪ መውጺ ኣፍካ እግዚቤሄር ኣምላኽ ዘሎ፡ ኣብ መርዓኻ ድማ፡ ምክሪ ኣምላኽ ዝሰመሮ፡ ክኾነልካ ሰናይ ምንዮተይ ክገልጸልካ ይፈቱው፡ ኣብ መጽሓፍ ቁዱስ፡ መዝሙር ዳዊት ክዛረብ እንከሎ፡ ኩሉ እትገብርዎ ዘበለ ንክብሪ ኣምላኽ ይኹን ኡሉ ኣሎ፡ ከምኡ ድማ ሃዋርያ ጳውሎስ ንብረትኩም ዘበለ ንዕዮ ወንጌል ዝበቅዕ ጥራይ ይኹን፡ ኢሎምና ኣለው፡ ሃኒ ቡሉጽ፡ ዋሃቢ ጥበብ እግዚቤሄር ኣምላኽ እንተዳ ኮይኑ፡ ኩሉ ካብኡ፡ ኩሉ ድማ ንዑኡ እዩ፡ ከምቲ ዝበልካዮ፡ ኣምላኽ ክህብ ከሎ፡ ሙሉእ እንበር ጎዶሎ ኣይህብን እዩ ዝበልካዮ፡ ሓቂ እዩ፡ ንሱ ዝደልዮ መሰዊኢ ድማ ሙሉእ እዮ፡ እቲ መሰዊኢ ኣብ ሓድሽ ኪዳን ካኣ እንታይ መሲልካ፡ ብጸጋ የሱስ ክርስቶስ፡ ንነብስኻ ብምእማን፡ ምክሪ ኣምላኽ ኣብ ሂወትካ ክፍጸም፡ ንልብኻ ኣብኡ ከተማቅባ፡ ቁኑ ምርጫ እዩ ኢለ ስለ ዝኣምን እየ፡ ከም ቀራቢኻን ፈታዊኻን።
    Acts 4 (ትግ) - ግብሪ ሃዋ
    12: ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን።
    Romans 10 (ትግ) - ሮሜ
    9-11: እቲ ጽሑፍ፡ ብእኡ ዚኣምን ዘበለ ኣይሐፍርን፡ ይብል እዩ እሞ፡ ሰብ ብልቡ ኣሚኑ ይጸድቕ፡ ብኣፉ ተኣሚኑውን ይድሕን እዩ፡ ስለዚ ብኣፍካ የሱስ ጐይታ ምዃኑ እንተ ነገርካ፡ ብልብኻውን ኣምላኽ ካብ ምዉታት ከም ዘተንስኦ እንተ ኣመንካ፡ ክትድሕን ኢኻ።
    2 Corinthians 5 (ትግ) - 2ይ ቆረንቶስ
    17: ስለዚ ሓደ እኳ ብክርስቶስ እንተ አልዩ፡ ንሱ ሓድሽ ፍጥረት እዩ፡ እቲ ብሉይ ሐሊፉ፡ እንሆ፡ ኵሉ ሓድሽ ኰይኑ።
    18: እዚ ዅሉውን ካብቲ ባዕሉ ብክርስቶስ እተዓርቀና፡ ኣገልግሎት ዕርቂውን ዝሃበና ኣምላኽ እዩ።
    19: ማለት፥ ኣምላኽ ንዓለም ምስ ርእሱ ኺዓርቃ ኸሎ፡ ኣብ ክርስቶስ ነበረ እሞ፡ በደሎም ኣይሐዘሎምን፡ ኣባና ኸኣ ቃል ዕርቂ ኣንበረ።

    • @yoditmehari48
      @yoditmehari48 Год назад

      Qale hiwet yesmealna bruk gn qale amlak msti kunwtat zkeyd neabnet sle mewsbo hawrya pawlos zxehafo kemu wn sle qalkidan neu krie elu slezmexae ti seb bzkone sleqalu egziabher ymesgen

  • @loveujesus7265
    @loveujesus7265 Год назад +2

    hani hawey Amlak ybarka ❤❤❤❤❤ hadarkum amlak ybarkelkum

  • @CBb-e2y
    @CBb-e2y Год назад +3

    .ኣሰይይ ሃኒ ሓወይ ዓብይ ሰብ ትመልሱ ደስ ዝብለካ ዕጋበት እዩ ይፈጥረልካ ብዝኸነ እንኳዕ ናብዚ ኣብጸሐካ ሩሑስ መርዓ ከዓ ይግበረልኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kisanetsolomon309
    @kisanetsolomon309 Год назад +2

    Congratulations Hani hawey amlak hadarkum ybarkelkum ❤❤❤❤

  • @yosberaki340
    @yosberaki340 Год назад +1

    እንኴዕ ትምኒትካን መብጸዓኻን ልዑል እዝግኣብሔር ኣስመረልካ ምስ ምጭውቲ ሕጽይትኻ Only.

  • @bietilk775
    @bietilk775 Год назад +2

    Wow hani congratulations 🎉🎉🎉kabti zednqeka hade namlak teqedm mkanka wow mebalyti kunu

  • @HanaAlemseged-q5w
    @HanaAlemseged-q5w Год назад +2

    Congratulations hani hawna qal kidan abrhamn saran ygberelkum ❤❤❤❤🎉

  • @zecheredaberhane7226
    @zecheredaberhane7226 Год назад +2

    Hasab ❤yesmirelko ,gin hixes hade meadi gerka zigiber abti bahlina teketetilka ynte konka 🙏🌻

  • @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
    @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 11 месяцев назад +1

    ❤❤❤ሃኒተይ ለባመይ

  • @elsakiros6509
    @elsakiros6509 Год назад +2

    God bless you 🙏 you have good understanding about marriage may God Abraham bless your life time 🙏♥️🙏🌹💐♥️🇪🇷🇧🇻

  • @ghidesemere3605
    @ghidesemere3605 Год назад +2

    Xbuk zereban agelalxan hani edmen tenan yhabka fetari

  • @yoditberaki5767
    @yoditberaki5767 Год назад

    Congratulations Hani abi seb anbesa Wedi Eri xada God bless you always 🙏❤️🙏🌹🙏🇪🇷🌹❤️🇪🇷

  • @simretandemariam9132
    @simretandemariam9132 Год назад +2

    Congratulations ❤❤❤❤heny 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Blumengras4
    @Blumengras4 Год назад +2

    ❤❤❤❤❤ naybhaki belh seb hani hawey merakum yerena

  • @Acnt12
    @Acnt12 Год назад +3

    Ezi wedi lebam eu
    Amlak ziamene ayhafirn kulu gize 🙏

  • @yohahmichael1442
    @yohahmichael1442 Год назад +1

    Hannibal congratulation very beautiful engagement ceremony I wish you all the best in your future venture !💐

  • @simretandemariam9132
    @simretandemariam9132 Год назад +1

    Thanks heni. For sharing your experience 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @edentecle818
    @edentecle818 Год назад +1

    Congratulations Hani wedi eri mekseb happy for you 🇪🇷❤️🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @freitahagos1591
    @freitahagos1591 Год назад +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ congratulations to both you 👏 ❤️ 💖 💓 ♥️

  • @saratesfay3544
    @saratesfay3544 Год назад +2

    መብሩክ መብሩክ ♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹

  • @zjzhzznznznz6228
    @zjzhzznznznz6228 Год назад +1

    አሰይ ሃኒ ምጩዉ ወዲ ካብ ሐፋተካ ተቀማጢት ርይድ እንቆዕ ሐጎሰካ ማርዓ ከይትርሳዓና ሰደትና የሕጺሩ አብ መርዓካ ያሐዉሰና

  • @yohananegasi4460
    @yohananegasi4460 Год назад +2

    Congra hani hawey

  • @hidatrida9836
    @hidatrida9836 Год назад +2

    Congratulations hani 🎉🎉 and keep going well said ❤❤❤❤ i’m very happy for you🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅✅✅♥️❤️♥️💯💯💯💯💯💯💯

  • @zjzhzznznznz6228
    @zjzhzznznznz6228 Год назад +1

    ጹቡቅ ምግባር ዕግበት ናዓካ

  • @sebnabsebu9495
    @sebnabsebu9495 Год назад

    Lebam bhaki meglesi yelen, congra yehwat ❤

  • @adiamhaylu
    @adiamhaylu Год назад +3

    Congratulations hani hawey nay hadar kea kem zbelkayo kem hadar zmqren ztemn yelen merddae entelo malet u ane mesaka aleku nay lbey rekibkaya ❤❤❤❤❤

  • @Sunlight-lm7bs
    @Sunlight-lm7bs Год назад +1

    ❤❤❤ congratulation hani ms bealti betka amlak ybarkum eske thanks hdmona nebarit ❤❤❤❤

  • @helenlove2791
    @helenlove2791 Год назад +3

    EGZIABHER KEMTI TDELYO AB QURUBAEN SGDAEN YEBTHEKUM HENI HEWEY AMEN (3) ❤🎉

  • @ghideyghirmay3800
    @ghideyghirmay3800 Год назад +1

    Hani hawey kem atehsasbka yegbarlka amlke. Abnatwie eka 👍👍👍💞

  • @sabateclemichael132
    @sabateclemichael132 Год назад +5

    ፍርሐት እግዝአብሄር ዘለዎ ሰብ አይሐፍርን እዩ።

  • @salinateklewaini9985
    @salinateklewaini9985 Год назад +1

    Smart 🧠 eika ezgabiher tbebu awridlka btaemi adniqeka 💯✔️🇪🇷 gna keythamq kexlo kemzi zelekayo hawey mearay ❤❤ ❤

  • @samidesta4550
    @samidesta4550 Год назад

    Nay bhaki hani hawey atehasibeka and ridietka mara fetieyo ma favourite person ❤❤❤❤❤

  • @hateyentertainment
    @hateyentertainment Год назад

    Hani hawey Enkoe hagoseka btaemi des zebl melsi meredaeta Respekt 🫶🏼

  • @sebirna7872
    @sebirna7872 Год назад

    Waw wedie riemey gele eyenet lbouna🇪🇷💯🥰🇪🇷💯🥰🙏💞❤️✨️❣️

  • @mussiedebrezion554
    @mussiedebrezion554 Год назад +2

    Congratulations Hani and your fiancee soli.

  • @qal.bitaw.nezkar8437
    @qal.bitaw.nezkar8437 Год назад +2

    congera hani enka abzi abqaka

  • @SaraTsegay-m4k
    @SaraTsegay-m4k Год назад +2

    Hani Enqu hagosekum Yereyen Merakum Ferekum 🙏❤️🎉🕊️🌿

  • @eritrea6227
    @eritrea6227 Год назад

    Egzabher Amlak Edman tinana yehbka hani hawey 🙏🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏

  • @nohokumando9002
    @nohokumando9002 Год назад +4

    ደቂ ኤረይ ንፍዓት ሃኒ & ጋዘጠኛ ሄሉ ብፍላይ እታ ናይ መወዳእታ ብዛዕባ ናይ ስድራቤታትና ዝተዛረብካያ ሜላ ((((ኣብ ሞንጎ ሓዳር ስድራቤታት ከኣትዉ የብሎምን ፡ ጽቡቅ ምክሪ ክልጉስልና ይክእሉዮም ካብኡ ሓሊፎም ግን ?????))) ጽብቅቲ ምክሪ ያ ሃኒ ጅግና፡ ብዓይነት ስነጥበብ ገርካ (ፊልም ማለተይ የ) ክተቅርባ ዉን ክንጽበየካ ኢና ። እንተ ይክኣል ኮይኑ ናተይ ሪኢቶ ያ .""እቲ ሰብ ጽቡቅ ገይሩ ክርድኣ ማለተይ የ ። ብዝተረፈ ጽቡቅ ሕጸ (ይበል ውራይ) ሓሊፉ ተሓጉስና ኢና ። ን ዝመጽእ ከኣ ኣምላክ ኣብ ሓዳርኩም ምውቅ ካዕቦ ፍቅሪ የፍስሰልኩም ኣይትሕመቁ። ህድሞና Chanel kea thanks qexliwo.❤🎉🇪🇷🇪🇷🎉❤.

  • @okbatsionfesehatsion467
    @okbatsionfesehatsion467 Год назад +2

    Waww hani i love

  • @SalehAborudwan
    @SalehAborudwan Год назад

    Congura congura Hani habibi

  • @SelamYared-em3jw
    @SelamYared-em3jw Год назад +3

    Congratulations❤❤❤❤❤

  • @IbrahimYasin-xs8zs
    @IbrahimYasin-xs8zs Год назад +3

    Hani ana mtami eya zftwo congratulations 🎉

  • @Huwetghebreamlak
    @Huwetghebreamlak Год назад +1

    Hadar nay bahaki felitka tatwo aloka enber keyfeletwo yaatwu dahar hmam ykonwa nhadarom keyteredom slezmraawu❤❤❤

  • @tsegamana9325
    @tsegamana9325 2 месяца назад

    Hani wedey meateb mis meskel giber❤

  • @zjzhzznznznz6228
    @zjzhzznznznz6228 Год назад

    ባሐቂ እዋይ ጡዑም ዕላል

  • @sebnabsebu9495
    @sebnabsebu9495 Год назад

    ኣቢ ሰብ ብሓቂ ለባመይ long life

  • @betielsimon8045
    @betielsimon8045 Год назад +1

    Hani Hawey memahrti congra❤❤❤❤

  • @selemawitghide3232
    @selemawitghide3232 Год назад +1

    Haney xibuk Congra enqa abzi abkiaka ❤❤❤

  • @SirajZaki-qm3hr
    @SirajZaki-qm3hr Год назад +1

    Congratulations 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 Hani habiby 🥰🥰🥰🥰 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ea-vk8uq
    @ea-vk8uq Год назад +3

    Hani hawey bmaejemeriya enkua abzi abxhka abxhakum. Egziabher Amlak hexekumn Hadarkumn ybarek. Hani hawey ane meglexi yebleyn neaka! Enty Aynet ztebareku sedrabet eyom aebyomka bhaki Egziabher Amlak kbri Yhabom. Edmen teenan Yehabom. Egzibher Amlak kemti blbi teamnon txbeyon kemti tgelxon komu eyu Tebeb hibuka! Hani neska malet "ETI N EGZIABHER AMLAK BLBI ZFELETO ZNEBRON ZKONON HADE KBTOM TRILIONAT ZEYTRKEB BLUX UNQI BAHRI IKA".

  • @samidesta4550
    @samidesta4550 Год назад

    Fereytn xegeytn ygberekum fetari hani and soli ❤❤❤

  • @NaxnetZerom
    @NaxnetZerom Год назад +1

    Asey hani shikor🙏🙏🙏💋❤️💋❤️💋🌹❤️💋🌹❤️💋🌹❤️💋🌹❤️💋🌹❤️💋

  • @pink9212
    @pink9212 Год назад +5

    Hadar is not easy bro

  • @filimonhagos5140
    @filimonhagos5140 Год назад +1

    Congratulations Hani Lebam Mestewali❤❤❤❤❤🎉

  • @hakibrhan
    @hakibrhan Год назад

    Ab Egziabiher ztewekele ayhafrn eyu🙏! Abriesiu win msli eti Eritreawi kbrtat zwkiel meniesey eka👏👏👏

  • @hagoswelday381
    @hagoswelday381 Год назад

    Hani asli anes abehagoy eyu zmesleni bwazeu gn kea mnasey belih❤❤❤❤❤

  • @yowhansemengstab3763
    @yowhansemengstab3763 Год назад

    Hani hawey enkoa kemta tidela gol kontelka congra ❤❤❤

  • @biniamhaile9428
    @biniamhaile9428 Год назад +1

    Hani habibi congra

  • @AF-yu2wo
    @AF-yu2wo Год назад +1

    Congratulations 💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Peter-f5l
    @Peter-f5l Год назад

    Congratulations 🎊 👏 💐 hani and soli ruhus Gama menabrti yebelkum amlak !!

  • @HermonHermon-e9k
    @HermonHermon-e9k Год назад +1

    Congratulations Hani ❤❤❤