Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
😂😂😂😂😂 ድያቆን ኣይኮነን ኣቱም የሕዋተይ ዋእ ኤፍሬም ድያቆን ኮይኑ ኣይፈልጥን
L😊😊😊
Edme yhabka tenkuali diyakon kikewn abey teraeyu 😊
No no no aybhaln eyou aty zeyweledky illlll bely ybl amlak
DAHLAK HAFTEY ABXHALEY AJOKY AJOKY
Glad nay amlak eyou
ዴህላኪና አጆኺ እዚ ኢሉኒ ኢልኪ ኽትነብኢ
ኣቱም ሰባት 'ዲያቆን ኣይኮነን።' ኣረጋጊጽካ ምዝራብ ጽቡቕ እዩ።
ኣይትሓዙለይ እዚ ሰባይ ዲያቆን ኣይኮነን።ኣገልጋሊ ናይ ኣምላኽ ኣይኮነን.። ዳህላክ ከኣ ቅሩብ ኣዛራርብኣ ኣመሓይሺ።
ናይ ብሓቂ ለባም ዘረባ ኣቢ ሓወይ ብድዐ ነውሪ ዩ
እታ ሜንእሴይ እዚኦም ዳይቆን ኢልኩም ዴድሕሪኡን ክትሴምዑን ዳይቆን ኢልኩም ኬማን ክትጽዉዑዎ ዓጌብ እዚኦም እዴ ሹዱሽቴ ቆልዑ ሜካን ኢሎም ድጽዉዑ ኢዮም ስሌዚእ ንቶም ንዑዑ ድሴምዑ ዓጌብ እም ንዛ ሓፍቱኩም ካብ ኬምዚ ኢሎማ እጆኪ እብ ጎንኪ እሌና ቤልዋ እዚእ ሌዌባይ ኢያ 💯💯❤❤🙏🙏
ዋይ ኣንታ ድያቆን ኣይኮነን እኮ ክኽክክክክ ንሱ ሰባኪ ወንጌል እዩ
Nay mntay wengiel nay satnael
ወሪድዎ ሰባኪ ወንጌል ከም በዓል ኤፍሬም ወኻርያ ድዮም ዝኾንዎ, አዝስ ሓሳዊ ነብያት ደኣ ንበሎ, ነዚ መፋትሒ ሰብ ሓዳር
Abel please don't talk until you get true information it is not good for your channel please
😂😂😂😂😂
በጃኹም መጣቖስቲ ኣይትኹኑ ሓሰውቲ 😢ምስኡ ዝነበርኩም ኣይትመስልሉን ንምስክር እባ እንተዝጽውዕኹም 😢ኩስቶ ከምዚ ኢልዎ ኩስቶ ደጊምዎ በቓ ከምሰበይቲ ኣብ ጉብጥሽ ኮይንካ ወሬ ኣገባብ ሓዙ ሞት ሓውኻ ቐሊል ኣይኮነን 😢😢😢ክትበልዑ ክትብሉ ዘየለ ኣይተውርዩ ደም ብልዑ ሰብ ከተባልዑ😢😢😢 😢
ዳናጉላ ናብ ንብረትካ ምውታፍ ኸ እግዛብሄር ይፈትዎዶ. አንታይ ጌሩ ዲያቆን ባዕላ እንዲያ ናብ ዋጋ ዕዳጋ ወሪዳ :: ኣብ ዕዳጋ ዘይወረዳ ኩቡራትን ሕፉራትን ዳ ዘይዋረዳ ::
Tikikil Ezgabhear eu xeluela,gebari kufue mewedateu mot eu.mis Amlak mzrirab mihasha nearu
Thanks for watching👍Don`t forget to 👇Subscribe (it`s free)🥰
Menyu diakon eluka? eti kibri Diakon niska win astewielka tezareb ewa kulu kekafie yigoyi WHY?
U right. He is mezemran abel denkoro@@selememehari7623
ዲያቆን ኣይኮነን፡ ኣረጋጊጽኩም ተዛረቡ፡ ዘየድሊ ሓበሬታ ኣይተሕልፉ።
Please he is not orthodox nether dyakon,
ኣቢ ሓወይ ኤፍሬም ድያቆን ኣይኮነን። ሓደ ካብቶም ሓሰውቲ ነብያት እዩ። ካብ ቤተክርስትያን ካኣ ውጉዝ እዩ
እዚ ኤፍሬም ድያቆን ኣይኮነን።ኮመድያን ኢዩ ስለዚ ኣስኻኽሎ።ከምዘሠ ዓይነት ኤብ ሃይማኖት ዝነጥፍ ኣይራኣናን።እዚ ርኹስ ከልቢ ውራይ።
ደምርኒ
ኣበይ ኔሩ ኢዩ ከምዛ ዝነበረ ኮይኑ ዝ ዛረብ ዘሎ በጃኩም ካብዞም በለካ ለኸዓካ ዘዉርዩ ኢሎም ኢልኩም ኣይትምጹ
@modosha7819 ዩ ትበራት ዳ እንታይ ደሊካ ከምዚ ረኪቦም ኣይኮነን ከይረከቡ ንጓዶ
ክሳብ ዩቱቦም ዝዓቢ ሰላማውያን ኮይኖም ይልፍልፉ፣ ዳሓር ቀንዲ ጸላእቲ ቲ ህዝቢ ኤርትራ ይኾኑ
ምርኣዩ ጰገም ድያቆን ኣይኮነን ከመይ ፈታንዩ
😂😂😂😂😂😂😂ድያቆንያ !🤭🤭🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣❤❤❤❤❤🎉🎉
ድያቆን ኣይኮነን ጌጋ ሓበሬታ ትምርቲ ሰንበት ነበር ፋሉል ኢዩ
ኣቤል ወዲ ለባም ናይ ብሓቂ እግዚኣብሔር ንፍራሕ ❤
ክንዲ ዳህላክ ዘይመጸኡ ብአኣ ይዛረብ ድሑራትዳህለክ ሓፍተይ አይትንብዒ ሰለ ዘይሳዓሩኺ ኢዬም ተረፍ ሕርቃኖም ኢዩ
ኩሎም ሓደ
ኩቡር ሓው ድያቆን ኣይኮነን!
አቤል አብዛ ናይ ኢሳቅ አብዘይማእዝና አይትጥወያ ተባህለ ኢልካ አብ ዘሕትት አይትእቶ እዚ ጉደይ አብዘይተደልየ ከምርሕ ቤላቤለው ንዓኻውን አይጽቡቕንዩ
Ahhhh eway hawey entay yibehal wedey 😢😢😢😢😢
ድያቆን ኣይትበልዎ ድያቆን ኣይኮነን የሕዋት
ኣቢ ዓቢ ሰብ 🙏🙏🙏🙏
Abel lebam 🙏👍🏾🦁
ቕላኣብ ቢናይ ዲሲፒልን ጉዳይ ተኣሲሩ። ሚስ ናይ ኢሳቅ ጉዳይ ዘተኣሳስር ጉዳይ ኣይኮነን። እዚ ሰባይ ተጋጊዩ ኣሎ።
Merry Christmas ❤❤🎆✌️🎆✌️🎆✌️
🙏🏽😭😭😭💔💔
ተበራክ
እዚ ኩሉ መከራ ዝወርድ ህዝበይ ሳን ፍልጠት ጠፌኤ። ኣብቃሎ ጎይታ ነቶ ዛመኑኒ ካብ ቡርትዕ ጽበባ ፡ ሂውት ዝላኣልም ኣለዎ።ነቶም ዝካሓዱ ደንገት ክም ሰራቂ ክትመጾም እያ።ኣብዛ ዓልም ጎይታ ብምካሓዳ ሒደት እዮም ብምሕርት ግይታ ብሕማም ዝኽዱ።ድንገት ክም ሰራቂ ትምጽእ። ጽባሕ ካልእ እያ። ካብ መምኽነይታ ዕንኪልል ? ትርጎም ዝይብሎ ሃለውለው።❤ መንገድን ሓቅን ሂወት ምስ እቲ ለዋህ ግንሽል❤ብርሃን ኮሎ ብብርሃን ተመላለስ።
ዲያቆን ኣይኮነን ተወጊዙ እዮእዚ ጠንቋሊ እዮ።
እዚ በዞም ስነጥበባኛታት ዝዛረብ ዘሎ ካበይ እዩ ዝዛረብ ዘሎ። በጃኹም ኣለካ በለካ ኣይተላኽዑ።
Bravo🙏❤️
ኣቤል ንፉዕ ዳህላክ ሓፍትናያ 💪🌹❤ ጽዩፍ ዝዛረብ ውጉዝዩ አንደገና ዳህላክ ብስልትን ፕርላንተንያ ስልዚ ዳህላክ 💪❤🇪🇷 አዚ ሎቅማጽ ናይ ኢሳቅ ዝዛረብ ሓሳዊ በሎ ቀላኣብ ኣይታኣሰረ ኣይ ሃደመ ፈገር በሎ ንኢሳቅ ኣብ ገነቱ የንበሮ🙏🙏🙏
Yes you are right ✅️ ❤❤❤
Suk bel. ብኸመይያ ብስልቲ ኮይና። ባዕላ ኢያ ናብዚኣ ኣትያ።
gud rekibom meneseyatna 😢😢😢😢😢😢.
ብራዋ ኣበል እዝግሔር ፍርሁ 🇪🇷
ዝነበርኩም አይትመስሉን አብቲ ጉዳይ አብ ማዕዶ ኮንካ ክንዲዚ ዓጀውጆው መላካዕቲ ንምካኑ ሐዳር አለኩምዶ ምካን አንስቲ ነ ንስቲ መሰል ለቅለቅቲ እዝግሄር ዝጸልአለን ምሳኩም ዝነብራ ሙትሩሳት ስራሕ ሰብአይ ስርሑ ለኽበጥበጥ ግደፉ።
Bzeba diyakon bhaki hamimkum kabu zeabi kndey enda tebhle kulu abza nay zeyrebh diyakon.😢😢😢
ኣቢ ካብ በሃሊኡስ ደጋሚኡ ይብሃል :ሓንሳብ ዓገብ ድሕሪ ምባል ምድግም ኣገዳስነት የብሉን ቁስሊ ምጉዳእ እዩ በጃኹም ተአረሙላ (ጉዳይ ዳህለክ)
እታ ሰብ ምኻነ ኢሉ ዝደረፋ ደርፊ ናይ ባሓቂ ስሒብኒ ሽንግራዋ ምሓለፈ ድያቆን መሕረር።
በጃኻ ዝ ሓወይ ድያቆን ኣይትበሎ ተወጊዙ ኢዩ
ድያቆን ኣይኾነንን ሙሉእ መዛሙራን ከማን ኣይበቀዐን እዚ ሰብ እዚ፥ ካብቶም ብስም እምነት ጉልባብ ጌሮም ከባኹሱ ዝውዕሉዮም።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣቱም ሰባት ዲያቆን ኣይኮነን ዘይመዓርጉ ኣይተሰክምዎ ኤፍሬም ቀውሲ ኢዩ በይኑ ኢዩ ዓለሙ
ግደፍ ኣቢ እዚ ጉዳይ ብቀሊል ዝፍለጥ ኣይኮነን።
መርሓባ ወዲ ኤረይ ጻዕዳ❤❤❤
😭😭😭😭Isako 2 mot iu moytu ufff bzey wlad 🥹bselam eref 🙏 haxiratka iya bezias 😭😭😭
Qbi seb Abi🎉❤❤❤❤❤❤qdem tiqnan yehabka fetari ❤❤❤
Tselae wun ketiluwo kekewen yekiel eyu, metan nhizbina kebaliu zighebruwo melatat. Kindey snetebebatna diwom tefeliykmuna zelewu, 60 alata. Eti elama bezetefelaleye mela tetekimka neHizbi Eritra metsenat eyu agendeom.
ቀላአብ ብምንታይ እዩ አብ ናይ እሰቅ ሞት ተሐታቲ ዝኾውን፡ ኩሩብ እባ ነቲ ዘረባ ተረድእዋ ክብ ከልእ ሰብ ሰሚዑ ክኽውን ይኽእል እዩ እኮ ቀለአብ እንደገና ዘይተራጋገጸ ወረ አብዚ አይተመጽእ ኩሉ ሰብ ነናቱ ሐሰብ ዝህብ እዩ እሞ ሪግእ ንበል በጆኹም ደቂ ሪምይ🇪🇷💪🏽❤️
Abi hawey medebeka mara xebouqen meharene iuo mara ina nedenqeka nefetewekan qexelou ❤❤❤ gene abi hawey qouroube zereba tebezehe kounka asetekakela
Waaaaaay Abi hawey xnxnta gdef selam zeyterfwo hkot zkonkum
Mekan tekoyna twdae esu keman kwhda 😢😢😢😢😢😢😢
ዝተዓቀበ ምስጢር ንገረና'ምበር ዝወጸ ደኣ ሰሚዕናዮ እንዲና።
ኣቢ ሓውና ጽቡቅ መደብ❤❤❤
ውሉድ ውህበት እግዝኣቢሀር እዩ ሰብ ምሰወለደ እዩ ይወልድ ምኩኑ ዝኣምን
😂😂😂😂😂 ስለምንታይ ዲያቆን ትብሉ ረሳሕ ጠንቋላይ ።።
ኣንታ ሓውና ሃለውለው ኣይትበል መንዩ ድያቆን ኢሉካ
Yessssssssssss
Diyakon aykonen Abi.
ሓወይ ኣይትጋገዩ እዚ ድኣ ንዕኡ ምሓሾ ከይዳቶ እንድያ 😂😂
Selam hawey izi seb izi diyakonAykonen koynu ayfelitin
ኣቱም ሰባት ኤፍሬም ዲያቆን ኣይኮነን መዘምር እዩ
ዲኩና የብሉን
🎄🎄🎄🎅🎅🎅Ruhus Awdamet Abel sickor❤❤❤
ደምሩኒ
Kisab hji ika emnetka zeytfelt.
እዝይ ሩኩስ ድያቆን ትግራዋይ ድዩ ሸይጣን ዝቀደሰሉ ኢዩ ኩርምይ ኣወዳት ድማ ዐገብ ኣይትጻረፉ
ኣቤል ሓወይ እዚ ሰብ ድያቆን ኣይ ኮነን ተራ ሰብ እዩ ትክክል ኦርተዶስ ውን ኣይ ኮነን እየ እዩ ይብል ፡ግን ፍልይ ዝበለ ሃይማኖት እዩ ዘልርዎ በጃኹም ድያቆን ኣይ ኮነን ንእፍረም ከምዚ ዝብሎ ዘሎ ክብል ወላ ሓንቲ ኣይ ኮነን ኣይ ትገደሱሉ እግዛብሄር ይግነሓዮ።
Ageb nbela ndahlak haftina xbuk aykonen ❤
Well Come
ፎሪዝ ዲያቆን ሪኢና ኣይንፈልጥን ዝኾብለለ ዲያቆን ከይከውን
Selam. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
Welcome abi bro❤❤❤❤
ኤፍሬም ድያቆን ኣይኮነን ጠንቋሊ ዩ
Welcome Abie bro ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Atum sebat aregagixkum zeytzarebu entay gernakum ena hmammm
Subuk alleka bizaeba dahilack gen emini gibera endabelet himack timihir alla atenkika eba
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Abel keydatka kabaka bzaeba issack zeykone mis degemka btami tesemiuuni nay kereba haweyu kulom wala kaleabb kebirxeka alekuuu hinak mealri weilka
ኣቤል በጃኻ ሰም ድያቆን ዝብሃል ሰም ኣይትበላሽዎ ድያን ኢልካ ኣይትጸዋኣዮ ሓደ ውጉዝ እዩ
እዚ ድያቆን ዘይኮነ ፡ጋኒን ሰብ እዩ ንስኹም ትገዱ ነዚ እዝኒ ኣይትገብርሉ ፡ዳህላክ ውን ተኣረሚ ኣዘራርባኺ ዝሓፍተይ
😭😭😭😭😭😭
ኢሳቅኢና ብሰላም ዕረፍ ዓለም ርግምቲ
ሰላም ሓውይ ብዛዕባ ድ ኤፍረም ኣኮነ ቀሺ ኣኮን ትምህቱ ካብ ናይ ተዋህዶ ኣኮን ውግዝ ኢዩ ስለዚ ትጠንቁ ብሃይሞኖት ይሽቅጥ ኢዩ ዘሎ ንቅሑ ድቂ ተዋህዶ
13:22 true
ከም ነሽነሽ ኮ ኮንካ ተባህለ ክትብል መሳወሪ ኣይትኩን መጠኑ ዝሓለፈ ሓሶትካ ኣክበልና
❤❤
ኣበይ ኮይኑ ሰሚዕዎ ንዓኻ ሕቶ ኣቤል? ?
እዚይ ብሐቂ ዲያቆን ዲዩ ጊፊሕ አፊ ረሳሐ
ንስካ ትሕስዎ ዘለካ ይገዲድ ድያቆን ዘይኮነ
ኤፍሬም ሚኪኤል ዲያቆን ኣይኮነን ዲያቆን ኢልካ ኣይትጸዋዓዮ ኤፍፌም ካብቶም ሓሰውቲ ነብያት እዩ።
ብዛዕባዚ ኣይትፈልጥን ድያቆን ትብልዎ? ንሱን ንሳን ሕማም ኣለዎም በጃኻ።
Dyakon. Aykonennnnnn
መም.ሳምሶም ሓቁ ክከውን ይክእልዩ ምክንያቱ ምስ ኦም እዩ ዝሰርሕ ነይሩ.
ኣቤል ሓዉና እዚ ድያቆን ኣይኮነን መዘምራን ነበር ሕጂ ግን ኣብ ሓሸዉየ ዝነብር ዘሎ
እዋይ ሃተፍተፍ ክትፈቱ
Qaydi batek nay bhaqi😂😂😂😂
Dyakon akonen
🇪🇷🙏👋
ጌጋ በለካ ለካዓክ ጭብጢ ኩሉ ግዜ ካብቲ ኣካል ኢካ ትረክቦ ጭብጢ ትብል ኣለካ እቲ ጭብጢ ከኣ ኣርእየና ሕማም እዚ በለካ ለካዓካ ግደፍዎ
ሓሰውቲ መላኻዕቲ ኹንኩም እምበር ንሱ ልክዕ ሓቂ እዩ ተዛሪብዋ.
😂😂😂😂😂 ድያቆን ኣይኮነን ኣቱም የሕዋተይ ዋእ ኤፍሬም ድያቆን ኮይኑ ኣይፈልጥን
L😊😊😊
Edme yhabka tenkuali diyakon kikewn abey teraeyu 😊
No no no aybhaln eyou aty zeyweledky illlll bely ybl amlak
DAHLAK HAFTEY ABXHALEY AJOKY AJOKY
Glad nay amlak eyou
ዴህላኪና አጆኺ እዚ ኢሉኒ ኢልኪ ኽትነብኢ
ኣቱም ሰባት 'ዲያቆን ኣይኮነን።' ኣረጋጊጽካ ምዝራብ ጽቡቕ እዩ።
ኣይትሓዙለይ እዚ ሰባይ ዲያቆን ኣይኮነን።ኣገልጋሊ ናይ ኣምላኽ ኣይኮነን.። ዳህላክ ከኣ ቅሩብ ኣዛራርብኣ ኣመሓይሺ።
ናይ ብሓቂ ለባም ዘረባ ኣቢ ሓወይ ብድዐ ነውሪ ዩ
እታ ሜንእሴይ እዚኦም ዳይቆን ኢልኩም ዴድሕሪኡን ክትሴምዑን ዳይቆን ኢልኩም ኬማን ክትጽዉዑዎ ዓጌብ እዚኦም እዴ ሹዱሽቴ ቆልዑ ሜካን ኢሎም ድጽዉዑ ኢዮም ስሌዚእ ንቶም ንዑዑ ድሴምዑ ዓጌብ እም ንዛ ሓፍቱኩም ካብ ኬምዚ ኢሎማ እጆኪ እብ ጎንኪ እሌና ቤልዋ እዚእ ሌዌባይ ኢያ 💯💯❤❤🙏🙏
ዋይ ኣንታ ድያቆን ኣይኮነን እኮ ክኽክክክክ ንሱ ሰባኪ ወንጌል እዩ
Nay mntay wengiel nay satnael
ወሪድዎ ሰባኪ ወንጌል ከም በዓል ኤፍሬም ወኻርያ ድዮም ዝኾንዎ, አዝስ ሓሳዊ ነብያት ደኣ ንበሎ, ነዚ መፋትሒ ሰብ ሓዳር
Abel please don't talk until you get true information it is not good for your channel please
😂😂😂😂😂
በጃኹም መጣቖስቲ ኣይትኹኑ ሓሰውቲ 😢ምስኡ ዝነበርኩም ኣይትመስልሉን ንምስክር እባ እንተዝጽውዕኹም 😢ኩስቶ ከምዚ ኢልዎ ኩስቶ ደጊምዎ በቓ ከምሰበይቲ ኣብ ጉብጥሽ ኮይንካ ወሬ ኣገባብ ሓዙ ሞት ሓውኻ ቐሊል ኣይኮነን 😢😢😢ክትበልዑ ክትብሉ ዘየለ ኣይተውርዩ ደም ብልዑ ሰብ ከተባልዑ😢😢😢 😢
ዳናጉላ ናብ ንብረትካ ምውታፍ ኸ እግዛብሄር ይፈትዎዶ. አንታይ ጌሩ ዲያቆን ባዕላ እንዲያ ናብ ዋጋ ዕዳጋ ወሪዳ :: ኣብ ዕዳጋ ዘይወረዳ ኩቡራትን ሕፉራትን ዳ ዘይዋረዳ ::
Tikikil Ezgabhear eu xeluela,gebari kufue mewedateu mot eu.mis Amlak mzrirab mihasha nearu
Thanks for watching👍
Don`t forget to 👇
Subscribe (it`s free)🥰
Menyu diakon eluka? eti kibri Diakon niska win astewielka tezareb ewa kulu kekafie yigoyi WHY?
U right. He is mezemran abel denkoro@@selememehari7623
ዲያቆን ኣይኮነን፡ ኣረጋጊጽኩም ተዛረቡ፡ ዘየድሊ ሓበሬታ ኣይተሕልፉ።
Please he is not orthodox nether dyakon,
ኣቢ ሓወይ ኤፍሬም ድያቆን ኣይኮነን። ሓደ ካብቶም ሓሰውቲ ነብያት እዩ። ካብ ቤተክርስትያን ካኣ ውጉዝ እዩ
እዚ ኤፍሬም ድያቆን ኣይኮነን።ኮመድያን ኢዩ ስለዚ ኣስኻኽሎ።ከምዘሠ ዓይነት ኤብ ሃይማኖት ዝነጥፍ ኣይራኣናን።እዚ ርኹስ ከልቢ ውራይ።
ደምርኒ
ኣበይ ኔሩ ኢዩ ከምዛ ዝነበረ ኮይኑ ዝ ዛረብ ዘሎ በጃኩም ካብዞም በለካ ለኸዓካ ዘዉርዩ ኢሎም ኢልኩም ኣይትምጹ
@modosha7819 ዩ ትበራት ዳ እንታይ ደሊካ ከምዚ ረኪቦም ኣይኮነን ከይረከቡ ንጓዶ
ክሳብ ዩቱቦም ዝዓቢ ሰላማውያን ኮይኖም ይልፍልፉ፣ ዳሓር ቀንዲ ጸላእቲ ቲ ህዝቢ ኤርትራ ይኾኑ
ምርኣዩ ጰገም ድያቆን ኣይኮነን ከመይ ፈታንዩ
😂😂😂😂😂😂😂ድያቆንያ !🤭🤭🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣❤❤❤❤❤🎉🎉
ድያቆን ኣይኮነን ጌጋ ሓበሬታ ትምርቲ ሰንበት ነበር ፋሉል ኢዩ
ኣቤል ወዲ ለባም ናይ ብሓቂ እግዚኣብሔር ንፍራሕ ❤
ክንዲ ዳህላክ ዘይመጸኡ ብአኣ ይዛረብ ድሑራት
ዳህለክ ሓፍተይ አይትንብዒ ሰለ ዘይሳዓሩኺ ኢዬም ተረፍ ሕርቃኖም ኢዩ
ኩሎም ሓደ
ኩቡር ሓው ድያቆን ኣይኮነን!
አቤል አብዛ ናይ ኢሳቅ አብዘይማእዝና አይትጥወያ ተባህለ ኢልካ አብ ዘሕትት አይትእቶ እዚ ጉደይ አብዘይተደልየ ከምርሕ ቤላቤለው ንዓኻውን አይጽቡቕንዩ
Ahhhh eway hawey entay yibehal wedey 😢😢😢😢😢
ድያቆን ኣይትበልዎ ድያቆን ኣይኮነን የሕዋት
ኣቢ ዓቢ ሰብ 🙏🙏🙏🙏
Abel lebam 🙏👍🏾🦁
ቕላኣብ ቢናይ ዲሲፒልን ጉዳይ ተኣሲሩ። ሚስ ናይ ኢሳቅ ጉዳይ ዘተኣሳስር ጉዳይ ኣይኮነን። እዚ ሰባይ ተጋጊዩ ኣሎ።
Merry Christmas ❤❤🎆✌️🎆✌️🎆✌️
🙏🏽😭😭😭💔💔
ተበራክ
እዚ ኩሉ መከራ ዝወርድ ህዝበይ ሳን ፍልጠት ጠፌኤ።
ኣብቃሎ ጎይታ ነቶ ዛመኑኒ ካብ ቡርትዕ ጽበባ ፡ ሂውት ዝላኣልም ኣለዎ።
ነቶም ዝካሓዱ ደንገት ክም ሰራቂ ክትመጾም እያ።
ኣብዛ ዓልም ጎይታ ብምካሓዳ ሒደት እዮም ብምሕርት ግይታ ብሕማም ዝኽዱ።
ድንገት ክም ሰራቂ ትምጽእ።
ጽባሕ ካልእ እያ።
ካብ መምኽነይታ ዕንኪልል ? ትርጎም ዝይብሎ ሃለውለው።
❤ መንገድን ሓቅን ሂወት ምስ እቲ ለዋህ ግንሽል❤
ብርሃን ኮሎ ብብርሃን ተመላለስ።
ዲያቆን ኣይኮነን ተወጊዙ እዮ
እዚ ጠንቋሊ እዮ።
እዚ በዞም ስነጥበባኛታት ዝዛረብ ዘሎ ካበይ እዩ ዝዛረብ ዘሎ። በጃኹም ኣለካ በለካ ኣይተላኽዑ።
Bravo🙏❤️
ኣቤል ንፉዕ ዳህላክ ሓፍትናያ 💪🌹❤ ጽዩፍ ዝዛረብ ውጉዝዩ አንደገና ዳህላክ ብስልትን ፕርላንተንያ ስልዚ ዳህላክ 💪❤🇪🇷 አዚ ሎቅማጽ ናይ ኢሳቅ ዝዛረብ ሓሳዊ በሎ ቀላኣብ ኣይታኣሰረ ኣይ ሃደመ ፈገር በሎ ንኢሳቅ ኣብ ገነቱ የንበሮ🙏🙏🙏
Yes you are right ✅️ ❤❤❤
Suk bel. ብኸመይያ ብስልቲ ኮይና። ባዕላ ኢያ ናብዚኣ ኣትያ።
gud rekibom meneseyatna 😢😢😢😢😢😢.
ብራዋ ኣበል እዝግሔር ፍርሁ 🇪🇷
ዝነበርኩም አይትመስሉን አብቲ ጉዳይ አብ ማዕዶ ኮንካ ክንዲዚ ዓጀውጆው መላካዕቲ ንምካኑ ሐዳር አለኩምዶ ምካን አንስቲ ነ ንስቲ መሰል ለቅለቅቲ እዝግሄር ዝጸልአለን ምሳኩም ዝነብራ ሙትሩሳት ስራሕ ሰብአይ ስርሑ ለኽበጥበጥ ግደፉ።
Bzeba diyakon bhaki hamimkum kabu zeabi kndey enda tebhle kulu abza nay zeyrebh diyakon.😢😢😢
ኣቢ ካብ በሃሊኡስ ደጋሚኡ ይብሃል :ሓንሳብ ዓገብ ድሕሪ ምባል ምድግም ኣገዳስነት የብሉን ቁስሊ ምጉዳእ እዩ በጃኹም ተአረሙላ (ጉዳይ ዳህለክ)
እታ ሰብ ምኻነ ኢሉ ዝደረፋ ደርፊ ናይ ባሓቂ ስሒብኒ ሽንግራዋ ምሓለፈ ድያቆን መሕረር።
በጃኻ ዝ ሓወይ ድያቆን ኣይትበሎ ተወጊዙ ኢዩ
ድያቆን ኣይኾነንን ሙሉእ መዛሙራን ከማን ኣይበቀዐን እዚ ሰብ እዚ፥ ካብቶም ብስም እምነት ጉልባብ ጌሮም ከባኹሱ ዝውዕሉዮም።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣቱም ሰባት ዲያቆን ኣይኮነን ዘይመዓርጉ ኣይተሰክምዎ ኤፍሬም ቀውሲ ኢዩ በይኑ ኢዩ ዓለሙ
ግደፍ ኣቢ እዚ ጉዳይ ብቀሊል ዝፍለጥ ኣይኮነን።
መርሓባ ወዲ ኤረይ ጻዕዳ❤❤❤
😭😭😭😭Isako 2 mot iu moytu ufff bzey wlad 🥹bselam eref 🙏 haxiratka iya bezias 😭😭😭
Qbi seb Abi🎉❤❤❤❤❤❤qdem tiqnan yehabka fetari ❤❤❤
Tselae wun ketiluwo kekewen yekiel eyu, metan nhizbina kebaliu zighebruwo melatat. Kindey snetebebatna diwom tefeliykmuna zelewu, 60 alata. Eti elama bezetefelaleye mela tetekimka neHizbi Eritra metsenat eyu agendeom.
ቀላአብ ብምንታይ እዩ አብ ናይ እሰቅ ሞት ተሐታቲ ዝኾውን፡ ኩሩብ እባ ነቲ ዘረባ ተረድእዋ ክብ ከልእ ሰብ ሰሚዑ ክኽውን ይኽእል እዩ እኮ ቀለአብ እንደገና ዘይተራጋገጸ ወረ አብዚ አይተመጽእ ኩሉ ሰብ ነናቱ ሐሰብ ዝህብ እዩ እሞ ሪግእ ንበል በጆኹም ደቂ ሪምይ🇪🇷💪🏽❤️
Abi hawey medebeka mara xebouqen meharene iuo mara ina nedenqeka nefetewekan qexelou ❤❤❤ gene abi hawey qouroube zereba tebezehe kounka asetekakela
Waaaaaay Abi hawey xnxnta gdef selam zeyterfwo hkot zkonkum
Mekan tekoyna twdae esu keman kwhda 😢😢😢😢😢😢😢
ዝተዓቀበ ምስጢር ንገረና'ምበር ዝወጸ ደኣ ሰሚዕናዮ እንዲና።
ኣቢ ሓውና ጽቡቅ መደብ❤❤❤
ውሉድ ውህበት እግዝኣቢሀር እዩ ሰብ ምሰወለደ እዩ ይወልድ ምኩኑ ዝኣምን
😂😂😂😂😂 ስለምንታይ ዲያቆን ትብሉ ረሳሕ ጠንቋላይ ።።
ኣንታ ሓውና ሃለውለው ኣይትበል መንዩ ድያቆን ኢሉካ
Yessssssssssss
Diyakon aykonen Abi.
ሓወይ ኣይትጋገዩ እዚ ድኣ ንዕኡ ምሓሾ ከይዳቶ እንድያ 😂😂
Selam hawey izi seb izi diyakon
Aykonen koynu ayfelitin