Do you think Eritreans are your enemy? How soon did you forget that Eritreans were paying their precious lives fighting by your side for decades against the DERG, since the inception of your TPLF in Dedebit caves to Ethiopian palace? It's too bad you are still making enemies in Ethiopia & Eritrea.
The leadership is 65 days meeting- none of these issues are on their agendas. Who is going to accomplish these recommendations? Important & thorough analysis worth watching.
ሁሌም ብትሰማው ብትሰማው የማይሰለችህ
ፕሮፌሰረ መረሳ ❤❤❤
ልክ ብለሃል! እኔም ትንታኔውን ወድጄዋለሁ።
Thanks! መድህን ሓፍትና ናይ ኣባልነት ክፈቲሞ ወርሓዊ ክንከፍል ብጣዕሚ አየ ዘድንቀኪ
ዋይ ገሪሙኒ በኡነት ክንድሕን እንተኮና ከም በዓል መረሳ ፀሃየ ክመረሐና ይግባእ❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ዝገርም ኣገላልፃን ትንተናን እዩ ብሓቂ የቐንየልና ረ/ፕ/መረሳ ፃሃየ:: ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ!!!!
ዓቢ ትምህርቲ።
Thank you.
Cheers to the great Journalist always asking critical questions & presenting brilliant guests with controversial views.
Keep up the great work. 👍!
ብጣዕሚ በልሕ ገላፂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ በልሕ ትግረዋይ
የቐንይልና ተሓጋጋዛይ ፕሮፌሰር መረሳ ፀሃየ።
ተኽኢልኪ ፕ/ር ዘርእሰናይ ተተቅርብልና ደስ ይብለኒ
ብጣዕሚ ጽቡቅ ትንተና።
መድህን አረ ትገርሚ ሰብ እኺ ከምዙይ ዝበሉ ምሁራት ኣቕርብልና ከምን ምዑዝ ግደይ፡ መረሳ ጸሃየ ፡ተኽሊት ምሁር ሕጊ አረ ክንደይ ኢለ ክጠቅስ ዝኹሉ ምሁር ኣበይ ከሎ እዩ ናይ ህወሓት ካድረ መሃይም ዝመርሕ
Wow dynamically outstanding analysis.
ዕድመን ጥዕናን ምሳኸ ይኹን ረዳት ኘሮፌሰር መረሳ ::
እትህቦ ሓሳብ ናይ ሓንጎል መድሓኒት እንተበልኩ ኣይስሓትን🙏
መዲ ሽኮር ዝናኣድ ስራሕ እናሰራሕኺ ኢኺ ብቅዓትን ፍልጠትን ዘለዎም ንትግራይ ዝልውጥ ኣተሓሳስባ ዘለዎም ሙሁራት እናቅረብኪ እትገብርዮ ዘለኺ ቃልሲ ቀፅሉሉ❤❤❤❤
በሳል ፈላጥ ጀግና ሙሁር ለለ መንእሰይ ዕድመን ጥዕናን ይብካ መዲህን ጀግና ዋዕሮና ዞም ባዳታት አቅርብልና
Ms Andi Hiqokum zkone hizbi Eritrea gdn tearequ
Selam gberu.
Very impressive interview thank you Professor Meresa (ከማኻ የብዝሓልና ) and Medhin.
አንፈትና ናይ ምንጻር ግዜ አይበጽሐን የ ዝብሎ።መጀመሪያ ብኽልተ እግሪና ጠጠው ንበል።እቲ ኻልእ ዕድመን ሰላምን ይሃብካ ሃብቲ ትግራይ።
ትግራይ ስለምንታይ ኢና ወዲቅና ንዝብል ሕቶ ብብቅዓት ምምላስ እንተደሊኹም፡ ህዝብኹም ቅንዕና፡ ምክብባር፡ ብናትካ ጽጋታት ተመስገን ብምምሃር፡ ካብ ሕስድና፡ ተንኮል፡ ክፍኣት፡ ቅንኢ፡ ዘይናትካ ዘይምድላይ፡ ክድምና ምዕራባውያን ሓራ ግበርዎ።
Ab meret zeywedek zereba, eta meftih hzbi tegray eza zbelkaya eya bravo mestewali
ልክዕ'ዩ
ጎይታኹም ካብ ዓለም ነፂሉ ስለ ዘደንቆረኩም ንሕዝቢ ትግራይ ክትፈልጥዎ ኣይትኽእሉን። ናይ ካልኦት ሃፍቲ ተጠቒመ ንኤርትራ ሲንጋፖር ክገብራ እየ ዝብል እዩ ሓሳድ። ማንካን ኣረጊት ሳእኒን ዝሰርቕ እዩ ሓሳድ።
እታ ዩኒቨርስቲ መቐለ ዘፍረየቶም ጹሉላት ማእለያ የብሉን ። ሓሶት ኣብዛ ግናይ ክልል ጽድቂ'ዩ ።
@@maeregtafere322
ንዓ ብሩኹ፡ ብጋህዲ ብንጽህና ንዘራረብ። ዘረባ ፕሮ. መረሳ ዝተዛረቦ እንተ ኣስተውዒልካሉ፡ ንኤርትራ ዕስራ ዓመት ከም ትዕጾ ገርና፡ ህዝባ ንስደት ኣጋሊጽናዮ ኢዩ ኢሉ። እዚ ድማ ውጽኢቱ ርኢናዮ ኢና። ካብዚ ዝኸፍኤ ግን፡ ድሕሪ እቲ ዝሓለፈ ናይ ክልተ ዓመት ኲናት፡ መራሕቲ ወያነ፡ ናይ ስልጣን ውድድር ኣትዮም፡ ንህዝቢ ትግራይ መከራ ኣጽጊቦሞ። መንእሰይ ትግራይ ድማ ስርቅን ክፍኣትን ተዋፊሩ።
ረ/ፕ/ መረሳ ፃሃየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ!!!!
ብጣዕሚ ነመስግን ፕሮፈሰር 60 መዓልቲ ሙሉእ ስለ ዝ ኣብ ዓብይ ችግር ዘሎ ህዝቢ ኣይተዛራረብናን ማለት ናይ ዝህዝቢ እዙይ ዘለዎም ንዕቐት እዩ
Great Idea thanks
መድህን ሓፍትና ብጣዕሚ ኢኺ ጀግና
ዕመን ጥዕናን ይምነየልኪ ከርያ አብራሂም ደሃይ አጥፊኣ ታይ ጉዱ❤❤❤❤
❤
❤❤❤❤ተትዕድማ ፅቡቅ ነይሩ
@@AlemTigray-pc8yv ሓሳበይ እማ
ከምኡ እኮእዩ እንተ ልቢለካ አብከይለቦ አለው
ኢና ገይርናያ
ህዝቢ ትግራይ እቲ ሐቂ ዝነግሩኻ መራሕቲ ክሳብ ሕጂ ኣይረኸብካን ።
Medhin, you great from Eri
Thank you for repeatedlt letting us know, who our real enemy is. Eritreans are observing, listening and learning. Carry on speaking.
Do you think Eritreans are your enemy?
How soon did you forget that Eritreans were paying their precious lives fighting by your side for decades against the DERG, since the inception of your TPLF in Dedebit caves to Ethiopian palace?
It's too bad you are still making enemies in Ethiopia & Eritrea.
Interesting discussion. Thanks to both of you
ንዓና ዝዳወቡና ክልል ኣምሐራን ዓፋርን እዮም እዞም ሕጂ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝነብሩ ዘለዉ ገሊኦም ካብ ጥግሪስ ገሊኦም ካብ የመን ዝመጹ ዓጋመ ዝበሃሉ እዮም
Assistant professor very good analyst 🎉
Well speech professor
ብጣዕሚ በሳል : ትንታኔ : የቀንየልና መድሂን::
ጌጋ ትንታነ ብኸምዙይ ዝበለ ጌጋ ትርኽቲ ኢና ፀዲፍና።
How ?
I love Professor Mereas. He absolutely right
መረሳ ፀሃየ ትግራይ ምመራሕካያ ከማኻ ዝበሉ መራሪፅካ ሓቢርካ ተሓባቢረካ ካቱ ዘለናዮ ደልሃመት ብለሓሸ መገዲ ልምውፃእ ዓቢዪ ጊደ ምተጫወትካ
Very good explanation SIR thank you 🙏🙏🙏
እነይዬ መድህን፡ ኣትን ጓሓፍ። ጥዕይቲ አተሓሳስባ እንተዝህልወክን ሲ "ውዕል ኣልጄርስ ንትግራይ ጎዳኢኣ ድዩ ጠቃሚኣ" ኢልኪ ንክትሓትዮም ሞራል ይሃልኺ። ብድሕሪኡ ውዕል ፕሪቶሪያ ትሓስባሉ። ንዓና ትጠቅማና የብልክንን። ምሳና ጠባይ ጌርክን ክትነብራ ከድልዬክን እዩ። ደብሪጽ (ፑቲን'ያ -ትግራይ)'ከ ደሓን ዶ ቀኒያ እኒኣ?
መዲህን ጅግና
Kebur mr/pro.meresa tzehaye enkua reanaka neberelna ❤❤❤❤
ብጣዕሚ ዘደምምን ዘሀጉሥን ኣተናትናን ኢዩ ቅድሚ ዕፅዋን ኽባን እወን ተገልፆ ነርኻ ኢኻ የቀንየልና እታ ጋዜጠኛ ግን ነቲ ዝተገበረ ናይ መረሕቲ ነዊሕ አኼባ ንጥቅሞም ምባላ ብጣዕሚ የሕዝን።
ብራኸ ሸው ናትግራይ እሊት ላብ መድረኽ ምቕራብ ትምህርቲ እዩ ። ወጣት ተጋዳላይ ኘሮፎሰር ፀሀዬ ፈጣን አስተምሀሪነቱ ገሊፁ ። ተጋዳሊት ጋዜጠኛ መድህን ብትዕግሥቲ ጠይቓ ሰሚእና ኹሉ ጽቡቕ ህዋህት ግን ልሕዝቢ ድዩ ምይይጡ ወይስ ልባእሎም ጥቕሚ ጽቡቕ የስመኤና የቐንየልና ። ካብ አሜሪካ
ኣቤት'ወ ብልሒ ተባረኽ !! ጽቡቕ ትሕዝቶ መድህን !!
ናይ በሓቂ ሙሁር
Very interesting leacher
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉 long live prof. Meresa
ሳሕል ከድና ናጽነት ኣምጽእና፡ ንወያኔ ከኣ ነበረ ነበረ ገርናዮ።
Mehayem adeka ab godgad ala zegtata fah chengrah atewom
🇪🇷❤👍💪
ሕቶ መራሒካ እዩ ተዋፂኡካ መን ከምዝሕግዘካ. ንሪኢ አታ ተሓዛሊ ብዕራይ ልፍንቲ
ሜዲ ጅግና ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኪ ሙሁራትና እናምፃኪ ቀፅልሉ👍❤
በተለይ ንዶር ሙዑዝ ግደይ ደጊምኪ ከምተቅርብልና ተስፋ ንገብር 🙏
Thank you profess0r meressa
መድህን ሓፍትና ብጣዕሚ ኢኺ ጀግና ከምዚኦም ዝመሰሉ ተስፋ ከይንቆርፅ ዝገብሩ ተንተንቲ ብምቅራብኪ ደስ ካብ ዝበለኒ ሓደ ሕወሓት ንባዕላ 60 መዓልቲ ክትካታዕ መሰል እንተሂባ ነዚ ናብ ህዝቢ ኣዉሪዳ ነፃ ኮይኑ ክግምግማ ክትገብር ኣለዋ ዝብል ዓብይ መልእክቲ እዩ ዝነቅፋ ዘይትፎቱ ብምዃና ካብዚ ንክትወፅእ ዳግም 60 መዓልቲ ከይተናዱ እዉን ምጠቀማ
ሕቶ መድሂን ትሕተት መረሳ ጸሃየ ይመልስ ይተንትን ባስ ተዝኸኣል መድሂን ምስ መረሳ ጸሃየ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ሰሙናዊ ፕሮግራም ተዝህልወኹም ክንደይ ምጠዓመ
ፖሮፌሰር. መድሃኔ እውን አቅርብልና
The most brilliant analysis of atu Meressa Tsehaye even His political views are inclined to TPLF communist🤮God bless the people of Tigray 🙏 💯
Thanks prof. Meresa.
ፕሮፌሰር መረሳ በዓል ሙጡቕ ኣእምሮ ኢካ ብጣዕሚ ሕብረተሰብ ዘይተረድኦ ሐዚ ግልፂ ዝኾነሉ ይመስኒ ዕድሜን ጥዕና የሃብካ።
ፀሓይ ገፀ መዲ በሊፃ ዬ ይበሃል ኣሎ❤
ናይ መረሳ ትንተና ከመይ ድዩ ንፁር🎉
መቀባጠሪ
@@helenukbe4886 እሰይ ገበርኩ ቀኒኢኺ ዲኺ በሶሮ
The Tigrai war could've been avoided if we had good and tactful leaders. They are stubborn and rigid.
መቃልሕ በዚሑ፡ መረሳ ስለ ዝኾነ ተሸጊርና ክንሰምዖ ተገዲድና። ድምጺ ጽቡቕ የለን።
ዘይመራሕናዮ ኣይብሃልይ መቸስ
ተ/ፕሮፌሰር መረሳ ፀሃየ ተቅርቦ ዘለኻ ቡሱል ሓሳብ ብጣዕሚ ኢዩ ፅቡቅ እዞም ናይሎሚ መራሕቲ ስልጣን ርስትና ኢዩ ዝብሉ ዘለው ኣብውሽጦም ፀረተጋሩዝኾኑ ድቃላ ዘርኢ ዘለዎም ከምዘለው ኣይትፈልጡን ድኹም ንኣብነት ኣብትግራይ ኩናት እንዳሃለወ ንኤርትራውያን ትግራይ ካልኤቲ ዓድኹም ኢያ ኣይዞኹም እንዳበሉ ንህዝቢ ትግራይ የቅትልዎን የሰልልዎን ዘለውን ዝነበሩን ላዕለዎት መራሕቲ ትግራይ እኮኢዮም ስልጣን ኣይንለቅቅን ዝብሉ ክፍተሹ ኣለዎም።
This brother is not only knowledgeable but knowledge in itself.
Listen to eritrean generals u will undrestand the polotics more
ተጋሩ ሸግርኩም ኣቦ ጂጎ ውን ኣፈትሖን ኢዩ መርገም ህዝቢ ትግራይ ዘጾንትኩሞ ዘለኩም ኣብ ዝባንኩም ኣሎ
Very excellent analysis
Haha😂
ሰላም ብራኸ ሸው:- ሕቶ ፓለቲካዶ ሽምግልና የድልዮ እዩ? ረ/ፕ/ መረሳ ፃሃየ::
Well don Prof Mersa excellent analysis.❤
አቶ መረሳ የጨረባ ምርጫ ቦርድ :: ይሄ ሰውየ ጎበዝ የመዋእለ ህጻናት አስተማሪ በሆነ ነበር :: መድህን ዓቃል ኢኺ ኮፍ ኢልኪ "ቆሎ ጥጥቆ" ክትሰምዒ ትውዕሊ:: ከም በዓል ቢንያም ዓድምልና እንዳሰሐቕና ክንመሀር:: Thanks
Fekri amharay zeleka resah eka kid neber mesom
Mamaya tigray seb alewa ati jigna journals keep going waro eki kemaki seb alewa tigray
If god sey tigray hager will be
ዋውውውውውውው ጀግና ኣፈይ ከፊተ ሰሚዐካ እንኳዕ ት.... ኮንካ
ዋውውው ብጣሚ ጹቡቅ ኣጋላልጻ ፕሮፈሰር መረሳ❤❤❤
ብራቮ መድህን!
Beja Eseyas kid….
President Eseyas Afewerki dea…..tesekimu eba 4 kilo yetikum 😏
Hager kikonu…..weyo dea telamat,,,,,hasadat ekum ember !
Hji do dea yhayish kab 4 kilo nab Mekele teguahifkum…..
Dihri hji do siltan ketrekbu……💊💔
Abta senay milimankumin mikdamkumin….🦮
Waga tilmetkum,,,kihdetkum eyu….✌🏼✌🏼✌🏼
ፀማም ሓደ ደርፉ ዶ በሉ፤
Abet dnqurna common kthasbu aytkelun ?
ASS Prof Meresa Tsehaye- did an exemplary election project which was successful. But the political failures were the problem.
ጠንኪርኹም ቀፅሉሉ ትግራዋይ ስዓራይ ኮይኑ ክወፅእ ኣሎዎ ‼️
In ur wet dream, tigrai is as good as dead. Game over
ሸተትቲ ኤሪትራ ኣካል ትግራይ ነራ ኣይትፈሊጥን ታሪኽካ ኣብ መዓኮርኩም ወትፍዎ ደቅይ ባሕሪ ናትና ታሪኽ ኣለና።በላዕቲ ኣኹዕንቲይ።
Yes 🇪🇷❤👍💪
ዓሻ ካብ ምፅዋዕ ጀሚሩ ክሳብ አሰብ ናይ ቀይሕ ባሕሪ አፋር አዩ ንትግራይ ይምልከት ::
@@Addis-n6d aye tegaro enda kolo naina wala Yemen natkom euo hakey 😂😂😂😂😂😂
ሓሳብ ማእኸል ዶስ ወንበር ማእኸል ዝገርም ኣገላልጻ
የቀንየልና ፖሮፈሰር
Hmm
WHY IS THERE IS NO A MOSQUE IN AXUM CITY?
ብሱል መረድኣታ ንህዝቢ ትግራይ መዓኸልነት ዝገበረ ከም መረሳ ሓላፊነት ዝስምዕዎ ኣካላት ነዚ ሓሳባዊ መፍትሒ ብሱል ምግባር
ህዝቢ ዘታልል ምሁር ማሕበረሰብ እንዳለከመ ዩ ዝጠፍእ እዚ ውጃብ ህዝቢ ትግራይ ምስ ኤርትራ ክጽንብር ዝርህጽ ኮንቶ ዩ ፡ንኤርትራ ኣይትምጥንዋን ዝበለ ቅድሚ ጥልያን ንጉስ ኤርትራ ምድረ ሓማሴን ራእሲ ወልደሚካኤል ሰሎሙን ዩ ።ታሪኽ ብዝጥዕመካ ኣዘንትዎ፡ እቶም ዘይዛረቡ ደቂ ኣባጥመር ኤርትራውያን ድማ ብስቕታ ስርሖም እንዳሰርሑ ኣብታ ኣብታ መረበቶም ኮይኖም ደቂ ማይ ጠላሚት ብልሳንኩም ከምቲ ናይ ኣብሓጎኹም ኣሉላ ብታቦት ምሒሉ ዝጠልም ፡ታሪኽ ክትስልብጡ ዝዕዘብ ኤርትራዊ ከመይ ከም ዘኣንግደኩም የዐርዩ ስለ ዝፈልጥ ክሳብ ዝስወጠኩም በቲ ቓናቓኹም ከላህየኩም ቅሩብ ዩ ።ነዋሕቲ መልሓስ ኣብ ትግራይ ፡ነዋሕቲ በትሪ ኣብ ኤርትራ ክነብር ዩ ።
ኩሉ ካብ ጌጉ ትማሂሩ ፡ዝሓይሽ ክገበር እንኮሎ ፡ትግራዋይ ግን ኣብ ጌጉ እዩ ድሕምብስ
ዶንቆሮ ህዝቢ አይፅረፍን
Kab shih professor tgraway hade nay high school Eritrean yhaysh😂😂😂😂😂
ተሓጋጋዚ ፕሮፈሰር መረሳ ጸሃየ ጽን ኢለ ሰሚዐዮ።ብመሰረቱ ናይ ትግራይ ምሁራት ክትሰምዖም ኣዚኻ ኢኻ ትሓፍር፣ በዚ መንጽር ምሁራት ኢና በሃልቲ ካብ ጸሊም ዕዳጋ PHD degree ሸሚቶም ዝብል መርትዖ የጠንክር። መረሳ ግን ገለ ሓሳባቱ ሕዝቢ ሰሚዕዎ ክርድኦ ብዝኽእል መገዲ ኣቕሪብዎ፣ ኣብ ዘረብኡ ውሑድ English ተጠቒሙ።
1. ሕዝቢ ትግራይ ኣብ ሕልም ዝበለ መስፍናዊ መዋእል ዝነብር፣ ማለት ኣብ 12 ክፍለ ዘመን ከምዝነብር እዩ። ስለ ዝኾነም ኣሜን ዝብል ኣምልኾ ኣብ ውልቀ ሰብ ዝኣምን ሕብረተ ሰብ ትግራይ ተፈጢሩ ኢሉ ሓቁ፣መሰረታዊ ጸገም ትግራይ
2. ሕዝቢ ትግራይ ከም ሕብረተ ሰብ ፈሪሱ እዩ። ንኣምነት ቤተ ኽርስትያን ተዋሕዶ ትግራይ ብስነ ምግባር ኣዝያ ዝተጫማለቐት እያ። ንኣብነት ሓደ ካህን ትግራዋይ ምስ ኣመንዝራ ሓዲሩ ነብሱ ኸይተ ሓጽበ ቅዳሴ ምእታው ልሙድ እዩ። ሓደ ካሕን ተዋህዶ ትግራይ ብወሰን ወሊዱ ተወጊዙ ቅሽነቱ ኣየውርድን። ካህናት ትግራይ ኣብ ክንዲ መስቀል ካላሽን ዓጢቖም ይቕድሱ።
3. ስለ ዝኾነ ኣብ ትግራይ ፈታዊ መሲልካ ኣብ ገዛ ዓዲምካ ብመርዚ ቐቲልካ ኣብ ቀብሩምልቃስ ልሙድ እዩ። ጓል ምዕማጽ ኣባጊዕ ምግሳስ ካብ ጓልካ ምውላድ ምኽታር ስርቂ ቅትለት ሓሶት ከም ባህሊ እዩ ተወሲዱን ተለማሚዱን
4. እታ ዓባይ ጸገም ትግራይ ሓሶትን ትረኻ እዩ። ክንዲ ጻጻ ዘይኣኽሉ ኸለው ክንዲ ሓርማዝ ኼንካ ምርኣይ ናይ ሓንጎል ሕብጠትን እዩ
5. ንኣብነት ትግራይ ትባሃል ሓገር ኮነ መንነት የለን። ናይ ኣኽሱም ታሪኽ ኸም ናትኩም ኣምሲልኩም ትገልጽዎ። ኢዛና ምስ ሓዉ ብትውልዲ ናይ ሶርያን ግሪኽን መበቆል እዮም። ዳሓር ድማ ብጊሪኻዊ ኣባ ፍረሚናጦስ ወይ ኣባሰላማ ወንገል ምስ የእትዉ ናብ ደብረ ሲና ኤርትራ ኸይዶም ተጠሚቐም ኣብርሃን ኣጽበሃን ኮነ ሽሞም።
6. ሓሳት ንትግራይ ኸጽንታ እዩ። ሓደ ዝገረመኒስ እታ ልሳን ወያነ ዝኾነት ጋዜጣ ወይን ኣብቲ ዓምዳ ትግራይ ቅድሚ 600 ዓመታት Drone ሚሂዛ ምስ ኣምበብኩ፣ እዝስ ሕማም እዩ ኢለ።😂😂 እስኹም ዘይትብልዎ የለን።
7. ዓቢ ነገር ኸተመሓያይሹ ዝግብኣኩም ጽርየት ኣብ ስነ ምግባርኩም ምስ ኤርትራ ፣ ዓፋር ኣምሓራ ብሰላም ስለ ዘየምረኩም።
8. ንኣብነት ኣብ 2018 ሰላም ተባሂሉ ዶብ ትግራይን ኤርትራን ምስ ተኸፍተ ተጋሩ ኣብ ኤርትራ 642 ገበን ፈጺሞም፦ ስርቂ ሞባይል ብሽክለታ፣ ፊኖ ምስ ሲምንቶ ኖራ፣ሓዊስካ ፣ በርበረ ምስ ጥብ ጡሑን ምሻጥ፣ ጾታዊ ዓመጽ ብኸፊል። ስርቂ እንተ ዘይተሓዝካ ስራሕ እዩ ኢልኩም መለሰ ዜናዊ ግን ኽትኽተልዎ የብልኩምን። እዚ ሕዝቢ ዞባ ማእከል ኽጻወሮ ስለ ዘይከኣለ ባይቶ ህጹጽ ኣኸባ ጸዊዑ ዶብ ኤርትራን ትግራይ ከም ጽዕጾ ተጌሩ። እቶም 3 ተጋሩ ጾታዊ ዓመጽ ዝገበሩ ኣብ ከርሸሊ ዓዲ ዃላ ናይ ሞት ፍርዲ ተዋሂብዎም። ምናልባት ዶብ ዝተኸፍተሉ ብዛላ ኣምበሳ ሕዝቢ ተሓቛቒፉኽበኪ ሪኢና ንኸውን። እዚ ግን ሕዝቢ ሽመጃናን ዓዲ ግራት ብደርዓት መርዓን ስለ ዝዛመዱ እዩ። እምበር ሕዝቢ ዞባ ማእኸልስ እዞም ጮው እግሮም ገጾም ትርሓቕ እዩ ኢልኩም። ንኣብነት ተጋሩ ኣብ እቲ ዶብ ዝተኸፍተሉ ኣስመራ በጻሕቲ ኾይኖም ቤትመስተ (Bar)ኽሰትዩ ምስ ዝኣትው ሕዝቢ ኣስመራ ገጽኩም ኸይ ርእዩ ነቲBar ገዲፍሎም ይወጽእ። ነቲ ኣምሓራይ ካብ ጎንደር ዝመጹ በጻሕቲ ግን ብኣንጻሩ ሰትዮም ኣብ Bar ወይ ቤት መግቢ ሕሳብ ተኸፊሉ ይበሃሉ።
9. ስለ እዚ ተጋሩ ኤርትራ ረስዕዋ ሃገር እያ፣ እስኹም ኽልል ኢትዮጵያ ኢኹም። ምሳኹም ዝህልወና ርክብ 12 Rockets 🚀 ምስ ወንጨፍኩምልና ንዘንተ እለት ኣኽቲሙ እዩ። ምናልባት ርክብ ዝህልወና ወያነን ስነ ሓሳቡን ቐቢርኩም ብ Visa ትኣትውሉ መገዲ ይፍጠር ይኸውን።
10. ሕጂ ግን ኹሉ ሓለውሎው ገዲፍኩም ሓቢጡ ዘሎ ሓንጎልኩም ኣተንፊስኩም ሕዝብኹም ካብ ኩዕንቲ ምእራይ ኣድሕንዎ። ማዕረ ኽንደይ ከም ሕዝቢ ትፈርሱ ኸም ዘለኹም ፍለጡ። ኣብ ክቢ ሕንጻጽ ትጎዩ ኣለኹም።ኣነ ግን በዛ ጥቕሲ ናይ Albert Einstein ይሓድገኩም “ Logic gets you from point A to point B.Imagination takes you everywhere “
አይ ድህል ጎሓፍ ሻዕብያ ሰራቂ ጀሪካን ናይ ባዕልካ መንነት ምፅሓፍካ ይድንቀካ።
@@nebiuaregay62 ሻዕብያ ክሳድካ ኣውዲቑ ረጊጹ ኣያይዶ ኣቢሉካ ፣ወዲ ኣራይት ኩዕንቲ ጥሙይ
Absolutely correct Ass Prof Meresa Tsehaye- great explanation.
The leadership is 65 days meeting- none of these issues are on their agendas. Who is going to accomplish these recommendations? Important & thorough analysis worth watching.
ሰላም ሙድህን ብራኸ ሸው ኢካየዲት እትገብርዮ ቃለ-መሕትት ይከታተሎየ ምስ መብዛሕትኦም ሰባት እትቕርብሎም ሕቶ ተጋሩ ስለምንታይ ኢና ኣብ ከምዚ ደረጃ ወዲቕና ትብል ኢያ ሙብዛሕትኦም ንመሪሕነት ጥራሕ ኢኹሜ እቲ ጠንቂ ትገብርዎ ግን ኮምኡ ጥራሕ ዲዩ?ምሁራት ትግራይ ህዝቦም ኣብ ምጉዳእ ዝለዓለ ኢድ ኔርዎም ኢዩ ንኣብነት እዚ ኣቕሪብክዮ ዘሎኺ ፕሮፌሰር ተብዮው ኣብ ቅድሚ ን ኣብ ኩናት ዝነበረ ረሲዕወ ኣሎ ኣብቲ ስዓቱ ንመራሕቲ ሕዋሓት ኣይከውንን እንተዝብልዎ መንእሰያት ኣይምሃለቑን
ካልኣይ ድማ ተጋሩ የሕዋትና ጉጉይ ወይ ጎዳኢ ስነሓሳብ ኢኹም ካብ መራሕቲ ክሳብ ተራ ብፍላይ ምስ ኤርትራን ኤርትራውያን ዘሎኩም ጌጋ ቅማረይ ይትረፍ ብሕጂውን ከይጎድኣኩም ንሕና ኤርትራውያን ምስ ኩሉኹም ኢትዮጵያውያን ብሰላም ክነብር ኢና ንደሊ።
ከም ወትሩ ቡሉጽ ሓሳብ ፕሮፌሰር መረሳ
Iti ZHasbuwos abana shirHi teseriHu Yblu . Tigraway tekh intebele Kem Maetsid !
ከምዚ እንተኮይኑ ፕሮፌሰርነት'ሲ እንቋዕ ግዜይ ኣየጥፋእኩ። ነዚ ክትግዕታ'ዶ ትርህጻ ትብል ነበረት ኣደይ።
ለካ እዚ ስለዝኾነ ርእስኹም'ዩ ብፍታውኩም ብዘይ ዝኾነ ምኽንያት ንኤርትራውያን ክትጸልኡና ዝተበገስኩም።
መራሒ ይፍጠረልካ ህዝቢ ትግራይ፡ ንዓና'ውን ክሕሸና።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ተጋሩ ከይሓሰኩም ዶ ትውዕሉ ትኮኑ? እዚ ግልተ ሕጂ እንታይ እዩ ዝህውትት ዘሎ ትም ኢልኩም እንዶ ኣብታ ኢትፖጵያ ኩም ተዓምጺጽኩም ንበሩ
Tigraian philosophy of ዓባይ ትግራይ is the source of all thier problems. If they just be ethiopians, they would be better of.
ወላ እስኻ'ውን ንጹር መትከል የብልካን ፡ ፈለማ ናትካ እሙንቶ እንታይ እዩ ? ሃገር ትኺን ወይ ካልእ ? ኩልሻዕ ኣብ ቃለመሕትትካ እንትርፎ ላንጋላንጋን ሃለውለውን ፡ ንጹር ዝኾነ ዘረባ ክትዛረብ ርእየካ ኣይፈልጥን ።
ፅቡቕ ግንዛበ እዩ። ድሕሪ ሐዚ ትግራይ አብ ናይ ባዕላ ዋኒን ተፀሚዳ እያ ክትሰርሕ ዘለዋ። ኢ/ያ ዕዳጋ ክትኮን ምጥቃም እምበር ኢ/ያ ልትግራይ መድሕን ክትኮነሉ ትኽእል ጉዳይ ድሕሪ ሐዚ ክህሉ እዩ ኢሉ ዝፅበ ወገን ተልዩ ፈፂሙ ጌጋ እዩ።
እንካዕ ደሓን መ ፃእኻ
ብዛዕባ ናሽናል ስርቪስ
ኤርትራ እንታዴኻ ገደሰካ
ጉዳይካ ዘይትገብር
ኩሉኹም ሩባ ሰጊርኩም
ዓጀዉጀዉ ኣይትበሉ።
Porf Meresa very genius, professional analysis. Thank you for your contribution.
❤❤❤❤❤❤
ዑሱባት ኣለውና ፕሮፍ.
Leadership has to be cleaned at every interval every 1/2 years. ዑሱባት ተሸኪሞም እንዳኸዱ ዑሱባት ጉጂለ እንዳፈጠሩ ፈተና ይኾኑ።
7:06 😂😂 how? entay hizka eyumo hager kikwen ?😂😂 eti nay jigninet gelemele emo nigdefo entay tihzto mishaleweka🤔 bi sheabya tehangirkum adiss teAtekhumsu zijegnenkum mesilukum🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
37:54 ewayyyyy entay aynet hasot eyu omg😂😂😂
ህዝቢ ትግራይ ሕጂ ኣብ ዝሓሸ ኣማራጺ ኩነታት እናሃለውዎ ዳግም ንስርዓት ህወሓት ዝመርጽን ዘድምጽን እንተኾይኑ ግን ልክዕ ከም ህዝቢ ኤርትራ ፖለቲካዊ ንቕሓቱ ኣዝዩ ትሑት ምዃኑ 'ዩ ዘመልክት.
መስተውዐልትን ምራቆም ውሕጥ ዘበሉን መን ከምዘምሃሮም ዝፈልጡ መናእሰይ ምቅራብ እበር ጥርትብል ፖለቲካ ፍልጠት ዘየብሎም ብሄራዊ ውድባት መራሕቲ ሽሞም ግን ወይኮኑ ፀርፊ ጥራሕ ዝፈልጡ እዳኣቅረብኪ ርእስና ኣይተሕምና ንትግራይ ዘድሕና ፁሩይ ትግረዋይ እዩ 100% ትግራይ ይንዋሕ ይሕፀር ሃገር ክትከውን እያ።