Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
❤❤❤❤ ዋው ሳይሞን ቡሉጽ መልሲ❤❤❤❤ ሜሮናት በዚሖም ተመስገን ኣምላክ ጽቡቅ ዘተ ኣጆኩም ብምክብባር ዘተ ቀጽልዎ ብሓይሊ ኣምላክ ክንዕወት ኢና ዓማጺ ዊኢሉ ሓዲሩ ብኣምካክ ከከም ተግባርና ፍድና ከም ንረክብ ቃሉ ስለ ዝብለና።
❤❤❤ ዋው ሜሮነይ ጽቡቅ መልሲ ዕድመጥዕናን ሰላምን ፍቅር ኣምላክ ይባርከልና ❤❤❤።
Right or wrong my country first 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷👍👍💪🏾💪🏾🌺🙏👏
ንኤርትራ ተቃዋሚ ዝባሃል የብላን ፈሽካላት ባዓል ዕንኪልል
ኢሱ ያሆ...ቤላ አለኻ ዓርኩ👍🏽🇪🇷
እዚ ዝብሎ ዘሎ ንመንግስቲ ክብሎ ዝግባእ ንዓካ ይብለካ ሎ ሜሪ ፡ጸገም ዘለዎ ኮይኑ ይስመዓኒ ሸንኮለል የብለካሎ ሜሪ ደቀንስትዮ ከኣ ኣሳትፍ ዓርኩ፧?
@Dr.Wisdom for President: 🎉🎉🎉❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኤርትራዊ ኣብ ዕላሙዑ ዝጽንዕ፤ ኤርትራዊ ብኤርትራዉነቱን ብባንዴርኡን ዝኮርዕ፣ ኤርትራዊ፣ፈቃር፣ለዋህ፤ሓቀኛ፣ሓቦኛ፣ ኤርትራዊ ንዘክብሮ ዘክብር፤ ኤርትራዊ ንጽጉም ዝሕግዝ፣ ኤርትራዊ ጅግና፣ ኤርትራዊ በሊሕ ሰራሒ ቅያታት ድሰርሕ።👍👍 ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ን ህግደፍ ወይ ክንስዕሮም ኢና ወይ ክስዕሩና እዮም ስለዚ ምስ ለውጢ ዘይደልዩ ባራዩ ዝርርብ ዝብሃል የለን።
Xemam 😢😢😢😢
Emo wred meda abzi aykonen emni mdrbay kem zey kemaka menesey gbue eyu zgebir zelo
Kemzi kemaka barya hwahat lehasi meakor tegaru ab makel katiedrale knhankekum ena dehar lewti kemey kem zmexe nhzbna kenereyo ena wedi ጥግሪስ 😂😂
@@AfeAwgaro ኣብዚ ዘለኩም ባራዩ ንቅድም ክነጽረየኩም ኢና።
@@Love_you_mo ልዛይ ጮጋር ዕቡድ ከልቢ ንስካ ድኣ ዓዲ የብልካ ዓውዲ የብልካ ስደተኛ ንመን ክትሓቶ ኣንታ ባርያ።
❤❤❤ ዋው ኢማ ኣታ ሜሮን ክንደይ ሜሮናት ኢዮም ፈሪዮሙልና እልልልል።❤❤❤❤ ዋው ታዓወት ዕድመን ጥዕናን ሰላምን ፍቅርን ነታ ትፈትዉዎ ህዝብኩሙን ሃገርኩሙን ድማ ሓራን ቁሱኑን ከምቲ ትደልይዎ ክኮነልኩም ንኣምላክና ለይትን ማዓልትን ንልምንን ንኩሕኩሕን ክዋሃበናን ክክፈተልና ድማ ኢዩ ቃሉ ኢዩ ጥራሕ ብፍቅርን ብምክብባርን ዘተኩም ይቀጽል ኩሉ መንእሰይና ብሓሶትን ጥበራን ፈከራን ንዕቀትን ዘደንቆርዎ እንዳ ዲያብሎስ ኢሳያስ ንስኩም ድማ ሓቅን ፍቅርን ሕልናን ኒሒን ክዕጠቅ ትገብርዎ ስለዘለኩም መገዲ ዓወት ሒዝኩም ኣለኩም ቀጽልዎ ኣምላክ ምስ ሓቀኛ ይኩን።
ሜሮና ቭራቦ ኣጆካ ብታሚ ጽቡቅ ❤❤❤❤❤ ኣጆካትኩም ጽቡቅ ዘተ እዩ።
Meron eti kitsem o tdelyo slezeytezarebeka hirqanka tergfelu tigray keydom ztewagiuko ndhnet Eritrea yu hrqanka mqutsitsar sienka gidn ab hasabka keteetwo yeblkan. Halafi zkewumke adalikum dikum ? Seb kiswae kelo ztemahru bnay weyanie ajenda zgaazu tehznu.
ብዙሓት መንእሰያት ብፍላጥ ይኹን ብዘይፍላጥ፡ "ኣብ ኤርትራ ለውጢ ክህሉ ኣለዎ" ኣብ ዝብል ኣምር ብዙሕ ኮለል ክብሉን ክትንትኑን ይረኣዩ። ብመሰረቱ ህግ ኣብ ሜዳ ኸሎ ይኹን ብድሕሪ ናጽነት፡ ንህዝቢ ኤርትራ ለውጢ ንምምጻእ ይሰርሕ ከም ዘሎ ዝዘንግዑ ይመስሉ። እዛ "ለውጢ" ትብል ኣምር ብዙሓት ዝርድእዎ ኣይመስሉን። ገሊኦም ዕላማን ህሉው ኩነታት መንግስቲ ኤርትራውን ዝርድኦም ኣይመስሉን ኢዮም። ዋላዃ እዚ ዝገብርዎ ዘተ ሕማቕ እንተ ዘይኮነ፡ ክርድኦም ዘይክእል ግን ኣብዚ ኮይኖም ዝገብርዎ ፍታሕ ከም ዘየለ ኢዩ። ነቲ ከምኦም መንእሰይ ሃገሩ ዝከላኸልን ዘልምዕን ዘሎ ንረብሓኻ ክትብል ገዲፍካዮም ዝሃደምካ፡ እንተ ክኢልካ ነቲ ከይተሓለለ ዝሰርሕ ዘሎ ኣመስግኖን ኣድንቆን፡ እንተ ዘይኮይኑ ግዜኹም ኢኹም ተጥፍኡ ዘለኹም ትገብርዎ ለውጢ የለን። እዚ ክቡር ግዜኹም ኣብ ትምህርትን ኣብ ስራሕን ከተሕልፍዎ እንተ ትኽእሉ፡ ንነብስኹም ምማዕበልኩም ስድራኹምውን ምሓገዝኩም። ግዜኹም ኣብ ትርኪ ምርኪ ምዝራብ ተጥፍእዎ ምህላውኩም ዘሕዝን ኢዩ።
You guys bullshit you don’t know how to politics
I like ur comment 😂
ክብርታት ናይ ሃገሩ ዘይአምን ተቕቛዋማይ ዘይኮነስ ነጋዳይ ምስ ሕልኑኡ ዝተባአሰ እዩ
መን ኮንካ እካ ለውጢ ዶ ሽንጣር ትብል
😮😮😮😮 gisss. gnufti berger enbelaeki da hzbnake entay ybelie alo aytibln.
Barenet kife kihebekum lemani
Eritrea and Eritrea 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
መርሓባ፣ በርትዕ ኣጆኻ ቀጽሎ፣ ስሩዕኝ ጽፉፍን ኣቀራርባ ንኽህልዎ ጸኒዕካ ስራሕ። የቐንየልና።
ትግራዋይ ኮ ብዓል መትከለ እዩ ታይ እሉ ኣነ ኤረትራ እየ ዝበለ 🙏❤❤
መን ፈታሕትን ኣሰርትን ገርኩም ዩ ኣየ ጎይቶት RUclips 😂😂😂😂Ajoka Esuu 👍🇪🇷
ሜሮን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏🙏
Meri, am so proud of you for stating all in my mind. U are a friend to be with.
Pirsvo
Meron with out fact let them talk/ speak you and the liers going to pay some time in the future.
Antey aynta weday eyu meron hawey btaemi semrta❤❤❤❤
ክቡራት የሕዋት ጠንቂ ገዲፍኩም ብሳዕቤን ትዛረቡ አሎኩም እስኩም መንእሳያት ለዉጢ እንተእደለደዮ ኣብ ዓዱ እንከለኹም ዘይትቃልሱ ካብ አብ ስደት ኮንከየም ደናጉል ትውርውሩ ሰነፋት ምዃንኩም ካብ ዓዲ ወጺእኩም ደለይቲ ፍትሒ በሃልደቲ ኮንኩም ክትፋላሰፉ አይተጥፍኡ ጊዜኩም።
አነ ማለተይ አብ ስደት ካብ ሃለካ ዕድሜካ ብከንቱ ይሓልፍ ስለ ዘሎ ሰለስተ ምርጫ አሎካ እሳተን ድማ ቀለም ጸገብ ኩን ተማሃር ወይ ሰሪሕካ ሰሪሕካ ናብራኻ ግበር አይሕሸን እንተልካ ድማ ግዳም ሓደር ከይትኮውን እዚ ቃልሲ ኣብ ደገ ከንቱ ከምዝኾነነ የስምረልካ!!!!!!!
@@mohdberhan7122 ክላአ ትሩፍ ድህሪ ደጊም ሀራይ መምህርር ህግደፍ ሃማሰን አደይ አባ ቴንድሩላ አለኩም አቱም አዛብአ
ሜሮን ናይ ብሓቂ ብሉጽ መንእሰይ
እዋይ ሓወይ ኣንታ ሜሮን ንምንታይ ኢካ ክሳብ ክንድዚ ግዜ ህብካዮ
Kolel ayteblom yes or no🇪🇷🙏
ትዓዊት ኣይትዓወት አስካ ንኣብ ትኣወት ኣብን ትግረየ ትኣወት ኣይግድሰናንዩ. አዝወዲ ሓሳውይ ይፈረዱ.
Eseyas Intelligent ❤❤❤
ኤሱ ጅግና
መሬን ጹቡቅ ገርካ መልስ
ብጣዕሚ ተስፋ ዘለኩም መንእሰያት ኢኹም ቀጽልዎ፡ከምዚኣ ያ ታ መፍትሒ ናይ ኤርትራ፡ኮሪዐልኩም።ሜሪ ንፉዕ ቀጽሎ።
ምቾት ምስ ማይናስ ዝሰርሑዋ ድራማ ሃብትም ወይ ስድራይ መጺኦም ክወስድኒ ኢዮም ትብል። ተዛኻኽረካ፡ ናይ ሜሮን ሕቶ።
ስርዓት ይቀየር ማለት ነቲ ስርዓት ዘገልግሉ ይቀየሩማለት ኣይኮነን ! ይቀየር ዝበሃል ዘሎ ነዚ ብዘይ ንቡር ስርዓት ዝገዝእ ዘሎ ኣካል ብንቡር ስርዓት ይተካእ ማለትዩ ፡ካልእ ብጸጋም ይምጻእ ብየማን ህውተታዩ !
Meron Hawey Btaemi Nkuh menesy Eka,Kem hasab Gin Eziatom Mis Gorebet koynom Adom Ketfeu Zdelu eyom Ety Rejim Chenig Zbhal Ewin Ayfeltwomin eyom,Bhgin Bsratin Ktkawem Tkiel Eka Kolea Sebyti Endharemkan Endabasabeskan Aykonen mkuwam,Eziom Neta Adi Khamamusuwa Eyom zdelu
I like the show just do it my brother ❤❤❤❤❤❤❤❤❤that’s true gad blas you
መሪ ኣዚዩ ደስ ዝብል መደብ ምክልካል ጸታ ኣካል ፊቲሒ ገሪና ክንሰረሐሉ ኣለና
ሜሮን ብዙሕ ጊዜ ተስሕቀኒ እንዲካከም ሎመዓንቲ ግን አይሰሃቁን አወዲእካ 😂😂😂
Sebuk discussion❤❤❤
ሽም ይመርሕ ጥዋፍ ይበርህ ናይ ብሓቂ ጸማም ዲክታተር ዝኾነ ወዲ
አዞ አቶ አስያስ ኣፎርቂ ኢትዮጵያ አዩ. ኣይመርሓናንዩ.
ናይ ቀደም ደለይቲ ፍትሒ ኣፍልጦን ንቅሓትን ዘለዎም ኔሮም እዞም፡ናይ ሕጂ ግን ኣፍልጦኦም ድሩት እዩ በሃላይ እየ።
Bravo iwe Eritrea Adi sematat militi Eritrea Hager Arekbom Menisey Hagery bel kibret bhager iyu Adekan Hagerkan ❤🙏
🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
እዛ ሜሪ ሓወይ ትብል ቃል መታለሊት ቃል ኣጥፈኣያ ስኩፍ ሂግደፍ በልዎ ኣርባዕቴኹም
Kief aleku kexlwo kemzi elkum teqawamay ykun ms mengsti zelo ykun kulu giegatat endatewahahatna nzate adnikekum forsa meron ❤
ኢሰያስ 😂 ብሓቂ ኢሰያስ ሾንኮለል 😮ለውጢ ንደሊ ጥራሕ ልምዓት ዶ ገለዶክብሉ ሾንኮለል ኣቢልክሙና ይኣኽለና በቃ እዚ ፍታሕ ምስ ንሓመዱ ኣይትኸውንን እያ ወላ ከም ዘላቶ ትቐጽል ሜሮን ከማኻ ተበዚሖም 1ይ ተሳልፊ ኣለኹ ❤
ጀጋኑ ተስፋ ዘለኩም መንእሰያት ብዙሕ ጠጡዑሙ አይትሕሉ ዋላ ተተመነኹምኻአብ ጉዕዞ ዘሎ መሰናኽል ውሽጣዉን ግዳማውን አብ ግምት የእትዉዎ ንቕሐት ጽንዐ ተወፋይነት የድሊ ክትዛረበለ ቀሊል እዩ ተግባር ግን ካብ ጅግንነት ታሪኽ ተማሀሩ
Yes yes yes Frdi zeyeblu maeserti ❤❤❤
ንሃገሩ አሕሊፉ ንጸላኢ ዝህብ ኤርትራዊ አይኰነን.
Beravo wedi eri Esu
💙💙💙
ክሕደትኩም ከይኣክልሲ ብጀጋኑ ምስልይነት ጌርኩም ይቲብ ገንዘብ ክትእክቡ ቅሩብ ሕልና የብልኩምን ድዩ ዘይትሕብኡኸ
እሰያስ ሓቂ እናነገሮም ዘይሰምዑ ደገፍቲ😅😅
መንግሰተይ ህዝቢ ትግራይ የኸብር ኢዩ
አዚ ኬላ ሓሰው አዩ. ተምሃሮ ሓዲስ 270 ኣቢ ጅብሃ ተረሺኖም መንካ የምን ፋሉል ጅብሃ ji15ጂ 15 ኣበዩ ኣሎዉ ሕትኦም ቁዋም አዩ. ንጀብሃ ንሱዳን ሚስ ወያንው ደምስሶማ. አዝኣያ ባንስውርያና ኣበይ ኮዩኑ ክኣላ ሓሳውዩ ውዙወዲ ሓጽውዕ ሃገር ጎቦ ፍትሕ የለ ማሕረስ ስራሕ ሓፈር ኩካ ለማንት ኮዩነ አዚ ኣታ ባንዴራና 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜. ለውጡ ምስህግደፍ የሎን አቶ አስያስ ኣፎርቂ ኬለለዎ አትለዊት. ኣእልወጥንዩ. ግን ኣይትሓውሲ ሓሳዊ አዩ ኣበይ ክትዓሜኻ ሓሳዊ ቁዋም አጡ ዘድልየና ህግደፍ ከረውሮዊ ንትድፍ አንበር.2ኪሎሜተር 63 ሚልዮን ንዓመት ተኻርዮ ኑሕና 1000 ከነካር ንዓመት 63/000/000/000/000/00 dollar ኣታውና
I've to admit this was very interesting from start to finish. 😇😇😇🙏
ጠፈእኩም ሕጂ ካናተርኡ አወዑኡ 😂😂
ደሕጂ ፈርስካ ዘለካ ፉሩሱ ሃገር ህዝቢ ንርስቲ ይውጋኣላ ኣንስትክብሃል ኣሰምኣካን ባህልን ሕግን አንዳቦና ሓደና ኣድላምና ክስታንና. ቀዳመይ ትላኤና ወዲ አንበይተይ ኣዳነሺ አቶ አስያሱ ኣፍወርቂ ኢትዮጵያ አዩ.
🇪🇷🇪🇷❤️
ኢሰያስ ናይ ብሓቂ ንፉዕ
ሜሮን ዓቅምኻ ሕለም ኤርትራ ሰብ ኣለዋ ህዝብን መንግስቲን ሓይልታት ምክልኻልን ትራይ አዮም ዝውክልዋ ንስካን ዝከማካን ጸግዕኩም ሓዙ ኣይምልከተካን ኢዩ
ዋው ገለ ዓይነት መግለጺ
Thank u
ሜሪ ሓወይ ኣዉድኣመት በጊዕ ዝሓርድ ተሳኢኑ ወዲ ዝብሃል ኣዴታትና ባዕለን ሓሪደን ኣሕሊፈንኦ እዚ ኣብ ዓዲ ኣቤቶዩ ጸኒትና ኢና ሜረይ ነዞም ህግደፍ ኣብዚ ኣይተምጻዮም ተበኪሉዩ ርእሶም
ናይ ነብስኻ ሓሳብከ የብልካ፧ ሰብ ፈትዩዎ ኢልካ ትፈትዎ ሰብ ጸሊኡዎ ድማ ትጸልኦ መስኪናይ ተደንግጽ።
ክቡራት ደቀይ ዶ ክብለኩም ክቡራት ነኣሽቱ ኣሕዋተይ እቲ እሂን ምሂን ምባል ብጣዕሚ ጽቡቅ'ዩ እንተኾነ ግን ብዛዕባ ሃገር ዝምልከት ብዘይ ኣፍልጦ ክትማጎት ማለት ንክብረት ሃገር ምቅላል ንነብስካ ውን ምሕሳር ማለት'ዩ ስለዚ ቅድም ቀዳድም ቁጠባ ሃገር ኤርትራ ካብ 1992-1997ዓ.ም ብጣዕሚ ቁልጡፍ ናህሪ ዘለዎ ንላዕሊ ኣመዝጊቡ ነይሩካብ ድሕሪ 1999 ናይ ወያነ ወራር ክሳብ 2023 ዓ.ም ቁጠባ ኤርትራ ኣዚዩ ተዳኺሙ ዋላ ሓንቲ ገንዘብ ዘይብላ ሃገር ኮነትስለዚ ስለምንታይ ኤርትራ ብቁጠባ ኣዚያ ተዳኺማ ኣላ ኢልኩም ክትምርምሩ ፈትኑ ብድሕሪኡ ምስ ኣፍልጦ ትኻትዑ መልሲ ከኣ ትረኽቡ ንኣብነት እዚ ባንዴራ ኤርትራ ተሓንጊጡ ዘሎ እቲ ጠንቅታት ንሃገር ኤርትራ ከዳኽማ ዝኸኣለ ንከብርሃልካ ፈቲኑ ሜሮን ዝብሉኻ ግን ክትርድኦ ኣይከኣልካን ለውጢ ደሊና እንዳበልካ ብግልባጡ ትኾልፎ ኔርካ ስለዚ ቅድሚ ለውጢ ለውጢ የድልየና'ዩ ኢልኩም ትካትዑ ኮይኑም እቲ ካብ ወራር ወያነ ክሳብ እዛ ሕጂ እዋን ዘሎ ኣብ ዞባናን ኣብ ልዕሊ ሃገር ኤርትራን ከምኡ ውን ናይ መላእ ኣፍሪቃ ስለምንታይ ውግእ ወረ ውግእ እገዳ ወዲ እገዳ ጠሊኩም ክትፈልጡ ፈትኑ ብድሕሪኡ ትኻትዑ ኣዕዋፍ ሰፈር ከይሰረሓ እንቓቖሖ ኣይወልዳን እየን ሰፈረን ከይተሰርሔ ስጋዊ ርክብ ውን ኣየካይዳን እየን ስለዚ ቀዳማይ ዕማም ምስ ዓመምካ ክልተ እግርኻ ምስ ረገጽካ እቲ ተሪፉ ዘሎ ከኣ ቀስ ኢልካ ኣስተውዒልካ ትምልኦ
ኤርትራ ንልእልና ትግራይ ዝሰርሕ ሎቕማጽ ሃሱስ ጸላኢ እምበር ተቓዋሚ የብላን፡ሜሮን ፋራ
bravo Meron
Now we need regime chang
NEVER!!!!! LONG LIVE JIG’NA ISAYAS AFEWORKI!!!!!LONG LIVE ERITREA!!!!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽🕌⛪️
Bravo esu merahi wela hade aygebernan ente eilu bsenki etom yfethu tblom zelekan kemeomn eu
ናብ ጎረቤትካ ዘዘሊልካ እናተዋጋእካን ንህዝቢ ዓዲ ሃገር ኣቲኻ ዘይንቡርን ዘይግቡርን እናገበርካስ ሰላም ትደሊ ሰብ ጉዳመኛ ኢኻ።
ሜሮን ጽቡቅ ዘተ ኢዩ ግን ሓደ ክትፈልጦ ዘለካ ብዙሓት ጃጋኑ ኤረትራዊያን ናጽነት ዘመጹኡ ንኤረትራ ዕድሚኦም ዘሕለፋ ተኣሲሮም ዘለዉ ይፈትሑ ከምኡውን ኩሉ ኤረትራዊ ተኣሲሩ ዘሎ ይፈታሕ ጽቡክ ሓሳብ ኢዩ ግን ኣብዚ ክንፈልጦ ዘለና ኣብ ፖሎቲካ ነቲ ኣሚንካ ክትሰርሕ ጸኒሕካ ነቲ ስነ ሓሳብ ምስ ተከድዖ ዕጫካ ሞት ወይ ማእስርቲ ክከውን ግድን ኢዩ እንተ ከዲዕካ ከዳዕ ኢካ እዚ ዐይነቱ ጥራሕ ኢዩ ዝፈላለ ኣብ ኤረትራ በይና ፋሉይ ነገር ትገብር ኣላ ማለት አይኮነን በቲ ኮይኑ በቲ ግን ኢዚኦም ከቢድ እዋን ከቢድ መስዋእቲ ከፊሎም ናጽነት ዘምጽኡ ጀጋኑ ካብኡ ዝከብደ ውሕስቲ ልእልቲ ሃገር ክትፈጥር ገና ብሕጂ ከቢድ መስገድል ክህሉ ከም ዝክእል ኩሉ ኣፍልጦ ናይ ፖለቲካ ዘለዎ ይግንዘቦ ጥራሕ ዘይኮነ ማዐንጡኡ ሸጥ ኣቢሉ ሕድሪ ስውኣት ከም ዝገብር ኣንዳዕዲዑ ይፈልጥ ኢዩ ልክዕ ኢዩ ሰብ ሁዉክ ዝኮነ ምዕባለ ህንጸት ከሉ ነገር ከም ዝደሊ ሩዱእ ኢዩ እዚ ካኣ ማንም ኤረትራዊ ኣብ ሓጺር እዋን ክሪኦ ኢዩ ነዚ ሕጂ ናይ መጨረሻ ምዕራፍ በጺሑ ዘሎ ስኑ መኪቱ ምስ ዝምክት ኣብ ሞንጎ መንግስቱን ሰራዊቱን ህዝቡን ደው ምስ ዝብል ብዛዕባ ኡሱራት ገለ ወይ ካብ ኣታሓስባ ዉድብካ እንተ ዘንቢዒካ እታ ወድብ ካኣ ናይ ህዝቢ ሓላፍነት ስለ ዘለዋ እዚ ኩሉ ሰብ ክፈልጦ ዘለዎ ሓቂ ኢዩ ዋላ ወዲ ኣቦካ ኣዴካ ዘይከውን ጸረ ህዝብን መንግስትን ኣንፈት ዕላሙኡ እንተ ሲሒቱ ከከም ዐይነቱ ስጉምቲ ምውሳድ አይ ክተርፍን ኢዩ ሓንቲ ነገር ከዘካክረካ ሜሮን ቃልስና መሪርን ነዊሕን ኢዩ ፈቲና ጸሊእና ዐወት ናይ ኤረትራ ብህዝባዊ ግንባር ኢዩ ዝረጋገጽ ተዘይ ደከምካ ይሓይሽ ሜሪ
Aema bulux meneseyy❤❤❤❤❤❤
Anebsa hawey❤
ኣንታ እዚ ገና ገና ልምጽምጽ ዝብል ካራ እዩ ብሓርፋፍ መብረድ ከይደኸምካ ድኣ ስሓሎ ኣምላኽ ይሓግዝካ መሪ።
ጽቡቅ ጸኒሑስ ናብ ኤኮነሚ ኢሉ ባዕሉ ጠባሪ ምኳኑ ገሊጹ። ምክንያቱ እቲ ዝጸንሔ ትካላት ዘፍረሰ ምሕደራስ ስቅ ኢልካ ኮለል ግደፍ ኢስያስ።ነዞም ኩሎም ትነቅፎም ዘለካ መናእሰያት ኤርትራ ምስ ሃገሮሙን ሰራዊቶምን ታሪኮሙን ዘባኣሶም እቲ ትውድሶ ዘለካ ጨፍላቂ ስርዓት ኢዩ ነዚኩሉ ውድቀት ኣምጺኢሉ።ኣቦታትና ተቃሊሶም ኣብ ባዶ ከብዶም ኢዮም ንዓና ክጥዕመና ተቃሊሶም ክትብልስ ሕልና ኣለካ ድዩ ።እምባኣር እዞም መናእሰይ ኤርትራ ኣቦታቱ ተሰዊኦም ዘምጽኡሉ ሃገሩ ክጭፍለቁን ክባረሩን ራኢኦም ክጽልምትን ክድንቁሩን ሕድሕዶም እንዳተባልዑ ክነብሩ ኣይኮነን ተቃሊሱ ህዝቢ ኤርትራ በጃኩም ዓጀውጀው ይኣክል። ሕሶትን ጥበራን ጥልመትን ዘንገሰ ዲያብሎሳዊ ስርዓት ዝበልካ ተበልካ ዝኣምነካ የለን ምክንያቱ እቲ ጭፍለቃ ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ ዘተግብሮ ዘሎ ፎ ፎ ፎ ሓሶትን ጥበራን ጥልመትን ኣደንቂርካ ምግዛእ ይኣክል ኮለል።
ባዕላቶም እዮም ተጋሩ እሎሙና 😂😂
መሮን ወደይ እዚ ናትካ መደብ ይከታተሎ እየ ብጣዕሚ ለባም ደላይ ፍትሒ ኢኻ። በቶም ንከይርድኦም ዝምሓሉውን ክቐርቡ ምግባርካ ብጣዕሚ ሓያል ሰብ ኢኻ፡ እንተኾነ ካብ ትዕዝብቲታተይ ዳርጋ እዛ ኩላ ደላይ ፍትሒ መንእሰይ ህግደፍያ ኔራ ግን ናይ ምምዝዛን ዓቕምታት ስለዘለዋ እያ ንህግደፍ ፎእ ክትብሎ ክኢላ ዘላ። ክሳብ ሕጂ ፈቲንካ ኢኻ ካብ ሕጂ ንኔው ግን ነዚኣቶም ምዕዳም ይትረፍካ ጊዜኻ ካብምብኻን ሓሊፎም ዘንህዩዎ ነገር የሎን ክቕየሩ እዮም ኢልካውን ዘይሕሰብዩ ምስቲ ዋንኦም ክጉሓፉ ጥራዩ ዘለዎም። ንሕና ንሃገርናን ንህዝብናን ንብል100% ንሳቶም ድማ ሃገር ጥራይ ይብሉ 50% (ብዓል ንዓይ ይጥዓመኒ)።
❤❤❤❤
ደቂ ኤረ አዴኹም ሰበይትኹ ም ሐውኹም ዱሙኹም ከልቦኹም ጠቕሊልኩም ተሰዲድኩም መን ለውጢ ፍትሒ ከምጻአልኩም ወያነ ለባማት ተበለጽቲ አብ ስደት እናልቀስኩም ንበሩ
Esu zibahal wedi hager gedifu wexiaus shaebia yikewn all
ሃገራውነት ማለት ን dictator ኢሳያስ ምድጋፍ ማለት ኣይኮነን:ሃገራውነት ማለት:ናይ ህዝብን ሃገርን ቀዳምነት ሓላፍነት ወሲዱ ዝሰርሕ ማለት ዩ:እዚ ወዲ ግን ዝበሰለ ኣይኮነን:በትሪ ከኣ የውጽእ ኔሩ:ዝገርም ዩ ምስ ከምዚ ዓነት ሰብ video ሰሪሕካ ክትዝርግሕ::ስለዚ ህዝብኻ ኣይኮነን ብሰላም ክነብር:ኣብ ዓዱ ምስ ሞተ መቓብር ዩ ዘይፍቀዶ:ስለዚ ባንደራ ዘንድዱ ትብል:ባንደራ ኣይኮነን ሰብ እንዳ ነደደ ኣይተዛረብካን:ስለዚ ለብም ቁሩብ::
eway halewlew
ኤማ ኣድኒቀካ ብሓባር ጎቦዛት ብዘይካ እዚ ብደረቱ ዝሓስብ
ኪድ ሰብአይ ኩን ቅዋም ትከለላ ነታ 29:19 ሀገር
ሜሮን ፈቲና ዲና ኣብ ኪናት ኣቲና ከምዚ ዘለካዮ ሃገር ትክሕድ ኣለካ
🙏🙏🙏
ብራቮ ኢሱ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣይፍትሑን እዮም ፍለጥ እንታይ ከምዝግበሩ ፈልጡ ኣሎ
ሜሪ ሓወይ ነዚ ሓሳዊ በጃካ ካልእ ዘይብሉ ንክልተና እስከ ኣራክበና ብፍላይ እዛ ናይ ገማህሎ ዝበላ ልዕለይ ዝፈልጣ እንተ ኮይኑ እመነኒ ኣብኡ ዝዋዓለ እንተ ዝከውን ከምዚ ክብል ፈጺመ ኢየ ዘይጽበዮ ግን በጃካ ብውሽጢ ርከበኒ ተልውፎነይ ክህበካ
❤
Ya ya u correct
ሜሮን ለባም ፈትሐዊ ኢካ ማሃሮም ጽቡቅ ግርካ ንዚድሁል ኢሲ ኣራጽሞ
እንታደኻ ኣፍሊጡካ ብዛዕባ 32 ዓመት ሜሮን ንሙኻኑ ክንደይ ዕድሜኻ ፈትሻ ነብስኻ
تسلموشباب
Temesgen amlak bezi ena zibhal zeynkeyid mukana
ኢሳያስ ኣብ ውሽጢ ኢሳያስ ኣብ ደገ ዓባይ ዘረባ እያ። ኣብ ዘበን ውብ ዝጸመመስ ውበ ክብል ይነብር ኮይኑና ናይዞም ባራዩ ነገር።
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Kkkkkkkkk Nay behki mari shekor❤❤
❤❤❤❤ ዋው ሳይሞን ቡሉጽ መልሲ❤❤❤❤ ሜሮናት በዚሖም ተመስገን ኣምላክ ጽቡቅ ዘተ ኣጆኩም ብምክብባር ዘተ ቀጽልዎ ብሓይሊ ኣምላክ ክንዕወት ኢና ዓማጺ ዊኢሉ ሓዲሩ ብኣምካክ ከከም ተግባርና ፍድና ከም ንረክብ ቃሉ ስለ ዝብለና።
❤❤❤ ዋው ሜሮነይ ጽቡቅ መልሲ ዕድመጥዕናን ሰላምን ፍቅር ኣምላክ ይባርከልና ❤❤❤።
Right or wrong my country first 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷👍👍💪🏾💪🏾🌺🙏👏
ንኤርትራ ተቃዋሚ ዝባሃል የብላን ፈሽካላት ባዓል ዕንኪልል
ኢሱ ያሆ...ቤላ አለኻ ዓርኩ👍🏽🇪🇷
እዚ ዝብሎ ዘሎ ንመንግስቲ ክብሎ ዝግባእ ንዓካ ይብለካ ሎ ሜሪ ፡ጸገም ዘለዎ ኮይኑ ይስመዓኒ ሸንኮለል የብለካሎ ሜሪ
ደቀንስትዮ ከኣ ኣሳትፍ ዓርኩ፧?
@Dr.Wisdom for President: 🎉🎉🎉❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኤርትራዊ ኣብ ዕላሙዑ ዝጽንዕ፤ ኤርትራዊ ብኤርትራዉነቱን ብባንዴርኡን ዝኮርዕ፣ ኤርትራዊ፣ፈቃር፣ለዋህ፤ሓቀኛ፣ሓቦኛ፣ ኤርትራዊ ንዘክብሮ ዘክብር፤ ኤርትራዊ ንጽጉም ዝሕግዝ፣ ኤርትራዊ ጅግና፣ ኤርትራዊ በሊሕ ሰራሒ ቅያታት ድሰርሕ።👍👍 ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ን ህግደፍ ወይ ክንስዕሮም ኢና ወይ ክስዕሩና እዮም ስለዚ ምስ ለውጢ ዘይደልዩ ባራዩ ዝርርብ ዝብሃል የለን።
Xemam 😢😢😢😢
Emo wred meda abzi aykonen emni mdrbay kem zey kemaka menesey gbue eyu zgebir zelo
Kemzi kemaka barya hwahat lehasi meakor tegaru ab makel katiedrale knhankekum ena dehar lewti kemey kem zmexe nhzbna kenereyo ena wedi ጥግሪስ 😂😂
@@AfeAwgaro ኣብዚ ዘለኩም ባራዩ ንቅድም ክነጽረየኩም ኢና።
@@Love_you_mo ልዛይ ጮጋር ዕቡድ ከልቢ ንስካ ድኣ ዓዲ የብልካ ዓውዲ የብልካ ስደተኛ ንመን ክትሓቶ ኣንታ ባርያ።
❤❤❤ ዋው ኢማ ኣታ ሜሮን ክንደይ ሜሮናት ኢዮም ፈሪዮሙልና እልልልል።❤❤❤❤ ዋው ታዓወት ዕድመን ጥዕናን ሰላምን ፍቅርን ነታ ትፈትዉዎ ህዝብኩሙን ሃገርኩሙን ድማ ሓራን ቁሱኑን ከምቲ ትደልይዎ ክኮነልኩም ንኣምላክና ለይትን ማዓልትን ንልምንን ንኩሕኩሕን ክዋሃበናን ክክፈተልና ድማ ኢዩ ቃሉ ኢዩ ጥራሕ ብፍቅርን ብምክብባርን ዘተኩም ይቀጽል ኩሉ መንእሰይና ብሓሶትን ጥበራን ፈከራን ንዕቀትን ዘደንቆርዎ እንዳ ዲያብሎስ ኢሳያስ ንስኩም ድማ ሓቅን ፍቅርን ሕልናን ኒሒን ክዕጠቅ ትገብርዎ ስለዘለኩም መገዲ ዓወት ሒዝኩም ኣለኩም ቀጽልዎ ኣምላክ ምስ ሓቀኛ ይኩን።
ሜሮና ቭራቦ ኣጆካ ብታሚ ጽቡቅ ❤❤❤❤❤ ኣጆካትኩም ጽቡቅ ዘተ እዩ።
Meron eti kitsem o tdelyo slezeytezarebeka hirqanka tergfelu tigray keydom ztewagiuko ndhnet Eritrea yu hrqanka mqutsitsar sienka gidn ab hasabka keteetwo yeblkan. Halafi zkewumke adalikum dikum ? Seb kiswae kelo ztemahru bnay weyanie ajenda zgaazu tehznu.
ብዙሓት መንእሰያት ብፍላጥ ይኹን ብዘይፍላጥ፡ "ኣብ ኤርትራ ለውጢ ክህሉ ኣለዎ" ኣብ ዝብል ኣምር ብዙሕ ኮለል ክብሉን ክትንትኑን ይረኣዩ። ብመሰረቱ ህግ ኣብ ሜዳ ኸሎ ይኹን ብድሕሪ ናጽነት፡ ንህዝቢ ኤርትራ ለውጢ ንምምጻእ ይሰርሕ ከም ዘሎ ዝዘንግዑ ይመስሉ። እዛ "ለውጢ" ትብል ኣምር ብዙሓት ዝርድእዎ ኣይመስሉን። ገሊኦም ዕላማን ህሉው ኩነታት መንግስቲ ኤርትራውን ዝርድኦም ኣይመስሉን ኢዮም። ዋላዃ እዚ ዝገብርዎ ዘተ ሕማቕ እንተ ዘይኮነ፡ ክርድኦም ዘይክእል ግን ኣብዚ ኮይኖም ዝገብርዎ ፍታሕ ከም ዘየለ ኢዩ። ነቲ ከምኦም መንእሰይ ሃገሩ ዝከላኸልን ዘልምዕን ዘሎ ንረብሓኻ ክትብል ገዲፍካዮም ዝሃደምካ፡ እንተ ክኢልካ ነቲ ከይተሓለለ ዝሰርሕ ዘሎ ኣመስግኖን ኣድንቆን፡ እንተ ዘይኮይኑ ግዜኹም ኢኹም ተጥፍኡ ዘለኹም ትገብርዎ ለውጢ የለን። እዚ ክቡር ግዜኹም ኣብ ትምህርትን ኣብ ስራሕን ከተሕልፍዎ እንተ ትኽእሉ፡ ንነብስኹም ምማዕበልኩም ስድራኹምውን ምሓገዝኩም። ግዜኹም ኣብ ትርኪ ምርኪ ምዝራብ ተጥፍእዎ ምህላውኩም ዘሕዝን ኢዩ።
You guys bullshit you don’t know how to politics
I like ur comment 😂
ክብርታት ናይ ሃገሩ ዘይአምን ተቕቛዋማይ ዘይኮነስ ነጋዳይ ምስ ሕልኑኡ ዝተባአሰ እዩ
መን ኮንካ እካ ለውጢ ዶ ሽንጣር ትብል
😮😮😮😮 gisss. gnufti berger enbelaeki da hzbnake entay ybelie alo aytibln.
Barenet kife kihebekum lemani
Eritrea and Eritrea 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
መርሓባ፣ በርትዕ ኣጆኻ ቀጽሎ፣ ስሩዕኝ ጽፉፍን ኣቀራርባ ንኽህልዎ ጸኒዕካ ስራሕ። የቐንየልና።
ትግራዋይ ኮ ብዓል መትከለ እዩ ታይ እሉ ኣነ ኤረትራ እየ ዝበለ 🙏❤❤
መን ፈታሕትን ኣሰርትን ገርኩም ዩ ኣየ ጎይቶት RUclips 😂😂😂😂
Ajoka Esuu 👍🇪🇷
ሜሮን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏🙏
Meri, am so proud of you for stating all in my mind. U are a friend to be with.
Pirsvo
Meron with out fact let them talk/ speak you and the liers going to pay some time in the future.
Antey aynta weday eyu meron hawey btaemi semrta❤❤❤❤
ክቡራት የሕዋት ጠንቂ ገዲፍኩም ብሳዕቤን ትዛረቡ አሎኩም እስኩም መንእሳያት ለዉጢ እንተእደለደዮ ኣብ ዓዱ እንከለኹም ዘይትቃልሱ ካብ አብ ስደት ኮንከየም ደናጉል ትውርውሩ ሰነፋት ምዃንኩም ካብ ዓዲ ወጺእኩም ደለይቲ ፍትሒ በሃልደቲ ኮንኩም ክትፋላሰፉ አይተጥፍኡ ጊዜኩም።
አነ ማለተይ አብ ስደት ካብ ሃለካ ዕድሜካ ብከንቱ ይሓልፍ ስለ ዘሎ ሰለስተ ምርጫ አሎካ እሳተን ድማ ቀለም ጸገብ ኩን ተማሃር ወይ ሰሪሕካ ሰሪሕካ ናብራኻ ግበር አይሕሸን እንተልካ ድማ ግዳም ሓደር ከይትኮውን እዚ ቃልሲ ኣብ ደገ ከንቱ ከምዝኾነነ የስምረልካ!!!!!!!
@@mohdberhan7122 ክላአ ትሩፍ ድህሪ ደጊም ሀራይ መምህርር ህግደፍ ሃማሰን አደይ አባ ቴንድሩላ አለኩም አቱም አዛብአ
ሜሮን ናይ ብሓቂ ብሉጽ መንእሰይ
እዋይ ሓወይ ኣንታ ሜሮን ንምንታይ ኢካ ክሳብ ክንድዚ ግዜ ህብካዮ
Kolel ayteblom yes or no🇪🇷🙏
ትዓዊት ኣይትዓወት አስካ ንኣብ ትኣወት ኣብን ትግረየ ትኣወት ኣይግድሰናንዩ. አዝወዲ ሓሳውይ ይፈረዱ.
Eseyas Intelligent ❤❤❤
ኤሱ ጅግና
መሬን ጹቡቅ ገርካ መልስ
ብጣዕሚ ተስፋ ዘለኩም መንእሰያት ኢኹም ቀጽልዎ፡ከምዚኣ ያ ታ መፍትሒ ናይ ኤርትራ፡ኮሪዐልኩም።ሜሪ ንፉዕ ቀጽሎ።
ምቾት ምስ ማይናስ ዝሰርሑዋ ድራማ ሃብትም ወይ ስድራይ መጺኦም ክወስድኒ ኢዮም ትብል። ተዛኻኽረካ፡ ናይ ሜሮን ሕቶ።
ስርዓት ይቀየር ማለት ነቲ ስርዓት ዘገልግሉ ይቀየሩማለት ኣይኮነን ! ይቀየር ዝበሃል ዘሎ ነዚ ብዘይ ንቡር ስርዓት ዝገዝእ ዘሎ ኣካል ብንቡር ስርዓት ይተካእ ማለትዩ ፡ካልእ ብጸጋም ይምጻእ ብየማን ህውተታዩ !
Meron Hawey Btaemi Nkuh menesy Eka,Kem hasab Gin Eziatom Mis Gorebet koynom Adom Ketfeu Zdelu eyom Ety Rejim Chenig Zbhal Ewin Ayfeltwomin eyom,Bhgin Bsratin Ktkawem Tkiel Eka Kolea Sebyti Endharemkan Endabasabeskan Aykonen mkuwam,Eziom Neta Adi Khamamusuwa Eyom zdelu
I like the show just do it my brother ❤❤❤❤❤❤❤❤❤that’s true gad blas you
መሪ ኣዚዩ ደስ ዝብል መደብ ምክልካል ጸታ ኣካል ፊቲሒ ገሪና ክንሰረሐሉ ኣለና
ሜሮን ብዙሕ ጊዜ ተስሕቀኒ እንዲካ
ከም ሎመዓንቲ ግን አይሰሃቁን አወዲእካ 😂😂😂
Sebuk discussion❤❤❤
ሽም ይመርሕ ጥዋፍ ይበርህ ናይ ብሓቂ ጸማም ዲክታተር ዝኾነ ወዲ
አዞ አቶ አስያስ ኣፎርቂ ኢትዮጵያ አዩ. ኣይመርሓናንዩ.
ናይ ቀደም ደለይቲ ፍትሒ ኣፍልጦን ንቅሓትን ዘለዎም ኔሮም እዞም፡ናይ ሕጂ ግን ኣፍልጦኦም ድሩት እዩ በሃላይ እየ።
Bravo iwe Eritrea Adi sematat militi Eritrea Hager Arekbom Menisey Hagery bel kibret bhager iyu Adekan Hagerkan ❤🙏
🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
እዛ ሜሪ ሓወይ ትብል ቃል መታለሊት ቃል ኣጥፈኣያ ስኩፍ ሂግደፍ በልዎ ኣርባዕቴኹም
Kief aleku kexlwo kemzi elkum teqawamay ykun ms mengsti zelo ykun kulu giegatat endatewahahatna nzate adnikekum forsa meron ❤
ኢሰያስ 😂 ብሓቂ ኢሰያስ ሾንኮለል 😮
ለውጢ ንደሊ ጥራሕ ልምዓት ዶ ገለዶ
ክብሉ ሾንኮለል ኣቢልክሙና ይኣኽለና በቃ እዚ ፍታሕ ምስ ንሓመዱ ኣይትኸውንን እያ ወላ ከም ዘላቶ ትቐጽል ሜሮን ከማኻ ተበዚሖም 1ይ ተሳልፊ ኣለኹ ❤
ጀጋኑ ተስፋ ዘለኩም መንእሰያት ብዙሕ ጠጡዑሙ አይትሕሉ ዋላ ተተመነኹምኻአብ ጉዕዞ ዘሎ መሰናኽል ውሽጣዉን ግዳማውን አብ ግምት የእትዉዎ ንቕሐት ጽንዐ ተወፋይነት የድሊ ክትዛረበለ ቀሊል እዩ ተግባር ግን ካብ ጅግንነት ታሪኽ ተማሀሩ
Yes yes yes Frdi zeyeblu maeserti ❤❤❤
ንሃገሩ አሕሊፉ ንጸላኢ ዝህብ ኤርትራዊ አይኰነን.
Beravo wedi eri Esu
💙💙💙
ክሕደትኩም ከይኣክልሲ ብጀጋኑ ምስልይነት ጌርኩም ይቲብ ገንዘብ ክትእክቡ ቅሩብ ሕልና የብልኩምን ድዩ ዘይትሕብኡኸ
እሰያስ ሓቂ እናነገሮም ዘይሰምዑ ደገፍቲ😅😅
መንግሰተይ ህዝቢ ትግራይ የኸብር ኢዩ
አዚ ኬላ ሓሰው አዩ. ተምሃሮ ሓዲስ 270 ኣቢ ጅብሃ ተረሺኖም መንካ የምን ፋሉል ጅብሃ ji15ጂ 15 ኣበዩ ኣሎዉ ሕትኦም ቁዋም አዩ. ንጀብሃ ንሱዳን ሚስ ወያንው ደምስሶማ. አዝኣያ ባንስውርያና ኣበይ ኮዩኑ ክኣላ ሓሳውዩ ውዙወዲ ሓጽውዕ ሃገር ጎቦ ፍትሕ የለ ማሕረስ ስራሕ ሓፈር ኩካ ለማንት ኮዩነ አዚ ኣታ ባንዴራና 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜. ለውጡ ምስህግደፍ የሎን አቶ አስያስ ኣፎርቂ ኬለለዎ አትለዊት. ኣእልወጥንዩ. ግን ኣይትሓውሲ ሓሳዊ አዩ ኣበይ ክትዓሜኻ ሓሳዊ ቁዋም አጡ ዘድልየና ህግደፍ ከረውሮዊ ንትድፍ አንበር.2ኪሎሜተር 63 ሚልዮን ንዓመት ተኻርዮ ኑሕና 1000 ከነካር ንዓመት 63/000/000/000/000/00 dollar ኣታውና
I've to admit this was very interesting from start to finish. 😇😇😇🙏
ጠፈእኩም ሕጂ ካናተርኡ አወዑኡ 😂😂
ደሕጂ ፈርስካ ዘለካ ፉሩሱ ሃገር ህዝቢ ንርስቲ ይውጋኣላ ኣንስትክብሃል ኣሰምኣካን ባህልን ሕግን አንዳቦና ሓደና ኣድላምና ክስታንና. ቀዳመይ ትላኤና ወዲ አንበይተይ ኣዳነሺ አቶ አስያሱ ኣፍወርቂ ኢትዮጵያ አዩ.
🇪🇷🇪🇷❤️
ኢሰያስ ናይ ብሓቂ ንፉዕ
ሜሮን ዓቅምኻ ሕለም ኤርትራ ሰብ ኣለዋ ህዝብን መንግስቲን ሓይልታት ምክልኻልን ትራይ አዮም ዝውክልዋ ንስካን ዝከማካን ጸግዕኩም ሓዙ ኣይምልከተካን ኢዩ
ዋው ገለ ዓይነት መግለጺ
Thank u
ሜሪ ሓወይ ኣዉድኣመት በጊዕ ዝሓርድ ተሳኢኑ ወዲ ዝብሃል ኣዴታትና ባዕለን ሓሪደን ኣሕሊፈንኦ እዚ ኣብ ዓዲ ኣቤቶዩ ጸኒትና ኢና ሜረይ ነዞም ህግደፍ ኣብዚ ኣይተምጻዮም ተበኪሉዩ ርእሶም
ናይ ነብስኻ ሓሳብከ የብልካ፧ ሰብ ፈትዩዎ ኢልካ ትፈትዎ ሰብ ጸሊኡዎ ድማ ትጸልኦ መስኪናይ ተደንግጽ።
ክቡራት ደቀይ ዶ ክብለኩም ክቡራት ነኣሽቱ ኣሕዋተይ እቲ እሂን ምሂን ምባል ብጣዕሚ ጽቡቅ'ዩ እንተኾነ ግን ብዛዕባ ሃገር ዝምልከት ብዘይ ኣፍልጦ ክትማጎት ማለት ንክብረት ሃገር ምቅላል ንነብስካ ውን ምሕሳር ማለት'ዩ
ስለዚ ቅድም ቀዳድም ቁጠባ ሃገር ኤርትራ ካብ 1992-1997ዓ.ም ብጣዕሚ ቁልጡፍ ናህሪ ዘለዎ ንላዕሊ ኣመዝጊቡ ነይሩ
ካብ ድሕሪ 1999 ናይ ወያነ ወራር ክሳብ 2023 ዓ.ም ቁጠባ ኤርትራ ኣዚዩ ተዳኺሙ ዋላ ሓንቲ ገንዘብ ዘይብላ ሃገር ኮነት
ስለዚ ስለምንታይ ኤርትራ ብቁጠባ ኣዚያ ተዳኺማ ኣላ ኢልኩም ክትምርምሩ ፈትኑ ብድሕሪኡ ምስ ኣፍልጦ ትኻትዑ መልሲ ከኣ ትረኽቡ ንኣብነት እዚ ባንዴራ ኤርትራ ተሓንጊጡ ዘሎ እቲ ጠንቅታት ንሃገር ኤርትራ ከዳኽማ ዝኸኣለ ንከብርሃልካ ፈቲኑ ሜሮን ዝብሉኻ ግን ክትርድኦ ኣይከኣልካን ለውጢ ደሊና እንዳበልካ ብግልባጡ ትኾልፎ ኔርካ
ስለዚ ቅድሚ ለውጢ ለውጢ የድልየና'ዩ ኢልኩም ትካትዑ ኮይኑም እቲ ካብ ወራር ወያነ ክሳብ እዛ ሕጂ እዋን ዘሎ ኣብ ዞባናን ኣብ ልዕሊ ሃገር ኤርትራን ከምኡ ውን ናይ መላእ ኣፍሪቃ ስለምንታይ ውግእ ወረ ውግእ እገዳ ወዲ እገዳ ጠሊኩም ክትፈልጡ ፈትኑ ብድሕሪኡ ትኻትዑ
ኣዕዋፍ ሰፈር ከይሰረሓ እንቓቖሖ
ኣይወልዳን እየን
ሰፈረን ከይተሰርሔ ስጋዊ ርክብ ውን ኣየካይዳን እየን
ስለዚ ቀዳማይ ዕማም ምስ ዓመምካ ክልተ እግርኻ ምስ ረገጽካ እቲ ተሪፉ ዘሎ ከኣ ቀስ ኢልካ ኣስተውዒልካ ትምልኦ
ኤርትራ ንልእልና ትግራይ ዝሰርሕ ሎቕማጽ ሃሱስ ጸላኢ እምበር ተቓዋሚ የብላን፡ሜሮን ፋራ
bravo Meron
Now we need regime chang
NEVER!!!!!
LONG LIVE JIG’NA ISAYAS AFEWORKI!!!!!
LONG LIVE ERITREA!!!!!
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽🕌⛪️
Bravo esu merahi wela hade aygebernan ente eilu bsenki etom yfethu tblom zelekan kemeomn eu
ናብ ጎረቤትካ ዘዘሊልካ እናተዋጋእካን ንህዝቢ ዓዲ ሃገር ኣቲኻ ዘይንቡርን ዘይግቡርን እናገበርካስ ሰላም ትደሊ ሰብ ጉዳመኛ ኢኻ።
ሜሮን ጽቡቅ ዘተ ኢዩ ግን ሓደ ክትፈልጦ ዘለካ ብዙሓት ጃጋኑ ኤረትራዊያን ናጽነት ዘመጹኡ ንኤረትራ ዕድሚኦም ዘሕለፋ ተኣሲሮም ዘለዉ ይፈትሑ ከምኡውን ኩሉ ኤረትራዊ ተኣሲሩ ዘሎ ይፈታሕ ጽቡክ ሓሳብ ኢዩ ግን ኣብዚ ክንፈልጦ ዘለና ኣብ ፖሎቲካ ነቲ ኣሚንካ ክትሰርሕ ጸኒሕካ ነቲ ስነ ሓሳብ ምስ ተከድዖ ዕጫካ ሞት ወይ ማእስርቲ ክከውን ግድን ኢዩ እንተ ከዲዕካ ከዳዕ ኢካ እዚ ዐይነቱ ጥራሕ ኢዩ ዝፈላለ ኣብ ኤረትራ በይና ፋሉይ ነገር ትገብር ኣላ ማለት አይኮነን በቲ ኮይኑ በቲ ግን ኢዚኦም ከቢድ እዋን ከቢድ መስዋእቲ ከፊሎም ናጽነት ዘምጽኡ ጀጋኑ ካብኡ ዝከብደ ውሕስቲ ልእልቲ ሃገር ክትፈጥር ገና ብሕጂ ከቢድ መስገድል ክህሉ ከም ዝክእል ኩሉ ኣፍልጦ ናይ ፖለቲካ ዘለዎ ይግንዘቦ ጥራሕ ዘይኮነ ማዐንጡኡ ሸጥ ኣቢሉ ሕድሪ ስውኣት ከም ዝገብር ኣንዳዕዲዑ ይፈልጥ ኢዩ ልክዕ ኢዩ ሰብ ሁዉክ ዝኮነ ምዕባለ ህንጸት ከሉ ነገር ከም ዝደሊ ሩዱእ ኢዩ እዚ ካኣ ማንም ኤረትራዊ ኣብ ሓጺር እዋን ክሪኦ ኢዩ ነዚ ሕጂ ናይ መጨረሻ ምዕራፍ በጺሑ ዘሎ ስኑ መኪቱ ምስ ዝምክት ኣብ ሞንጎ መንግስቱን ሰራዊቱን ህዝቡን ደው ምስ ዝብል ብዛዕባ ኡሱራት ገለ ወይ ካብ ኣታሓስባ ዉድብካ እንተ ዘንቢዒካ እታ ወድብ ካኣ ናይ ህዝቢ ሓላፍነት ስለ ዘለዋ እዚ ኩሉ ሰብ ክፈልጦ ዘለዎ ሓቂ ኢዩ ዋላ ወዲ ኣቦካ ኣዴካ ዘይከውን ጸረ ህዝብን መንግስትን ኣንፈት ዕላሙኡ እንተ ሲሒቱ ከከም ዐይነቱ ስጉምቲ ምውሳድ አይ ክተርፍን ኢዩ ሓንቲ ነገር ከዘካክረካ ሜሮን ቃልስና መሪርን ነዊሕን ኢዩ ፈቲና ጸሊእና ዐወት ናይ ኤረትራ ብህዝባዊ ግንባር ኢዩ ዝረጋገጽ ተዘይ ደከምካ ይሓይሽ ሜሪ
Aema bulux meneseyy❤❤❤❤❤❤
Anebsa hawey❤
ኣንታ እዚ ገና ገና ልምጽምጽ ዝብል ካራ እዩ ብሓርፋፍ መብረድ ከይደኸምካ ድኣ ስሓሎ ኣምላኽ ይሓግዝካ መሪ።
ጽቡቅ ጸኒሑስ ናብ ኤኮነሚ ኢሉ ባዕሉ ጠባሪ ምኳኑ ገሊጹ። ምክንያቱ እቲ ዝጸንሔ ትካላት ዘፍረሰ ምሕደራስ ስቅ ኢልካ ኮለል ግደፍ ኢስያስ።
ነዞም ኩሎም ትነቅፎም ዘለካ መናእሰያት ኤርትራ ምስ ሃገሮሙን ሰራዊቶምን ታሪኮሙን ዘባኣሶም እቲ ትውድሶ ዘለካ ጨፍላቂ ስርዓት ኢዩ ነዚኩሉ ውድቀት ኣምጺኢሉ።
ኣቦታትና ተቃሊሶም ኣብ ባዶ ከብዶም ኢዮም ንዓና ክጥዕመና ተቃሊሶም ክትብልስ ሕልና ኣለካ ድዩ ።እምባኣር እዞም መናእሰይ ኤርትራ ኣቦታቱ ተሰዊኦም ዘምጽኡሉ ሃገሩ ክጭፍለቁን ክባረሩን ራኢኦም ክጽልምትን ክድንቁሩን ሕድሕዶም እንዳተባልዑ ክነብሩ ኣይኮነን ተቃሊሱ ህዝቢ ኤርትራ በጃኩም ዓጀውጀው ይኣክል። ሕሶትን ጥበራን ጥልመትን ዘንገሰ ዲያብሎሳዊ ስርዓት ዝበልካ ተበልካ ዝኣምነካ የለን ምክንያቱ እቲ ጭፍለቃ ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ ዘተግብሮ ዘሎ ፎ ፎ ፎ ሓሶትን ጥበራን ጥልመትን ኣደንቂርካ ምግዛእ ይኣክል ኮለል።
ባዕላቶም እዮም ተጋሩ እሎሙና 😂😂
መሮን ወደይ እዚ ናትካ መደብ ይከታተሎ እየ ብጣዕሚ ለባም ደላይ ፍትሒ ኢኻ። በቶም ንከይርድኦም ዝምሓሉውን ክቐርቡ ምግባርካ ብጣዕሚ ሓያል ሰብ ኢኻ፡ እንተኾነ ካብ ትዕዝብቲታተይ ዳርጋ እዛ ኩላ ደላይ ፍትሒ መንእሰይ ህግደፍያ ኔራ ግን ናይ ምምዝዛን ዓቕምታት ስለዘለዋ እያ ንህግደፍ ፎእ ክትብሎ ክኢላ ዘላ። ክሳብ ሕጂ ፈቲንካ ኢኻ ካብ ሕጂ ንኔው ግን ነዚኣቶም ምዕዳም ይትረፍካ ጊዜኻ ካብምብኻን ሓሊፎም ዘንህዩዎ ነገር የሎን ክቕየሩ እዮም ኢልካውን ዘይሕሰብዩ ምስቲ ዋንኦም ክጉሓፉ ጥራዩ ዘለዎም። ንሕና ንሃገርናን ንህዝብናን ንብል100% ንሳቶም ድማ ሃገር ጥራይ ይብሉ 50% (ብዓል ንዓይ ይጥዓመኒ)።
❤❤❤❤
ደቂ ኤረ አዴኹም ሰበይትኹ ም ሐውኹም ዱሙኹም ከልቦኹም ጠቕሊልኩም ተሰዲድኩም መን ለውጢ ፍትሒ ከምጻአልኩም ወያነ ለባማት ተበለጽቲ አብ ስደት እናልቀስኩም ንበሩ
Esu zibahal wedi hager gedifu wexiaus shaebia yikewn all
ሃገራውነት ማለት ን dictator ኢሳያስ ምድጋፍ ማለት ኣይኮነን:ሃገራውነት ማለት:ናይ ህዝብን ሃገርን ቀዳምነት ሓላፍነት ወሲዱ ዝሰርሕ ማለት ዩ:እዚ ወዲ ግን ዝበሰለ ኣይኮነን:በትሪ ከኣ የውጽእ ኔሩ:ዝገርም ዩ ምስ ከምዚ ዓነት ሰብ video ሰሪሕካ ክትዝርግሕ::
ስለዚ ህዝብኻ ኣይኮነን ብሰላም ክነብር:ኣብ ዓዱ ምስ ሞተ መቓብር ዩ ዘይፍቀዶ:ስለዚ ባንደራ ዘንድዱ ትብል:ባንደራ ኣይኮነን ሰብ እንዳ ነደደ ኣይተዛረብካን:ስለዚ ለብም ቁሩብ::