ድሙቕ ፅብል መኽፈቲ መድረኽ ወፍሪ እምቢታ ህዝቢ ኣስገደ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 8 янв 2025

Комментарии • 103

  • @ChvnNc
    @ChvnNc 2 дня назад +7

    ደቂ ጀግና ደቂ ወይን ምስ ሕዋሓት ንዕወት❤❤❤❤

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 2 дня назад +6

    ❤💛❤💛❤❤💛❤እንቢ ንመጉዛእቲ ትግራይ አይተገዚአትን ብባንዳታት

    • @ejigayehumisgina5471
      @ejigayehumisgina5471 2 дня назад

      እምቢ ንባንዳ ፤ እምቢ ንመግዛእቲ ። ፍፁም ኣይንግዛእን ትግራውያን ኢና

  • @wgtfelafl6367
    @wgtfelafl6367 2 дня назад +4

    የዒስ ደቂ ህወሓትን ደቂ ህዝብን ዕድመን ጥዕና የሃብኩም።

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 2 дня назад +5

    ትግራይ ብጨፊታ አይትግዛእን እንቢ አይንበርኪከን እንቢ ንከሐዲቲ እንቢ ንፈላለይቲ ትግራይ እንቢ ንሂዚቢ ትግራይ ዚከፊፉሉ❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛

  • @ejigayehumisgina5471
    @ejigayehumisgina5471 2 дня назад +2

    ኣምላኽ ፅላል ይኲንካ ህዝበይ

  • @hageretigray-m5c
    @hageretigray-m5c 2 дня назад +6

    ጀጋኑ ደቂ ጀጋኑ ብጣዕሚ ደስ
    ዝብል ኢዩ

  • @AlemTigray-pc8yv
    @AlemTigray-pc8yv 2 дня назад +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ጀጋኑ

  • @TsigeHailu-v6s
    @TsigeHailu-v6s 2 дня назад +7

    ኩቡሩታ ወለድና ጀጋኑ ኣጀኹም ማዕንጣ ሽጥ እያ ክትስዕሩ እኩም 💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @aksum-b9b
    @aksum-b9b 2 дня назад +5

    አጆኩም ክሀልፍ ኢዩ ዲቂቀ ትግራይ። ማዕበል ህዝቢ ትግራይ ይቅጽል አንጻር መስልነታት ከሀዲቲ

  • @AlemeAleme-l2l
    @AlemeAleme-l2l 2 дня назад +3

    ❤❤❤🎉ይበል ወናም ህዝቢ

  • @SelamHadgi
    @SelamHadgi 2 дня назад +3

    ኣሰይ ጅግና ደቂ ጅግና ሰላም ናህዝብ ትግራይ❤❤❤

  • @hageretigray-m5c
    @hageretigray-m5c 2 дня назад +6

    ብባንደራ ዝማዕረገ ፕሮግራም ደስ ዝብል ብጣዕሚ !!!!!!

  • @Dsaerty-hi9cc
    @Dsaerty-hi9cc 2 дня назад +4

    ጀጋኑ በርቱዑ ክደይ ዘይሓለፍና ክሰግሮ ኢና 🫶🫶🫶🫶🫶🌹🌹🌹🌹🌹✊️✊️✊️✊️✊️✊️✊️✊️✊️✊️✊️💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 2 дня назад +2

    ሕራነ እዩ ናይ ወያናይ መግለፂ እዙይ እዩ።

  • @abebekesete
    @abebekesete 2 дня назад +4

    ይበል ኣስገደ ዓደይ ዓዲ ጀጋኑ ካብ መትከሎም ፈለኽ ዘይብሉ መሰረት ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 2 дня назад +3

    ጀጋኑ አሲገደ ጺንቢሊ እንቢ ንምሊኪ እንቢ ንመግዛእቱ ንዚጨፊጨፈና ንቢልፂግና እንቢ ንጌታቸው ረዳ እንቢ ንፃዲቃን ንከሐዲቲ ትግራይን ንተን ዉሪዚያት ማጀተን ጋህጉኤን ዚቀለባ አዶታት ትግራይ ትግራይ ብተጋሩ እንበር ብብልፂግና እንቢ ትግራዊይ❤💛💛❤💛❤💛👌👌👌👌👌👌👌

  • @nigussebitew7507
    @nigussebitew7507 2 дня назад +3

    ወያናይ ዓርሞሸሽ!!

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay3534 2 дня назад +2

    ዓወት ንህዝቢ ትግራይን: መሪሕ ውድቡ ህ.ወ.ሓ.ት.ን:
    ዓወት ንዉጹዓት: ውድቀት ክኣ ንዓመጽትን ጠላማትን:
    God bless!
    Thank you.

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom3242 2 дня назад +2

    God bless my people

  • @GebreGere-s2y
    @GebreGere-s2y 2 дня назад

    wow ብዕራይ ናብ ዘበለ የብል ዕርፊ ምጽናዕ
    ከዳዕ ንከብዱ ጅግና ንህዝቡ ።
    ኣንጻር ከዳዕን ባንዳታት ሕጊ እንተዝወጽእ ጽብቅ ነይሩ ዝተነፈሐ ይታሓጎም ህ ወ ሓ ት ❤❤❤❤❤❤

  • @netsanettdf9263
    @netsanettdf9263 2 дня назад +3

    ህዝበይ ❤️ሰላምኻ ይመልሰልኻ ፈጣሪ ❤️🙏

  • @ብርሃንንሂዝበይ
    @ብርሃንንሂዝበይ 2 дня назад +1

    Merry Christmas 🎅 my pp long life tebareku

  • @KahasuTrunh
    @KahasuTrunh 2 дня назад +2

    ኣሰይ❤❤❤❤ጀጋኑ

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 2 дня назад +2

    ወየናይ ትግራይ እዙይ እዩ አልልም ጀጋኑ ናይ አራት ኪሎ ትካቦ ዘይብሉ ንፁህ ወዲ ትግራይ አዱን ህዝቡን አኽሊፉ ዘይህብ።

  • @genetkebede3379
    @genetkebede3379 2 дня назад +3

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
    ጀግና ሕዝብ በጣም ወአቹዋሉ

  • @wgtfelafl6367
    @wgtfelafl6367 2 дня назад +1

    ህዝቢ ዘዕሰለ ይዕወት።

  • @freybare5825
    @freybare5825 2 дня назад +1

    I will be standing up with TPLF❤

  • @צגהדומוזה
    @צגהדומוזה 2 дня назад +1

    🙌🙌🙌🙏🙏🙏

  • @AbadiGebremedhin-pu9tv
    @AbadiGebremedhin-pu9tv 2 дня назад +6

    ትግራይ ግን ሃገር ኢልኩም አዉጁ

  • @negistieteklue5971
    @negistieteklue5971 2 дня назад +3

    Be strong and keep it going to be will be ❤and god bless everybody in those innocent people who are suffering

  • @SelamawitTsegaye
    @SelamawitTsegaye 2 дня назад +2

    ❤❤❤❤🎉❤🎉❤🎉

  • @bu12-_
    @bu12-_ День назад +1

    ወይ ንዴት አቱም ቡኻሩ ፀረ ህዝቢ ትግራይ ህወሓትን ኲሉዂም ሕማቅ ትፅሕፍ ዘለዂም ታይ አቅንአኲም ህዝቢ ትግራይ አብ ዓዱ ድላዩ ተገበረ ኪዱ ተደመሩ ንፈልጠኲም ኢና ጊዜ ዓሪባትዂም እያ

  • @Ademrose90
    @Ademrose90 2 дня назад +3

    Tigraians will staying until end of world life God bless tigraians mother's forever ❤️ ♥️ 💖 💙 💛 💗

  • @aatsedemekebeb2494
    @aatsedemekebeb2494 2 дня назад +1

    Proud pupel ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @مهديابراهيم-ر7ط
    @مهديابراهيم-ر7ط 2 дня назад +2

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉ጥዑም ፋል

  • @Ademrose90
    @Ademrose90 2 дня назад +3

    Marry Christmas to people of tigrai and to woyen media staff members ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🫡🫡🫡🫡🫡🫡🫡🫡🫡🫡🫡🫡Tigraians, TPLF and TDF FOREVER

  • @berheTezera
    @berheTezera 2 дня назад +3

    ኣጀኹም ጀጋኑና ክስገር እዩ ዘይስገር የለን መስመር ሕወሓት,ይስዕር

  • @MimiMimi-kg8cb
    @MimiMimi-kg8cb 2 дня назад +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AliTadesse-p1i
    @AliTadesse-p1i 2 дня назад +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @aronyonas7563
    @aronyonas7563 2 дня назад +3

    The King of TIGGER TIGRIYANS TPLF❤ The King of TIGGER TIGRIYANS TDF❤ Absolutely regardless tough Genius faster fighter in the world our GENERALS CORINAYALS long live state TIGGER TIGRIYANS TIGRAY❤❤❤ ብቅልፅምና ብስሬና

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom3242 2 дня назад +1

    I love Tigrai flags

  • @tirhaswelu
    @tirhaswelu 2 дня назад +2

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @destagebrehiwot4556
    @destagebrehiwot4556 2 дня назад +3

    ❤❤❤👍👍👍❤❤❤

  • @JeHww
    @JeHww 2 дня назад +1

    💚💚💚💚💚💚💚💚💚
    💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛
    ❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️

  • @zefengorhawaria8526
    @zefengorhawaria8526 2 дня назад +2

    ❤❤❤❤

  • @loyalbelieve6954
    @loyalbelieve6954 2 дня назад +1

    Jeganu

  • @AlemtshayFenta
    @AlemtshayFenta 2 дня назад +1

    One Tigry!❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ftsumbrhanalemngus9052
    @ftsumbrhanalemngus9052 2 дня назад +2

    Ajokam ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤jegnay ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤viva ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @YaredGebremaryam-x6n
    @YaredGebremaryam-x6n 2 дня назад +2

    🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @amanielgebrerufael
    @amanielgebrerufael 2 дня назад +1

    ዝገርም መድረኽ ኣታ ኣብዚ ተረኺብካስ ሲስ ዶ ኣይትብልን

  • @NatiMan-ng5sy
    @NatiMan-ng5sy 2 дня назад +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @צגהדומוזה
    @צגהדומוזה 2 дня назад

    💪💪💪💪👏👏👏👏👏

  • @bfbf2127
    @bfbf2127 2 дня назад +1

    ❤❤❤❤💪💪💪💪💪❤❤❤❤

  • @almasteshala1691
    @almasteshala1691 2 дня назад

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @צגהדומוזה
    @צגהדומוזה 2 дня назад

    🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @AliTadesse-p1i
    @AliTadesse-p1i 2 дня назад +1

    💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @MikiMaico-u5b
    @MikiMaico-u5b 2 дня назад

    ሕዋሓትንቅድሚት

  • @hailumeles2432
    @hailumeles2432 2 дня назад

    🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 2 дня назад +2

    No abyi

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 2 дня назад +1

    ❤❤❤❤❤no

  • @Honest-d8u
    @Honest-d8u 2 дня назад

    😍😍😍😍😍🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @teklaynega7935
    @teklaynega7935 2 дня назад +1

    ይሕሽ ካብ ናይ ሽዋ አጎብዳዲ ካብ ትኮውን ሞት አይተርፍን

  • @bu12-_
    @bu12-_ День назад +1

    ታሪኻን ውሕስነትካን ህወሓትን ሰራዊትውን እምበር ካሎእ ዘይተፈተነ ዓለቅቲ ምምፃ ክሊእ ዓለቅቲ ካብ ዓብይ ፍሸሸት ዝገደዱ መፂኦም ድራሸካ ከይትጠፍእ ህዝቢ ትግራይ አይትተዓሸው አሰተውዔል ድማ እኮ እቶም ውድባት ሓሻክር ምዕራባዊያንና ብልፅግና ሻዕብያ ቂመኛታት እዬም ብሸምካ ዝሸቅጡ ቢዝነሰ ጌሮም ሒዘም አለው አነ ዝገረመኒ ናይ ጀቤዩ አመፃፅእኡ ናይ ዪኤንዲፒ ገንዘብ ምሰ ፃድቃን ክካፈል ክዘረግ መፂኡ ናይ ማኖም ድዩም ብዝጃጅዉ ሰባት ክምራሕ ህዝቢ ትግራይ ኢልኲም ትሓሰቡ ንዕቀትዩ አረ እዞም ደቂ 75 ጒድ ረኽብና ፆዕረ ምትዂም የቃፅልኲ

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 2 дня назад

    ሓሪንካን ተፀናንኢሃ ሓድነትካ አጥቢካ እዩ መሬትካን አድሃን ተምልሲ ድንበር ንብ ዝቀጥቀጠካ ተለማሚፅካ ዋላ ተገዚእኻ እንካንዶ አዲ ክተምልስስ ክብርታትካውን ተግፍፍ ኢሃ ህዝቢ ትግራይ ሓድነትካ አፅንእ ከም ቀደምካ።

  • @MichaelAbMr
    @MichaelAbMr 2 дня назад

    ናይ ብሓቂ ግን እዚ አብ ትግራይ ዘሎ አፈላላይ ንህዝቢ ትግራይ ንምጥቃም ክባሃል ድዩ ?

  • @WoldeM-jf9yc
    @WoldeM-jf9yc 2 дня назад

    Irgiman! When people starved the SERAQI TPLF is forcing people to dance. What a crime is it?

  • @MashoFikire
    @MashoFikire 2 дня назад

    ሳብስክራይበ ግበሩለይ ተጋሩዋይ

  • @WoldeM-jf9yc
    @WoldeM-jf9yc 2 дня назад

    Is there any reason to dance?

  • @amenehaileselasse3963
    @amenehaileselasse3963 2 дня назад

    እቲ ህዝቢ ኣይትኣክቡ እበለ ዘፈራር፣ሕ ዝበረ ፀጥትትታ ደኣ ኣብ ኣስገደ የለን ድዩ?

  • @HadushGeremedhin
    @HadushGeremedhin 2 дня назад

    ብጭፈራ ዓዲ ክቀነዕ መንእሰይ ሓንሽሽኩምዎ ከም ቆሎ

  • @dawiteliffe9027
    @dawiteliffe9027 2 дня назад

    እዚ ዓለቕቲ ማለሊት ህውሓት ወያነን ፍንጫል መሰንገል ህውሓት ግዝያዊ ምምሕዳር መንግስቲ ትግራይ መራሕትን ደገፍቶምን ደመኛ ጸላኢ ህዝቢ ትግራይ ምዃኑ ህዝቢ ትግራይ ዛጊት ኣብዚ ሰዓት ነቲ ኣብ ልዕሊኡ ወሪድዎ ዘሎ ሕሰምን መከራን ጠንቂ መን ምዃኑ ዘይፈልጥ እንተ ድኣ ኮይኑ ፡ ኣብ እዕሊኡ ወሪዱዎ ዘሎ ሕሰም ዘይቕንጠጥ ጾር ኮይኑ ክቕጽል ባዕሉ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ልዕሊኡ ነዚ ሕሰም ንክቕጽል ከምፍቃድ ይቑጸር።

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 2 дня назад +1

    ህዝብን ግዝአትን አሀጊርኩም አይትሳስዑ ህዝባዊ ዋዕላ ቃልስኹም ከይሳዕሳዕኹም ክተካይዱ ይካአል እኮ እዩ

    • @AlemkaHSay-t9d
      @AlemkaHSay-t9d 2 дня назад +2

      ዝጸነሐ ባህልና እዩ መኽፈቲ መድረኽ መጥቀሚ ጰለቲካ አይትግበሩዎ

    • @asmelashtesfay5931
      @asmelashtesfay5931 2 дня назад

      @ መድረኽ ግድን ድዩ ብደርፍን ሳዕስዒትን ክኽፈት?

    • @AlemkaHSay-t9d
      @AlemkaHSay-t9d 2 дня назад

      @@asmelashtesfay5931 ከምታ መእበያኻ ሕሰባ ከምአያ

    • @netsanettdf9263
      @netsanettdf9263 2 дня назад

      ​@@asmelashtesfay5931ታይ ኣፍሊጡካ እዩ ህዝብና ኣብ ርእሱ ኣድኒኑ ክነብር ድዩ ድላይኹም

  • @ፀሊምሓድጊ
    @ፀሊምሓድጊ День назад

    ህዝቢ ፎቖዶ ዳሳት ተደብርዩ ሓሳረ መከራ ኣብዝርእየሉ ቆራዲድ ህወሓት ገዛ ዓፅዮም ይሰራሰሩ። ቀደሙውን ነቲ ህዝቢ ናብዚ መከራ ዘእተወ መሓዉር ብታሕጓስ ክሰራሰር እምበር ንህዝቢ ክሓሊ ዘበት እዩ።

  • @MichaelAbMr
    @MichaelAbMr 2 дня назад

    ካብ ከብድኹም ህዝብኹም እንተቀዲምኩም
    በብትኽእልዎ ንህዝቢ ዝጠቅም ስራሕ ዘይትሰርሑ
    ሓቂ ንምዝራብ ቅድድም አይድልን ይብሉ ወለዲ

    • @netsanettdf9263
      @netsanettdf9263 2 дня назад

      እሞ ነዞም ጎተትኻ ከምኡ ዘይትብሎም ህዝቢ ንክከፋፈል እናሰርሑ ዝውዕሉ ዘለው 🤔

    • @MichaelAbMr
      @MichaelAbMr 2 дня назад

      አነ ከምዚ ካማኻ /ኺ ጎይታ ወረኛ
      ዘይብለይ

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 2 дня назад

    ATA. NAYE. MENETAYE. GOYELA. EYU. KURUBE. AYETEHAFERUNE. WERETE. WEREDETE. TEWAREDEKUME. SHAME.

  • @tsegayeberhane5627
    @tsegayeberhane5627 2 дня назад

    ፉንፉናት ጉጅለ ስብሓት

    • @abebekesete
      @abebekesete 2 дня назад

      ደነዝ ንብዓትካ ወድእ ከምኣ ያ ዘላ እታ ባይታ ረመጽ እኒ ቮድካቸው

    • @AyalewAlemu-m5y
      @AyalewAlemu-m5y 2 дня назад

      ድርባይ ሃተላ እንታይ ትፈልጦ አሎ

    • @tsegayeberhane5627
      @tsegayeberhane5627 2 дня назад

      @@abebekesete ዕስለ ኣዛብእ ን30ዓመታት ተጎጂልኪም ዝሰተኹምዎ ደም ህዝቢ ትግራይ ምርዋይ ኣብዩኩም

  • @tesfamariamgerzgher5277
    @tesfamariamgerzgher5277 2 дня назад

    👍👍👍🤝🤝🤝

  • @fthi3585
    @fthi3585 2 дня назад

    🙏🙏🙏👍♥️

  • @coystemam4171
    @coystemam4171 День назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @צגהדומוזה
    @צגהדומוזה 2 дня назад

    ❤❤❤❤❤

  • @teklaymekonen2461
    @teklaymekonen2461 День назад

    ❤❤❤❤❤❤❤