ሰላማዊ ሰልፊ ያኣክል ንምንታይ ክቃዎምዎ ጀሚሮም? 1/14/2024

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 29 янв 2025

Комментарии • 23

  • @esaiasberhane6756
    @esaiasberhane6756 14 дней назад +5

    Thank you our brother.

  • @hibamariam-cb3zc
    @hibamariam-cb3zc 14 дней назад +3

    ብጣዕሚ ኢና ነሕዝን ብሓቂ ኣበይ እና መዓዝ እዩ ተጀሚሩ መንፈሳዊ በዓል ብደርፍን ሳዕሲዕትን ዝኽበር መን እዩ 'ኸ ክሰምዐና ግፍዒ መሲሉ ተራእዩኒ ህዝብና ኣብ ስደት፣ ጥሜት፣መከራን ሞትን እናሃለወ ምርኣይ ድዩ ምሕሳብ ተሳኢኑና አረ ንመለስ🤔😭💔

  • @mizaanberhane4002
    @mizaanberhane4002 14 дней назад

    ትግራይ በል ክትድረር
    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @zewdiredaey2696
    @zewdiredaey2696 14 дней назад +3

    I stand with the people of Tigray and Tigray.

  • @fthi3585
    @fthi3585 14 дней назад +2

    ❤❤❤❤❤👍👍👍💯%

  • @semirberhe7592
    @semirberhe7592 14 дней назад +2

    TIGRAY TSIER ❤️💛

  • @Hmm-c8v
    @Hmm-c8v 14 дней назад +1

    ናብ ልብና ንመለስ በጃኹም ደርፊ ዳንኬራ ህዝብና ናተሳቀየስ 😢😢😢🙏🙏🙏🙏✝️✝️

  • @kindeyaberhe
    @kindeyaberhe 13 дней назад

    T.O:-
    ያኣክል ንምንታይ
    ያኣክልX . . .ይኣክል
    ያX . . ይ

  • @TsigeHailu-v6s
    @TsigeHailu-v6s 14 дней назад +1

    🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤💪💪💪💪💪🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @eyobghebrehiwet310
    @eyobghebrehiwet310 15 дней назад +2

    ንቅፍተኣ. አብኣር. ጐብርትይ. ጽብቅ. ክኣምጽኡ. አይክሎን.. ኤዮም. ክምዛቶም. ስባት.አክልባት. ኤዮም. ክንብሖኡ. ኤዮም 🙏

    • @kindeyaberhe
      @kindeyaberhe 13 дней назад

      ብምንታይ ቋንቋ እዩ እዚ ርኢቶ ፅሒፍካዮ?????????????

  • @tekiaegebremichaelhantal3158
    @tekiaegebremichaelhantal3158 14 дней назад +2

    ንምንታይ ኣብ ሃይማኖት ደርፊ ኣድለየ

  • @girmayyohannes2828
    @girmayyohannes2828 14 дней назад +1

    The so_ called GSTS should bring to the atention of the Int. Community about the suffering of IDP.

  • @kindeyaberhe
    @kindeyaberhe 13 дней назад

    eyob:-
    ቅድሚ ምፅሓፍ ፣ ክእለት ምፅሓፍ ክህልወካ ግበር።

  • @TigrayChannel-j2k
    @TigrayChannel-j2k 14 дней назад

    ❤️❤️❤️❤️❤️💛❤️❤️❤️❤️❤️💊💊💊💪✊💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @kindeyaberhe
    @kindeyaberhe 13 дней назад

    hibamariam:-
    "ኣበይ እና መዓዝ " ዝብል ፅሑፍ ጌጋ ይመሥለኒ
    ኣበይ እና መዓዝ X . . . ኣበይን መዓዝን

  • @teberehyehala7729
    @teberehyehala7729 13 дней назад

    1/14/2025

  • @hailegebrielgiday7620
    @hailegebrielgiday7620 15 дней назад +1

    ዘፀአት አብ fesbook ዘስፈሮ ፅሁፍ አምፅካ ምዝራብ
    ሓደ ኑዑ አፍልጦ ምሃብን ፅሁፉ ሙጉዋህ እዩ
    ካልአይ ከፃሊይ ከምዚይ አይነት ንህዝቢ መደናገሪቲ ዘበሉ ፅሁፋት ንክፅህፍ ምብርትታ እዩ, እዚ ሰብ 'ዚ ናይ facbook ሃርበኛ እምበር ናይ ሙያ ሃርበኛ አይኮነን, ብተደጋጋሚ ከአ አብ ትግራይ ኦንላይን ሃሳቡ ይቀርብ' ዩ ከም ተራ ሰብ እዩ ክረአ ዘሎዎ, ተራ ስለዝኮነን ንትግራት ኦንላይን እዉን ዘይምጥን ዝለዝኮነ, ብዝተርፈ የቅንየለይ🙏

  • @HT-hg8fl
    @HT-hg8fl 14 дней назад

    ቴሌቭዥን ትግራይ ነቲ ናይ ቤተክርስትያን ናይ ቅዳሴ ስነ ስርዓት እዩ ከመሓላልፍ እዩ ዝግበኦ : እዚ ሃይማኖታዊ ንግደት እምበር ኮንሰርት ኣይኮነን :: ነት ሃይማኖታዊ ክብሩ ምብላል እዩ ዝከውን ::

  • @mizaanberhane4002
    @mizaanberhane4002 14 дней назад

    Desye Ashenafi ደርጊ ወዲ ደርጊ ኢዮ ንዘርኢ መንዘሩ አምሓራይነቱ ኢዩ ዝሟጎት ዘሎ, ዝገርመና ዘሎ ናይቶም ሙሑራት ኢና ዝብሉ ንኸብዶም ኢሎም ህዝቦም ዝኻሓዱ ተጋሩ ኢዩ.

    • @kindeyaberhe
      @kindeyaberhe 13 дней назад

      እዮX . . .እዩ
      ሙሑራትX . . ምሁራት