Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
Kalehiwet yasemalin
ጥሩ
ሰላም ሓወይ ከመይ ትኾኑ፡ ብትሰዶ ብጣዕሚ ሕጉሳት ኢና፡ ናይ ዋዜማ ራሄል እንተኾይኑ፥ናይ ዕጣነ ሞገር ከ እንታይ ኢልኩም ትምርሃሩ፡ምስናይ ይቅሬታ።
ሰላም ክቡር ኃወይ፡ ክብረት ይሃበልና። ናይ ዕጣነ ሞገር እግዚአብሔር ጸውዓ እዩ።ደንጉየ ስለ ዝመለስኩ ይቕሬታ ከይረኣኽዎ ስለ ዝጸናሕኩ እየ።
@@Teqwamemahitot ክቡር መምህር ሰላም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን። ናይ ዘይእዜን ዕጣነ ሞጐርን ፈጠራ ኣቋቋም ተተኻኢሉ እባ ስደዱልና ምስ ብዙሕ ይቕረታ።
@@mergetadawitteklebrhan1859 ሰላምኩም ይብዛኅ ክቡር ኃው መርጌታ ዳዊት፣ ይቕሬታ ነዚ ተመሊኡ ዘሎ ድምጺ ብምስማዕ፣ እዛ ቻነል ናይ መምህር ሳሙኤል ወይ ድማ ናይ ሓደ መምህር መሲላትኩም ይመስለኒ። ኣብዚ ቻነል ተጻዒኑ ዘሎ ቪድዮታት ካብ ዝተፈላለዩ መምህራንን ኣብ ዝተፈላለየ ቦታታትን ዝተመልአ ኮይኑ፣ ንኸምዚ ኸማይ ጀመርቲ ገለ መምሃሪ እንተኾነ ተባሂሉ ዝተጻዕነ ደኣ'ምበር ምስ ዝኾነ መምህር ርክብ ከምዘይብሉ ክሕብር እፈቱ።
Kalehiwet yasemalin
ጥሩ
ሰላም ሓወይ ከመይ ትኾኑ፡ ብትሰዶ ብጣዕሚ ሕጉሳት ኢና፡ ናይ ዋዜማ ራሄል እንተኾይኑ፥ናይ ዕጣነ ሞገር ከ እንታይ ኢልኩም ትምርሃሩ፡ምስናይ ይቅሬታ።
ሰላም ክቡር ኃወይ፡ ክብረት ይሃበልና። ናይ ዕጣነ ሞገር እግዚአብሔር ጸውዓ እዩ።
ደንጉየ ስለ ዝመለስኩ ይቕሬታ ከይረኣኽዎ ስለ ዝጸናሕኩ እየ።
@@Teqwamemahitot
ክቡር መምህር ሰላም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን።
ናይ ዘይእዜን ዕጣነ ሞጐርን ፈጠራ ኣቋቋም ተተኻኢሉ እባ ስደዱልና ምስ ብዙሕ ይቕረታ።