SAMI SHIKOR - "ቆጸራ ህዝቢ ኮነ ኢልካ እዩ ዘይንገር፡ ህግደፍ ከኣ ናይ ትግርኛን ናይ ክሪስትያንን እዩ" ሲዒድ ተወከል

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 27 янв 2025

Комментарии •

  • @goduraosman1494
    @goduraosman1494 18 дней назад +1

    👍😍😍😍😍

  • @tedy-s9d
    @tedy-s9d 18 дней назад

    Waw seid really brilliant well said. That's factual

  • @muluezerezgi4747
    @muluezerezgi4747 17 дней назад

    ብዓፋር ይኹን ብትግረ ዝቖማ ኣሃዱታት ኮነ ኢልካ ንትግራይ ኣትየን ህዝቢ ክቐትላ ተጌረን የን። ትግረ ወይ ዓፋር ግን ጽልኢ ተጋሩ ከምኡ ጌርዎም ክንብል ኣይንኽእልን።

  • @luwamtedros6548
    @luwamtedros6548 17 дней назад

    ሳሚ ክገርመካ ኣብ ኣገልግሎት ከለና አተን 98% ትግርኛ ነርና ንክንጣየስ ከኣ ክንደይ መክራ እሕሊፍና አተን ኣሕዋትና ኣስላም ግን ፓስፖርት ክውጽኣ ናብ ምምሕዳር ክከዳ ከለዋ ብዘይ ዝኮነ ሽግር የፍቁዱለን ኣነ ኣገልግሎት ከርተት ኢለ መወዳአቱ ተጣይሰ ንክወጽአ ፓስፖርቲ ምስ ሓተትኹ ከምብሓድሽ ን ገርገራ ውርዲ ቅድም ትባሂለ ወሪደ ኸምብሓድሽ ምስ ዕቁር ሰራዊት ተዓሊመ ። ነተን ኣስላም የሕዋትና ግን ብዘይ ዝኮነ መኻልፍ ይፍቀደን ኔሩ። ኣብ ሳዋ ከለኹ ሓንቲ ኻብ ቢሄረ ዓፍርን ሓንቲ ከኣ ኹናማ ኣብ ሙሉአ ጋንታ ዝትረፍና ብሄረ ትግርኛ ኢና

  • @EmbayeGrebrat
    @EmbayeGrebrat 18 дней назад +1

    ወንጮ!
    ዝከበርኩም ጫውጫውታ ቲክቶክካውያን፡ ናይ ስነጥበዊ ዋርሳይ ወዲ ትካቦ፡ ናብ ኣምሰላዊት ዋልታ ሃገር ምምጻእ፡ ወንጮ እንተገልበጥካዮ ወንጮ ኢዩ ብሃልቲ፡ እንታይ ክብሃል ይከኣል ይሕዋት😃
    🤝❤🕊

  • @AbdellaThawil
    @AbdellaThawil 18 дней назад

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @negasiasefha5731
    @negasiasefha5731 18 дней назад +2

    Sami nizi tewegari timen amuche yibil nsika arebe tibil xelim areb hibey

  • @hadastesfazghi7774
    @hadastesfazghi7774 18 дней назад

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @TesfaiGhebreyesus-z8u
    @TesfaiGhebreyesus-z8u 14 дней назад

    ሓሶት ስዒድ ኣብ ቆጸራ ህዝቢ 2005 ህዝቢ ዞባ ደቡብ 1ሚልዮን ፈርቃን ኔሩ ፍርቂ ህዝቢ ኤርትራ ድማ ኔሩ ኣይትሓሱ ኣብቲ ቆጸራ ኔርና ኢና

  • @TesfaiGhebreyesus-z8u
    @TesfaiGhebreyesus-z8u 14 дней назад

    ዝበዝሕ ህዝቢ ትግርኛ ነቲ ጆኖሳይድ ኮኒንዎ ኢዩ ንስኩም ህዝቢ ሙስሊም ግን ኣብ ጎኒ ኢሰይያስ ኮይንኩም ንጽንተት ህዝቢ ትግራይ ደጊፍኩም ሕጂ ድማ ተገልቢጥኩም ክርስትያን ትገዝኡና ኣለኹም ትብሉ ኣየ ንስኩም መትከል ኣልቦ

  • @tesfaymeles4614
    @tesfaymeles4614 18 дней назад

    ፓለቲክ፡ምዝራብ፡ፍኽሰት፡ተቆጺሩ፡መርገም።

  • @thedawnlight3902
    @thedawnlight3902 18 дней назад +2

    ኣነስ እዞም ጎሓፋት ኣበይ እዮም ዘለው ይብል ኔረ እሞ ወይለይ ኣብዚ እዮም እባ ተኣኪቦም ዘለው።

    • @bltblt2473
      @bltblt2473 18 дней назад

      ጉሓፋት ዝኮኑ ውጺኢት ናይ ሻዕብያ ዝሰራሓ ደደብ ሃገር እዬም.

    • @aneeri6921
      @aneeri6921 16 дней назад

      ​@@bltblt2473ሻዕብያ ጅግና እዩ ዘፍሪ ጎሓፍ ንጎሓፍ ምሳካ ተደሚሮም ኣብዚ ጫውጫው ትብሉ ሓተላ።

  • @tedy-s9d
    @tedy-s9d 18 дней назад

    Hasawi si hasawi elu kitsaref yigerm eyu. Aye tesfabrahan kisab kindzi dikha ya mintus

  • @aneeri6921
    @aneeri6921 16 дней назад

    ሓተላ ንሓተላ እንታይ ኣፍሊጥኩም ንክጥዕመኩም ተሰዲድኩም እብዘይ ዓቅምኩን ሃለውልው ኣይትበሉ ጎሓፋት።

  • @micki6321
    @micki6321 18 дней назад

    Zztrufa halay

  • @TesfaiGhebreyesus-z8u
    @TesfaiGhebreyesus-z8u 14 дней назад

    ሓሶት ስዒድ ኣብ ቆጸራ ህዝቢ 2005 ህዝቢ ዞባ ደቡብ 1ሚልዮን ፈርቃን ኔሩ ፍርቂ ህዝቢ ኤርትራ ድማ ኔሩ ኣይትሓሱ ኣብቲ ቆጸራ ኔርና ኢና