Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
Gedem tegadalay harbena Aklulu Foto Tefeno tum dehay ❤❤❤❤🙏❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🙏🙏🙏❤️
Ahhh nay Eritrawian jigninet Bahri eyu ❤💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ezi ahlefoms shaftu ybhalu etom jeganu abotatna awet nhafash zelealemawi zekri nsemaetatna
Enjera alem blae bxay
@temesgenghebre-sn2og1 minute agoናይ ብሓኪ ሓወይ ኣነ እንዳነባዕኩ ይሰመዓ ኣለኩ ዋርሳይ እየ ኩናት ርእየ ሰወኣት ሬኤ ጊን ናይ ብሓቂ ታሪካዊት ደርፊ ዘያሚን ገጣሚን ዓቢ ግደ ጌሮም ዝሰርሕዎ ሚስ ሕራነ ሃገራውነት ካሊኢኣይ ታሪክ ከይድገም ህዝቢ ኣስተዕሉ ታሪኩ ኣንቢቡ ክከይድ ኣለዎ በቃ ልዕልዛ ደርፊ ታሪክ የለን ሰብ ይመሃር
Ja azeyu kebdeka tebale derfe eya
Glory to our martayrs eritrea 🇪🇷 ❤
ከብድኻ ዝበልዕ ብልጽቲ ደርፊ ኣኪለ ንዘልኣለም ዘይትመውት ታሪኻዊት ደርፊ ።
ካብ ግጥምን ዜማን ድምፅን ዝወጸላ የብላን ነዊህ እድሜን ጥዕናን ወዲ ፎቶ ጅግና
Ad-Ibrahim, Besikdra, Ona, Om-Hajer, Akordat, Hazemo, Halhal, Melebso, Dighe, Mogoraib, Imbiremi, Hirghigo, Asmara, Weki-Duba, Kushet, Gheleb, Eilet, Gumhot, Shaeeb, Wekiro, Damba, Merhano, Keren, Elabereed, Af-Abet, Massawa, Irafayle, Debre-Sina, Digsa........Glory to our Martyrs.
Wdi tefeno hawelti kalsi eritrea 🇪🇷 ♥️
ኣይ ኣሰሰን ዝኽርና ኣይ ቅሰነን ልብናናይ በሓቂ ወዲ ኤሬይ ኮሪዐልካ ወዲ ሃገረይ
LEGEND.
Amlak neti zehlefnayo merir mewael rieyu nay hawaru selam yewredelna ember nshgr kemztefetrna kulu gzea shgr dedhrena bsenki hsdna gorebet
ኣይሃሰሰን ዝኽርና ኣይቀሰነን ልብና ምዕራፍ ከይገበርናሉ ንጹህ ደም ዜጋታትና ንብዓተይ ክቆጻጸር ኣይከኣልኩን ልብኻ ከም በረድ ተምክኽ ናይ ኩሉ ግዜ ብልጽቲ ደርፊ እወ ኣይሃሰሰን ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታት ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷።
Love you our hero tefeno
ተፈኖ ጡዑም ቃና የቐንየልና 🙏❤️🇪🇷
ዋላ ሓንቲ ይስማዕ የለን እዚ ደርፊ
ዝሓወይ በርቲዑ ማለትካ ድዩ
No aklilu hawey kemzi qedem kaset khneq kelo zsmeana dmxi kemu koynu alo
Glory to our martyrs❤
ዋው 👍
Will Come Back Wedi Eray
Merhaba 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብጣዕሚ ጽቡቅ ትሕዝቶን ታርኽን ዘለዎ ደርፍታት ሰውራንን ቃልስናን ብምቅራብካ ከመስግነካ ይፈቱ ገዲም ተጋዳላይ ድምጻዊ ኣኽሊሉ ፎቶ። ታርኽ ትስንደልና ስለ ዘላ እዛ ቻናልካ: ምስ ነፍስ ወከፍ እተቅርበልና ዜማ ናይ መዳ ዕለትን ዓ.ም. ምሰ እትገበረሉ ኣዝዩ ሓጋዚ ይኸውን ኮይኑ ይስማዓኒ ምኽንያቱ ታርኽ ትስንደልና ስለ ዘለኻ ኢየ። ብጣዕሚ የመሰግነካ ዕድመን ጥዕናን ድማ ይምነየልካ።
ኣቢት ጥዑም ድምጽ 🇪🇷🇪🇷
Our hero Tefono 🇪🇷❤️😘
Aklilu tefono 2022
Waww Kalat sinela abay tray diu gin nxur zey kone iti dmxi
Zelalemawi zkri nswatna
ኣኪለ እዛ ደርፊ ናይ ድምጺ ወይ ናይ ኣጸዓዕና ጸገም ኣለዋ።ብዝተኻእለካ ደጊምካ ኣማሓይሽካ ጻዓና።❤
there is no problem it is clear
ኖ ተቕላላ ይስማዕ የለን@@tefonomusicchannel1991
🇪🇷
Who is still leasing this music
Me nebsey
ዘያሚን
Edmeka yenwehayo ms mulue tiena Tefeno abo sne tibeb entay emo ygebr kab xelaeti entay txbe bflay ab ertrawi nzemenat gfie emo dima zeyekarx skay kem tekli wetru gifie amex shgrn mekeran msana bflay abana msana kemztefetre
Yehedesa kaleay gezie sebuk tesema yelan, we love u❤
Klte earphone gerka fetna bro
❤❤❤❤
ግፍዒ ኣቦ ጽንዓት እዩ ስንካ ዘንክስ ኣይጀጁን ህዝብና ፍጹም ዘይግንቦስሓዘኑ ክትካእ ግድን ብወካዕታ ሓጎስ እንሆ ይካለስ ነቢዕናን ኣይተረፍናን ርዒድና ኣይሰገድናን ንክቱር መሪር ጭካኔ ብድሆና ሓነነከም ውሕጅ ክረምቲ ተዛረየ ደምና ዓዲና ባዲሙ ተጠፊኣ ጥሪትናኣይንምብርከኪን ሙሉእ እዩ ሓሞትና ፍርዶም ካባና ፍርዶም ካባና ፍርዶም ካባና ፍርዶም ካባና ባዕልና ፈሪድናዮም ካኣናጽነትና ጨቢጥና ፈሪድናዮም ታሪክ ትንቢት ጌርና ፈጺምናዮ ተፎኖ ናይ ብሓኪ ዓቢ ታሪክ ኣብዛ ስነጥበብ ዓቢ እጃም ኣበርኪትካ
ኣነ መቸስ ሰሚዐ ዘይመንዎ እናሻዕ ዘስተማቅሮ ታሪኻዊ ስነ ጥበብካ ጥራሕ እንዱ ተስፋ ይገብር ድማ ሓደ ማዓልቲ ኮፍ ኢለ ምሳካ ክሳብ ክንደይ ከም ዘድንቀካ ከዕልለካ ኡፍፍ እንድዒ ኣብ ታሪኽና ከኣ ኣዝየ እንድየ ዝድነቅ
🙏🇪🇷❤🇪🇷🌹💐
Jigna wedi Eri
Rip to our martyrs and the innocent who were massacred by the occupation army of #ethiopia gov.
cry 😢😢😢😢😢 only 😢😢😢
💯💯💯💯👈
We will never forget to what happened against Eritrea and Eritrean People.
Ayekesernan
ኢትዮጵያ ትበሃል ዓዲ ንሕዝቢ አርትራ ዘድመየት ዓዲ ኢያ። ሕጅውን ግዝየን ቦታን አንተ ረኪቦብ ዳግማይ ህዝብና ከድምይዎ ከምዝኮኑ ኩሉ ክፈልጦ ይግባአ ስለዚ። ምስዛ ዓዲ አዚኣ ዝግበር ዝምድና ዶብ ይሃልዋ። ዳግማይ ህዝብና ከደሚ።
ናይ ብሓኪ ሓወይ ኣነ እንዳነባዕኩ ይሰመዓ ኣለኩ ዋርሳይ እየ ኩናት ርእየ ሰወኣት ሬኤ ጊን ናይ ብሓቂ ታሪካዊት ደርፊ ዘያሚን ገጣሚን ዓቢ ግደ ጌሮም ዝሰርሕዎ ሚስ ሕራነ ሃገራውነት ካሊኢኣይ ታሪክ ከይድገም ህዝቢ ኣስተዕሉ ታሪኩ ኣንቢቡ ክከይድ ኣለዎ በቃ ልዕልዛ ደርፊ ታሪክ የለን ሰብ ይመሃር
👍💯
🥰🇪🇷
ኣነስ ዝገርመኒ ናይዚ ኤርትራዊ እዚ ክንደይ መስገደል መከራ መረሽንቲ ማሕነቅቲ ማሕረድቲ ብስንስለት ታንኪ ተረጊጹ ኣብ ማእከል ጎልጎል ብተመልከተለይ ደሙ ክንዛሕ እንታይ ክንብል ክንደይ ኢልና ክንጽሕፎ 2 ወለዶ ዝከውን ጠፊኡ እዚ ኩሉ ሓሊፉስ ሕጂ ሓወይ ሓፍተይ ክንዲ ዝብልሲ እንታይ ኮይኑ እዩ ነናሕድሕዱ ዝቃተልን ዝባላዕ ዘሎ እረ እንታይ ሽግሩ እዚ ህዝቢ........?
😭😭😭😭😭😭🇪🇷🥲💋
ማዓልታዊ ሰሚዕካዮ ዘይምኖ ህዝቢ ኤርትራ ዝሓለፎ መከራን ኣደራዕን መግዛእትን ንወሎደታት ማሃሪት ብሉጽ ስራሕ ኣኽሊሉ።እቶም ንጹር ኣይስማዕን ትብሉ ዘለኹም ድማ ሓቅኹም ኢኹም ብመስምዒ ብኢርፎን እያ ጽብቅ ትስማዕ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪🥛🥛🥛🥛🥛🥛💯💯💯💯👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏
Gedem tegadalay harbena Aklulu Foto Tefeno tum dehay ❤❤❤❤🙏❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🙏🙏🙏❤️
Ahhh nay Eritrawian jigninet Bahri eyu ❤💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ezi ahlefoms shaftu ybhalu etom jeganu abotatna awet nhafash zelealemawi zekri nsemaetatna
Enjera alem blae bxay
@temesgenghebre-sn2og
1 minute ago
ናይ ብሓኪ ሓወይ ኣነ እንዳነባዕኩ ይሰመዓ ኣለኩ ዋርሳይ እየ ኩናት ርእየ ሰወኣት ሬኤ ጊን ናይ ብሓቂ ታሪካዊት ደርፊ ዘያሚን ገጣሚን ዓቢ ግደ ጌሮም ዝሰርሕዎ ሚስ ሕራነ ሃገራውነት ካሊኢኣይ ታሪክ ከይድገም ህዝቢ ኣስተዕሉ ታሪኩ ኣንቢቡ ክከይድ ኣለዎ በቃ ልዕልዛ ደርፊ ታሪክ የለን ሰብ ይመሃር
Ja azeyu kebdeka tebale derfe eya
Glory to our martayrs eritrea 🇪🇷 ❤
ከብድኻ ዝበልዕ ብልጽቲ ደርፊ ኣኪለ ንዘልኣለም ዘይትመውት ታሪኻዊት ደርፊ ።
ካብ ግጥምን ዜማን ድምፅን ዝወጸላ የብላን ነዊህ እድሜን ጥዕናን ወዲ ፎቶ ጅግና
Ad-Ibrahim, Besikdra, Ona, Om-Hajer, Akordat, Hazemo, Halhal, Melebso, Dighe, Mogoraib, Imbiremi, Hirghigo, Asmara, Weki-Duba, Kushet, Gheleb, Eilet, Gumhot, Shaeeb, Wekiro, Damba, Merhano, Keren, Elabereed, Af-Abet, Massawa, Irafayle, Debre-Sina, Digsa........Glory to our Martyrs.
Wdi tefeno hawelti kalsi eritrea 🇪🇷 ♥️
ኣይ ኣሰሰን ዝኽርና ኣይ ቅሰነን ልብና
ናይ በሓቂ ወዲ ኤሬይ ኮሪዐልካ ወዲ ሃገረይ
LEGEND.
Amlak neti zehlefnayo merir mewael rieyu nay hawaru selam yewredelna ember nshgr kemztefetrna kulu gzea shgr dedhrena bsenki hsdna gorebet
ኣይሃሰሰን ዝኽርና ኣይቀሰነን ልብና ምዕራፍ ከይገበርናሉ ንጹህ ደም ዜጋታትና ንብዓተይ ክቆጻጸር ኣይከኣልኩን ልብኻ ከም በረድ ተምክኽ ናይ ኩሉ ግዜ ብልጽቲ ደርፊ እወ ኣይሃሰሰን ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታት ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷።
Love you our hero tefeno
ተፈኖ ጡዑም ቃና የቐንየልና 🙏❤️🇪🇷
ዋላ ሓንቲ ይስማዕ የለን እዚ ደርፊ
ዝሓወይ በርቲዑ ማለትካ ድዩ
No aklilu hawey kemzi qedem kaset khneq kelo zsmeana dmxi kemu koynu alo
Glory to our martyrs❤
ዋው 👍
Will Come Back Wedi Eray
Merhaba 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብጣዕሚ ጽቡቅ ትሕዝቶን ታርኽን ዘለዎ ደርፍታት ሰውራንን ቃልስናን ብምቅራብካ ከመስግነካ ይፈቱ ገዲም ተጋዳላይ ድምጻዊ ኣኽሊሉ ፎቶ። ታርኽ ትስንደልና ስለ ዘላ እዛ ቻናልካ: ምስ ነፍስ ወከፍ እተቅርበልና ዜማ ናይ መዳ ዕለትን ዓ.ም. ምሰ እትገበረሉ ኣዝዩ ሓጋዚ ይኸውን ኮይኑ ይስማዓኒ ምኽንያቱ ታርኽ ትስንደልና ስለ ዘለኻ ኢየ። ብጣዕሚ የመሰግነካ ዕድመን ጥዕናን ድማ ይምነየልካ።
ኣቢት ጥዑም ድምጽ 🇪🇷🇪🇷
Our hero Tefono 🇪🇷❤️😘
Aklilu tefono 2022
Waww Kalat sinela abay tray diu gin nxur zey kone iti dmxi
Zelalemawi zkri nswatna
ኣኪለ እዛ ደርፊ ናይ ድምጺ ወይ ናይ ኣጸዓዕና ጸገም ኣለዋ።ብዝተኻእለካ ደጊምካ ኣማሓይሽካ ጻዓና።❤
there is no problem it is clear
ኖ ተቕላላ ይስማዕ የለን@@tefonomusicchannel1991
🇪🇷
Who is still leasing this music
Me nebsey
ዘያሚን
Edmeka yenwehayo ms mulue tiena Tefeno abo sne tibeb entay emo ygebr kab xelaeti entay txbe bflay ab ertrawi nzemenat gfie emo dima zeyekarx skay kem tekli wetru gifie amex shgrn mekeran msana bflay abana msana kemztefetre
Yehedesa kaleay gezie sebuk tesema yelan, we love u❤
Klte earphone gerka fetna bro
❤❤❤❤
ግፍዒ ኣቦ ጽንዓት እዩ ስንካ ዘንክስ
ኣይጀጁን ህዝብና ፍጹም ዘይግንቦስ
ሓዘኑ ክትካእ ግድን ብወካዕታ ሓጎስ
እንሆ ይካለስ
ነቢዕናን ኣይተረፍናን ርዒድና ኣይሰገድናን
ንክቱር መሪር ጭካኔ
ብድሆና ሓነነ
ከም ውሕጅ ክረምቲ ተዛረየ ደምና
ዓዲና ባዲሙ ተጠፊኣ ጥሪትና
ኣይንምብርከኪን ሙሉእ እዩ ሓሞትና
ፍርዶም ካባና ፍርዶም ካባና
ፍርዶም ካባና ፍርዶም ካባና
ባዕልና ፈሪድናዮም ካኣ
ናጽነትና ጨቢጥና ፈሪድናዮም
ታሪክ ትንቢት ጌርና ፈጺምናዮ
ተፎኖ ናይ ብሓኪ ዓቢ ታሪክ ኣብዛ ስነጥበብ ዓቢ እጃም ኣበርኪትካ