ኣዝዩ ደስ ዘብል ናይ ምስጋና ግዜ ኣብ ገዳም ኢየሱስ ዓቢ ተስፋ ካብ ህጻናትን ዓብየትን

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 3 янв 2025

Комментарии • 203

  • @shushanzeru3743
    @shushanzeru3743 4 месяца назад +24

    ድያቆን ሐዉና ነዚ ቅዱስ ገዳማት ከምዚ ተርኢየና እግዝአብሔ ዓስቡ ይሀብካ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ነቶም አብኡ ትምርቱ ሐይማኖት ዝማሀሩ አምላኽ አብ ፍጳሜ የብጵሐዮም አሜን ❤✝️❤✝️❤✝️❤✝️🙏

  • @behonest7199
    @behonest7199 4 месяца назад +16

    ናይ ዕረፍተይ ቻነል፡ ደስታን ሓጎስን ዝህበኒ ናይ ኣቦታተይን ርስተይን ገዳማት ዓደቦይ ሒዛ እትቀርብ ናይ ሰላመይ ቤት!
    ነዛ ረሳሕ ዓለም ጥንጥን ኣቢልካያ ኪድ ይመጸካ'ሞ፡ ሓጢኣተይ ግዲ በዚሑ ከም ሰልሚ ሒዙ ኣብኣ ሰጢመ ንንስሓ'ኳ ምብቃዕ ሲኢነ፡፡
    ገዳማትናስ ሰስኑ ደኣ፡ መን ይፈልጥ ሓደ መዓልቲ ከኣ ብዝማሬ ንበጽሓኪ ንከውን!
    ውሽጥኻ ባዕሉ ይነግረካ፡
    ኣብኡ ሰላም ከምዘሎ፡
    ኣብኡ ዕረፍቲ ከም ዘሎ፡
    ኣብኡ ጸጋ ከም ዘሎ፡
    በቃ ኣብኡ እንታይ'ሞ ዘየሎ።
    ድያቆን ሓወይ ከም ወትሩ እግዚኣብሄር ኣዕዚዙ ይባርካ!
    ስለ ዝተባረኽካ ድማ ኢኻ ኣብ ጎዳማትና ንእስነትካ ተሕልፎ ዘለኻ!
    ናብ ቤት እግዚኣብሄር ንኺድ ምስ በሉኒ ተሓጎስኩ።
    መ. 122-1

  • @KbromMahari-y4m
    @KbromMahari-y4m 2 месяца назад +1

    እግዚኣብሔር ይመሰገን ሓውና ዲያቆን ኣምላክ ምሰኻ ይኹን ብጸሎቶም የደግፈና ደስ ዝብል🙏🙏🙏❤❤❤

  • @Aynombokretsion-so6fi
    @Aynombokretsion-so6fi 4 месяца назад +10

    ኣሰይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሓወይ ብሩክ ብሓቂ እዚ ትገብሮ ዘለካ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ብስም ጻድቅ ዝገብር ዓስቢ ጻድቅ ይረክብ እዩ እግዚኣብሔር ዓስቢ ጻዕርካ ኣዕዚዙ ይባርከልካ ሓወይ ጸሎት ቅዱሳኒን እመ ብርሃነይ ምስ ፉቁር ወዳ ይሓልካ ንዓይ ንድክምቲ ሓፍትካ ከኣ ኣብ ወትሩ ጸሎትካ ዘክረኒ 😢ካብ ሊብያ

  • @wintakahsay6619
    @wintakahsay6619 4 месяца назад +7

    ኩሉ እቲ ንዓድና ክንምለስ ኢሉ ዝሓስብ ዘበለ ቤቱ ይህነጽ ❤ ተተመልሰ ጽላል ይረክብ ተዘይኮይኑ ከአ ጽላል ብምትካሉ ጥራይ ናይ ዘልአለም ጽላል ይረክብ ❤።እንቋዕ እዚ ረአኹም ።🎉

  • @MichaelAbrham-lf9zj
    @MichaelAbrham-lf9zj 3 месяца назад +1

    ገዳማት ከምዚ ኢለን ብተስፋ ሰባት ክበጽሕወን ምርኣይ ክንደይ ደስ ይብል፡ በረኸት ናይዚ ቅዱስ ገዳም የካፍለና።

  • @MerhawiAndemeskel-u7p
    @MerhawiAndemeskel-u7p Месяц назад +1

    Qale hywet yesmalna dyaqon dat hawna ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉qexlolololololo❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤❤

  • @rahelguesh7680
    @rahelguesh7680 4 месяца назад +10

    እግዚኣብሄር ኣምላክ ተሳተፍቲ ናይዚ በረከት ይበለና

  • @nati-nati-777
    @nati-nati-777 4 месяца назад +11

    ዳት ሓውና እዚ ወሎዶ ንግዳማቱ ንኽፈልጦ ትገብሮ ዘለኻ ጻዕሪ ኣዝየ አመስግን እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዛሕካ ኣጆኻ ቀጽሎ ብርትዕ ገዳምትና ክስስና ኣለዎን መሠረት ኩሉ እየን

  • @Eri-love
    @Eri-love 4 месяца назад +10

    ብጥዓሚ ብጥዕሚ ደስ ዘብል, ድያቆን እዚ ንኽንርኢ ዝገበርካ: ገዳማትና ንኽዓቢ በቲ ትገብሮ ዘለኻ ኣገልግሎት እግዚኣበሔር ጸጋ በዲበ ጸጋ ይሃብካ እመብርሃን ኣብ ከሉ ጉዕዘኻ ምሳኻ ትኹን ኮምኡ ውን ጸሎት ቅዱሳን ይሓልኻ ❤❤❤❤❤

  • @letebrhantewelde8642
    @letebrhantewelde8642 3 месяца назад +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኣምላክ ጸግኡ የብዛሓልካ ድያቆን ሓውና ቅዱሳን ኣቦታትናን ኣደታትናን ፍጻሜኦም የጸብቐሎም በረከት ናይዚ ቅዱስ ገዳም የካፍለና ኣብ ጸሎትኩም ክትዝክሮና ይላበዎኮም ኣምላክ ስደትና ከሕጽረልና በረከት ናይዞም መናንያን የካፍለና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @yordanoshagos3005
    @yordanoshagos3005 3 месяца назад +4

    ኣምላኽ ብጸሎትኩም ሰላሙ ይሃበና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ድማ ይባረኽ ንዓና ደቅኹም ከኣ ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩና ገዳማትና ክንሳለም ኣምላኽ ዕድመ ክህበና

  • @nftalemgerie
    @nftalemgerie 3 месяца назад +3

    እእእእእእእእእእልልልልልልልልልልልልልልል ዋው ብታሚ ደስ ዘብል ጸለትኩም ኣይፈለየና ኣቦታትናን ዲ ሓውና ዕድመ ይሃብካ ንገዳማትና ትገብሮ ዘለካ ኣበርክቶ ንታሪኽ ውን ዝተሰነደ ኢዩ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kbromfsehaye7608
    @kbromfsehaye7608 3 месяца назад +2

    Egzabihier agelguleta yibarik meriet adina wun riena ❤

  • @ኤረናጻዕዳዕባይገጠርቖሓይ

    ኣሰይይይይ ኣሰይይይ ኣሰይይይ ዕልልልልልልልልልልልልልልልል ኣምላክ ይመስገን ኢዮሱስ ጋብላ ትንሳኤኡይ ዘራየና ኣሜንን❤❤❤

  • @user-hq4dn9zr7l
    @user-hq4dn9zr7l 4 месяца назад +5

    እግዚአብሔር ይመስገን ነዚ ዘርአኻኒ ጎይታ የቀንየልና ዲያቆን ሐወይ

  • @ደብረ-ገነት
    @ደብረ-ገነት 4 месяца назад +5

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤ Amen((3)) qalehiwet yesmalna

  • @geralegas47
    @geralegas47 4 месяца назад +3

    ብጣዕሚ ደስ ዘብል እዩ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ስለ ኩሉ ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን።

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus3929 4 месяца назад +4

    እግዚኣብሔር ይመስገን

  • @MerhawitTedros-o5t
    @MerhawitTedros-o5t 3 месяца назад +1

    Amen amen amen 🥰 🥰 🥰 aseyyyyy Temesgen Egzaebiher sile kulu Neger 🥰 🥰 🥰 ❤❤❤❤❤

  • @trhesadamadam6739
    @trhesadamadam6739 4 месяца назад +2

    አሜን አሜን አሜን ክብርን ምስጋናን ንእዝጋአቢሄር አምላክ ይኩን ድያቆን ሐውና ካአ እድመን ትእናን ይሀብካ ፈጣሪ

  • @መንከምእግዚኣብሄር
    @መንከምእግዚኣብሄር 4 месяца назад +3

    ክብርን ምስጋናን ንእዝጋኣቤሄር ይኹን❤❤❤

  • @makerma3853
    @makerma3853 3 месяца назад +1

    እግዚአብሔር ይመስገን❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @feruzgebrezgi7234
    @feruzgebrezgi7234 3 месяца назад +1

    እግዚኣብሄር ዘውፃኩሞ ይተካልኩም ኩልኩም ኣመንቲ ህዝበ ክርስትያን 🙏🙏🙏

  • @fthawitnuwaye1293
    @fthawitnuwaye1293 3 месяца назад +1

    Aseyyyy egziabher amlak ymesgen kndey des zbil bota yu wedey uff nabzi kudus bota abxhana fetari❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏

  • @DanayAbraham-z3r
    @DanayAbraham-z3r 4 месяца назад +2

    ብሓቂ ጋዜጠኛ ዲያቆን ዳት ክብሪ ይሃብካ ዘመን ኣገልግሎትካ ይባርከልካ ገዳማትና ኣድባራትና ተላልየና በረከት ተካፍለና ዘለካ ክብሪ ይሃብካ ምሕረትን ይቅሬታን ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ጋብላ ምስ ኩላትና ይኩን ሰናይ ዝተረፈ ገዳማትና ክተምጽኣልና ንላበወካ ሰናይ

  • @tesfaldetbrhane7745
    @tesfaldetbrhane7745 4 месяца назад +3

    ክብርን ምሰጋናን እግዚኣብሄር ኣምላክ ይኹን ኣብ ጽሎትኩም ዘኩርና ኣቦታትናን❤❤❤❤

  • @yorsalem6352
    @yorsalem6352 4 месяца назад +3

    Aseyyyyy des kibl kibri n amlak yikun❤❤❤

  • @HalefomZerabruk
    @HalefomZerabruk 4 месяца назад +2

    Btaemi des zbl kbrn msganan nEgziabhier deacon hawna edmen tenan yhabka fetari❤❤❤❤ Thanks my God

  • @Adoniram1032
    @Adoniram1032 4 месяца назад +2

    ኣሜን ክብሪ ንእግዚኣብሔር ኣምላኽና። ኣዴታትና ኣቦታትና ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩና።❤

  • @mussietesfatsion3757
    @mussietesfatsion3757 4 месяца назад +3

    Amen amen amen zmara malakt yasmana❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @YorsalemBrhane-b7c
    @YorsalemBrhane-b7c 3 месяца назад +1

    ኣሰይ እልልልልልልልልልልልል❤❤❤ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን 🎉🎉🎉 ተመስገን ፈጣሪ❤❤❤

  • @tewoldegebrewold2632
    @tewoldegebrewold2632 4 месяца назад +3

    Ane ab hiwet egziabihier hgus endye ay kem lomn neaka diyakon hawuna kea dikunetka kem kulom kdusan gieru nab zleale mearg ybxhka leka menkosan wun zgodelom alewom nabune endryas yezkruku etom menkosan zblea ms Seanu neabun endryas gedifemom ms kedu abona bxolotom melisomom hji kea gele btsolot gele bgulbet gele dma bgenzeb nezi nay goytana gedam kmzi bmrayna ebri negziabihiern weladitun kulom kdusann ykun

  • @FortunaWelday
    @FortunaWelday 3 месяца назад +1

    ኢግዛብሄር ይመስገን ኢግዛብሄር ይመስገን፥ አህ ነዚ ዘርኣየና ነዚ ዘርኣየና ኢግዛብሄር ይመስገን ፡ አልልልልልልልልልልልልል

  • @Aaa-m21
    @Aaa-m21 3 месяца назад +2

    ኣሰይ ዝሓወይ እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ዓሚ ርእናዮ ሕጂውን ከምኡ። ናይ ሎሚ ሓጎሰይ ግን ደረት ስኢነሉ ተመስገን መድሃኔኣለም ኣቦይ።

  • @sahleyonas7844
    @sahleyonas7844 4 месяца назад +4

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ amlak tay ysano

  • @fache123fache12
    @fache123fache12 4 месяца назад +2

    Elllllllllllll ellllllllllll elllllllllll ኦ ፈጣሪ ተመስገን ስለኩሉ ነገር

  • @Lydiaupdates
    @Lydiaupdates 3 месяца назад +1

    Yekenyelna 🙏🏽 kemzi gerka giziekum sewuek tereyuna zelkum gedamat hagerna 🙏🏽☦️💒 egziabhier tsegue yebzehalkum

  • @MehariMehari-kw9uj
    @MehariMehari-kw9uj 4 месяца назад +2

    በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን
    ኣብ ሂወትኩም ፍጹም ሰላም መሳኩም ይኩን ናይ በሓቂ ደስ ዝብል ስራሕን ኣስተዋጽኦ ንዋያተ ቅዱሳት ዝሃብኩም እግዚአብሔር ዕጽፊ ጌሩ ይተካእልኩም ዝጎደለ እግዚአብሔር ይመላአዮ
    ወስብሐት ለእግዚአብሔር ሉኡል ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን

  • @fishwish2719
    @fishwish2719 4 месяца назад +3

    እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝሓልኩም 🌹🌹🌹🌹🌹 ብጣዕሚ ደስ ዘብል ።

  • @elsatesfamichael258
    @elsatesfamichael258 4 месяца назад +2

    ንስካ ውን ድያቆን በቲ ናይ ኣኦኣለም፡ሞያካ ንገዳማተይ ክረድእ ኢልካ ከምዚ ምግባርካ እግዚኣብሔር ዓስቢ ቅዱሳንብይክፈልካ❤❤❤

  • @Salihvdu
    @Salihvdu 3 месяца назад +1

    ስለ ኩሉ ነገር እግዛኣብሄር ይመስገን

  • @e-jg5gc
    @e-jg5gc 4 месяца назад +2

    ውውው ዜማ ገለ ዓይነት ዝኮነ መምህር እዮም ጸጋኡ ይብዝሓሎም እግዚኣብሄር

  • @girmaymengstab5727
    @girmaymengstab5727 4 месяца назад +2

    Amen Amen Amen Des zebl kndey asbi alewo senay hasab hasibka xbuk neger🙏🙏🙏

  • @lunatewald4812
    @lunatewald4812 3 месяца назад +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ✝️🙏✝️🙏✝️🙏

  • @elk5824
    @elk5824 3 месяца назад +1

    ቃል ሂወት የስማዓልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤

  • @ቅድስትድሜናገዳምኤርትራ
    @ቅድስትድሜናገዳምኤርትራ 4 месяца назад +3

    ቅድስቲ ሃገር ኤርትራ ⛪️💒✝️🇪🇷

  • @Acnt12
    @Acnt12 4 месяца назад +2

    Kulu medebika bitaemi ey zifetiwo xegueu yebizahalika hawey
    Ziabenalu kidus ariekana😢
    Eti kolia gn nab camera tezeytiwexie ayni seb xibk sile zeykone ey
    Bizikone thank you for sharing bro☦️🙏

  • @kisanetweldegebreal2215
    @kisanetweldegebreal2215 4 месяца назад +2

    እግዝኣብሔር ይመስገን ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዩ ብሓቂ ስደትና የሕጽረልና ፈጣሪ ዲያቆን ሓውና ካኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ .

  • @NegassiNebai-wm5me
    @NegassiNebai-wm5me 3 месяца назад +1

    ❤❤❤❤❤❤ክብሪ ንእግዚኣብሔር ይኹን❤❤❤ናይ ብሓቂ እንኳዕ ደስ በለና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @asmeromokube1162
    @asmeromokube1162 3 месяца назад +1

    እዚ ኣምላኽ ክጥዕም፡❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @fthawi6289
    @fthawi6289 3 месяца назад +1

    ዲያቆን ዳት ኣምላኽ ሓይሊ ይሃብካ ዝተረፈ ገዳማትና ከተላልየና ❤🎉

  • @AlmazIqubay
    @AlmazIqubay 3 месяца назад +1

    Elllllllllllllllllll ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዩ እግዚኣቢሄር መፈፀምትኡ የሪኤና

  • @brhanahaile5877
    @brhanahaile5877 4 месяца назад +1

    እግዚኣብሄር ይመስገን ነዚ ዘርኣካና ጎይታ ኦ ኣምላከይ ስደትና ኣሕጽሮ ብሰላም ናብሃገርና ምለሰና ስላም ኣውርደልና 🙏✝️🙏

  • @senyaitteklisenbet3124
    @senyaitteklisenbet3124 3 месяца назад

    Amen Amen Amen kel hewet yesmean ❤❤❤

  • @HanibalTesfagabr
    @HanibalTesfagabr 3 месяца назад

    እግዚኣብሄር ይሓግዝ የሕዋተይ ገዳም ጋብላ ኢየሱስ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @dolshihagos5491
    @dolshihagos5491 4 месяца назад +2

    ኢግዛኣብሔር ይመስገን ነዚ ዘርኣካና ዲያቆን ሕሃወይ ጎፍዲሚ አንተዝክፍት ብጣዕሚ ጽቡቅ ነይሩ ዲያቆን ሓወይ

  • @berhaneteklehaymanot7663
    @berhaneteklehaymanot7663 3 месяца назад

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ድያቆን ሓወይ እግዝኣብሔር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ ኣብዚ ቅዱስ ገዳም ዝነብር ብእግዝኣብሔር ኣምላክ ዝተመርጸ እዩ ኣቤት ተዓዲሎም እቶም ኣብኡ ዘለው መነኮሳት ኣቦታትናን ኣዴታትናን ኣሕዋትናን ክሳብ መወዳእታ እግዝኣብሔር ኣምላኽ የጽንዓዮም ቅድስቲ ኣዴና ድንግል ማርያም ምስኦም ትኹን 🙏❤ ኣነ ከምዚ ክርኢ ከለኹ ይዳፋነቅ ኣቤት እወ እዚ ናይ ግዜኡ ፍትወት ዓለም ገዲፍካ ኪድ ይመጸካ ጸሎትኩም ኣይፈለየና🙏❤⛪

  • @g776yy3
    @g776yy3 3 месяца назад

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂይወት የስማዓልና ✝️🙏✝️🙏✝️🙏✝️❤️✝️❤️✝️❤️✝️🤲🤲🤲🤲🤲🤲

  • @ገቡርማርያም
    @ገቡርማርያም 4 месяца назад +2

    ኣምላክ ይመስገን ደስ ዝብል ኣት ብሪክ ሓውና ኢንቆ ብሰላም መጽካ ብጢዕም የቅናልኒ እሺ 🎉❤🎉❤🎉❤

  • @asmeretberaki300
    @asmeretberaki300 4 месяца назад +2

    Asey Egzbher ymesgen elll ellll elll ❤🇪🇷🌺🙏🏻 Dyakon dat hawey anhna win tack

  • @lemlemtekle3236
    @lemlemtekle3236 4 месяца назад +2

    Amen (3) kale hiwet yesmealna kburan abotat adetat gedamawian xelotkumn bereketkumn ayfeleyena nhagerna bxega kllti gereu amete selamn ksanetn koynu tekafelti nayti bereket ybelena fetari kulu alem sdetna khaxrelna wetru ab xelotkum zekurna

  • @michelberhe3379
    @michelberhe3379 4 месяца назад +3

    ኣቤት ናይ ዓለም ነገር በል ፈጣሪ ብዓይኑ ይምሓረና

  • @rahelguesh7680
    @rahelguesh7680 4 месяца назад +1

    ኣሰይይይይ ክንደይ ደስ ዝብል እዩ እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ❤❤❤❤❤❤

  • @godislove1755
    @godislove1755 4 месяца назад +3

    btami des eluna , kbri Negzabhier ykunoo

  • @zewudihuluf3208
    @zewudihuluf3208 3 месяца назад +1

    ❤❤❤❤❤ አልልልልል ጽገኡ የብዝሓልኩም

  • @Marrybrauhan
    @Marrybrauhan 4 месяца назад +1

    Bereketom Solotom AYFEleyena AMEN🙏🙏🙏

  • @MichieleTesfmariam
    @MichieleTesfmariam 4 месяца назад +2

    Egziabiher xegiu yebzehalkum xelotkum ayfeleyena ahwatey abotatey❤❤❤

  • @Silekulutemsgen2112
    @Silekulutemsgen2112 3 месяца назад +1

    ❤❤❤Aseeyyyyyyyyy temesgen amilak xolotkum ayfeleyena❤❤❤

  • @Maryameyy12
    @Maryameyy12 3 месяца назад +1

    Amlak zebenka ybark dyaqon hawna kemzi girka zekrebkalna nemesgneka kexlo amlak msaka ykun❤❤❤❤❤❤

  • @isaiah403
    @isaiah403 4 месяца назад +2

    Ab tselotkum zekuruna ab gonikum alona❤ajokum

  • @FilmonGuush
    @FilmonGuush 4 месяца назад +2

    Asey elllllllll des zibl nay bhaqi nhirut tive dima ezi tigebriwo zelkum nay bhaqi fetari asbikum khbekum eyu ab sidet zelna dima gedamat adina keriena yebqana 🙏🙏🙏

  • @mulubrhansereke
    @mulubrhansereke 3 месяца назад +1

    ደስ ዘብል አዩ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ኣምን❤❤❤

  • @TeklitkidanKidane
    @TeklitkidanKidane 3 месяца назад +1

    አመለክ ጸግኡ የብዛሓልካ ድያቆን ሓወይ ናይ ባሓቅ ደሰዘበልኢዪ ኣመላክ የሓግዝኩም ነቲ ትገብርዎ ዘሎኮም ናይ በሓቅ ዘሕጉስ ኢዩ

  • @Gere-y5p
    @Gere-y5p 4 месяца назад +2

    Egzabhar edman tinn yahbka

  • @merhawitgoje2967
    @merhawitgoje2967 3 месяца назад

    እግዚኣብሔር ጸጋኡ የብዝሃልካ ድያኮን ዳት ሃወይ ነዞም ተማሃሮ ምስ ረኣካስ ተስፋ ንገብር እዛ ቤተክርስትያና ውሉድ ብምፍራያ እልፊ ትእልፋት አስከ ኩኑልና

  • @fache123fache12
    @fache123fache12 4 месяца назад +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @abrhiwadebru2401
    @abrhiwadebru2401 3 месяца назад

    Amen amen amen abonattt edman tenan yehabkum fetari

  • @yordanoskahsay3644
    @yordanoskahsay3644 3 месяца назад

    አሜን አሜን አሜን❤❤❤

  • @eliashabtemichael7350
    @eliashabtemichael7350 Месяц назад

    ድያቆን ሓውና እግዚኣብሄር ኣምላኽና ኣብ ቅድስቲ ቤተክርስትያንና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኸልካን ይቐድሰልካን!!! ከምቲ ኣቦና ዝበልዎ ድማ ናብ ዝለዓለ መንፈሳዊ ማዕርጋት የብጽሕካ🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @biriktiseilekahsay7785
    @biriktiseilekahsay7785 3 месяца назад +1

    Amen amen amen ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @zem1988
    @zem1988 4 месяца назад +2

    ኣቤት ትዕድልቲ ፣ኣምላኽ ክንደይ ይፈትወኩም ፣ ኣብዚ ምድራዊት ገነት ዝኮነት ገዳም ንኽትነብሩ ዝፈቀደልኩም ፣ ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና ክቡራን ገዳማውያን ኣቦታትናን ኣዴታትናን ኣሕዋትናን

  • @bsrattesfaldete5478
    @bsrattesfaldete5478 4 месяца назад +3

    Aseyyyyy elllllllllllll bjakum abotatna nezom ab deghe zelewo memharan meadulna lbna kefafilomo adna zelekum tumat abotat ab xelotkum zekruna ❤

  • @tewelde9778
    @tewelde9778 3 месяца назад +1

    ሎኡል ምስጋና ንጽገም ገዳማትናን ፡ገዳማውያን ኣቦታትናን ኣዴታትናን ኣብዚ እተቅርበልና ዘሎካ ሓውና ዲያቆን ።ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ።ንኩልኩም እትሕግዙ ዘለኩም ደቂ ቤተክርስቲያን ኣምላክና ፡ሃብተ ሰማይን ምድር ይሃብኩም።

  • @Rigattesfamaryam
    @Rigattesfamaryam 3 месяца назад

    Amen ab tgebrwo xelot zekuruna❤❤❤❤

  • @jeycha733
    @jeycha733 4 месяца назад +3

    ❤❤❤❤❤❤

  • @selamtsegay5125
    @selamtsegay5125 3 месяца назад +1

    Amlak xega bereketyebzahalka🌿🙏🙏🙏🌿🕊🕊🕊🌿🌹🌹🌹🌹🌿💞💞💞🌿🤲🤲🤲🌿

  • @GereLove-xz7uw
    @GereLove-xz7uw 3 месяца назад +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ።

  • @KaleabTesfamchael
    @KaleabTesfamchael 3 месяца назад

    Diaqon bro nay behaqi,well done! nayzi kulu kaa asbka bi Egziabher rkebo GBU dat hawey❤❤❤❤

  • @ኣዶፀጋብርሃንኣዶፀጋብርሃ

    ኣስይይይይይይይይይይይይይ
    ደስ ክብልካ ኣምላኽና ክብር መስጋና ይኩኖ
    ኣሰይ ደስ ክብልካ እቱ ዘማ ግእዚ ልሳን

  • @ftsumandemariam6082
    @ftsumandemariam6082 3 месяца назад

    እግዚኣቢሄር ይመስገን ነዚ ዘራየና ድያኮን ሓውና ከኣ ቀጽሎ እግዚኣቢሄር ምሳካ ይኩን ንሕና ከኣ ኣይንሕመክ ይሕዋት እቲ ዕዪገዛ ነኣና እዩ ❤❤❤❤❤❤

  • @alexanderyossief
    @alexanderyossief 4 месяца назад +2

    ጀማሪ ዝይኮነስ ፈጻሚ ይግበርካ፡ብጣዕሚ ዝምስገን ስራሕ። ብተወሳኺ እዚኣ ሶሼል መድያ ንምንታይ ክንጥቀመሉ ክምዘለና ክንምሃረላ ይግበኣና።

  • @zaydzersenayZaydzersenay
    @zaydzersenayZaydzersenay 3 месяца назад

    Aseyy Ellllllllllllll xegu yebzhalka
    Nezi kulu tgebru zelekum❤❤❤

  • @KibromKibrom-ok1ow
    @KibromKibrom-ok1ow 3 месяца назад +1

    Des ilna des ybelka❤❤❤

  • @Bless924
    @Bless924 4 месяца назад +4

    ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @militegebrenegus6390
    @militegebrenegus6390 3 месяца назад

    Kalehiwet..yesmalna. Amen.amen Amen ❤

  • @FilmonHaile-fr6np
    @FilmonHaile-fr6np 3 месяца назад

    🙏🙏🙏🙏🙏 kbri namlak ykun

  • @gualmehari999
    @gualmehari999 3 дня назад +1

    ⛪️✝️⛪️✝️⛪️✝️⚘️🕊⚘️🕊⚘️🙏🙏🙏🙏🙏

  • @Robel-r9t
    @Robel-r9t 4 месяца назад +4

    ❤❤

  • @SamilKiflmariyam
    @SamilKiflmariyam 3 месяца назад +1

    ኣብጾሎትኩም ዘኩሩና