✴️ስደት ወጽያ ኣብ ሳልስታ ዝዓበደት ጓል ሓፍተይ ጉድ ጌራትኒ፣

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 23 янв 2025
  • ✴️ስደት ወጽያ ኣብ ሳልስታ ዝዓበደት ጓል ሓፍተይ ጉድ ጌራትኒ፣ #እንታይ_ትመኽሩኒ #ሓቀኛ_ዛንታ #እንታይ_ትመኽሩኒ #eritreannewsong #ethiopianmusic #eritreanguayla #ethiopiantiktok #eritreannews #habeshatiktok #eritreantiktok #eritreanmusic #eritreancomedy #eritreanfilm #eritrea #eritreannews #ሓቃኛ_ዛንታ #ዛንታ #ሓቀኛዛንታ #tigray #ethiopianmusic #ethiopiantiktok #ethiopianmovie
    ⚑ CONNECT WITH ME⚑
    Instagram➡️ / mahustar88
    Facebook ➡️ / mahustar
    Facebook ➡️ / mahustar2
    TikTok ➡️ / mahustar
    Webesite ➡️ mahustar.com/
    WhatsApp➡️ wa.me/message/...
    Join this channel to get access to perks:
    / @mahustar1

Комментарии • 217

  • @TesfahiwetGebremariam
    @TesfahiwetGebremariam Месяц назад +113

    እቲ ሓቂ ንጎሮም ምክንያቱ ዳሕራይ ዋጋ ከክፍለካ እዩ ጽቡቅ ዝገበረልካ ጹቡቅ ተዛሪብካ ተዓዘቦም ጽባሕ ንጉሆ ኩሎም ኩንእዱኻ እዮም ኣብ ዓለም ጊዚኡ ስለ ዘይኣከለ እምበር ምስጢር ዝብሃል የለን።ተፈቲኩማ like rugexu deqi abeyti

  • @Amiጓልትግራይ
    @Amiጓልትግራይ Месяц назад +39

    አረ በጃኻ እቲ ሓቂ ኩሉ ንገሮም ሕጂ ተዘይኣመኑኻ እቲ ሓቂ ምስፈለጡ እዮም ክፈትዉኻን ከኽቡሩኻን ሓቂ ንግዚኡ መራር እያ ግን እናሓደረት እያ ተሕጉሰካን ተኽብረካን ካብኡ ካኣ ፅቡቅ ዝገበረልካ ሰብ ዘይምብዳል ሕልናኻ ሰላም ትረክብ ደፊርካ ሓቂ ምስትናገር እዩ👏❤

    • @ErmonYehdogoh
      @ErmonYehdogoh Месяц назад

      𝐍𝐚𝐮 𝐛𝐡𝐚𝐪𝐢 👏

  • @ተስፋእዩስንቀይ-ሸ3ዀ
    @ተስፋእዩስንቀይ-ሸ3ዀ Месяц назад +13

    ሓውካ ዝበሃል ገባሪ ጽቡቅካ እዩ ስለዚ ሓቂ ንገሮም ❤️🙏

  • @Mahustar1
    @Mahustar1  Месяц назад +9

    ✴ስደት ወጽያ ኣብ ሳልስታ ዝዓበደት ጓል ሓፍተይ ጉድ ጌራትኒ፣ #እንታይ_ትመኽሩኒ

    • @የት
      @የት Месяц назад +3

      አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሓልካ ክቡር ሓውና ኣምላክ መዋፅእቲ ይፍጠረና ካብ ኩሉ ሽግርን ፀበባን የውፅአና እና ክቡር ሓውና ኣዝዩ ሕማቅ ግዜ እና ዘለና እና እቲ ኡንኮ መሓርን መድኃኒትን ፈጣሪ ሰማይን ምድርን ፈጣሪና እዩ።"ንኣምላኽካ ሃዲእካ ተፀበዮ እሞ ንሱ ከስልጠልካ እዩ። ኩሉ ፆርካ ናብ ኣምላክ ደርብዮ ንሱ ድማ ከዕርፈካ እዩ።""ይብል ኣቦና ቅዱስ ዳዊት፡እና ኣይንጨነቅ ክቡራተይ ተስፋ ኣይንቁረፅ ፡ንሰይጣን ተቃወምዎ ናብ ልብኹም ክኣቱ ድማ ቦታ ኣይትሃውዎ ኢሉና እዩ 😢😢😢

    • @habunatey1354
      @habunatey1354 Месяц назад +5

      Eza video sidedelom zereba zeybila zezarib yebilkan ,felitom tedelyom merea yigberu

    • @የት
      @የት Месяц назад

      @@habunatey1354 እሹኒ

    • @tesfitghede
      @tesfitghede Месяц назад

      ​@@habunatey1354ጨካን ወሳኒ ከመይ ጌሩ መጺልካ እዚ ሓሳብ

  • @Woubnesh
    @Woubnesh 29 дней назад +3

    እቲ ሓቂ ንገሮም ኣመኑኻ ኣይኣመኑኻ ብድሕርኡ ዘሎ ናታቶም ጉዳይ ይኸውን ድሓር ተጣዓስካ ኣብ ዘይትዎፆ ነገር ከይትኣቱ ንሶምውን እዙይ ኣይግበኦምን❤

  • @dsd9413
    @dsd9413 Месяц назад +22

    እቲ ሓቂ ንገሮም ሓወይ

    • @NaodHabtom-q3c
      @NaodHabtom-q3c Месяц назад

      እቲ ሓቂ ንገሮም ሓወይ

  • @AaAa-kq7kh
    @AaAa-kq7kh Месяц назад +19

    እት ሓቅ ንገሮም ማዓረይ❤❤❤

  • @ፊፊየ
    @ፊፊየ Месяц назад +4

    ካልኣይ ክፋል ክንጽበየካ ኢና ከመይ ቀጺሎም 😂❤

  • @RobelAwot
    @RobelAwot 26 дней назад +1

    ሱቅ በል እቲ ሓቂ ባዕሎም ይብጽሕዎ
    ሹዑ እንታይ ዓይነት ሰብ ሙካንካ ክረዱኦም እዩ ሕጂ ተነጊርካዮም ዝኮነ ዝኣምነካ ሰብ ኣይረክብን ኢካ

  • @kevu9384
    @kevu9384 Месяц назад +6

    ጽባሕ ንግሆ ኩሉ ምስ ፈለጡ ዝገደደ ከም ዝጸልእካ ፍለጥ ሕጂ ኩሉ ንገሮም ንስኻ ኸኣ ሓላፍነትካ ተውርድ ። እዚ እሞ እንታይ ምኽሪ ደሊኻሉ

  • @zemenawizemenawi7305
    @zemenawizemenawi7305 29 дней назад +1

    ኣድጊ ዝገበረካ ጠይቂ ግበሮ ንገሮም መታን ናይ ልና ዕረፍቲ ክትረክብ

  • @AsterGuesh-t5e
    @AsterGuesh-t5e Месяц назад +2

    መዓረይ እቲ ሓቂ ንገሮም ❤❤❤

  • @ኣbiቲgualኣቦኣ-16f
    @ኣbiቲgualኣቦኣ-16f Месяц назад +7

    ezi qelil eyu eti haqi ngerom abzey chinqetka aytcheneq kbur hawey🥰

  • @hamiABraha
    @hamiABraha Месяц назад +1

    እትጋገ ንገሮም ሓቂ ልጋና ኣይብል ቤተሰብ ኣይብል ስለዚ እቲ ሓቂ ንገሮም ❤

  • @Eruyaru
    @Eruyaru Месяц назад +1

    ገለን ብማይ ገለን ሳኣን ማይ 😢

  • @jefeusmey8338
    @jefeusmey8338 29 дней назад +1

    ኩቡር ሓው እቲ ሓቂ ነጊርካ እንተተባኢሶም ምስ ሓብትኻን ናታ ሓሳብ ዝድግፉ ስድራበትካን ክትባኣስ ኢኻ ሱቕ እንተ ኢልካ ውን ምስቶም ገበርቲ ጽቡቕካ ክትባኣስ ኢኻ ፡ ኣብ ርክቦም ኢድካ ክሳብ ዘይሓወስካ ተጸጊዕካ ምዕዛብ ይምረጽ ምናልባት ውን ክቕበሎ ስለዝኽእል እቲ ወዲ።

  • @Ostirch
    @Ostirch Месяц назад +5

    ካብ ቃሊ ኪዳን ምስ ኣሰሩ ዝፈላለዩ ገለ እንተ ትገብር ምሓሸ ምፍላጦም ኣይተርፈምን እዩ

  • @BerhaneKebrom
    @BerhaneKebrom Месяц назад +4

    እንታይ እሞ ክትብል ኢካ ንስካ ከም ዝመስለኒ ግን ንሓፍተካ ኩሉ ግልጺ ጌርካ ነገራ ክትጉሂ እያ ኣይትበል።

  • @hermontekle1418
    @hermontekle1418 Месяц назад

    እቲ ሓቂ ንገሮም ብሩክ ሓወይ ❤

  • @dz225
    @dz225 12 дней назад +1

    እቲ ምክኒትሲ ካብናይ እንዳ ኣኮታታ ኢያ ወሲዳቶ በለኒ፡ል ። ምክንያቱ ካብቲ ናታ ናትካ ምክኒት ስለ ዘሕርቅ። ክትፈልጥ ክትቃለስ ተጀሚርካ ዋላ ኣዴካ ኣይተዉድቃ ዝበሃል ኣዘራርባ ዘክር። ስለዚ ከይወዓልካ ከይሓደርካ ንገሮም ፡ነዚኣ ኣንቢብካ ምስ ውርዳእካ ወደሓንካ።

  • @yesabhabteab1680
    @yesabhabteab1680 Месяц назад +1

    Kbur haweyyy ane bwegeneyyy suq tebelka temeraxi eyu❤ . Esatom naka kamnuka kshgeru eyom aqedima meliatom sle zela. 2. )kab hulufa temahira ka musueu ewn ktnebr tkel eya. Suq tebelka temeraxi eyu ksab baelom zfeltwa ❤❤❤❤🎉

    • @FilifurtiTesfa
      @FilifurtiTesfa 29 дней назад

      No kengrom alwo enber kab nay helna zekfe seqay yelen nesu yengrom eti mercha natom yekwen shue

  • @DanielWeldeab-oc1hl
    @DanielWeldeab-oc1hl Месяц назад

    ባዓሉ መጽዩ እቲኢ ዝምርዓዋ ይፍለጦኦ እቲኢ ሓቂ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ሜሪካዊ-ፈ4ቨ
    @ሜሪካዊ-ፈ4ቨ Месяц назад

    ኢዋይ ጉዳመኛ ጓል🤧 ንገሮም ኢቲ ሓቂ bro ዋላ ኢካ ሕጂ ተዘይ ኣመኒካ ጽባሕ ግን ኪኣምኒካ ዮም🤙🙌

  • @Beti-x3x
    @Beti-x3x Месяц назад +4

    ንገሮም ምክንያቱ ካልእ ዝከፍአ ሽግር ክፍጠር ዩ ዝሓለካላ መሲሉካ ስቅ እንተ ደኣ ኢልካ ብካልእ ሰብ ክሰምዕዎ ኢዮም ብካልእ እንተ ሰሚዖሞ ከኣ ናብ ዘይተደልየ ጽልእን ህልክን ከይትኣትዉ ወላ ሓዳር ትግበር ነቲ ዓርካ ከተፍቱ ዝያዳ ክትጎድኦ'ያ ነዚ ክምርዓዋ ትደልዮ ዘለካ ምስ ተመርዓወት ይቅሬታ ሓቲቱ ክብለጸላ ክምለሳ ዩ ዝበላ ኩሉ ካብ ምግባር ድሕር ኣይትብልን ያ :: ስለዚ ንገሮም እና ፈለጠ እንተ ኣትዩ ከኣ ሓላፍነትካ ኣውርድ ስቅ እንተ ኢልካ ግን ዓቢ ሽግር ክፍጠር ዩ ተጣዒስካ ዘይትመልሶ ከይኮነካ ዓርኪ ምሓዛ ሕማቅ ነገር ኣይኮነን ንገሮም ::

  • @ዮዳሄንኹሉእግዝኣብሄር

    እቲ ሓቂ ንገሮም እንታይ ክትሕራእ ንዓኻ ኣጸሊማስ ዘይከዉን ደሓር ከኣ ጽባሕ ዋጋ ከየኽፍለካ።ካልእ ኣወዳት ከኣ ድንግል ዲኹም ኣይኮንኩምን ዒራ ዘይትፍለጡ ድንግል ጓል ስለ ትፈትኹ ብድንግላ ተዘይ ጸኒሓቶ ክቀትላ ዉን ይኽእል እዩ ብደይ ንሱ ጌዜና ኣይጠዓየን ዘሎ❤

  • @rbfhftcj1649
    @rbfhftcj1649 Месяц назад +3

    እዚዳኣ እንተይ ምክሪ ኣድልወ ንገሮም ፈታዉ ነብሱ ኣይትኩን ሓቂ ሓቂ እዩ ሓቂ ኣይቅበርን መልሻ ከትጎዶኦ ካባ ቀደማዩ ዳሓራዩ ከይገድድ🥺

  • @brahnluel
    @brahnluel Месяц назад +1

    እቲ ሓቂ ንገሮም ወድነይ

  • @yonasmokonen5722
    @yonasmokonen5722 Месяц назад +2

    Eti haki ngerom ❤❤❤

  • @salemaraya9182
    @salemaraya9182 Месяц назад

    Zihawey eti haki kulu nigerom keydongoka ab zikefie shigri keytwediki melisika aytdeniguyy ❤❤

  • @FuFg-me2eo
    @FuFg-me2eo Месяц назад

    ንገሮም ሓወይ ገዛቦም ክትመልሰሎም ፃዓር እበር ንገሮም ንገሮም ሓልየትካ ንገሮም ዝሓወይ ኣጀካ😢😢😢😢😢🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤

  • @gbtsawimihretab8688
    @gbtsawimihretab8688 Месяц назад +1

    ጓል ምላድ ማለት ኮ ጾር እዮ ኣይ ሰላም ኣይሓጎስ ዝወነነ ሃውሃው ከም ምንባር እዩ።

  • @Bettyteklehaimanot
    @Bettyteklehaimanot Месяц назад

    Eti hAqi ngerom kubur hawna🙏🙏🙏

  • @nastnetogubamicheal467
    @nastnetogubamicheal467 27 дней назад

    Eta haki gerom 🙏

  • @Wedimamaa
    @Wedimamaa Месяц назад +2

    ኣነ ተዝኸውን ስቅ ምበልኩ

  • @صقرالعتيبي-و8ص
    @صقرالعتيبي-و8ص Месяц назад +5

    እመን ኣይእመነ ነገረ ግዚዮ ክነዉሕ ዳኣም ሓቂ ታቃብራ ኣይትቁበር

  • @HaniFkrr
    @HaniFkrr Месяц назад

    ንገሮ እቲ ሓቂ ዋላ ሐዚ ኣይእመንካ በዘይገደስ ወዒሉ ሓዲሩ ግን እቲ ሓቂ ክብፀሖ እዩ ሰለዚ ካብ ሰቅ ተብል ንሕልናኻ ንብር ክቡሩ ሓወ ንገሩ እዩ ዘበለካ በዝተረፍ ወዳሓንካ ❤🎉😊

  • @ንኩሉግዜኣለዎ-ሐ1ቐ
    @ንኩሉግዜኣለዎ-ሐ1ቐ Месяц назад

    Well come. Mahustar btaemi xbuq medeb qexlwo ❤❤❤

  • @ኤርትራንሻዕብያነጋውስባሕ

    ኣጀካ ግደፋ ዋጋ ምስ ኣክፈላ ክፍለጣ ዩ ❤😊

  • @yerusalemyemane1794
    @yerusalemyemane1794 Месяц назад

    Thank you kbur hawu🎉❤

  • @hdhugydydy8893
    @hdhugydydy8893 29 дней назад

    ዝከበርካ ኩቡር ሐዉና ብመቅርብ ናይቶም ስድራ ንገሮም ሐሳዊ ንግዚኡዩ ዘደናግር እቲ ሐቂ ንገሮም ካብ ነብስካ አዉርድ እምበር ተመሲሉዩ ካብ ባዐል ጣፍ ባዐልአፍ

  • @amangebru-ri8xc
    @amangebru-ri8xc Месяц назад

    እቲሓቂ ነጊርካ እታ ኩዑሶ ደርብየሎም በቃ

  • @HaniHawa-u7l
    @HaniHawa-u7l Месяц назад

    ዚ ሓወይ ምኽሪ ዘድልዮ ኣይኮነን ነቶሞ ጻዕዳ ከም ማይ ንግሆ ከይ ትብድል እቲ ዘሎ ሂወት ንጎሮም ።

  • @Natnael12
    @Natnael12 25 дней назад

    ሰላም ክቡር ሓወይ እቲ ሓቂ ሕጂ ንገሮም ምክንያቱ ጽባሕ ንግሆ ውን ነኣካ እዮም ኣብ ሽግር ይእቲካና ክብሉካ

  • @EdenTesfalem-h1w
    @EdenTesfalem-h1w Месяц назад +1

    Ngerom bro wialu hadiru haqi mflatu ayterfn kalay gega aytwesk

  • @MkialeTesfay
    @MkialeTesfay Месяц назад

    እቲ ሓቂ ኩሉ ንገሮም ምክኒያቱ እሳ ጋል ሓፍትካ ኢያ ካብ ምስኦም ምባስ ምስኣ ምስኣ ምባስ ይሕሸካ ምስኣ ስጋኩን ክዓርቀኩም እዩ

  • @kusu-on9bb
    @kusu-on9bb Месяц назад

    ውዕሉ ሓድሩ ሓቂ ምውፃኡ ኣይተሪፎን ስለዚ ንገሮ ካቡኡ ናይባዕሉ ውሳነ

  • @Selamsium4230
    @Selamsium4230 Месяц назад

    Ngerom bor mflalu ayterfn eye ❤❤❤

  • @FanaaFana-km9bf
    @FanaaFana-km9bf Месяц назад

    እቲ ሓቂ ክትነግሮ ይግባእ ነይሩ እንተዘይ ኮነ ግን ንስካ ንገሮ

  • @yordatesfay5550
    @yordatesfay5550 Месяц назад +1

    Eti Haqi ngerom hawey

  • @abrahamtse2019
    @abrahamtse2019 26 дней назад

    ነቲ ደሊዋ ዘሎ ሰብ ክትነግሮ ኢዩ ነይርካ ድሕርኡ ናቱ ምርጫ ኢዩ !!!

  • @RstegaWedites
    @RstegaWedites 29 дней назад

    Habibi Eti haqi ngerom.gul haftka keman yehlifa zehabetka .

  • @merhawiteweldemedhin9845
    @merhawiteweldemedhin9845 Месяц назад +2

    እዚደኣ እንታይ ዘረባ ደሊካሉ ንገሮም እንበር ምስ ነገርካዮም ድላዮም ይግበሩ ?

  • @BahramGrmay
    @BahramGrmay 28 дней назад

    ሪኪብ መዓስ ከምዝገበረት ሕተቶም ይፍለጥ ኢዩ

  • @alexandershewitalexander2394
    @alexandershewitalexander2394 Месяц назад +2

    ክልተ ጥፈአት ከይከውን ካብ መጀመረታ ንገረም

  • @habteslassiesemere8498
    @habteslassiesemere8498 Месяц назад

    ሓቂ ተዛሪብካ ጾርካ ኣራግፍ

  • @gual70enderta17
    @gual70enderta17 Месяц назад

    እቲ ሓቂ ንገሮም ተዘይኣሚኖሙካ ጉዳዮም ኣብ ግዚኡ ክፈልጡ እዮም

  • @samitesfie-d4b
    @samitesfie-d4b Месяц назад

    Kamtay naa ziamenewa yamdnew siqebela bro ❤❤❤❤❤❤❤❤mesia ywia🎉🎉🎉

  • @YoniYoni-c4q
    @YoniYoni-c4q Месяц назад +1

    ሰላም ኩቡር ሓው ኣነ እንታይ ክብለካ ይፈቱ ነቶም እንዳ ወዲ ይእመኑካ ኣይእመኑካ ሓንቲ ሻዕ ንገሮም ካቡኡ ዝሓለፈ ግን ስቅ በል! ጸግዕካ ሒዝካ ተዓዘብ ንኩሉ ግዜ ክምልሶዩ።

  • @RTKapi
    @RTKapi Месяц назад

    ጽባሕ ንግሆ ምስጢር ምጽኡ ኣይክተርፍን እዩ ሕጂ ንገሮም ሕልናካ ይዓርፈልካ ሓወይ

  • @hermiyohanneszeria9815
    @hermiyohanneszeria9815 Месяц назад

    Very true. Story

  • @Rishan-t7b
    @Rishan-t7b Месяц назад

    ክብር ሓወይ ብጣዕሚ ከቢድ ዩ ዝኣመንካዩ ሰብ ክክሕደካ እና እታ ጓል ነቲ ንመርዓ ሕራይ ኢላቶ ዘላ ወዲ ክትነግሮ ኣለዋ ምክንያቱ እቲ ክብራ ባዕላ ክትነግሮን ሰብ ክነግረላን ነቲ ኣፉቃሪኣ ንንበይኑ ዩ ንሰካ ግን እቲ ዓርክካ ዋላ ይቀየመካ ሱቅ በል ብዛዕባ ሂወታ ዝፈልጦ ነገር የብለይን ኣነ ኣብ ሰደት የ ዘለኩ ምሳኩም በሎ

  • @ንፋቶ
    @ንፋቶ Месяц назад +1

    ኩቡር ሓወይ ሓቂ ብርእሳ ተቀበርካያ ብእግራ እያ ትወጺእ ከምቲ ዝበልካዮ ምስ ክብራ ውን የላን ንስካ ዓርኪ ከም ዝነበራ ንገሮም ካብ ተሓታትነት ድሓን ንሓፍትካ ውን ንገራ እንዳ ፈለትካ ስቅ ኢልካ ክብሉካ ይክእሉ እዮም ።

  • @hailzgiAbraham
    @hailzgiAbraham Месяц назад

    Haqi ngerom dihriu gudayka aykonen gdefom dlayom ygberu bro hji gn gdn ngerom

  • @dekiweldemicheal9579
    @dekiweldemicheal9579 Месяц назад

    Abza chanel ngirkayom eko kab kulom hade zkatatel do keysean

  • @ASSETENTERTAINMENT1
    @ASSETENTERTAINMENT1 Месяц назад

    ድፍር ኢልካ ሓክዮም ዘዓርከይ ቅዱም ኣይትኹን ፡ ወደሓንካ።

  • @eimagunnersfan189
    @eimagunnersfan189 Месяц назад

    በዚ ሎሚ ድንግል ክትጸንሓኒ ኢሉ ኣይሓስብን እዩ ግደፎ ይስሓና, ግን ን ውሕስነት ክኮነካ ንሓፍቱ ነጊርካ ሕልናካ የዕርፎ

  • @ZerayHailay-yx2td
    @ZerayHailay-yx2td Месяц назад

    ሰከ በል

  • @FiliHdray
    @FiliHdray Месяц назад

    ኣታ ሓወይ እዚ እንታይ ሕቶ ተደሊዮ እቲ ሓቂ ንገሮም ንስኻ እንተ ኣሞንኻ ጽቡቅ ካብ ነብስኻ ኣውርድ እቲ ሓቂ ምፍላጥ ኣይተረፍን እዩ

  • @HenokAsmerom-o5s
    @HenokAsmerom-o5s Месяц назад +1

    🥰🥰🥰🥰

  • @yodittesfagabr
    @yodittesfagabr Месяц назад

    ን ሕልናካ ንበር

  • @Melodi8347
    @Melodi8347 Месяц назад +2

    ንስኻ ስቅ በል ኣብዚ ሕጂ ሰማዒ የብልኻን ኩሉ ብግብሪ ክሪእዎ እዮም
    ይስሓንዋ ኣብኣ 😢 ጓል ሓፍትኻ ግን ስዲ እያ

  • @freysurafel9316
    @freysurafel9316 Месяц назад

    እቲ ሓቂ እንተትነግሮም ይምረፅ ምስ ነገረካዮ ከምዘይኣምነካ ጥርጥር የብሉን ነገር ግን ባዕሉ ምስ በፀሖ ከም ዝጠዓስ ከኣ አየጠጣራጥርን

  • @Danielpov
    @Danielpov Месяц назад

    Eti haki negoro tesemaka xibuk Be t koryewo zelo tezy semiu ka ms gedfeto yerdo

  • @tsegayqe3268
    @tsegayqe3268 Месяц назад

    እቲ ሓቂ ነቲ ዝምርዓዋ ዘሎ ንገሮ ክሰትራ ድዩስ ዋላ ክገድፋ ንዕኡ ይምልከት

  • @ArmosheshAmbesa-ob3eg
    @ArmosheshAmbesa-ob3eg 23 дня назад

    ንገሮም እቲሓቂ

  • @FrutunaBehabelom
    @FrutunaBehabelom Месяц назад

    eti haqi ngerom hawey haderaka 😢

  • @EmbabaHagose
    @EmbabaHagose Месяц назад

    Eti haqi negerom wilom hadirom mefelaqom ay terfomun eyom😊

  • @HadasTedros
    @HadasTedros Месяц назад

    ሓቂ ተዛረቦም

  • @SelamAmanuel-oe2md
    @SelamAmanuel-oe2md Месяц назад +3

    𝗘𝘁𝗲 𝗵𝗮𝗾𝗲 𝗻𝗲𝗴𝗼𝗿𝗼𝗺 𝗮𝗷𝗼𝗸𝗮 𝗵𝗮𝘄𝗲𝘆 😢

  • @DaniDani-x5v
    @DaniDani-x5v Месяц назад

    Eway xegem

  • @ليلى-ص9و
    @ليلى-ص9و Месяц назад +1

    ተጋግካ ሓወይ ብመውስቦ ዶ ስደድለይ
    ኢላተም እያ ወሪድኒ ዶ

  • @Abi_jana
    @Abi_jana 16 дней назад

    ሱቅ ጥራይ እያ ፈውሳ

  • @abebaghebrebrhan9841
    @abebaghebrebrhan9841 Месяц назад

    Haki ngorom hawey natey

  • @MerhawiFrezghi-vt7ns
    @MerhawiFrezghi-vt7ns Месяц назад

    Gna ati haqi tetnegrom mehashe kesakiyeka knebru

  • @Shamaabddalla
    @Shamaabddalla Месяц назад +2

    gdn haki ngero

  • @HshHd-j3o
    @HshHd-j3o Месяц назад

    ንሓፍትካ ኮነ ነቲ ዝምርዓዋን ዞሎ ሓቂ ንገሮ ተተቀቢለምዎ ፅቡቅ ምእማን ተኣብዮምካ ካዓ ከም ምርጩኡ ይኪድ ትሓቂ ግን ንገሮም

  • @AffectionateAstroStation-gj2wo
    @AffectionateAstroStation-gj2wo Месяц назад +2

    ናይ ጓል ሓፍትኻ ጊጋ ከምዘለዎ ኮይኑ ናትካ ዉን ከፊኡ እዚ ኹሉ ጺቡቅ ገይረሙለይ እንደበካስ ንምታይ ብግልጺ ዓርኪ ከምዘለዋ ዚይሓበርካዪም ሓጂ ዉን ብግልጺ ናይ ጓል ሓፍትኻ ክፋት ተሓቢርካዮም ዚበልጸ ምኾነ

  • @DevoTub
    @DevoTub Месяц назад

    እቲ ሓቂ ንጎሮም ምክንያቱ ዳሕራይ ዋጋ ከክፍለካ እዩ

  • @tsgeweyniafewerkigebrimari7530
    @tsgeweyniafewerkigebrimari7530 Месяц назад

    🎉🎉🎉

  • @berekethilemicheal
    @berekethilemicheal Месяц назад

    ንገሮም ምእማን ተአብዮም መከራ ይእምኖም እዚ ክብለካ ከለኹ ግን ብዝተኸአለካ ክትእምኖም ፈትን ከም ናተይ አረአእያ

  • @Maryamyyyyyyyyy
    @Maryamyyyyyyyyy Месяц назад

    ሓቂ ንግሮም ፍትዮም ካኣትወዋ ጸሊኣም ከግድፍው ምክንይቱ ባዓልቲ ኣምል ስለ ዝኮነት ዝሰደድላ ግንዝብ ክትዕውለሉ እያ

  • @DanielMahari-ud9io
    @DanielMahari-ud9io Месяц назад +1

    Eti Haqi negerom heji ente zey nekerekayom gen dharayu ey ke geded haweyy eska wala ente zey negerkayom be Seb kem zefeltu geber ::

  • @abrahamsebhatu3747
    @abrahamsebhatu3747 Месяц назад +3

    ሓቂ ንገሮም ሓወይ ናተይ ምክናቱ ታሓቡኡ ዝነብር ምስጥር የለን አምበር በዘን ሓራሙ አዘአን አካ ሓርሪና አና ጽቡቁ ዘይፍትወለን ብፍላይ ካኣ አዘን ናይ ሕጅ ወለዶ ሓራሙ ቡላዕት አየን ስለ ዘይክንሽባ አየን መስለን

  • @DavidMe2
    @DavidMe2 Месяц назад

    Entay aynat xelelty eya eza gal

  • @MahiAberahaley-qh9oc
    @MahiAberahaley-qh9oc Месяц назад

    ንገሮም ንገሮም ንገሮም በጃካ ብጋኒኡ😥

  • @Ksanet-t9r
    @Ksanet-t9r Месяц назад

    Haqi ngerom please

  • @Abuki-wk1xh
    @Abuki-wk1xh Месяц назад

    Negerom zhawey ajoka ka neska

  • @MaminateyMaminatey
    @MaminateyMaminatey 27 дней назад

    Etihaqi ngerom bro

  • @arondamr3737
    @arondamr3737 Месяц назад

    Himak kirekbu zeytideli ente konka kabti himak agelagilom

  • @HassenHussein-s7c
    @HassenHussein-s7c Месяц назад

    Negrom xibah ngho zkone kymexi❤❤❤