Temesgen daa TABINO hamed gerkayo qetqet ksab zbl Edu May be more that 10 times semieyo. Eritrea abzatewet atya ktqshmdom mesela eyu zbelkayo i like it. Bless you brother TABINO ❤🎉
One cannot give his Ideas freely in Eritrea whether you are inside or outside. Maebel natu hadab hibus yhiwek alo & rekibomo diyom. Ab Eritrea lewti nay Policy, Quwam & Serawit gele nay kulatna hto iyu. Internet ab Eritrea do wala gele do.... kedamnetna aykonen. Ab Eritrea 2G zelo kea bsenki Iseyas iyu.... it is not coupled via sea.
عدد حقهم مش مهم تقول قوميات أريتريا آكثر منكم اذا ماكان معكم اصلهم وفصلهم من تقراي زي اسياس افورقي زي تسجين كحسين وغيرهم كثير ممكن أكثر من 30في المه من قوميات تقرنيا اصلهم من تقراي يعني حيكون عددكم 20 في الميه في أريتريا هذا هوالحقيقه في بلدنا
ኣብረሃ በሊሕ ሰብ እዩ ንኤርትራ በየን ትዕወት አማራጺ ሓሳብ እዩ ሂቡ .....ማዕዳ/ለበዋ እንተኮይኑ ጽቡቅ ስእሊ እዩ ዝምረጽ....ብዙሓት ላህማማት አለዉና ድዛረብዋ ደይፈልጡ ክእረሙ ዝግቦኦም ......ሰብ ዓሻ ኣይትግበርዋ ይዕዘበኩም እዩ ❤❤ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
ኣነ ዝገርመኒ ንምንታይ ኢና ላይክ ላይክ ዝይንገብር ? ደቂ ኤረ 🌟🇪🇷
Nay behaqi 👌👌👌
ደስ ዘብል ሕክያ እምበር ንእስነትና ዘዛኻክረና!!
ሰላም ኩቡር ኣበሳ ሊቕ መምህር ኣጆኻ ቀጽሎ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካን ነኽብረካን ወዲ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️💪❤️
ይበል ትምህርቲ 🙏🌹🌹🌹ዓወት ንሓፋሽ 💪
ብጣዕሚ ጽቡቕ ትምህርቲ ኣብ ልቦም ይምለሶም።🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Thank you 🙏
ጽቡቅ መደብ ኔሩ 👍
መርሐባ ጣቢኖ ሰላምካ ይብዛሕ
Thanks TABINO. You stand for Eritrea and Eritreans. Prevail and BLESS our lovely country and people 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
የቀንየልና ጣቢኖ የቀንየልና ቢኒ በራዲዞ thanks again for your advice guys
Sending love ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 ❤️ 🇪🇷 wedi Taba Azmarino
ሓቅኻ ጣቢኖ ነዞም ቅጫና በሊዖም ሰብ ዝኾኑ ተቓወምቲ ኢልካ ምጽዋዕ ሕፍረትዩ እቲ ድሕሪት ዝደወለልካ ሃመማ ኢልዎም ኣሎ ዕቅኖም👌👍💪🇪🇷💎🇪🇷❤💐
ሰብ ዛርቲ ተጋሩ 🇪🇷🇪🇷🙏🙏💪💪💪🤣🤣🤣
ማራ ኬፍ ዘለዎ ሕክያ❤❤❤❤
Thank you Tabino for all your hard work, much appreciated. I totally agree with Pete's opinion "we should give them an agenda".
Selam Selam Wedi Taba Good job 🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤
Thank you wedi taba
Thank you for the hard work ❤❤❤❤❤❤❤
Thank you tabino
Welcome Tabino.❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊🏽✊🏽✊🏽
ሓቅኻ እዝገ ኣፍልጠካ ኣታ ጅግና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏💪💪💪🤣🤣🤣🤣🤣
ወዲ ጣባ ክቡር ሐወይ ጂግና ስላም 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
Tabinoo bela hekeya 🇪🇷👍🏼You are great.
Welcome wedi Eri Taba keep up Great work 🇪🇷 👍
Jigna wedi taba qexlo 🇪🇷💕
Merhawit wedia Tabino
ወዲ ጣባ ዓቢ ሰብ ንሃገራዊ ኣበርክቶኻ ብገደብ ዘይብሉ ምስጋና እንዳተቐበልኩ ንበር ክበር ንኹላትና ክትዕም።🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኣነ ይዝከረኒ ፡ ናይ 10 ሽኮር ናይ 3 ቀጥፍ ፡ባኒ ብ5 ሳንቲም ፡ በለስ 2 ብ5 ሳንቲም፡ እንቃቆሖ 3ብቅጥቃጥ ፡ በራድ ሻሂ ብቅጥቃጥ ፡ ገረሲኒ ብ10ሳንቲም እንዳመርገም ስንቁ ፡ ርግኦ ምስ ክልተ ባኒ ፡ ብ50 ሳንቲም።
Waw ! What a wonderful time!
ቤት ሻሂ ሂወት !!!
@@josefbaraki8190 when was that?
❤🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷👍🙏🙏🙏🙏
ነዞም ኣኽላባት ግዲ ኣይትሃቦም።
ruclips.net/video/XmgWKexwOPE/видео.htmlsi=nhQQ8Sand7HyO5L8
ወዲ ጣባ ነዚኣ እሞ ረኣያ😂😂😂😂
Temesgen daa TABINO hamed gerkayo qetqet ksab zbl Edu
May be more that 10 times semieyo.
Eritrea abzatewet atya ktqshmdom mesela eyu zbelkayo i like it.
Bless you brother TABINO ❤🎉
That true all you said Tabeno
You are right
ኮሚደረ ካብ ዛውል ከልከልቲ እዩ ዝመጽእ
Well said tabino full stop
Thanks 🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🌹🌹
Wed tapa deki sebat kenikef nekil ina abirha hageraw eritreaw🇪🇷💪🇪🇷📚🖊🇪🇷💯🙌❤nametat hageru degelgel iyu icabay jemuru kedina tegagina yekirta nhatit nme gstna hiezbna eritrean🇪🇷 nkedat keman kemica 😏wed tapa bafina anwaraz🤔
🇪🇷❤️🙏
ጣቢኖ ኣስሊ🇪🇷👊
Ajoka weditabino Kezelo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑💪👍🙏💯🇪🇷💐🎄🎄🌲🌲🙏🇪🇷
ኣነ ክዝክሮ እዋን ንእስነተይ ባሊና ክጻወት
ወታሃደራት ኣብ ብሎኮ ኮኖም ክኽዕውሎም ንሕና ብቆልዕትና ነቲ ሽኮር ምስ ሓመዱ ክንበልዖ
ይበል ትንታኔ ጣቢኖ
Wooow zegerm rentens ,faktor nay politics generally nkulu zemaekele personsl nay Wellesley snehasab zhalewe blurs Wedi taba jet sell👍👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏❤️
Yes
እሞ ማዕበል ጽቡቕ እንድዩ ተዛሩቡ እንታይ ዩ ጽገሙ እቲ ሰብ
ጽቡቕ ትምህርቲ ወዲ ጣባ ወርቃዊ መልእክቲ ዩ ምስ ኣብ ባይታ ዘሎ ተስፋ፡ ተስፋ እንተ ሃልዩ ከኣ ክውንነት ኣብ ቀረባ ዩ፡ ዋላ እዞም ሰማዕቲ ካብ ረብሻ ቀሲና ኢና ንሰምዕ ዘሎና፡ ጽቡቕ ክንርኢ ከኣ ዓይንና ሓጺብና ንጽበ ኣሎና።
ጣቢኖ ከመይ ኣነ ዕባይ ገጅረት ኢየ እዚ ኩሉ ፋብሪካታት ጋራጃት ዓበይቲ ነኣሽቱ ሞዲፊካረ ዝገብራ ቶርኔ ፎንደርያ እንዳ ኩረማቶ ከምዚ ዝበልካዮ ብዙሕ ኢዩ ዕንወት ብመደብ ኢዩ ተኻይዱ አጆኻ ሕካያታት ናይ ኣስመራ ኮታ ኩለን ዞባታትና ኩለን ኣበርክቶ ኔርወን
❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Welcome wedi.taba
እወ ንገረና ደኣ ናይ እንዳበይ ኣለሙ እዳድኳን
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
Jgna wedi jeganu❤
Well come taba granda 291❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
ጣቢኖ ወዲ ትምርተይ ወዲ አስሜራኖ
ሰላም ወዲ ጣባ
የቡሉን:
Even ክነግረካ: ዓሰብ ክንሕዛ ከለነ:
ወያነ ቀዲመናና ቡሬ በጺሐን ኔረን! ድሚ ዓሰብ ምሓዝና!
ድሓር ንዓስብ ክንሕዝ ክንብገስ ከለና: መሬትና ብደምና ተገሊጽልና ተበጊስና! ወያነ ብቭቡሬ ሓግዚ ገሉመል ዝብሃል የለን!!!!
Tium zereba Tabino ❤❤❤❤❤❤❤
ዝወጽ አለው ድሕሪ ዕስራን ክልተን ዓመት ብምንም
U are great 👍 ❤❤❤
ስልሕም ጉልድም🤣
ስልሕም እዩ ዝበሃል (ም)ጎዲሉዋ።
ከም ተመስገን ዝኣመሰሉ ሰባት ክሕከኩ ኣለዎም ግብረ መልሲ ናይ ኤርትራዊ ዶንግዎም ከማን ጸኒሑ ክሳብ ሕጂ ጣቢኖ
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Taba eda tesfay sukereya azekerekana
ሓለዋት ምስ ሑርጫ!
ንህዝባዊ ግምባር አብ ባይታ ወሪዱ ዝገጥሞ ሓይሊ የለን ንሕና ኤርትራውያን ዘይኮንና እቲ ክገጥሞ ዝመጽእ ጸላኢ ገና ከይተበገሰ ከምዝሕምሸሽ ስለዝፈልጥ ሓይሉ አብ መልሓሱ ጥራሕ እዩ ተሓጺሩ ዝነብር ።
🙏🇪🇷👋
ንሕና ኢና ንፎልጦታ ደቂ ሰንበ
ኣብጣባ ኳንካ ከመይ ገርካ ናይ ከባቢ ናብራ ፈሊጥካዮ!
Kidi negedi adki do tefieki yblwen nerom neten bicycle
Abraham maebel sawa kwerd alewo eze kondaf agame
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌
Good
ጠቢኖ መጻኢ ኤርትራ ከ እንታይ ይመስል ምስ ምውዳቃ ጎራባብትና ሃገራት ስለምንታይ ከ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ኩሉ ዓቃባዊ ዝከውን ንህዝቢ ኤርትራ ምስቲ ዝሓለፎ ጽገም ገለ ሓበሬታ ዘይዋሃቦ
WEDI TABA FINO ASMARINO
ሰላማት ወዲ ጣባ
ሓደሓደ ግዜ ካብ ፖለቲካ ወጺእና ብዛዕባ ኣታዓባብያን ምሕካይ ጽቡቕ ኢዩ። እንድሕር ትዝክሮ ኮንይንካ ቺቺሮ ካራሜለ ብሳንቲም 3ሓባ፥ በለስ ብሳንቲም 3ሓባ። ሓንቲ ባኒ ላብራቶ እኽልቲ ምሳሕ ኔራ። ኣብ እንዳ ሰራው ንዋንጫ ስዋ ሸውዓት ሳንቲም ኔሩ። ኣጆኻ ሓኪየና።
Bolo ❤
ወዲ ጣባ ሓቂ ተዛረብ እዚ ቆልዓ መስመሩ ይስሕት ኣሎ
Antum sebat beqa seb hasabu tehibu mesmeru yshit alo. Ab Eritrea lewti yedli alo..... Quwam, rule of law, Esurat kfthu, Economic reform yedlena iyu. Why would you be aganist this?
ወዲ ጣባ ነብሲ ማራ እየ ዝካታተለካ ናይ ብሓቂ መምህር ኢኻ። ኣብ ላይቭ እንከለኻ ኣሉታዊ ኮመንት/ ጸርፊ ሪኢኻ ከምዘይራኣኻ ሕለፎ እምበር ብጸርፊ ክትምልስ እንከለኻ ቁሩብ ምስ እቲ ነኽብረካ ኣይከይድን እዩ ብኻላኣይ ድማ ካብ ሙድ ንወጽእ ኣለና።ብተወሳኺ ስም ናይ ዩቱብካ ( ጣቢኖ ቲቪ) ( ጣባ ሾው) (ጣባ ሜድያ)ምስቲ ሒዝካዮ ዘለኻ ሰፊሕ መደብ ድማ (ጣባ ማልቲ ሜድያ) ይኹነልና
THAT TIME WAS SPECIAL REFEREAL HOSPITAL IN ASMERA
Democracy is by the people for the people and Democracy is a process.
ERITREAWIENET KUBUR NENENET.
ZEKHERIN KEBRIN NI SEMAETATNA AWET NI HAFASH.
🙏🇪🇷🙏❤🙏
belts and shoose
🎄🌲🍁☘️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷☘️🍁🎄🌲
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Fabrica krbit kea neiru.
መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ለውጢ ባዕሉ ክገብር ኣለዎ
Help him
How @@Freedom-y2h
11:35 ❤❤❤❤❤❤❤❤
ምስ ናይ ኤርትራ ሓይሊ ሰራዊት ዝዳረግ ዝኾነ ሓይሊ ብሕልፊ ብኢትዮጽያ ዝመጽእ ሓይሊ የለን ፈኸራን ጃህራን ዓጀውጀው ግን ዝኸልኦም የለን ።
🇪🇷🇪🇷❤️🩹❤️🩹🌹🌹💐💐👍
ሰብ ጎጎ እዮም ዝይዳ እቅጢንካ ሃቦም ሽሙ ረሲዐዮ ዕሉል ዝተፈትወ በዓል ሻሂ እስኪ ዘክሮ ።
ሰላም ንዓኻ ይኹን ወዲ ጣባ ሓወይ። ኣብዚ ፈታኒ ዲያስፖራዊ ዓለም እዚ ብፍላይ ብክፍኣትን ቂምን ብዝሓተሉ ደቂ ሃገር ተጨውዮም ዝተጋገዩ ኤርትራውያን ኣብ ሃገራዊ መስመሮም ኣብ ምምላስ እስኻን ከመኻ ዝኣመሰሉ ግዱሳት ሃገራውያን ትገብርዎ ዘለኹም እዋናዊ መልሰ-ተግባር: ብዘይ ቀለዓለም ጸባ ኢና ንሰቲ ዘለና።
ሎም መዓልቲ ብዛዕባ ኣብርሃ ገብረ ቆሪጾም ብዝለኣኹልካ ኣመልኪትካ ዝሃብካዮ ሓስብ ግን ተሃዊኽካ ዝሃብካዮ ሓሳብ ኮይኑ ይስመዓኒ። ካብ ከምኡ ነብርሃ ገብረ ባዕልኻ ደዊልካ ብዛዕባ እቲ ዝበሎ እንተትውከሶ ጽቡቅ ኔሩ ወይ ከኣ ነቲ ቆሪጾም ዝለኣኹልካ ብምልኡ እቲ ትሕዝቶ እንተትሰምዖ ኣበሃህልኡ እንታይ ማለቱ ከምውኾነ ምበርሃልካ ኮይኑ ይስምዓኒ።
ምኽንያቱ ብናተይ ኣጠማምታ ኣብርሃ ገብረ ትግራይ ምስ ኤርትራ ኣመልኩቱ ዝበሎ ግዚኡ ዘይሓለወ ማለት ብፍላይ ነዞም ኣብዚ ወሎዶ እዚ ዘለና ኩሉ እቲ ጸበሎም ኣይልከየና ዘብል ትግራዎት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝገበርዎ ዝገብርዎ ዘለዉን: ዝበልዎን ዝብልዎን ዘለዉን: ምስኩሉ ነውራም ሓሳባቶም : ክሕደቶም: ሓሶቶም.... ክንቅበሎ ሓሞት ሓርማዝ ስለ ዝኾነ : ህሉው ኩነታት ሪኡ ዘይበሎ ኮይኑ እምበር: ኤርትራ ኣብ መጻኢ ከመይ ክትመስል ኣለዋ ንዝብል ሕቶ ብኣዝዩ ሃገራዊ ኒሕን ቅንኢፈእን ተሰሚዕዎ ዝበሎ ርቀት ዝመልኦ ሓሳብ እዩ ኔሩ።
ተወሳኺ ክብለካ ዝደሊ ብዚ ከምዚ መድረክ ነገራት ቆቆሪጾም እከለ ንከለ ከምዚ በሎ እናበሉ ንሓቂ ዘይ ኣንፈቱ እና ኣትሓዙ መንእሰያት ሃገረይ ከደናግሩ ድቃስ ዘይብሎም ፍንፉናት ስለ ዘለዉ ፈሊጥኩም ብፍላ እቶም ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ሕቶ ኣበርክቶን ሓሳብን ዘለኩም ምርኡያት ኤርትርትራውያን ሕድሕድኩም ኣይትወቃቀሱ። ካብ ከምኡ ተደዋዊልኩም ክትረዳድኡ ክትክእሉዩ ምርጫና። ንስምዓትና ትግደስሉ እንተድኣ ኴንኩም።
ምኽንያቱ ከምቲ ኣብርሃ ገብረ ዝብሎ ኣደ ኩልና ኤርትራ ኣብዚ ሰዓት እዚ ኣብ ስራሕያ ዘላ ንዓኹም ሒዛ። ኩሉ ትገብርዎ ዘለኹም ምስ ውልቃዊ ምብልላጽን ጥቅምን ኣይተተሓሕዝዎ።
ካልእ ተወሳኺ ብዙሓት ዝወሓጥ ሓሳባት ዘለዎም ተዛሪቦምን ኣረዲኦም ከስምዑ ዚኽእሉ ሃገራውያን ኣብ ሃገራዊ መስመሮም እምለሱ ኣለዉ። ስለዚ ኣበይ ይንበሩ ብዘየገድስ ሓንጎፋይ ኢልኩም ተቀበልዎም። ነብሲ ወከፍ ሃገር ዝበደለ ጌጋ ዝነበሮ እንተድኣ ሃልዩ ሓታቲ ኣካል ስለ ዘለዎ: ብዛዕባ እቲ ብሓባር ክትዕወትሉ እትደልይዎ ዘለኹም ናይ ሓባር ሃገራዊ ዕማም ጥራይ ሓሲብኩም እናተወሓሓጥኩም ህዝብኹም ከሓሱ። ወደሓንካ!!
ከምቲ እሰኻ ትብሎ ኣርትራና ብዝኾነ ይኹን ትኣምር ክትስዕር ጥራዩ ዘለዎፈዋ። ከምቲ ምልክት ኣርማና ንዝርድኦ ዘመልክቶ ኤርትራና መሬታ ማያታ ሰማያ እናሰፍሓ ብርሃና እናደመቀ ልምዓታ እናተወረቀ ክብራ እናረዘነ ክትከይድ ናይ ግድን እዩ ምኽንያቱ ኩሉኹላ ኣብ ሓቂ ዝተሰረትት ስለ ዝኾነት።
Hi Wedi Taba
Speaking about social media
What could be the reason for challenging Alena walta Hager from doing what he was doing in Eritrea
The regime don't want to show the true face of our country. As simple as that
Seb kab Eritrea selam and nasinet delyu iyu wesyu. Barya nay Hgdef kikewin dyu kmles..... Lewti kmesih aykhilnn iyu Quwam tezeytegeru. Seb entay aminu Invest kigebir, what about Justice. Nhna diaspora kinzawer and abu zelo kea kiwesih.....
ዝኸበርካ ሓውና ወዲ ጣባ ስለምንታይ ኢና ብዛዕባ ምስ ኤርትራዊ ባህሊ ፣ስነ ልቦና፣ ክብርታት ናይ መንነት ቅልውላው ዘለዎም ዝኸሰሩን ውልቐሰባት ተገዲስና ጊዜ ነጥፋኣሎም ተመስገን ካሕሳይ ወዲ ኪሮስ እኳ ኤርትራውነት ከይነግስን ኤርትራ ከም ሃገር ከይትህሉ መርዚ ዝነዝሕ ኣብዚ ዝነብረሉ ከተማ ቻርሎት ኣብ ስራሕ ታክሲ ዝተዋፈረ ናይ ዓማዊል ሻንጣ ቦርተፊሎ ገንዘብ ላፕታብ ሰሪቁ ካብስራህ ክስጎግ ዝተበየነሉ እንተኾነ ገለ ኤርትራዊያን ለሚኖም ናብ ስራህ ንኽምለስ ዝገበሩ ካብ ጌግኡ ዘይማሃር “ባዓል ሻንጣ ብዝብል ሳጓ “ እዪ ዝጽዋዕ ነዚ ሰብ ሓሲብኩ እንታይ ኢሉ እንዳበልኩም ክብሪ ኣይትሃብዎ በጃኹም ። የቀንየለይ
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
One cannot give his Ideas freely in Eritrea whether you are inside or outside. Maebel natu hadab hibus yhiwek alo & rekibomo diyom. Ab Eritrea lewti nay Policy, Quwam & Serawit gele nay kulatna hto iyu. Internet ab Eritrea do wala gele do.... kedamnetna aykonen. Ab Eritrea 2G zelo kea bsenki Iseyas iyu.... it is not coupled via sea.
Nay Asmara ente yelilka deharku kab mentay yemseleka Azmarino wwdi taba
عدد حقهم مش مهم تقول قوميات أريتريا آكثر منكم اذا ماكان معكم اصلهم وفصلهم من تقراي زي اسياس افورقي زي تسجين كحسين وغيرهم كثير ممكن أكثر من 30في المه من قوميات تقرنيا اصلهم من تقراي يعني حيكون عددكم 20 في الميه في أريتريا هذا هوالحقيقه في بلدنا
ኩፋእ ተንኮለኛ