ብሂል ቀዳሞት ፡ ሽፍትነት ሚነሉን እታ ዳዕሮን ፡ መሓራና ብገዓት ጠስሚ ዶ ክትቀትላና

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 28 янв 2025

Комментарии • 31

  • @ቀዳሚሃለእግዝኣቢሔርፍሬሃ

    ጽውጽዋይ ማለት ጸወየ ወይ ኣዘንተወ ዩ ወይ ነገረ ያነገረ ይበሃል
    እዛ ሚለኑ ትብላ ዘለካ ካኣ ኣብ ድራማ ያ ናይታ ጽውጽዋይ ተላቢሳቶ እንበር ናይታ ጽውጽዋይ ቀንዲ ገጸባህሪ ዝንግባባ ያ ትበሃል ኣብ ናይ ቀደም ናይ ትግርኛ መጽሓፍ ኣላ
    ብድራማ ሚለኑ ትብል ስለ ዝተቀየረት ግን ዝንግባባ ሃሲሳ
    ዝንግባባ ትብል ጽውጽዋይ ትዝክር
    ላይክ ጽቀጠኒ

  • @ሚካኤልዋሓሰይ
    @ሚካኤልዋሓሰይ 2 года назад +3

    አይ ወርሒ እንዳ ራአና አብ ደንበና ከምዚይ ገርና እንዳሰማዓና ነምሲ ነይርና እመብርሃን ብሰላም ትመልሰልና

  • @aradomrobel5030
    @aradomrobel5030 2 года назад

    የቀንየልና መንፈሳዊት ጽንጽዋይ

  • @selam8217
    @selam8217 2 года назад

    ዋዉ ብጣዕሚ'ዩ ፀብቅ የቀንየልና እዘሐወይ ወዲ ሐላል መሬት ቀጸሎ ንስራሕን ትምህርት ንቅድሚት ኢቱ ባግራዉንድ ስእልታት ብጣዕሚ'ዩ ፀብቅ መስጢ ባህላዊ ኤሪና አምላክ ይባሪኳ ንሕናዉን ንቅድሚት ንስጕም ተጠርኒፍና ደቅ ዓደይ መዓረይ ታሪክና ንዓቅብድአ ንሱ እዩ እታ ሐቁ ዝሐወይ 🇪🇷🙏❤️🙏🇪🇷

  • @osmansalih8970
    @osmansalih8970 2 года назад +1

    Tanks ❤

  • @Rahel248
    @Rahel248 2 года назад

    Welcome ጥዑም ድምጺ❤️👍🏻❤️🌹❤️👏👏

  • @Fashion_OK
    @Fashion_OK 2 года назад

    Wow eta megemeriya classical des tibil it took me way back

  • @fevenkesit254
    @fevenkesit254 2 года назад

    ሰላም ናዓኩም ይኩን እታ ናይታ ገጸ ባህሪ ስም ዝንግባባ ተጻሒፋ ነይራ ኣብ ናይ ጽንጽዋይ መጽሓፍ (ኣብ ናይ 3 ክፍሊ) ብዝተረፈ ጽቡቕ መደብ ቀጽልዎ።

  • @gebreamlakhntsab4961
    @gebreamlakhntsab4961 2 года назад

    Really zara feltet continue ❤❤❤❤❤..

  • @efremefrem9072
    @efremefrem9072 2 года назад

    Tnx man 🙏❤️

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 2 года назад

    🙏🇪🇷🙏😁😁😁🙏🕊🤝❤selam dezibl senay tegbar ninebsna iyu zebrna 😁🕊🕊❤🙏😁🇪🇷🕊🤝❤💯💯💯💯💯💯💯

  • @tsegazeabwoldu6413
    @tsegazeabwoldu6413 2 года назад

    እዛ ፍርዲ መለስን ኲናት ስርኤልን ትብል ኣቦይ ኩሉ ግዜ ይብላነይሩ።

  • @danielkidane679
    @danielkidane679 2 года назад

    👏👏👏👊👊👊👏👏👏

  • @embayetewelde4336
    @embayetewelde4336 2 года назад

    ኣቀራርባኹምን ትሕዝቶኹምን ብጣዕሚ ዝምስገ ስራሕ ቀጽልዎ ኣይትሕመቑ ።

  • @senaychannel2742
    @senaychannel2742 2 года назад

    እዛ መጽሓፍ ወግዒ ቀዳሞት ኣበይ ክንረክባ ንኽእል።

  • @alishaalisha6141
    @alishaalisha6141 2 года назад

    BNEBEREYA NEBERE NSEMAO ZNEBERE ZGERM NAB FILM TEKEYRU BTAEMI NEZI KSEME TZ YBLENI BETELEY AB TGRAY BHANKEWTA NEYRU NTSBEYO NEYRNA DES ZBL TEKETATALI BHANQEWTA MLENU DRAMA METSIA ENDABELE BTAEMI ZGERM ❤

  • @EriVoice43
    @EriVoice43 2 года назад +1

    ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹም ኣሕዋተይ ሓጎስ፡ፍቅርን ሰላም ይምነየልኩም።ኣብ ስደት ዘለኹም ከኣ ምስታ ትናፍቅዋን ተፍቅርዋን ወላዲትኩም ገጽ ንገጽ የራኽበኩም።ርኸቡ ኣይትስኣኑ ኣብ ቻነለይ ሳብስክራይብ ብትሕትና ግበሩለይ ክብረት ይሃበለይ

  • @xyontube8376
    @xyontube8376 2 года назад

    Nedio znafeqe telo hji neza channeley subscribe yzgebreley, imo amlak ms sdraio zrakebelu gzie yemxalu.

  • @abduibrahim8608
    @abduibrahim8608 2 года назад

    Ww

  • @yygentertainment4290
    @yygentertainment4290 2 года назад

    ሰላም ኣሕዋት በጃኩም ባ ሳብስክራይብ ሓጉዙኒ ኣምላክ ይሓግዝኩም 🙏

  • @AZUentertainment2957
    @AZUentertainment2957 2 года назад

    ሰላም ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹ። ፈጣሪ ምልኡ ጥዕና ይሃብኩም፡፡ ኩሉ ግዜ ጽቡቅ ናይ ስድራኹም የስምዕኹም፡፡ ብር ክትብሉ ጠሓጎሱ ከምኡ ውን፡ ብር ክትብሉ ብስራት የስምዕኹም፡ሳስብክራይብ ክትገብሩለይ ብፍቅሪ ይምሕጸነኩም፡፡ ሓደራ ሸለል ኢልኩምኒ ከይትሓልፉ!!

  • @Natichannel12
    @Natichannel12 2 года назад +2

    ሰላም ዛራውያን ተጋሩ ደቂ ሓላላተይ ደቂ ኤረይ ካብ ልቢ የመስግነኩም ኣለኩ ሽሕ ሳባክራብ ኢለኩም ልዕሊ ሽሕ ኣብጺሕኩምለይ ሞ ኣብ ትሕቲ ኣምላክ ምስጋናይ ተቀበሉ የቀኔለይ ።

  • @bett580
    @bett580 2 года назад +1

    Hanti hito alatini please Nisa kea Nokoe entay malet eyu?

    • @Filimon.mikele-10
      @Filimon.mikele-10 2 года назад

      Neadiu hawa

    • @bett580
      @bett580 2 года назад

      @@Filimon.mikele-10 sorry Neadiu Hawaii dea Ako endiyu zibahal.Nokae entay malet eyu please kifelita deliye aleku. Gin thank you kea tegediska nizimeleskaley.

  • @okubayweldemichael8152
    @okubayweldemichael8152 2 года назад

    መሳጢ ዝኮነ መደብ

  • @abduibrahim8608
    @abduibrahim8608 2 года назад

    Kkk

  • @ambesajrsemere723
    @ambesajrsemere723 2 года назад

    እንታይ እዩ ሚነሉን?

  • @Animalstv8019
    @Animalstv8019 2 года назад

    ሰላም ዝኸበርኩም ኣሕዋተይ ኣብ ሂወትኩም ጥዕና ኣብ ስራሕኩም ዓወት ይምነ ቀጺለ
    ሳብስክራይብ ክትገብሩለይ ብፍቕሪ ይዕድመኩም

  • @habtitbereketeab3360
    @habtitbereketeab3360 2 года назад

    Kkkkkkkk