Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
አማራ ነኝ ግን ትግሬዎችን እወዳቸዋለሁ ምን ያደርጋል አሁላይ ለራሳቸው ፖለቲካ ሲሉ እስበሳችን እድንጨራርስ አደርጉን እጂ እኛ ሰሜኖች በሀይማኖት በባህል አንድ እኮ ነን❤❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤❤
❤️❤️❤️❤️
የኔ marrrr
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ባህሊና ንክዓቢ ዓብዪ ተራ ትፃወት እሞ የቀንየልና
ደስ በሃሊ ስራሕ thanks bro 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ባህሉ ዝፈቱ ላይክ 🥰 ንህዝቢ ትግራይ ሙሉእ ቅሳነት የሃቦ ፈጣሪ 🙏
ሰላምታ ካብ ሰሜን ትግራዎት (ኤርትራ) ❤❤❤
ሰላምካ ይጥዓም ❤❤❤
ሰላምካ ይጣዓም
ማለት?
ናይ ብሓቂ ኑፉዓት ሰሚዕካያ ዘይትጽገብ ደርፊ ❤❤❤ ዕድመን ጠዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
ደቂ ሪመይ ወርቅታት ኣሰይ ቃሕ ክትብሉ ባህልና መለለይና ዓንቡቡለይ ተጋሩዋይ ወለላ💛❤✊😍😍🌹🌹🌹💛❤😘😘😘😘😘😘💋💋💋
I love temesgen from Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናትግራይ ደርፍ ኧዩ።❤
እዋይ ክጥዕም ትግራዋይነት❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ተመስገን ጥዑም ድምፁ 😘መንከም ፍትዊ ወድነይ መዓረይ ይበል ግርማ ሞጎስ ሓላል ሰብ ❤🦋
ደበና ኢንተርተይመንት ባህልና ንኸይጠፍእ ትገብሩዎ ዘለኹም ጻዕሪ ኣዚና ኢና ነመስን ይበል ይበል 100%
❤❤❤❤❤❤ esey eza bahalina kitiem ewe
🎉❤❤❤
ዋወወወወ ደሰ ዝብል ሰራሐ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉😍😍😍😍😍😍👏👏👏👏👏👏👌👌👌👌👌
ይበል ❤❤❤ ዝኾነ ባሕሊ ትግራይ አብ ካሊእ ማ/ሕበረሰብ ዓለም ዘይርከብ እዩ 🫶
ተሜ ጅግና ዝናኣድ ናይ ባህሊ ስራሕትኻ ብጣዕሚ ደስ ዘብል እዩ በርትዕ❤❤❤ላክ እስከ ኣይተውሕድሉ❤
አሰይ እዝ ባሃልናስ ደስስስስስ ክብል ሰላምኩም ብዝሕ ትርፍ ይበለሉኩም ደቅ ትግራይ ፅርያተይይይይ❤❤❤❤❤❤❤
አሰይይይይ ተሜዋይ ተሰዊኡ ሰሚዐ ሰር ኢለዮ ነይረ ጎይታ ባህልና ንዕድመ ይግበረልኻ ጌጋ ወረ 🙏🙏🙏
መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ደጋግሙ ዝስመዓ እዋይ ክጥዕም እናበለ ጥዑም ዝኾነ ድምፂ ❤❤❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ባህልናን መንነትና ዝገልፅ❤💛 ተሜ ዓርከይ ቀፅለሉ❤
I love you ❤️❤️❤️ From Gondar, Ethiopia Gin min yadermgal politics atalan
Mn ydereg!!and emnhonbet gzea ymetal!!ayzoachu.....
እቲ ስራሕካ ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ፣ ህልዊ ኩነታት ናይ ትግራይ ዝገልፅ ስራሕ እውን አይትዘንግዑ
ትግርኛና ሽኮርርርርርር ባህልና ጡዑምምምምም 😍😍❤❤❤
Aseyyy des ketblu xebuq zebhalom. i m from eritrean but I have big love for tigray ❤
ሰልየ ጎታ ጥበብ ትርግታ ህዝቡ ዘዳምፅ ወዲ ህዝቢ ንፈትወካኢና ኣታ ጅግና❤❤❤🎉
ብጣዕሚ ደስስስስስ ዝብል ስራሕ👍 መን ኣሎ ከምዚ ኸማይ ደጋጊሙ ሰሚዑ ምፅጋብ ዝሰኣነ👋 ልስልስ ዝበለ ሕልናዊ መግቢ❤💜❤💜👏👏
እንቃዕ ብ ድሓን መፃእካ ተመስገን ተኽላይ ጥዑም ድምፁ። ኣብ ናይ ተመስገን ዘሎ ምጥዕዓም ጭራን ከበሮን እማ ገለ ዓይነት እኮ እዩ። ❤💛
ተጋርዋኒ ፅሩያት ፍጥረት ቀፅልሉ❤❤❤
ጎበዝ ዝሓወይ ገና ካባካ ቡዙሕ ኢና ክንፅበ ተምየ ሓውና ግጥሚ ግን ድሕሪ ካብ ውቅያኖስ ጉዕሽ ወሲድካ ክትሰርሕ ፀዓር ካብ ዘለው ተጋሩ ናይ ጭራ ኣርቲስትታት ህርመት ቅኔት ጭራ ኣባካ ብዝበለፀ ጎሊሁ እዩ ዝረአ ቀፅል ከይተዕርፍ ንኡስ ኢካ ገና ቡዙሕ ንፅበ እንዳበልኩ ዕድመን ጥዒና ይሃብካ ዝሓወይ
Yes I am Amhara I like Tigrians ladies boys and all lovely Tigry peoples then I am praying when I will come to Tgray
ናይ ሙዚቃ ህርመት፣ ሳዕስዒት፣ አከዳድና ዝወፆ የለን ግጥሚ ግን ቤት አይወቐዐን ይስተኻኸል።
ገራሚ ግጥሚ ጎበዝ ዝሓፈተይ። በርትዒ
ኣስይ ተመስገነይ ጡዑም ላዛ እሰይይ ዙ ባህልና ምጥዓሙ እንዃዕ ካባኩም ተፈጠርኩ ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤
ወነና ኣለዓዒልካዮ ተሜ!በል ደጋግመና ኢኻ ኣይትደንጉይ!
ተሜዋይ ዝፈትወካ ወዲ ትግራይ ዓደይ ❤❤❤❤❤
ኧረ ትግራይ እኔ ሳላቃችሁ እወዳቸዋለሁ ሳውቃቸውም ፍቅር የሆኑ ናቸው እኔ አማራ ነኝ በጣምምም እወድችኋለሁ❤❤❤❤❤❤
እሰይይ ባህልና ጥዕም❤❤❤ሰላምካ ብዝሕ ትርፍ ይበለለይ ህዝበይ❤❤❤
ኣቤት ድምፂ👌ደጋግመ ይሰምዓ ኣለኩ ተጋሩ ማዓረይ❤❤❤❤
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሰራሕ ተሜ ጥዑም ደምጺ ቀፅልሉ 🎵🎵🎼🎼💖❤️🌺🌹
ባህልና ጥዑም ፅቡቅ ብጣዕሚ ወዲ ሪመይ ተሜዋ
ተሜ- ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ,ኣብ ኩሎም ስራሕቲ ክሊፕካ ብጣዕሚ ደስ ዝብሉ ጥዑማት ዜማን ግጥምን ሒዝካ ትቀርብ ኣለኻ ኣዝዩ ዘኹርዕ ስራሕ ዩ ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ቀፅለሉ ይብለካ ❤❤❤::
ደስ በሃሊት music ወዲ ሓወቦይ መዓረይ
ኣቤት ድምፂደጋግመ ይሰምዓ ኣለኩ ተጋሩ ማዓረይ
ኣሰይ ተመስገን ጥዕም ድምፂ❤❤❤❤
ፅቡቅ ስራሕ እዩ ተምየዋ✍️✍️✍️❤️❤️❤️🤝🤝🤝🤝💘💘💘
ብጣዕሚ ዝነኣድ ስራሕ ባህልና ዘንፀባርቅ❤
ደጋግመ ሰሚዐ ዘይፀግባ ሙዝቃ ቶሚ ጅግና ይበል ድምፂ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ባህልና መግለፂ መንነትና። ተጋሩዋይ ሽኮራት🙏💖🙏
ተሜ ሓወይ ኣብ መርዓይ ክትደርፈለይ ኢኻ ድሕሪ ክልተ ዓመት ፈጣሪ ተፈቂዱለይ🙏🙏🙏
ጥዑም ባህሊ ትግርኛ❤❤❤
ብጣዕሚ ደስ ዝብል በሃሊ ዓድና
እንቃዕ ደሓን መጻእካ ተሜ ጥዑም ድምጹ ናፍቅናካ ነይርና ጽቡቅ ስራሕ ብጣዕሚ😍😍😍
ተሙ ሓሪፍ ስራሕ እዩ❤❤❤ ኣዮኻ
እሰይይይይይይ ተጋሩዋ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ቀፅልሉ❤💛👍💊😘
ኣብ ትክቶክ ሰሚዐያ ሎሚ ድማ ሰርች ጌይረ ረኺበያ ገለ ዓይነት ደርፊ 👌
ብጣዕሚ ፅቡቕ ስራሕ ❤🥰
ፅቡቅ ስራሕ ተመስገን ሓወይ
ደስ ባሃሊ ተሜ ሐወይ
ክኢላ ጭራ በሓቂ❤ብፍላይ ድምጺ ኮቦሮ ኣብ ሞንጎ እንተትእትውሉ waaww❤❤
ጥዑም ስራሕ ብሓቂ ይበል
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ተሜዋይ🎉🎉🎉🎉❤❤❤
I am really amazed by the artistic work of this transitional song. Smart minds in a beautiful culture
ሓጉስይ ወዲ ዓደይ እንታይ ሓሽሎም ከይዱ😂😂 ተጋሩዋይ ጹሩያት❤❤
😂😂😂😂❤❤
እሰይይይይይይይይይ ደስ ባሃሊ ሙዚቃ ኣዱ ሽኮር💝💝💝
ባህልና መግለፂ መንነትና ተጋሩዋይ❤❤🎉
ፅቡሕ ስራሕ❤❤❤
ዋውው እወናዊት ሙዚቓ❤❤❤❤
ብጣዕሚ ደስስ ዝብል ተሜ ዝዓርከይ🇻🇳❤
ዋው ደስ ዝብል ሙዝቃ ❤❤❤❤👌👑
I like your voice ♥️ it is make me feel good
ናይ ተምቤን እናደረፍኪስ ዕባይ ተምቤን እይልኪ ዘይምድራፍኪ ድሕርቲ እይኺ።ዓብያዓዲ አይኮነን ዝቅድም ተምቤን እዩ ዝቅድም።
እንኳዕ ብሰላም ተመለስካ ሓውና ጠፊእካ ነይርካ ኢካ
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉ጥዑማት ላዛ ደቂ ትግራይ
ሽኮር ዝኮነ ሙዚቃ❤❤❤❤❤
ቴሜ ወዲ ሩባይ በርት🎉👌👌
ዋው ደስ ዝብል ስራሕ ተሜ ኣቦ ጥበብ
ኣዝዩ ብሉፅ ስራሕ ተሜ ዓብዪ ሰብ🙏
ቴሜ ብዓል ጡዑም ድምፂ ❤❤❤❤❤❤❤❤
ተሜ ቡሉፅ ፅቡቅ ስራሕ ስሑል ጎረሮ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጥዑም ግዜ ይመለሰልና እስኪ❤❤❤❤
አዉዋዋዋእቲስርሕካብጣዕሚይደስዝብልእዩ።ህልዊኩነታትናይትግርይ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ቀፅለሉዛሓወይ❤❤❤❤
Wow!ደስ ክብል❤❤❤❤
Welcome came back Temye great job I love your Chra Wata music 👍🙏
ጅግና🎉🎉🎉❤❤❤
ተመስገን ባዓል ጡዑም ድምፂ🥰🥰🥰
ተሜ ፅቡቅ ስራሕ 💓💓💓
ይበል ድምፂ ባህልና ጡዑም 🥰🥰🥰
ኣብየት ድምፂ😮😊❤❤
ተሜ ጅግና❤
ባህልና ጥዑም❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣቤት ድምፂ እካዕ ዳሓን መፃኣካ ❤❤❤
ተጋሩዋይ ሽኮራት❤🎉
ኣሱይ❤❤❤❤❤❤️ ትግሩዊኒ❤❤❤️
ብሉፅ ስራሕ 👌
Yebel derfi teum bahlyawi❤❤❤ Tigrinya
ደስ ብሃሊ ጥዑም ደርፊ
ጥዕምቲ ደርፊ።
what amazing traditional Tigrigna music temu💌💌
ፁሩይ ባህል❤❤❤❤❤❤❤
Nay behaki eway kitem ❤ 👏🏾
ተሜዋ ቀፅሎ❤💛💋💋💋😘😘😘
አማራ ነኝ ግን ትግሬዎችን እወዳቸዋለሁ ምን ያደርጋል አሁላይ ለራሳቸው ፖለቲካ ሲሉ እስበሳችን እድንጨራርስ አደርጉን እጂ እኛ ሰሜኖች በሀይማኖት በባህል አንድ እኮ ነን❤❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤❤
❤️❤️❤️❤️
❤❤❤
የኔ marrrr
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ባህሊና ንክዓቢ ዓብዪ ተራ ትፃወት እሞ የቀንየልና
ደስ በሃሊ ስራሕ thanks bro 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ባህሉ ዝፈቱ ላይክ 🥰 ንህዝቢ ትግራይ ሙሉእ ቅሳነት የሃቦ ፈጣሪ 🙏
❤❤❤
❤❤❤
ሰላምታ ካብ ሰሜን ትግራዎት (ኤርትራ) ❤❤❤
ሰላምካ ይጥዓም ❤❤❤
ሰላምካ ይጣዓም
ማለት?
ናይ ብሓቂ ኑፉዓት ሰሚዕካያ ዘይትጽገብ ደርፊ ❤❤❤ ዕድመን ጠዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
ደቂ ሪመይ ወርቅታት ኣሰይ ቃሕ ክትብሉ ባህልና መለለይና ዓንቡቡለይ ተጋሩዋይ ወለላ💛❤✊😍😍🌹🌹🌹💛❤😘😘😘😘😘😘💋💋💋
I love temesgen from Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናትግራይ ደርፍ ኧዩ።❤
እዋይ ክጥዕም ትግራዋይነት❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ተመስገን ጥዑም ድምፁ 😘
መንከም ፍትዊ ወድነይ መዓረይ ይበል ግርማ ሞጎስ ሓላል ሰብ ❤🦋
ደበና ኢንተርተይመንት ባህልና ንኸይጠፍእ ትገብሩዎ ዘለኹም ጻዕሪ ኣዚና ኢና ነመስን ይበል ይበል 100%
❤❤❤❤❤❤ esey eza bahalina kitiem ewe
🎉❤❤❤
ዋወወወወ ደሰ ዝብል ሰራሐ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉😍😍😍😍😍😍👏👏👏👏👏👏👌👌👌👌👌
ይበል ❤❤❤ ዝኾነ ባሕሊ ትግራይ አብ ካሊእ ማ/ሕበረሰብ ዓለም ዘይርከብ እዩ 🫶
ተሜ ጅግና ዝናኣድ ናይ ባህሊ ስራሕትኻ ብጣዕሚ ደስ ዘብል እዩ በርትዕ❤❤❤ላክ እስከ ኣይተውሕድሉ❤
አሰይ እዝ ባሃልናስ ደስስስስስ ክብል ሰላምኩም ብዝሕ ትርፍ ይበለሉኩም ደቅ ትግራይ ፅርያተይይይይ❤❤❤❤❤❤❤
አሰይይይይ ተሜዋይ ተሰዊኡ ሰሚዐ ሰር ኢለዮ ነይረ ጎይታ ባህልና ንዕድመ ይግበረልኻ ጌጋ ወረ 🙏🙏🙏
መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ደጋግሙ ዝስመዓ እዋይ ክጥዕም እናበለ ጥዑም ዝኾነ ድምፂ ❤❤❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ባህልናን መንነትና ዝገልፅ❤💛 ተሜ ዓርከይ ቀፅለሉ❤
I love you ❤️❤️❤️
From Gondar, Ethiopia
Gin min yaderm
gal politics atalan
Mn ydereg!!and emnhonbet gzea ymetal!!ayzoachu.....
እቲ ስራሕካ ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ፣ ህልዊ ኩነታት ናይ ትግራይ ዝገልፅ ስራሕ እውን አይትዘንግዑ
ትግርኛና ሽኮርርርርርር ባህልና ጡዑምምምምም 😍😍❤❤❤
Aseyyy des ketblu xebuq zebhalom. i m from eritrean but I have big love for tigray ❤
❤❤❤
ሰልየ ጎታ ጥበብ ትርግታ ህዝቡ ዘዳምፅ ወዲ ህዝቢ ንፈትወካኢና ኣታ ጅግና❤❤❤🎉
ብጣዕሚ ደስስስስስ ዝብል ስራሕ👍 መን ኣሎ ከምዚ ኸማይ ደጋጊሙ ሰሚዑ ምፅጋብ ዝሰኣነ👋 ልስልስ ዝበለ ሕልናዊ መግቢ❤💜❤💜👏👏
እንቃዕ ብ ድሓን መፃእካ ተመስገን ተኽላይ ጥዑም ድምፁ።
ኣብ ናይ ተመስገን ዘሎ ምጥዕዓም ጭራን ከበሮን እማ ገለ ዓይነት እኮ እዩ።
❤💛
ተጋርዋኒ ፅሩያት ፍጥረት ቀፅልሉ❤❤❤
ጎበዝ ዝሓወይ ገና ካባካ ቡዙሕ ኢና ክንፅበ ተምየ ሓውና ግጥሚ ግን ድሕሪ ካብ ውቅያኖስ ጉዕሽ ወሲድካ ክትሰርሕ ፀዓር ካብ ዘለው ተጋሩ ናይ ጭራ ኣርቲስትታት ህርመት ቅኔት ጭራ ኣባካ ብዝበለፀ ጎሊሁ እዩ ዝረአ ቀፅል ከይተዕርፍ ንኡስ ኢካ ገና ቡዙሕ ንፅበ እንዳበልኩ ዕድመን ጥዒና ይሃብካ ዝሓወይ
Yes I am Amhara I like Tigrians ladies boys and all lovely Tigry peoples then I am praying when I will come to Tgray
ናይ ሙዚቃ ህርመት፣ ሳዕስዒት፣ አከዳድና ዝወፆ የለን ግጥሚ ግን ቤት አይወቐዐን ይስተኻኸል።
ገራሚ ግጥሚ ጎበዝ ዝሓፈተይ። በርትዒ
ኣስይ ተመስገነይ ጡዑም ላዛ እሰይይ ዙ ባህልና ምጥዓሙ እንዃዕ ካባኩም ተፈጠርኩ ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤
ወነና ኣለዓዒልካዮ ተሜ!
በል ደጋግመና ኢኻ ኣይትደንጉይ!
ተሜዋይ ዝፈትወካ ወዲ ትግራይ ዓደይ ❤❤❤❤❤
ኧረ ትግራይ እኔ ሳላቃችሁ እወዳቸዋለሁ ሳውቃቸውም ፍቅር የሆኑ ናቸው እኔ አማራ ነኝ በጣምምም እወድችኋለሁ❤❤❤❤❤❤
እሰይይ ባህልና ጥዕም❤❤❤
ሰላምካ ብዝሕ ትርፍ ይበለለይ ህዝበይ❤❤❤
ኣቤት ድምፂ👌ደጋግመ ይሰምዓ ኣለኩ ተጋሩ ማዓረይ❤❤❤❤
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሰራሕ ተሜ ጥዑም ደምጺ ቀፅልሉ 🎵🎵🎼🎼💖❤️🌺🌹
ባህልና ጥዑም ፅቡቅ ብጣዕሚ ወዲ ሪመይ ተሜዋ
ተሜ- ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ,ኣብ ኩሎም ስራሕቲ ክሊፕካ ብጣዕሚ ደስ ዝብሉ ጥዑማት ዜማን ግጥምን ሒዝካ ትቀርብ ኣለኻ ኣዝዩ ዘኹርዕ ስራሕ ዩ ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ቀፅለሉ ይብለካ ❤❤❤::
ደስ በሃሊት music ወዲ ሓወቦይ መዓረይ
ኣቤት ድምፂደጋግመ ይሰምዓ ኣለኩ ተጋሩ ማዓረይ
ኣሰይ ተመስገን ጥዕም ድምፂ❤❤❤❤
ፅቡቅ ስራሕ እዩ ተምየዋ✍️✍️✍️❤️❤️❤️🤝🤝🤝🤝💘💘💘
ብጣዕሚ ዝነኣድ ስራሕ ባህልና ዘንፀባርቅ❤
ደጋግመ ሰሚዐ ዘይፀግባ ሙዝቃ ቶሚ ጅግና ይበል ድምፂ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ባህልና መግለፂ መንነትና። ተጋሩዋይ ሽኮራት🙏💖🙏
ተሜ ሓወይ ኣብ መርዓይ ክትደርፈለይ ኢኻ ድሕሪ ክልተ ዓመት ፈጣሪ ተፈቂዱለይ🙏🙏🙏
ጥዑም ባህሊ ትግርኛ❤❤❤
ብጣዕሚ ደስ ዝብል በሃሊ ዓድና
እንቃዕ ደሓን መጻእካ ተሜ ጥዑም ድምጹ ናፍቅናካ ነይርና ጽቡቅ ስራሕ ብጣዕሚ😍😍😍
ተሙ ሓሪፍ ስራሕ እዩ❤❤❤ ኣዮኻ
እሰይይይይይይ ተጋሩዋ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ቀፅልሉ❤💛👍💊😘
ኣብ ትክቶክ ሰሚዐያ ሎሚ ድማ ሰርች ጌይረ ረኺበያ ገለ ዓይነት ደርፊ 👌
ብጣዕሚ ፅቡቕ ስራሕ ❤🥰
ፅቡቅ ስራሕ ተመስገን ሓወይ
ደስ ባሃሊ ተሜ ሐወይ
ክኢላ ጭራ በሓቂ❤
ብፍላይ ድምጺ ኮቦሮ ኣብ ሞንጎ እንተትእትውሉ waaww❤❤
ጥዑም ስራሕ ብሓቂ ይበል
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ተሜዋይ🎉🎉🎉🎉❤❤❤
I am really amazed by the artistic work of this transitional song. Smart minds in a beautiful culture
ሓጉስይ ወዲ ዓደይ እንታይ ሓሽሎም ከይዱ😂😂
ተጋሩዋይ ጹሩያት❤❤
😂😂😂😂❤❤
እሰይይይይይይይይይ ደስ ባሃሊ ሙዚቃ ኣዱ ሽኮር💝💝💝
ባህልና መግለፂ መንነትና ተጋሩዋይ❤❤🎉
ፅቡሕ ስራሕ❤❤❤
ዋውው እወናዊት ሙዚቓ❤❤❤❤
ብጣዕሚ ደስስ ዝብል ተሜ ዝዓርከይ🇻🇳❤
ዋው ደስ ዝብል ሙዝቃ ❤❤❤❤👌👑
I like your voice ♥️ it is make me feel good
ናይ ተምቤን እናደረፍኪስ ዕባይ ተምቤን እይልኪ ዘይምድራፍኪ ድሕርቲ እይኺ።
ዓብያዓዲ አይኮነን ዝቅድም ተምቤን እዩ ዝቅድም።