Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
እዋይ ትኣምር ዝኾነ ታሪኽ! ተሰዊኡ ይኸውን ንብሎ ዝነበርና:ታሪኹ ባዕሉ ከዘንቱ ከሎ:ትሕጎስ! ቃል ጅግና! ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤❤
እዚኹሉ ተእምር ነዚ ዘለናዯ ድዩ ነይሩ? ድሕሪ ናፅነት ዝተወልዱ እበይ አለው? አብ ስደት ናይ እፍሪካን አውሮጳ:: ንግዲ , ኮንስትራክሽን, ሕጊ ዘይብላ ሃገር ክትከውን ድዯም ተሰዊኦም? ባርያታ ት አይንኹን
@@KiduberyeEmO🤔⏰📚✍🏾 Seb Dengola diyom Lewthi kemtsu… Ezi dma ab gmit bmitaw … seb tselam metsai🫣 Brhan hasibom ayfelthun👩🏽💻🇪🇷🐪🤝:)
ኣቱም ዓያሹ! ታሪኽ ዝስራሕ ብገድሊ ጥራሕ ኣይኮነን። ሃገርኩም ምምዕባል ተሳኢኑኩም መስሓቕ ዓለም ኴይንኹም ኣለኹም
ክብሪ ንኣርካናት ጀጋኑና። ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና! እንዳ EriTv ድማ የቐንየልና ነዚ ትገብርዎ ዘለኹም ዳህሳሳዊ መደብ እጹብ ድንቅ ኣርካናት ጀጋኑና። በጃኹም በጃኹም ከምዚ ዓይነት መደብ ጌርኩም ታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ዳህስስዎን ኣቕርብዎን። ምኽንያቱ ተጋደልቲ ህግ ብእርጋን ይኹን ብሕማም ታሪኹም ከይነገሩ ካብዛ ዓለም ይሓልፉ እዮም ዘለው። ነዛ ንእሽተይ ወሎዶ ታሪኽ ኣያታቱ ኣፍልጥዎ። ጎረባብትና እኳ ዘይፈጸምዎ ታሪኽ ሓስዮም ዑብ ዝብሉ ዘለው። " 🇪🇷🌹🇪🇷💐 ካብ ታሪኽ ኸዳዓት፡ ታሪኽ ስዉኣት!🇪🇷❤🇪🇷😘🇪🇷😍🇪🇷ዓወት ንሓፋሽ!"
ሓርበኛ ጂግና ኣያና ገብረየሱስዕድመን ጥዕናን ይምነየልካኣይሸምግለን ጎበዝዩ ዘሎ፡ ክብርን ምስጋናን ንዓኹን ይኹን ሰማእታትናን ብሂወት ዘለኹም ሓርበናታትናን ስንኩላትናን።
❤❤❤❤❤❤❤ኣጆኹም ጀጋኑ ኣቦታትና ኣለና ኣሎናልኩም ጽተረፈ ናትና ዕማም ኢዩ ን ኣይትሰከፍ ህዝበይ❤❤
እንካዕ ኤርትራዊ ጌርካ ፈጠርካኒ ኣምላኸይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷☘️☘️🍀🌿🍀🍀ኤረይ ዓዲ ጀጋኑ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷☘️☘️🌿🌿🍀🌿☘️
አም ዓለም ከም ናይ ኤርትራን ኤርትራውያንን ዘደንቅ ጅግንነትን ታሪኽን የለን ❤❤❤❤❤ አለናልኪ ኤረይ አጆኹም ❤❤❤❤❤
Lokumax nebska fetika wexikas alenalki tbel rip
በሓቂ ክብሪ ዝግበኣኩም ክቡራት ጀጋኑ ኣቦታትና ሰራሕቲ ተኣምር እዚ ክቡር ታሪኽ ክዕቀብ ዘለዎ ኢዩ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም፣ ንሃገርና ኣምላኽ ሰላም የውርደላ ካብዚ ዘላቶ ሕማቅ እዋን ይሰውራ።
ዋው ! እዛ ብስእሊ ንፈልጣ ባካል ክንርእያስ ክንደይ ሰናይ እዩ ኣሰይ ❤❤❤ተጋደልትና ክንደይ ጅግንነት እዩ ዘለኩም ኣብ ትሕቲ ኣምላኽ ጅግንነት ዝገደፍኩምሉ
ቃላት ዘይገልጾ ሓቦ : ጽንዓት : ጅግንነትን ተወፋይነትን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
no coment አወት ንሐፈሸ ዘልአለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
ሕድርኩም ኣይንጠልምን ኢና ቅሰኑ ጀጋኑና ❤🎉
አሰይይይ ከምዚ ገርኩም ግለጹልና እዚ ንኡሽተይ ወለዶ ክመሃረሉ አብ ጀጋኑና ክብሪን ሐበንን አለና።❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ገብረእየሱ ጅግና 🇪🇷🩸💪🏾❤️🇪🇷🩸💪🏾❤️☝️ you are a HERO!
*🌴🇪🇷ኤርትሪያ🇪🇷🌴**መዘና አልቦ ጅግንነት ህዝብናን**ሰዉራና ተዘሪቡ አይውዳእን'ዩ ።**ታዕዚም ሰላም ንሓይልታት ምክልኻል* *ሰራዊት ሃገረ ኤርትራ ።**ዘልዓለማዊ ክብርን መጎስን ንጀጋኑ* *ስዉኣትና ።**✌ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ✌*
ጀጋንና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሓደራ ብሂወትከለኩም ታሪክ ንገሩ ሓደራ🙏🙏🙏 ❤❤❤🎉🎉🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጀጋኑ ኣቦታተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ እንቃዕ ጋልኩም ኮንኩ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ደቂ ኤረይ ጀጋኑ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏 ዘርኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንጀጋኑ ሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ክብርን መጎስን ንጀጋንና
ኤረይ ብደቅኪ ተኽብርኪ ኽትነብሪ ኢኪ ንስለኪ ኩሉ መር ተሓሊፉ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰
መወዳእታ ዘይርከቦ ታሪኻዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏼
ክቡር ኣያና ነብረልና ጅግና ።ዕድመን ጥዕናን ይሓብካ። ዕዉት ኣብ ቃልሲ ዕውት ኣብ ማሕበራዊ ፍትሒ ዕውት ኣብ ኩሉ ኢካ ሞ ኣምላክ ጥዕና ይሃብካ ። ኣምላክ ምሳካ ብኣካል ዘራኽብ ግዜ የምጽኣልና።
ዓደየ ዓዲ ጀጋኑ’!!እንቋዕ እባ ባሕታዊ ኣይኮንካ፥ ትርጉም ዘይብሉ ሂወት። ተግዳላይ ኮይንካ ግን ንሚልዮናት ባብ ናጽነት ኣርሒካ!!ዕድመን ጥዕናን ይሃብ ክቡር ኣቦና❤❤
ጀጋኑና ካብ ቃላት ንላዕሊ እዬም ! ዘሐብን ታሪክን ጅግንነትን እሞ ንሕና እምበር አነ ዘይብሉ መልእክት ፣ጻድቃናት ፣ቁድሳን ! ቃላት ይስእነልኩም!
I am so proud of you baba and I miss you 😘 ❤❤
Your dad is one of eritreans heroes ❤
@@alextom6372thank you 😊
መን ከምኤርትራዊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጅግና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጅግና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰሚእታትና ዓወት ንሓፋሽ
ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና፡ዓወት ንሓፋሽ !!!✊🏿🇪🇷🐪
ክብርን ሞጎስን ንተጋደልቲ :: ⭐️ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና :: 🕯️ወትሩ ዓወት ን'ሓፋሽ ‼️ 🇪🇷✊️🇪🇷
ኣንታ ብሂወትና ከለና ታሪኽ ክጠማዝዙ ክንሰምዕ ከለና ዝስምዓና ኣዝዩ መሪር አዩ።
Aseyy eta zfetwa seli nay jgna bhiwet mhlawu haben ysmani jeganu tegadelti salakum enho eritrawyan tebahilna 🇪🇷🇪🇷 aflbna nefihna edmen tenan yhabkum fetari ❤❤
እንቃዕ ኤርትራዊ ኮንኩ ወዲ ቶም ጀጋኑ ሰብ ታሪኽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Hawboy mearey jigna proud of you ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዚ ሰነድ እዚ ነባሪ እዮ... ኣብዚ ግዜ እዚ እቶም ዝተማረኹ ንባዕሎም ኣይተማረኽናን ክብሉ ጀሚሮም ኣለዉ 🇪🇷🌹🇪🇷
ዕድመን : ጥዕናን : ንጀጋና : ተጋዳላይን : ገብረየሱስ : ገብረገርግስ ( ሀለቃ ) ❤ 🇪🇷 🎉 !!!
MERHABA JEGANU ADALEWITI ERI TV AMLAK EDMEN TEENAN YIHABKUM 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
Sending my deepest respect to the indomitable and selfless gallants. May this spirit continue to inspire us for generations to come.
😭🫡🇪🇷🐪 big respect our hero. I got so proud & emotional 😢
God bless Eritrea and Eritrean!Amen Amen Amen Long lives to our heroes
Eritrean history is the history of real heroism always proud❤❤❤
ታሪክ ህዝባዊ ግንባር ሰራሕቲ ቅያ ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
I have so much respect for this Lions and the one past away R.I.P
Thank you so much for your service, our hero ❤️ 🫡🇪🇷🐪
Jeganu deky Eri ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏻🙏🏻🙏🏻
I'm so proud of you my dear Eritrean heroes 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Eritrea kubur Meninet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏿👍🏽🕊🕊🕊
I am proud to be Eritrean!!!!Glory to our martyrs Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾
Deki Eri Jeganu ❤ 🎉 We Are Proud Of You Our Heroes!!!
Thank you ♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eritrea❤❤❤ you
Merhaba deki erimey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷💪💪🇪🇷
ጅግንነት ኤርትራዊ ኣብ ዓለም መወዳድርቲ ኣልቦ!!!እዛ ስእሊ ክርኣ ከለኹ ኣበይ ?መን? ብሂወት ዶ ይህሉ ዝብል ሕቶታት ይመላለሰኒ ነይሩ። ሕጁ ግን TV ERI መሊሳቶ። ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና! ዕድመን ጥዕናን ንጀጋኑ ኣርካናትና ! ኤርትራን ኤርትራውነትን ንዘላለም ክነብር እዩ።!!!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Anabas welodo Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅✅✅👑👑👑👑👑👑👑✅✅🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ደቂ ኤረይ ሸር ላይክ ኣይንሕመቅ ከመይ ዝበለ ጅግንነት እዩ እዚ ኩልና እዚ ብክንደይ ሓርጎጽጎጽ ዘምጹልና ናይ ምዕቃብ ናህና ስራሕ ክከዉን ኣለዎ ጽቡቅ ስራሕ ኣምጻልና ዳ ቀዲሕካ ዘይዉዳእ ጀግንነት እዩ ዘለና ❤❤❤❤❤ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልናኣምላኽ ንኩሉ ህዝቢ ኤርትራን መረታን ይባርኽ❤❤❤
በዓል ክልተ ትንፋስ ጅግና! ነፍሲ ወከፍ ተጋዳላይ ዝውክል ጽንዓትን ጅግንነትን ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር! ጽንዓት ኢዩ ወሳኒ!
ኤርትራዊ ሰራሒ ቅያ።🇪🇷🇪🇷❤️❤️
ጃጋኑና ክብር ንበሩ!!!!❤❤❤❤❤
What a fascinating story!
ጅግንነት ኤርትራውነት ተዘርዚሩ ኣይውዳእን እዩ❤❤❤ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ክብርን መጎስን ንጀጋኑና ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍒🍒🍒
Bel jigna harbena ajeka zi hawey tehaben ydmen tiynan yhabka Fetari ymo Eritreana dima Fetari yhaliwa kab ayni xelay. 🙏🙏🙏❤❤❤🌹🌹🌹 Awet Nihafas 🦾🦾
,ERI Tv it is too late however better to do it late than to never do it at all, keep it up bring more and more
Aye tiamr tarik qalat haxiri ❤❤❤❤edimen tienan yhabkum deki eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏💥💥
Selam. Deki.erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷
ነባሪ ታሪኽ አምበር ነባሪ ሂወት ወዲ ኣዳም የሎን ። ❤❤❤❤
Jigna hawuna god bless you
Thanks medeb maeger Eritrea 🇪🇷 forever ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Zelalemawi zekhri ne jeganuna deki Ertrea xaeda❤❤❤❤
❤❤❤ long life to you and God bless Eritrea
#አገናዕ #ሃርበኛ አቦና ።
Eritrawi eko🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️🙏
ጀጋኑናን ኤርትራዊ ታሪኽናን መንነትናን ከይንርስዕ ከም ኤርትራውያን ተጠርኒፍና ሰማእታትና ብህይወት ንሓልዎም!! 💫🙏🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🙏💫
Eritrea forever❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ክብርን ሞጎስን ናዓኹም ጀጋኑና ብሳላኹም ሂወትኩምን ኣካላትኩም ወፊኹም ኤርትራውያን ክንከውን ዝገበርኩምና።የቐንየልና ክቡረይ ዕድመን ጥዕናን ክኣ ይሃብካ ጅግናየ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑👑👑👑❤❤❤❤❤🙏🙏🙏💪💪💪💪👍👍👍✌✌✌❤❤❤❤
Kemu enageberkum Tarik jeganuna meharuna yekenelna our heroes ahuwatna
Admen teanan deqi za halali meryet abotatna
Erey Adey ❤❤❤❤❤❤
መብጸዓ ይኹነና ካብ ንጽር ታሪኽና #ፈልከት ኣይንብል።🫡🇪🇷🐪
Sssss❤❤❤❤❤Eri
Zeleal Kibrin Mogesin neaka Wedi Eri Jigna Edmen.teaenan yebzehaka Amlakh 🇪🇷💒🕌🌿🥰
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷admen tonan yhapkum jeganu abotatna
ንስኩም ኩሉ ግብርኹም ሓወልቲ ኢኩም ንበሩልና ጻማኩም ደኣ ኣይከፈልናኩምን እምበር❤❤❤
Jigna wedi Akele
Kbrin morning nsweAtna Awet nhafash ♥️🇪🇷💪
Jgna zey hlel🎉🇪🇷🌹🌹
Welcome deqi Eri jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷👍
መንእሰይ ኤርትራ ተማሀር ካብ ጀጋኑ አቦታትካ መስተንክር ታሪኽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Seb sre seb hamot ab mesmerkum alena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷⚔️⚔️⚔️
Hawboy maarey nbereley ❤
ከምዚ ጌርኩም ኣምጹልና ጀጋኑ ኣቦታትና❤❤❤
🙏🏽❤️🇪🇷❤️🙏🏽💐🌴
I'm porud to be Eritrea ❤
Thanks
No bahki jign aboi❤❤❤
Hagerey Eritrea 🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
Wedi adey jigna
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣቐዲመ ን ኣዳለውትን ኣቕራብን ናይዝ መደብ ስለ'ት ዘቕረብክሞ ሓቅኛን ብሉጽ ኩርናዕ ዛንታን ልባዊ ምስጋናይ አቕርብ ። ከም መደብ ንስእልታት ገድልን ዛንታቶምን ኣበይን መኣስን ዝብል መደብ ሒዝኩም ብዙሕ ክትሰርሑሉ እትኽሉ ኩርናዕ ዩ ሞ ፡ ቀጻልነቱ እጽበተጋዳላይ ገረሱስ /ሃለቃ/ወድ ጋንታይን ብልቢ ዘኽብሮን ብጻይ ነበረ። ቅአልጢፉ ዘይደክም፡ ዘይጸምእ፡ ዘይጠሚ ፡ ናብ ሓጺን ዝቐረበ ፍጡር ዩ ኔሩ ። እዚ ብዙሓት ምስክርነት ክህቡሉ ዝኽሉ ሓቂ ዩ ።እንቋዕ ገጽ ንፈትዎ ኣርኣኹምና ። ንዝተረፈ ሂወቱ ምሉእ ጥዕናን ነዊሕ ዕድመን እምነየሉ ። መአረምታ እት ቃልኣብ ኣብርሃ ኢልዎ ዘሎ ብጻይ ቃልኣብ መሓሪ ተባሂላ ክትእረም እላቦ ።
Komandis gilamchael zebolo tefelto do tikewin
መርሓባ ሃለቃ ጅግና እታ ቃልኣብ ኣብርሃ ዘይኮነ ቃልኣብ መሓሪ እዩ
እዋይ ትኣምር ዝኾነ ታሪኽ! ተሰዊኡ ይኸውን ንብሎ ዝነበርና:ታሪኹ ባዕሉ ከዘንቱ ከሎ:ትሕጎስ! ቃል ጅግና! ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤❤
እዚኹሉ ተእምር ነዚ ዘለናዯ ድዩ ነይሩ? ድሕሪ ናፅነት ዝተወልዱ እበይ አለው? አብ ስደት ናይ እፍሪካን አውሮጳ:: ንግዲ , ኮንስትራክሽን, ሕጊ ዘይብላ ሃገር ክትከውን ድዯም ተሰዊኦም? ባርያታ ት አይንኹን
@@KiduberyeEmO🤔⏰📚✍🏾 Seb Dengola diyom Lewthi kemtsu… Ezi dma ab gmit bmitaw … seb tselam metsai🫣 Brhan hasibom ayfelthun👩🏽💻🇪🇷🐪🤝:)
ኣቱም ዓያሹ! ታሪኽ ዝስራሕ ብገድሊ ጥራሕ ኣይኮነን። ሃገርኩም ምምዕባል ተሳኢኑኩም መስሓቕ ዓለም ኴይንኹም ኣለኹም
ክብሪ ንኣርካናት ጀጋኑና። ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና! እንዳ EriTv ድማ የቐንየልና ነዚ ትገብርዎ ዘለኹም ዳህሳሳዊ መደብ እጹብ ድንቅ ኣርካናት ጀጋኑና። በጃኹም በጃኹም ከምዚ ዓይነት መደብ ጌርኩም ታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ዳህስስዎን ኣቕርብዎን። ምኽንያቱ ተጋደልቲ ህግ ብእርጋን ይኹን ብሕማም ታሪኹም ከይነገሩ ካብዛ ዓለም ይሓልፉ እዮም ዘለው። ነዛ ንእሽተይ ወሎዶ ታሪኽ ኣያታቱ ኣፍልጥዎ። ጎረባብትና እኳ ዘይፈጸምዎ ታሪኽ ሓስዮም ዑብ ዝብሉ ዘለው። " 🇪🇷🌹🇪🇷💐 ካብ ታሪኽ ኸዳዓት፡ ታሪኽ ስዉኣት!🇪🇷❤🇪🇷😘🇪🇷😍🇪🇷ዓወት ንሓፋሽ!"
ሓርበኛ ጂግና ኣያና ገብረየሱስ
ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ
ኣይሸምግለን ጎበዝዩ ዘሎ፡
ክብርን ምስጋናን ንዓኹን ይኹን
ሰማእታትናን ብሂወት ዘለኹም ሓርበናታትናን ስንኩላትናን።
❤❤❤❤❤❤❤ኣጆኹም ጀጋኑ ኣቦታትና ኣለና ኣሎናልኩም ጽተረፈ ናትና ዕማም ኢዩ ን ኣይትሰከፍ ህዝበይ❤❤
እንካዕ ኤርትራዊ ጌርካ ፈጠርካኒ ኣምላኸይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷☘️☘️🍀🌿🍀🍀ኤረይ ዓዲ ጀጋኑ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷☘️☘️🌿🌿🍀🌿☘️
አም ዓለም ከም ናይ ኤርትራን ኤርትራውያንን ዘደንቅ ጅግንነትን ታሪኽን የለን ❤❤❤❤❤ አለናልኪ ኤረይ አጆኹም ❤❤❤❤❤
Lokumax nebska fetika wexikas alenalki tbel rip
በሓቂ ክብሪ ዝግበኣኩም ክቡራት ጀጋኑ ኣቦታትና ሰራሕቲ ተኣምር እዚ ክቡር ታሪኽ ክዕቀብ ዘለዎ ኢዩ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም፣ ንሃገርና ኣምላኽ ሰላም የውርደላ ካብዚ ዘላቶ ሕማቅ እዋን ይሰውራ።
ዋው !
እዛ ብስእሊ ንፈልጣ ባካል ክንርእያስ ክንደይ ሰናይ እዩ ኣሰይ ❤❤❤
ተጋደልትና ክንደይ ጅግንነት እዩ ዘለኩም ኣብ ትሕቲ ኣምላኽ ጅግንነት ዝገደፍኩምሉ
ቃላት ዘይገልጾ ሓቦ : ጽንዓት : ጅግንነትን ተወፋይነትን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
no coment አወት ንሐፈሸ ዘልአለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
ሕድርኩም ኣይንጠልምን ኢና ቅሰኑ ጀጋኑና ❤🎉
አሰይይይ ከምዚ ገርኩም ግለጹልና እዚ ንኡሽተይ ወለዶ ክመሃረሉ አብ ጀጋኑና ክብሪን ሐበንን
አለና።❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ገብረእየሱ ጅግና 🇪🇷🩸💪🏾❤️🇪🇷🩸💪🏾❤️☝️ you are a HERO!
*🌴🇪🇷ኤርትሪያ🇪🇷🌴*
*መዘና አልቦ ጅግንነት ህዝብናን*
*ሰዉራና ተዘሪቡ አይውዳእን'ዩ ።*
*ታዕዚም ሰላም ንሓይልታት ምክልኻል*
*ሰራዊት ሃገረ ኤርትራ ።*
*ዘልዓለማዊ ክብርን መጎስን ንጀጋኑ*
*ስዉኣትና ።*
*✌ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ✌*
ጀጋንና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሓደራ ብሂወትከለኩም ታሪክ ንገሩ ሓደራ🙏🙏🙏 ❤❤❤🎉🎉🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጀጋኑ ኣቦታተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ እንቃዕ ጋልኩም ኮንኩ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ደቂ ኤረይ ጀጋኑ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏 ዘርኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንጀጋኑ ሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ክብርን መጎስን ንጀጋንና
ኤረይ ብደቅኪ ተኽብርኪ ኽትነብሪ ኢኪ ንስለኪ ኩሉ መር ተሓሊፉ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰
መወዳእታ ዘይርከቦ ታሪኻዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏼
ክቡር ኣያና ነብረልና ጅግና ።ዕድመን ጥዕናን ይሓብካ።
ዕዉት ኣብ ቃልሲ
ዕውት ኣብ ማሕበራዊ ፍትሒ
ዕውት ኣብ ኩሉ ኢካ ሞ ኣምላክ ጥዕና ይሃብካ ። ኣምላክ ምሳካ ብኣካል ዘራኽብ ግዜ የምጽኣልና።
ዓደየ ዓዲ ጀጋኑ’!!እንቋዕ እባ ባሕታዊ ኣይኮንካ፥ ትርጉም ዘይብሉ ሂወት። ተግዳላይ ኮይንካ ግን ንሚልዮናት ባብ ናጽነት ኣርሒካ!!ዕድመን ጥዕናን ይሃብ ክቡር ኣቦና❤❤
ጀጋኑና ካብ ቃላት ንላዕሊ እዬም ! ዘሐብን ታሪክን ጅግንነትን እሞ ንሕና እምበር አነ ዘይብሉ መልእክት ፣ጻድቃናት ፣ቁድሳን ! ቃላት ይስእነልኩም!
I am so proud of you baba and I miss you 😘 ❤❤
Your dad is one of eritreans heroes ❤
@@alextom6372thank you 😊
መን ከምኤርትራዊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጅግና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጅግና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰሚእታትና ዓወት ንሓፋሽ
ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና፡ዓወት ንሓፋሽ !!!✊🏿🇪🇷🐪
ክብርን ሞጎስን ንተጋደልቲ :: ⭐️
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና :: 🕯️
ወትሩ ዓወት ን'ሓፋሽ ‼️ 🇪🇷✊️🇪🇷
ኣንታ ብሂወትና ከለና ታሪኽ ክጠማዝዙ ክንሰምዕ ከለና ዝስምዓና ኣዝዩ መሪር አዩ።
Aseyy eta zfetwa seli nay jgna bhiwet mhlawu haben ysmani jeganu tegadelti salakum enho eritrawyan tebahilna 🇪🇷🇪🇷 aflbna nefihna edmen tenan yhabkum fetari ❤❤
እንቃዕ ኤርትራዊ ኮንኩ ወዲ ቶም ጀጋኑ ሰብ ታሪኽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Hawboy mearey jigna proud of you ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዚ ሰነድ እዚ ነባሪ እዮ... ኣብዚ ግዜ እዚ እቶም ዝተማረኹ ንባዕሎም ኣይተማረኽናን ክብሉ ጀሚሮም ኣለዉ 🇪🇷🌹🇪🇷
ዕድመን : ጥዕናን : ንጀጋና : ተጋዳላይን : ገብረየሱስ : ገብረገርግስ ( ሀለቃ )
❤ 🇪🇷 🎉 !!!
MERHABA JEGANU ADALEWITI ERI TV AMLAK EDMEN TEENAN YIHABKUM 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
Sending my deepest respect to the indomitable and selfless gallants. May this spirit continue to inspire us for generations to come.
😭🫡🇪🇷🐪 big respect our hero. I got so proud & emotional 😢
God bless Eritrea and Eritrean!Amen Amen Amen
Long lives to our heroes
Eritrean history is the history of real heroism always proud❤❤❤
ታሪክ ህዝባዊ ግንባር ሰራሕቲ ቅያ ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
I have so much respect for this Lions and the one past away R.I.P
Thank you so much for your service, our hero ❤️ 🫡🇪🇷🐪
Jeganu deky Eri ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏻🙏🏻🙏🏻
I'm so proud of you my dear Eritrean heroes 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Eritrea kubur Meninet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏿👍🏽🕊🕊🕊
I am proud to be Eritrean!!!!
Glory to our martyrs Awet Nhafash ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾
Deki Eri Jeganu ❤ 🎉 We Are Proud Of You Our Heroes!!!
Thank you ♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eritrea❤❤❤ you
Merhaba deki erimey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷💪💪🇪🇷
ጅግንነት ኤርትራዊ ኣብ ዓለም መወዳድርቲ ኣልቦ!!!
እዛ ስእሊ ክርኣ ከለኹ ኣበይ ?መን? ብሂወት ዶ ይህሉ ዝብል ሕቶታት ይመላለሰኒ ነይሩ። ሕጁ ግን TV ERI መሊሳቶ። ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና! ዕድመን ጥዕናን ንጀጋኑ ኣርካናትና !
ኤርትራን ኤርትራውነትን ንዘላለም ክነብር እዩ።!!!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Anabas welodo Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅✅✅👑👑👑👑👑👑👑✅✅🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ደቂ ኤረይ ሸር ላይክ ኣይንሕመቅ ከመይ ዝበለ ጅግንነት እዩ እዚ ኩልና እዚ ብክንደይ ሓርጎጽጎጽ ዘምጹልና ናይ ምዕቃብ ናህና ስራሕ ክከዉን ኣለዎ ጽቡቅ ስራሕ ኣምጻልና ዳ ቀዲሕካ ዘይዉዳእ ጀግንነት እዩ ዘለና ❤❤❤❤❤ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና
ኣምላኽ ንኩሉ ህዝቢ ኤርትራን መረታን ይባርኽ❤❤❤
በዓል ክልተ ትንፋስ ጅግና! ነፍሲ ወከፍ ተጋዳላይ ዝውክል ጽንዓትን ጅግንነትን ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር!
ጽንዓት ኢዩ ወሳኒ!
ኤርትራዊ ሰራሒ ቅያ።🇪🇷🇪🇷❤️❤️
ጃጋኑና ክብር ንበሩ!!!!❤❤❤❤❤
What a fascinating story!
ጅግንነት ኤርትራውነት ተዘርዚሩ ኣይውዳእን እዩ❤❤❤ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ክብርን መጎስን ንጀጋኑና ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍒🍒🍒
Bel jigna harbena ajeka zi hawey tehaben ydmen tiynan yhabka Fetari ymo Eritreana dima Fetari yhaliwa kab ayni xelay.
🙏🙏🙏❤❤❤🌹🌹🌹 Awet Nihafas 🦾🦾
,ERI Tv it is too late however better to do it late than to never do it at all, keep it up bring more and more
Aye tiamr tarik qalat haxiri ❤❤❤❤edimen tienan yhabkum deki eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏💥💥
Selam. Deki.erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷
ነባሪ ታሪኽ አምበር ነባሪ ሂወት ወዲ ኣዳም የሎን ። ❤❤❤❤
Jigna hawuna god bless you
Thanks medeb maeger Eritrea 🇪🇷 forever ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Zelalemawi zekhri ne jeganuna deki Ertrea xaeda❤❤❤❤
❤❤❤ long life to you and God bless Eritrea
#አገናዕ #ሃርበኛ አቦና ።
Eritrawi eko🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️🙏
ጀጋኑናን ኤርትራዊ ታሪኽናን መንነትናን ከይንርስዕ ከም ኤርትራውያን ተጠርኒፍና ሰማእታትና ብህይወት ንሓልዎም!! 💫🙏🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🙏💫
Eritrea forever❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ክብርን ሞጎስን ናዓኹም ጀጋኑና
ብሳላኹም ሂወትኩምን ኣካላትኩም ወፊኹም ኤርትራውያን ክንከውን ዝገበርኩምና።
የቐንየልና ክቡረይ ዕድመን ጥዕናን ክኣ ይሃብካ ጅግናየ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑👑👑👑❤❤❤❤❤🙏🙏🙏💪💪💪💪👍👍👍✌✌✌❤❤❤❤
Kemu enageberkum Tarik jeganuna meharuna yekenelna our heroes ahuwatna
Admen teanan deqi za halali meryet abotatna
Erey Adey ❤❤❤❤❤❤
መብጸዓ ይኹነና ካብ ንጽር ታሪኽና #ፈልከት ኣይንብል።🫡🇪🇷🐪
Sssss❤❤❤❤❤Eri
Zeleal Kibrin Mogesin neaka Wedi Eri Jigna Edmen.teaenan yebzehaka Amlakh 🇪🇷💒🕌🌿🥰
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷admen tonan yhapkum jeganu abotatna
ንስኩም ኩሉ ግብርኹም ሓወልቲ ኢኩም ንበሩልና ጻማኩም ደኣ ኣይከፈልናኩምን እምበር❤❤❤
Jigna wedi Akele
Kbrin morning nsweAtna Awet nhafash ♥️🇪🇷💪
Jgna zey hlel🎉🇪🇷🌹🌹
Welcome deqi Eri jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷👍
መንእሰይ ኤርትራ ተማሀር ካብ ጀጋኑ አቦታትካ መስተንክር ታሪኽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Seb sre seb hamot ab mesmerkum alena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷⚔️⚔️⚔️
Hawboy maarey nbereley ❤
ከምዚ ጌርኩም ኣምጹልና ጀጋኑ ኣቦታትና❤❤❤
🙏🏽❤️🇪🇷❤️🙏🏽💐🌴
I'm porud to be Eritrea ❤
Thanks
No bahki jign aboi❤❤❤
Hagerey Eritrea 🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
Wedi adey jigna
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣቐዲመ ን ኣዳለውትን ኣቕራብን ናይዝ መደብ ስለ'ት ዘቕረብክሞ ሓቅኛን ብሉጽ ኩርናዕ ዛንታን ልባዊ ምስጋናይ አቕርብ ። ከም መደብ ንስእልታት ገድልን ዛንታቶምን ኣበይን መኣስን ዝብል መደብ ሒዝኩም ብዙሕ ክትሰርሑሉ እትኽሉ ኩርናዕ ዩ ሞ ፡ ቀጻልነቱ እጽበ
ተጋዳላይ ገረሱስ /ሃለቃ/ወድ ጋንታይን ብልቢ ዘኽብሮን ብጻይ ነበረ። ቅአልጢፉ ዘይደክም፡ ዘይጸምእ፡ ዘይጠሚ ፡ ናብ ሓጺን ዝቐረበ ፍጡር ዩ ኔሩ ።
እዚ ብዙሓት ምስክርነት ክህቡሉ ዝኽሉ ሓቂ ዩ ።
እንቋዕ ገጽ ንፈትዎ ኣርኣኹምና ። ንዝተረፈ ሂወቱ ምሉእ ጥዕናን ነዊሕ ዕድመን እምነየሉ ። መአረምታ እት ቃልኣብ ኣብርሃ ኢልዎ ዘሎ ብጻይ ቃልኣብ መሓሪ ተባሂላ ክትእረም እላቦ ።
Komandis gilamchael zebolo tefelto do tikewin
መርሓባ ሃለቃ ጅግና እታ ቃልኣብ ኣብርሃ ዘይኮነ ቃልኣብ መሓሪ እዩ