Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ድሕሪ ዕረፍቲ ዱላ ናብዛ ደርፉ መዘከርታ ዝመጻኹም ነፍሱ ይምሓር
ፈጣሪ ኣብ ሕቅፉኡ የንብርካ ዱላ ሓወይ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣለካ 😭🖤💔
ድላ ብጥዕሚ የ ዝፍትወካ❤😘ከማይ ንዱላ ዝፍትዉ እስኪ 👍
Ksab hji zsemia telo like Rip dula hawey anes derfu ksemie keleku kebdey mkiak yeabyeni😌🥺
ርሑስ ሓድሽ ዓመት ጽቡቅ ስራሕ ዱላ ንዱላ ዝፈቱ ላይክ ይርገጸለይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Iove
"ዘይትጽመም ትብሉ ብምጽማም ደኣ ጸሚማን'ዲያ ግዲ" ኣይትተሃወኹ ንመርገም ንፍርዲ ንሳ ኣይኮነትን ስደትዩ ዝስዲ ፈትያ መኣስ ኮይና ሒዛ ካልእ ወዲ ግዜ ምስ ነዉሐ ንቅጭነይ.. ኢለያ ባዕለየ ዉለዲ . . . ከመይ ዘይሓልየላ የፍቅራ እንዴ ግዲ ፍቅራ ከሲራሲ ማህጸና ክትዓዲ'። ገጣሚ ፡ ገብረሂወት ጸሃየ
100%
ነዛ ደርፊ ዘሐበያ መን ኣሎ እስከ ኣብዚኣ 👇
Dula shikorr
I am here
@nima carismil who are you
Me
@@ermiasberhane6976 1¹
ካበይ ረኪብካዮ እዚ ታሪክ ዱላ ሓወይ ካበይ ካበይ ካበይ ፡😭😭😭😭😭
ሎሚ ይሰምዓ ኣለኹ እዛ ደርፊ ከም ዘልቅስ ጌራትኒ።
Yonas mhreteab (maynas) director ማይናስ ዝሕዞ ደኣ አንትስይ ክወጾ
ruclips.net/video/1s_80TVm0T0/видео.html
ኣሕ ተኾሊፍካ እባ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 ኣብ ሑቕፎ ኣብራሃም ይስሃቅ ያኢቆብ የምብርካ😊😊😊😊😊❤❤❤❤
ን ዱላ ሽኮር ዝፈቱ ላክ ይግበር 👍2021 ዓመት ሰላም ራህዋ ይግበረልና ደቂ ኤረይ 🇪🇷❤
ኡንቃዕ ብድሓን መጸካ ዱላ ኣስሊ፡ቀጺለ ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ዓመተሰላም ራህዋ ቅሳነትፍቅሪስኒት ክገብረልና ይምነ፡ ደጊመ ሩሑሽ ሓዱሽ ዓመት
Amen(3)
Adnekti dula like❤ ሩሓስ ሓድሽዓመት ይግበረንና::
ዮናታን👌 ናይ ስደት ትደርፎ ደርፊ ማራ እዩ ሙቁር እታ ናይ ፈለማ ማራ እያ ፅብቕቲ 👍 እዚኣ ኸዓ ካብኣ ዝበለፀት 👌 ካባኻ ቡዙሕ ነገር ንፅበ ቀፅለሉ በርትዕ!!!
ከመይ ዘይሓልየላ ይፈቅራ ዲየግዲ ፍቅራ ከሲራ ሲ ማህጸና ክትዓዲ....
Pi
ከመይ'ላቀጨውጨው ኣብ ህይወት ልባ ምስ ኣንደዶነቲ ፈቃር ውሽጣ እግራ ምስ ወሰዶኣርሒቃ ምስ ከደት ናብቲ ሰብ ዝከዶስጋ ለቢሳ ቅጭነይ ከመይላ ክትነብርቅጭነይ ቅጭነይ ቅጭነይእዋይ ንሳ መዓስ ፈትያ ፍቅራ ከተዕኑእዋይ ስግኣ ተርከሰ ልባ ኣብ ኪዳኑናይ ግዜ እምበር ጌጋ ናታ መዓስ ኮይኑተዕርቦ እንድያ ዘላ ንብዓት ተከሊላ ንብዓት ከተፋኑተውግሖ እንድያ ዘላ ንብዓት ተከሊላ ንብዓት ከተፋኑላላላላሓቃላ ክትውዕሎ ጽልምትምት ምስ በላእቲ ሰብ ዘይክእሎ እመስ ምስኣስለላጽምዋን ሕሰምን ምስ ተደራረባነብሳ እምበር ጽብቅተይ ኢዲ መኣስ ሂባነብሳ እምበር ቅጭነይ ኢዲ መኣስ ሂባከመይ'ላ ክትክእሎ ሓቃ እንድያ ክትውዕሎከመይ'ላ ክትክእሎ ሓቃ እንድያ ክትውዕሎጸገማት ምስ በዝሓ ዓቅሊ ዝፈታትን ስግኣ እምበር ልባ እኮ ኣይሃበትንእም ድማ ኣብ ስደትን ውርደትን ከርተትንሓቃ'ላ ቅጭነይ ሓንቲ ኣይገበረትንከመይ'ላ ክትክእሎ ሓቃ ንድያ ክትውዕሎከመይ'ላ ክትክእሎ ሓቃ ንድያ ክትውዕሎዘይትጽመም ትብሉ ብምጽማም ድኣ ጸሚሚ ድያ ግዲኣይትታሃወኩ ንመርገም ንፍርዲንሳ ኣይኮነትን ስዲ ስደት እዩ ስዲፈትያ ኣይኮነት ሒዛ ካልእ ወዲግዜ ምስ ነዊሐ ንቅጭነይ ባዕለየ ዊለዲቅጭነይ ቅጭነይ ከም ሕጻ ባሕሪ ትኩኑልቅጭነይ ቅጭነይ መመሊሳ ትሰስነለይህይወት ምስ ኮነታ ድምጺ ቀትርን ለይትንዓዊራ እምበር ልባ ኣጸመትን እም ድማ ኣብ ስድትን ውርደትን ከርተትንነብሳ እምበር ፍቅሪ ኣይቀተለትንከመይ'ላ ክትክእሎ ሓቃ ንድያ ክትውዕሎከመይ'ላ ክትክእሎ ሓቃ ንድያ ክትውዕሎዘይትጽመም ትብሉ ብምጽማም ድኣ ጸሚሚ ድያ ግዲኣይትታሃወኩ ንመርገም ንፍርዲከመይ ዘይሓልየላ የፍቅራ ድየ ግዲ ፍቅራ ከሲራሲ ማህጸና ክትዓዲግዜ ምስ ነዊሐ ንቅጭነይ ባዕለየ ዊለዲቅጭነይ ቅጭነይ ከም ሕጻ ባሕሪ ትኩኑልቅጭነይ ቅጭነይ መመሊሳ ትሰስነለይከመይ'ላ ክትክእሎ ሓቃ እንድያ ክትውዕሎከመይ'ላ ክትክእሎ ሓቃ እንድያ ክትውዕሎ
ኣድነቅት ዮናታን (ዱላ)ኣለኹም ዶ 👇
sine tibebawyan hagerna sesunulna ski niakum zikown zemen yemxalkum
@@samuelsheka4828 7⁷
@@samuelsheka4828 qe
@@samuelsheka4828 sdsdsf
ግጥሚ 100%ዜማ 100%ክሊፕ 100%።
2021 ዓመተ ሰላም ዓመተ ራህዋን ጥዕናን ይግበረልና ደቂ ኤረይ ኣኣብ ዘለኹሞ ሰላም ይምነየልኩም።
Oook⁷⁹just has a awel in ur love for every one of king
Rip YONATAN I really love him this singer I’m from Ethiopia I don’t understand the language but he’s character and energy he was amazing.
Yes he was his talent, style and his songs. ❤️🙏🏽❤️
I hear you. Painful.😭😭😭😭😭😭😭I wish you can understand the lyrics of his songs.
😭😭😭😭😭
❤🎉🎉🎉🎉❤❤
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ርሑስ ሓድሽ ዓመት ደቂ ሪመይ ዱሊተይ መርሓባ ወገነይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 መሐጎሲት ዓመት ትግበረልናንሳ ኣይኮነትን ስደት አዩ ስዲ ከመይ ኢላ
Amlak neta lewahn meret eritrea 🇪🇷ms hzba selam yewrdelna ahwat❤️bruk hadsh amet 🌍🎁❤️🙏🏿
👍gele aynet kem kulu gze ❤️❤️❤️❤️
ብ ምኽንያት እየ ኣብ መዓልቲ 6 ግዜ ዝሰምዓ ነዛ ደርፊ. ...... ከመይ ኢላ ክትክእሎሓቃ እንድያ ክትውዕሎ
Ane bwegeney ktxmem mkalet ya ybl mknyatu nebska kem zgeberkayo u fkri tehalika zeykal tkil ika ane ms sebayey 5 amet tefelalina nerna inte kkiloye ilka zeykal yelen amlaka aminka kulu ybxah u sdet zgebere yeblun wala gze kab tekebalnetka u ye zbl bhasabey🙏
Bhaki znead serah dula kab kulu zmeseteni entelo grim☝️ haka ala emo kea abe sdetin kertetin lomi yehwatna nezi zredealen eyen sinen zelewa bhaki . Haka endya ketwelo....Bhaki belux serah dula
Tkkkkkk
Thank you hawey kbret yhabka
Kibret yihabka
😭😭😭😭😭 እዋይ ሕማቕ ስማዕ ዮኒ ሓወይ ።ኣብ ስደት ኮይና ዝገደደ መሪርና ቀብርኻኮ ከይንርከብ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
I miss your music and you even though I don’t know you. You was an amazing singer, andd DD made beautiful video clips. 🙏🏽🙏🏽🙏🏽😘
መን ኢዩ ወደይ ዲስላይክ ዝገር : ብልጽቲ ስራሕ ❤️🇪🇷❤️❤️
ዱላ ናተይይ ከመይ ድየ ዝፈትወካ ሩሑስ ሓድሽ ዓመት የግብረልና
ዘፈኑ ሲሰማው ለኔ ይመስለኛል😭😭
Welcome come Dula shkor 1st ,🇪🇷🇪🇷💖
ናዓሪት ዘይብላ ጽፍፍቲ ደርፊ
Rip ዮኒ ሓወይ ኣብ ገነት የንብርካ 🙏💔
Wellcome ዱላ ኣስሊ ጽፉፍ ስራሕ ወዲ ኤረይ
Hji comie txhf 😂😂😂
ኣያይ ብሉጽ ብጣዓሚ ኢና ነድንቀቃ እቲ እንኮ ዳይረክተር ገላጽን ጸግዕን ስደት ዮናስ ማይናስ ኣድናቆተይ ወሰን የብሉን ደቂ ኤረይ ማዓስ ሞ ፈቲና ብዘይትሓዝ ተታሒዝና ኣብ ስደት ኮይኑ ምንባርና 2021 ዘመና ትኩነልና ደቂ ባሓሪ ኣለኩ በሉ ።
ናይ ብሓቂ ዱላ መልእክቲ ዘለዎ ደርፊ ፍቅራ ከሲራስ መሓጸና ክትኣዲ እስኪ ከማይ ኣብ ፍቅሪ ዝኣምን ፍቅሪ ጥኡም
ዱላ ምልእ ይበል 👇ኣጋራጭውኒ እስከ
ዱላ ሓወይ ቀስለይ ጎዲኢኻኒ ዝሓወየ ቁስለይ!!! ንድሕሪተይ መሊስካኒ ጽቡቅ ሰራሕ ናዓይ ኢኻ ደሪፍካያ so thank you
ዱላየ i love you ኣሕ ሓላል ፍጥረት ፈጣሪ ኣብ ኢዱ ይቀበልካ
Dulla rekibkani lomi btaemi kef zelewa derfi nay bhaqi & pomer Gebrihiwet xehaye
ኣሕሕሕ😭እንታይ እሞ ቀልጥፍካና እኮ ዱላ መትዓብይቲ ድሓን ኩሉ ናይ ፈጣሪ እዩ ኣብ ገነቱ ይቀበልኣ ኩሉ ሳዓ ኣብ ልብና ኣለኹ😭😭😭😭
ድሒረ ሰሚዐያ ሞ ዓጊበላ ክኣ ብርዕካ ትዛሪ ገብርሂወት ጽሃየ ✌❤🇪🇷❤✌
ዱላ ኣብ ሓድሽ ዓመት ገለ ዓይነት ንእዝንኻ ቀለብ ዝኾነ ዜማ ✅ቅ ✅ጭ✅ነ✅ይ
ኩሉ'ዜ ዘይነስተውዕሎ ዕዮ ገጣማይ: ብጽሞና ሰሚዐያ: ገጣማይ ዕምቆት ክብሎ ዝደለየ ኵኖ ጣዕምን ቅላጸን ዱላ ቃላቱ ሓሳባቱ ንዘልዓለም ዝነብር ምህሮ ጥበብ እዩ:: ብሰንኪ ስደት ንመጉዳእቲ ነፍሲ ኤርትራዊት ጓል ሄዋን ኮነ ወዲ ኣዳም ተጸናንዕን መስበርቲ ፍቕሪ ትዝንንን ድርሳን'ያ::ብሰንኪ ስደት ፍቕርኹም ፋሕ-ብትን ኢሉ ብቓዛ ትነብሩ በዛ ደርፊ ምስ ነብስኹም ተዓረቑ!
ዮኒተይ ከመይ ኢልና ክንክአሎ ፈተውትኻ ቀልጢፍካና ተኾሊፍካና 😭💔
Nay mewedata mialti 2020 temesgen amlak rhus hadsh amet
ከመይ'ላ ቀጨውጨዋት ሂወት ልባ ምሰንደዶነቲ ፈቃር ውሽጣ እግራ ምስ ወሰዶኣርሒቃ ምስ ከደት ናብቲ ሰብ ዝኸዶስጋ ልቢሳ ቅጭነይ ከመይ'ላ ክትለምዶ፡ቅጭነይ…ቅጭነይ…ቅጭነይ…………! እዋ…ይ ንሳስ መዓስ ፈትያ ፍቅራ ከተዕኑ፡ እዋ…ይ ስጋኣ ተርከሰት ልባ'ሎ ኣብ ኪዳኑ፡ ናይ ግዜ እምበር ጌጋ ናታ መዓስ ኮይኑ፡ ተዕርቦ እንድያ ዘላ ንብዓት ተቀቢላ ንብዓት ከተፋኑ፡ ተውግሖ እንድያ ዘላ ንብዓት ተቀቢላ ንብዓት ከተፋኑ፡ሓቃ'ላ ክትውዕሎ ጽልምትምት ምስ በላእቲ ሰብ ዘይክእሎ ??? ምሰጽለላ፡ጽምዋን ሕሰምን ምስተደራረባነብሳ እምበር ጽብቅተይ ኢዳ መዓስ ሂባነብሳ እምበር ቅጭነይ ኢዳ መዓስ ሂባ፡ ድርብ ከመይ ኢላ ክትክእሎ ሓቃ እንድያ ክትውዕሎ(2)ጸገማት ምስ በዝሓ ዓቅሊ ዝፈታትንስጋኣ እምበር ልባ ኮ ኣይሃበትንእሞ ድማ ኣብ ስደትን ውርደትንን ከርተትንንንንንንንን!!ሓቃ'ላ ቅጭነይ ሓንቲ ኣይገበረትን፡ ከመይ ኢላ ክትክእሎ ሓቃ እንድያ ክትውዕሎ(2)ዘይትጽመም ትብሉ ብምጽማም ደኣጸሚማ እንድያ ግዲ፡ኣይትተሃወኩ ንመርገም ንፍርዲንሳ ኣይኮነትን ስደት ዩ ዝስዲ!!!!ፈትያ መዓስ ኮይና ሒዛ ካልእ ወዲግዜ ምስ ነወሐ ንቅጭነይ ኢለያ ባዕለየ ውለዲ፡ ቅጭነይ……ቅጭነይ ከም ሑጻ ባሕሪ ትኩነለይ ቅጭነይ…… ቅጭነይ መመሊሳ ትሰስነለይ፡ሂወት ምስ ኮነታ ??? ለይትን ቀትርንዓዊራ እምበር ልባ ኣይጸመመትንእሞ ድማ ኣብ ስደትን ውርደትንንከርተትን…………ንነብሳ እምበር ጽብቅተይ ፍቅሪ ኣይቀተለትን፡ ከመይ ኢላ ክትክእሎ ሓቃ እንድያ ክትውዕሎ(2)ዘይትጽመም ትብሉ ብምጽማም ደኣጸሚማ እንድያ ግዲኣይትተሃወኩ ንመርገም ንፍርዲከመይ ዘይሓልየላ የፍቅራ እንድየ ግዲፍቅራ ከሲራሲ ማህጸና ክትዓዲግዜ ምስ ነወሐ ንቅጭነይ ኢለያ ባዕልየ ውለዲ፡ ቅጭነይ……ቅጭነይ ከም ሑጻ ባሕሪ ትኩነለይ ቅጭነይ……ቅጭነይ መመሊሳ ትሰስነለይ፡ከመይ ኢላ(2) ክትክእሎ(2)ሓቃ እንድያ(2) ክትውዕሎ(2) #(2)ግጥሚ✍ = ገብረሂወት ጸሃየ🇪🇷✍ ዜማ🎼 = ዮናታን ታደሰ (ዱላ)🇪🇷🗣
ካብ ኩሉ አዛ ምዝላል ዝገደፍካያ ኣድኒቀካ ስቅ ኤልካ ምንጣር ጸላኩ ኣጆኻ wedi Eri🎤👌
I miss you bro 😢😢😢 nafkot tsmoani alo Yona hawey
Nayzi amet zfetekwa derfi🥰🥰🥰🥰🙏🥺💔😭💔😭zeytxmem tblu bmxmam da xemima endya gdi Ayttehaweku nmergem nfrdiNsa meas koyna sdet yu ezi sdifetya meas koyna hiza kalie wediGzie ms newhe nkchney eleya baeleye wledi👌👌👌perfecto
መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ኣብ TikTok ሰሚዕ ናብ RUclips ዝመጸ ❕Dulawi bro gele ayney Musik ka 👌
ኣነ ኣለኩ ወደይ
Ane kea
Ane luku bro
👆👆👆👆ኣነ ኣለኹ
Uyyy sga dmuna nay dula derfi kief khbeni kiyaro
Dullla gele Ayenet please kemzi derfi hizka mexana habibi btaemi blxitገብሪሂወት&ማይናስን ዘረባ የብልኩምን ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ ሰሪሕኩም ጀጋኑ ናይ ብሓቂ
ዓመተ ሰላም ወ ሰናይ ይግበረልና ከምትልሙድ ገለ ዓይነት ዱላ ዓይነይ
እንቓዕ ብሰላም መጻካ ዱላ ጅግና ጽቡቕ ስራሕ Happy new year deki Erie
ከም ኩሉ ግዜ ብሉጽ ስራሕ ዱላ ሓቢቢ
Ata alkum do kemay sedet zeslchwo sedet sedi.
Dula habibi enqe dhan mexaka deqi eriy rhus hades amet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ከመይ ኢልካ ክትክእሎ ታንታነይ ወርቂ ስራሕ ልክዕ ትስማዓሉ ቅድሚ ምሳሕ መኽፈቲ ሸዉሃት lika till
Betami des bahalit musica from Tigray
ዱላ ናይ ሕሜክስ እንቃዕ ደሓን መጻካ።በዚ ኣጋጣሚ ጉዳይ ስደት ኮይኑ እናተፋቀርና❤ ዝሸንዳሕክናኒ ወይ ዝሸንዳሕኩክን ሓቅክን ኢክን ሓቀይ'የ🤔 በቢዘለናዮ ምቾት ዝመለኦ ዓመት ይግበረልና
Ata anes 1000 like enta zhlu mhabkwo nay bhki belose serh 🌹🌹🌹🌹🌻🌻🌻
ብስም ኣፍቃርየይ ሙኒር ይስምዓ ኣለኩኣብ ልብያ ዘለኩም ድንግል ማርያም ትሓልኩም
Yonatan hawey betami temti drfi leli kulu abzia nay lomi drfi zeftkwo ente alo bsmite mdrafka eu netia drfi mkret hibwo please drfka zematatu mara eu teum gne kulu gize nabe saesite trai enda adhbka be smite ktdrfo kleka gne betami eu mlunte zrkeb eti drfi ....xebuke srah thanks !!!! Zresaekwo kea getemi gele aynet 👌🏾
804 HAPPY NEW YEAR .....W.TADESE JIGNA.804 ANDA ATO ISAK W.NKEL.
From Russia guys
ዱላ ጀግና ኣጆኻ brother 👌👌👌👌
Dulu betaemi xebuq serah...happy new year all eritrean .
Ahhhhhh.... yoni hawey rest in peace😪😪😪
Who is listening this beautiful song on this Day?? Me and my friends are enjoying this songgg
Dula natey tebaetay derfi qurub saesit wihidata
Ya jema kab Kulen derftatu azia ketexeeni dela leali kulen koyna terayteni 💯💯💯💯💯💯
dula mekseb alem ❤🇪🇷 enipae tweledika I LOVE YOU !
እውይ ቅጭነይ መወዳእታኣ እምበር ከምዚ ከዊና ብሓቂ ተሰሚዑኒ ከብደይ በሊእኩምኒ
we thankyou great lyric . mlodey and your voice is wonderful . you have million admire and fun welcome yonathan tadeese ..
I’m learning how an amazing artist was this guy. May god rest your soul hawey 💔
Dula shikorrr kulu negeratka kef aleka So ajoka
Yoni shkor kulu derftatka kab hdhd zebelx btaemi xbuk srah 100000000 like neaka
Kemey zeyhalela yefqra endye gdi Fqra kesira si mehaxena ketadi Gezia ms newhe N kecheney ileya beale’ye weldi I really like it .god job !
Who is listening to this beautiful song 🎵 😍 here now🥺💔
ውዱእን መሃርን ስራሕ ብፍላይ ግጥሚ ገብርሂወት ጸሃየ
ስደት ስዲ እወ ያአክ 😥ድላ ናይ ልበይ
I love you Eritrea🇪🇷💕💕 i like yonathan Songs, I from Somalia 🇸🇴🥰
Miss you more l am seach😢😢😢😢 rest in peace 😢😢 like dula hero
ኣየወ ስደት ስዲ ዶ በልካ ዱላ ጅግና ።
ዱላ ናተይይ ሎሚስ እባ ቀኒስካ ፍሉይ ስታይል!!love you
ካብ ጠሊማስ ከም ኡ ይሓይሽ
ዌልካም ኣኮኒ አንቃዕ ገጽ ንፈትዎ ረኣና ። Nicccc job ኣብ ቀጻሊ ካብዚ ንላዕሊ ኢና ኽንጽበ ። ንዱላ ዝፈቱ Like ከይ ሃበ ከይ ሓልፍ ።
@@AA-bh3md ይቅሬታ ምምጻእ ኣቢኒ አንታይ ኮን ይኸውን ትሕዝቶ ናይዛ link
Iylhllųyiyououo
@@samuelghebremeskel8643 What about
Yonatal sikorrrrr bravo God jove👏👏👏😘😘😘😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖💖👍👍👍👍😎
ዱላ ያከ ኣነ ኣቲ ዝገርመኒ ገን ኣዘን ዶና ካበይ ኡ ዘመጻን ተመረጽ ወዲ ሃራም ገርማ ናይ music koynenalk
ዋዋ ዘቡል ስራሓ እዮ በሓቂ ዮኒ ቡፍላይ ዳይረክት 100👍
Nice music dulla nebsi saesiet zhilkani qurub
ክደይ ዓመት ድያ ተጸምማ ባዓ ጸያቂ ባሃሊ ስዲ
ዋው ሎምዓልቲ እቲ ዝገርም ዝረኣኽዎ ነገር ክነግረኩም/ ናይ ጆማል ሮሞዳ ሓዳስ ደርፉ!!! ትኽእልዮዶ,,ለኺ/ትብል ከም ሕቶ መልእኽቲ ዘለዋ ክሰምዕ ጸኒሐስ እዛ ናይ ዱላ ደርፊ ከኣ ,,ከምይ,ላ ክትክእሎ ትብል ከም መልሲ ነታ ናይ//ጆማል ሮሞዳን// ሕቶ ክትምልስ ዝተሰርሐት ትመስል ክክክ ከይድኩም ስምዕዋ ዋላ!!!!! ርሑስ ሓድሽ ዓመት ከኣ ይረሳዕናን/// and ከም ወትሩ ብሉጽ ስራሕ። ዱላ ወዲ።
Good job gin 2021 geyirlu xibuk kitreayelu
Welkom wedi eri natey🇪🇷💎🙏💪🇪🇷
😢 😔 😢 RIP Yoni ጅግና! Much condolences From Bahirdar, Ethiopia 🇪🇹 ❤️ 🇪🇷😍😘
Wawwww xbuk srah. Ezia zbelexet no 1 hibeya aleku kab derftatka.
Nay Bhaki Nay Zesrhaley Maselen Dula Rakebomka deyom
Waw dula ab btami xebuk derfi natey jgna ika❤❤❤💪👍
ድሕሪ ዕረፍቲ ዱላ ናብዛ ደርፉ መዘከርታ ዝመጻኹም
ነፍሱ ይምሓር
ፈጣሪ ኣብ ሕቅፉኡ የንብርካ ዱላ ሓወይ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣለካ 😭🖤💔
ድላ ብጥዕሚ የ ዝፍትወካ❤😘ከማይ ንዱላ ዝፍትዉ እስኪ 👍
Ksab hji zsemia telo like Rip dula hawey anes derfu ksemie keleku kebdey mkiak yeabyeni😌🥺
ርሑስ ሓድሽ ዓመት ጽቡቅ ስራሕ ዱላ ንዱላ ዝፈቱ ላይክ ይርገጸለይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Iove
"ዘይትጽመም ትብሉ ብምጽማም ደኣ ጸሚማን'ዲያ ግዲ"
ኣይትተሃወኹ ንመርገም ንፍርዲ
ንሳ ኣይኮነትን ስደትዩ ዝስዲ
ፈትያ መኣስ ኮይና ሒዛ ካልእ ወዲ
ግዜ ምስ ነዉሐ ንቅጭነይ.. ኢለያ ባዕለየ ዉለዲ
. . . ከመይ ዘይሓልየላ የፍቅራ እንዴ ግዲ
ፍቅራ ከሲራሲ ማህጸና ክትዓዲ'።
ገጣሚ ፡ ገብረሂወት ጸሃየ
100%
ነዛ ደርፊ ዘሐበያ መን ኣሎ እስከ
ኣብዚኣ
👇
Dula shikorr
I am here
@nima carismil who are you
Me
@@ermiasberhane6976 1¹
ካበይ ረኪብካዮ እዚ ታሪክ ዱላ ሓወይ ካበይ ካበይ ካበይ ፡😭😭😭😭😭
ሎሚ ይሰምዓ ኣለኹ እዛ ደርፊ ከም ዘልቅስ ጌራትኒ።
Yonas mhreteab (maynas) director ማይናስ ዝሕዞ ደኣ አንትስይ ክወጾ
ruclips.net/video/1s_80TVm0T0/видео.html
ኣሕ ተኾሊፍካ እባ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 ኣብ ሑቕፎ ኣብራሃም ይስሃቅ ያኢቆብ የምብርካ😊😊😊😊😊❤❤❤❤
ን ዱላ ሽኮር ዝፈቱ ላክ ይግበር 👍
2021 ዓመት ሰላም ራህዋ ይግበረልና ደቂ ኤረይ 🇪🇷❤
ኡንቃዕ ብድሓን መጸካ ዱላ ኣስሊ፡
ቀጺለ ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና
ዓመተ
ሰላም
ራህዋ
ቅሳነት
ፍቅሪ
ስኒት
ክገብረልና ይምነ፡ ደጊመ ሩሑሽ ሓዱሽ ዓመት
Amen(3)
Adnekti dula like❤ ሩሓስ ሓድሽዓመት ይግበረንና::
ዮናታን👌 ናይ ስደት ትደርፎ ደርፊ ማራ እዩ ሙቁር እታ ናይ ፈለማ ማራ እያ ፅብቕቲ 👍 እዚኣ ኸዓ ካብኣ ዝበለፀት 👌 ካባኻ ቡዙሕ ነገር ንፅበ ቀፅለሉ በርትዕ!!!
ከመይ ዘይሓልየላ ይፈቅራ ዲየግዲ
ፍቅራ ከሲራ ሲ ማህጸና ክትዓዲ....
Pi
ከመይ'ላ
ቀጨውጨው ኣብ ህይወት ልባ ምስ ኣንደዶ
ነቲ ፈቃር ውሽጣ እግራ ምስ ወሰዶ
ኣርሒቃ ምስ ከደት ናብቲ ሰብ ዝከዶ
ስጋ ለቢሳ ቅጭነይ ከመይላ ክትነብር
ቅጭነይ ቅጭነይ ቅጭነይ
እዋይ ንሳ መዓስ ፈትያ ፍቅራ ከተዕኑ
እዋይ ስግኣ ተርከሰ ልባ ኣብ ኪዳኑ
ናይ ግዜ እምበር ጌጋ ናታ መዓስ ኮይኑ
ተዕርቦ እንድያ ዘላ ንብዓት ተከሊላ ንብዓት ከተፋኑ
ተውግሖ እንድያ ዘላ ንብዓት ተከሊላ ንብዓት ከተፋኑ
ላላላላ
ሓቃላ ክትውዕሎ ጽልምትምት ምስ በላ
እቲ ሰብ ዘይክእሎ እመስ ምስኣስለላ
ጽምዋን ሕሰምን ምስ ተደራረባ
ነብሳ እምበር ጽብቅተይ ኢዲ መኣስ ሂባ
ነብሳ እምበር ቅጭነይ ኢዲ መኣስ ሂባ
ከመይ'ላ ክትክእሎ ሓቃ እንድያ ክትውዕሎ
ከመይ'ላ ክትክእሎ ሓቃ እንድያ ክትውዕሎ
ጸገማት ምስ በዝሓ ዓቅሊ ዝፈታትን
ስግኣ እምበር ልባ እኮ ኣይሃበትን
እም ድማ ኣብ ስደትን ውርደትን ከርተትን
ሓቃ'ላ ቅጭነይ ሓንቲ ኣይገበረትን
ከመይ'ላ ክትክእሎ ሓቃ ንድያ ክትውዕሎ
ከመይ'ላ ክትክእሎ ሓቃ ንድያ ክትውዕሎ
ዘይትጽመም ትብሉ ብምጽማም ድኣ ጸሚሚ ድያ ግዲ
ኣይትታሃወኩ ንመርገም ንፍርዲ
ንሳ ኣይኮነትን ስዲ ስደት እዩ ስዲ
ፈትያ ኣይኮነት ሒዛ ካልእ ወዲ
ግዜ ምስ ነዊሐ ንቅጭነይ ባዕለየ ዊለዲ
ቅጭነይ ቅጭነይ ከም ሕጻ ባሕሪ ትኩኑል
ቅጭነይ ቅጭነይ መመሊሳ ትሰስነለይ
ህይወት ምስ ኮነታ ድምጺ ቀትርን ለይትን
ዓዊራ እምበር ልባ ኣጸመትን
እም ድማ ኣብ ስድትን ውርደትን ከርተትን
ነብሳ እምበር ፍቅሪ ኣይቀተለትን
ከመይ'ላ ክትክእሎ ሓቃ ንድያ ክትውዕሎ
ከመይ'ላ ክትክእሎ ሓቃ ንድያ ክትውዕሎ
ዘይትጽመም ትብሉ ብምጽማም ድኣ ጸሚሚ ድያ ግዲ
ኣይትታሃወኩ ንመርገም ንፍርዲ
ከመይ ዘይሓልየላ የፍቅራ ድየ ግዲ
ፍቅራ ከሲራሲ ማህጸና ክትዓዲ
ግዜ ምስ ነዊሐ ንቅጭነይ ባዕለየ ዊለዲ
ቅጭነይ ቅጭነይ ከም ሕጻ ባሕሪ ትኩኑል
ቅጭነይ ቅጭነይ መመሊሳ ትሰስነለይ
ከመይ'ላ ክትክእሎ ሓቃ እንድያ ክትውዕሎ
ከመይ'ላ ክትክእሎ ሓቃ እንድያ ክትውዕሎ
ኣድነቅት ዮናታን (ዱላ)
ኣለኹም ዶ
👇
sine tibebawyan hagerna sesunulna ski niakum zikown zemen yemxalkum
ruclips.net/video/1s_80TVm0T0/видео.html
@@samuelsheka4828 7⁷
@@samuelsheka4828 qe
@@samuelsheka4828 sdsdsf
ግጥሚ 100%
ዜማ 100%
ክሊፕ 100%
።
2021 ዓመተ ሰላም ዓመተ ራህዋን ጥዕናን ይግበረልና ደቂ ኤረይ ኣኣብ ዘለኹሞ ሰላም ይምነየልኩም።
Oook⁷⁹just has a awel in ur love for every one of king
Rip YONATAN I really love him this singer I’m from Ethiopia I don’t understand the language but he’s character and energy he was amazing.
Yes he was his talent, style and his songs. ❤️🙏🏽❤️
I hear you. Painful.😭😭😭😭😭😭😭
I wish you can understand the lyrics of his songs.
😭😭😭😭😭
❤🎉🎉🎉🎉❤❤
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ርሑስ ሓድሽ ዓመት ደቂ ሪመይ
ዱሊተይ መርሓባ ወገነይ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷 መሐጎሲት ዓመት ትግበረልና
ንሳ ኣይኮነትን ስደት አዩ ስዲ ከመይ ኢላ
ruclips.net/video/1s_80TVm0T0/видео.html
Amlak neta lewahn meret eritrea 🇪🇷ms hzba selam yewrdelna ahwat❤️bruk hadsh amet 🌍🎁❤️🙏🏿
👍gele aynet kem kulu gze ❤️❤️❤️❤️
ብ ምኽንያት እየ ኣብ መዓልቲ 6 ግዜ ዝሰምዓ ነዛ ደርፊ. ......
ከመይ ኢላ ክትክእሎ
ሓቃ እንድያ ክትውዕሎ
Ane bwegeney ktxmem mkalet ya ybl mknyatu nebska kem zgeberkayo u fkri tehalika zeykal tkil ika ane ms sebayey 5 amet tefelalina nerna inte kkiloye ilka zeykal yelen amlaka aminka kulu ybxah u sdet zgebere yeblun wala gze kab tekebalnetka u ye zbl bhasabey🙏
Bhaki znead serah dula kab kulu zmeseteni entelo grim☝️ haka ala emo kea abe sdetin kertetin lomi yehwatna nezi zredealen eyen sinen zelewa bhaki . Haka endya ketwelo....
Bhaki belux serah dula
Tkkkkkk
Thank you hawey kbret yhabka
Kibret yihabka
😭😭😭😭😭 እዋይ ሕማቕ ስማዕ ዮኒ ሓወይ ።ኣብ ስደት ኮይና ዝገደደ መሪርና ቀብርኻኮ ከይንርከብ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
I miss your music and you even though I don’t know you. You was an amazing singer, andd DD made beautiful video clips. 🙏🏽🙏🏽🙏🏽😘
መን ኢዩ ወደይ ዲስላይክ ዝገር
: ብልጽቲ ስራሕ ❤️🇪🇷❤️❤️
ዱላ ናተይይ ከመይ ድየ ዝፈትወካ ሩሑስ ሓድሽ ዓመት የግብረልና
ዘፈኑ ሲሰማው ለኔ ይመስለኛል😭😭
Welcome come Dula shkor 1st ,🇪🇷🇪🇷💖
ናዓሪት ዘይብላ ጽፍፍቲ ደርፊ
Rip ዮኒ ሓወይ ኣብ ገነት የንብርካ 🙏💔
Wellcome ዱላ ኣስሊ ጽፉፍ ስራሕ ወዲ ኤረይ
Hji comie txhf 😂😂😂
ኣያይ ብሉጽ ብጣዓሚ ኢና ነድንቀቃ እቲ እንኮ ዳይረክተር ገላጽን ጸግዕን ስደት ዮናስ ማይናስ ኣድናቆተይ ወሰን የብሉን ደቂ ኤረይ ማዓስ ሞ ፈቲና ብዘይትሓዝ ተታሒዝና ኣብ ስደት ኮይኑ ምንባርና 2021 ዘመና ትኩነልና ደቂ ባሓሪ ኣለኩ በሉ ።
ናይ ብሓቂ ዱላ መልእክቲ ዘለዎ ደርፊ ፍቅራ ከሲራስ መሓጸና ክትኣዲ እስኪ ከማይ ኣብ ፍቅሪ ዝኣምን ፍቅሪ ጥኡም
ዱላ ምልእ ይበል
👇
ኣጋራጭውኒ እስከ
ዱላ ሓወይ ቀስለይ ጎዲኢኻኒ ዝሓወየ ቁስለይ!!! ንድሕሪተይ መሊስካኒ ጽቡቅ ሰራሕ ናዓይ ኢኻ ደሪፍካያ so thank you
ዱላየ i love you ኣሕ ሓላል ፍጥረት ፈጣሪ ኣብ ኢዱ ይቀበልካ
Dulla rekibkani lomi btaemi kef zelewa derfi nay bhaqi & pomer Gebrihiwet xehaye
ኣሕሕሕ😭እንታይ እሞ ቀልጥፍካና እኮ ዱላ መትዓብይቲ ድሓን ኩሉ ናይ ፈጣሪ እዩ ኣብ ገነቱ ይቀበልኣ ኩሉ ሳዓ ኣብ ልብና ኣለኹ😭😭😭😭
ድሒረ ሰሚዐያ ሞ ዓጊበላ ክኣ ብርዕካ ትዛሪ ገብርሂወት ጽሃየ
✌❤🇪🇷❤✌
ዱላ ኣብ ሓድሽ ዓመት ገለ ዓይነት ንእዝንኻ ቀለብ ዝኾነ ዜማ ✅ቅ ✅ጭ✅ነ✅ይ
ኩሉ'ዜ ዘይነስተውዕሎ ዕዮ ገጣማይ: ብጽሞና ሰሚዐያ: ገጣማይ ዕምቆት ክብሎ ዝደለየ ኵኖ ጣዕምን ቅላጸን ዱላ ቃላቱ ሓሳባቱ ንዘልዓለም ዝነብር ምህሮ ጥበብ እዩ:: ብሰንኪ ስደት ንመጉዳእቲ ነፍሲ ኤርትራዊት ጓል ሄዋን ኮነ ወዲ ኣዳም ተጸናንዕን መስበርቲ ፍቕሪ ትዝንንን ድርሳን'ያ::
ብሰንኪ ስደት ፍቕርኹም ፋሕ-ብትን ኢሉ ብቓዛ ትነብሩ በዛ ደርፊ ምስ ነብስኹም ተዓረቑ!
ዮኒተይ ከመይ ኢልና ክንክአሎ ፈተውትኻ ቀልጢፍካና ተኾሊፍካና 😭💔
Nay mewedata mialti 2020 temesgen amlak rhus hadsh amet
ከመይ'ላ
ቀጨውጨዋት ሂወት ልባ ምሰንደዶ
ነቲ ፈቃር ውሽጣ እግራ ምስ ወሰዶ
ኣርሒቃ ምስ ከደት ናብቲ ሰብ ዝኸዶ
ስጋ ልቢሳ ቅጭነይ ከመይ'ላ ክትለምዶ፡
ቅጭነይ…ቅጭነይ…ቅጭነይ…………!
እዋ…ይ ንሳስ መዓስ ፈትያ ፍቅራ
ከተዕኑ፡
እዋ…ይ ስጋኣ ተርከሰት ልባ'ሎ
ኣብ ኪዳኑ፡
ናይ ግዜ እምበር ጌጋ ናታ መዓስ
ኮይኑ፡
ተዕርቦ እንድያ ዘላ ንብዓት
ተቀቢላ ንብዓት ከተፋኑ፡
ተውግሖ እንድያ ዘላ ንብዓት
ተቀቢላ ንብዓት ከተፋኑ፡
ሓቃ'ላ ክትውዕሎ ጽልምትምት ምስ በላ
እቲ ሰብ ዘይክእሎ ??? ምሰጽለላ፡
ጽምዋን ሕሰምን ምስተደራረባ
ነብሳ እምበር ጽብቅተይ ኢዳ መዓስ ሂባ
ነብሳ እምበር ቅጭነይ ኢዳ መዓስ ሂባ፡
ድርብ
ከመይ ኢላ ክትክእሎ
ሓቃ እንድያ ክትውዕሎ(2)
ጸገማት ምስ በዝሓ ዓቅሊ ዝፈታትን
ስጋኣ እምበር ልባ ኮ ኣይሃበትን
እሞ ድማ ኣብ ስደትን
ውርደትንን ከርተትንንንንንንንን!!
ሓቃ'ላ ቅጭነይ ሓንቲ ኣይገበረትን፡
ከመይ ኢላ ክትክእሎ
ሓቃ እንድያ ክትውዕሎ(2)
ዘይትጽመም ትብሉ ብምጽማም ደኣ
ጸሚማ እንድያ ግዲ፡
ኣይትተሃወኩ ንመርገም ንፍርዲ
ንሳ ኣይኮነትን ስደት ዩ ዝስዲ!!!!
ፈትያ መዓስ ኮይና ሒዛ ካልእ ወዲ
ግዜ ምስ ነወሐ ንቅጭነይ ኢለያ
ባዕለየ ውለዲ፡
ቅጭነይ……ቅጭነይ
ከም ሑጻ ባሕሪ ትኩነለይ
ቅጭነይ…… ቅጭነይ
መመሊሳ ትሰስነለይ፡
ሂወት ምስ ኮነታ ??? ለይትን ቀትርን
ዓዊራ እምበር ልባ ኣይጸመመትን
እሞ ድማ ኣብ ስደትን ውርደትንን
ከርተትን…………ን
ነብሳ እምበር ጽብቅተይ
ፍቅሪ ኣይቀተለትን፡
ከመይ ኢላ ክትክእሎ
ሓቃ እንድያ ክትውዕሎ(2)
ዘይትጽመም ትብሉ ብምጽማም ደኣ
ጸሚማ እንድያ ግዲ
ኣይትተሃወኩ ንመርገም ንፍርዲ
ከመይ ዘይሓልየላ የፍቅራ እንድየ ግዲ
ፍቅራ ከሲራሲ ማህጸና ክትዓዲ
ግዜ ምስ ነወሐ ንቅጭነይ ኢለያ
ባዕልየ ውለዲ፡
ቅጭነይ……ቅጭነይ
ከም ሑጻ ባሕሪ ትኩነለይ
ቅጭነይ……ቅጭነይ
መመሊሳ ትሰስነለይ፡
ከመይ ኢላ(2) ክትክእሎ(2)
ሓቃ እንድያ(2) ክትውዕሎ(2) #(2)
ግጥሚ✍ = ገብረሂወት ጸሃየ🇪🇷✍
ዜማ🎼 = ዮናታን ታደሰ (ዱላ)🇪🇷🗣
100%
ካብ ኩሉ አዛ ምዝላል ዝገደፍካያ ኣድኒቀካ ስቅ ኤልካ ምንጣር ጸላኩ ኣጆኻ wedi Eri🎤👌
I miss you bro 😢😢😢 nafkot tsmoani alo Yona hawey
Nayzi amet zfetekwa derfi🥰🥰🥰🥰🙏🥺💔😭💔😭
zeytxmem tblu bmxmam da xemima endya gdi
Ayttehaweku nmergem nfrdi
Nsa meas koyna sdet yu ezi sdi
fetya meas koyna hiza kalie wedi
Gzie ms newhe nkchney eleya baeleye wledi👌👌👌perfecto
መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ኣብ TikTok ሰሚዕ ናብ RUclips ዝመጸ ❕
Dulawi bro gele ayney Musik ka 👌
ኣነ ኣለኩ ወደይ
Ane kea
Ane luku bro
👆👆👆👆ኣነ ኣለኹ
Uyyy sga dmuna nay dula derfi kief khbeni kiyaro
Dullla gele Ayenet please kemzi derfi hizka mexana habibi btaemi blxit
ገብሪሂወት&ማይናስን ዘረባ የብልኩምን ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ ሰሪሕኩም ጀጋኑ ናይ ብሓቂ
ዓመተ ሰላም ወ ሰናይ ይግበረልና ከምትልሙድ ገለ ዓይነት ዱላ ዓይነይ
እንቓዕ ብሰላም መጻካ ዱላ ጅግና ጽቡቕ ስራሕ Happy new year deki Erie
ከም ኩሉ ግዜ ብሉጽ ስራሕ ዱላ ሓቢቢ
Ata alkum do kemay sedet zeslchwo sedet sedi.
Dula habibi enqe dhan mexaka deqi eriy rhus hades amet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ከመይ ኢልካ ክትክእሎ ታንታነይ ወርቂ ስራሕ ልክዕ ትስማዓሉ ቅድሚ ምሳሕ መኽፈቲ ሸዉሃት lika till
Betami des bahalit musica from Tigray
ዱላ ናይ ሕሜክስ እንቃዕ ደሓን መጻካ።በዚ ኣጋጣሚ ጉዳይ ስደት ኮይኑ እናተፋቀርና❤ ዝሸንዳሕክናኒ ወይ ዝሸንዳሕኩክን ሓቅክን ኢክን ሓቀይ'የ🤔 በቢዘለናዮ ምቾት ዝመለኦ ዓመት ይግበረልና
Ata anes 1000 like enta zhlu mhabkwo nay bhki belose serh 🌹🌹🌹🌹🌻🌻🌻
ብስም ኣፍቃርየይ ሙኒር ይስምዓ ኣለኩ
ኣብ ልብያ ዘለኩም ድንግል ማርያም ትሓልኩም
Yonatan hawey betami temti drfi leli kulu abzia nay lomi drfi zeftkwo ente alo bsmite mdrafka eu netia drfi mkret hibwo please drfka zematatu mara eu teum gne kulu gize nabe saesite trai enda adhbka be smite ktdrfo kleka gne betami eu mlunte zrkeb eti drfi ....xebuke srah thanks !!!! Zresaekwo kea getemi gele aynet 👌🏾
804 HAPPY NEW YEAR .....W.TADESE JIGNA.804 ANDA ATO ISAK W.NKEL.
From Russia guys
ዱላ ጀግና ኣጆኻ brother 👌👌👌👌
Dulu betaemi xebuq serah...happy new year all eritrean .
Ahhhhhh.... yoni hawey rest in peace😪😪😪
Who is listening this beautiful song on this Day?? Me and my friends are enjoying this songgg
Dula natey tebaetay derfi qurub saesit wihidata
Ya jema kab Kulen derftatu azia ketexeeni dela leali kulen koyna terayteni 💯💯💯💯💯💯
dula mekseb alem ❤🇪🇷 enipae tweledika I LOVE YOU !
እውይ ቅጭነይ መወዳእታኣ እምበር ከምዚ ከዊና
ብሓቂ ተሰሚዑኒ ከብደይ በሊእኩምኒ
we thankyou great lyric . mlodey and your voice is wonderful . you have million admire and fun welcome yonathan tadeese ..
I’m learning how an amazing artist was this guy. May god rest your soul hawey 💔
Dula shikorrr kulu negeratka kef aleka So ajoka
Yoni shkor kulu derftatka kab hdhd zebelx btaemi xbuk srah 100000000 like neaka
Kemey zeyhalela yefqra endye gdi
Fqra kesira si mehaxena ketadi
Gezia ms newhe N kecheney ileya beale’ye weldi
I really like it .god job !
Who is listening to this beautiful song 🎵 😍 here now🥺💔
ውዱእን መሃርን ስራሕ ብፍላይ ግጥሚ ገብርሂወት ጸሃየ
ስደት ስዲ እወ ያአክ 😥ድላ ናይ ልበይ
I love you Eritrea🇪🇷💕💕 i like yonathan Songs, I from Somalia 🇸🇴🥰
Miss you more l am seach😢😢😢😢 rest in peace 😢😢 like dula hero
ኣየወ ስደት ስዲ ዶ በልካ ዱላ ጅግና ።
ዱላ ናተይይ ሎሚስ እባ ቀኒስካ ፍሉይ ስታይል!!love you
ካብ ጠሊማስ ከም ኡ ይሓይሽ
ዌልካም ኣኮኒ አንቃዕ ገጽ ንፈትዎ ረኣና ። Nicccc job ኣብ ቀጻሊ ካብዚ ንላዕሊ ኢና ኽንጽበ ። ንዱላ ዝፈቱ Like ከይ ሃበ ከይ ሓልፍ ።
ruclips.net/video/1s_80TVm0T0/видео.html
@@AA-bh3md ይቅሬታ ምምጻእ ኣቢኒ አንታይ ኮን ይኸውን ትሕዝቶ ናይዛ link
Iylhllųyiyououo
@@samuelghebremeskel8643 What about
Yonatal sikorrrrr bravo God jove👏👏👏😘😘😘😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖💖👍👍👍👍😎
ዱላ ያከ ኣነ ኣቲ ዝገርመኒ ገን ኣዘን ዶና ካበይ ኡ ዘመጻን ተመረጽ ወዲ ሃራም ገርማ ናይ music koynenalk
ዋዋ ዘቡል ስራሓ እዮ በሓቂ ዮኒ
ቡፍላይ ዳይረክት 100👍