Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ኣንገሶም ተስፋይ ጅማርኻ ፅቡቐ እዩ ኣብ ሓቂ ርገፅ በርትዕ
ውራይና ናይ ግምት ጭፍን ዝበልካ ደጋፊ ኢካ ሚዛናዊ እየ አይትበል::
አንገሶም ሚዛናዊ ኣቀራርባኻ ቀፅለሉ። በርትዕ።
ዉራይና መጭበርበርን ሓሳውን ኢኻ ኩልግዜ ፀረ ህዝቢ ትግራይ ኢዃ
ጌታቸው አረጋዊ ዘን ናይ UNDP ዶላር ንጋዜጠኝነቱ ሸይጥዎ::
Thank you Woyne keep going
ግደፉ ናይ ስልጣን ምምንጣል ኣይኮንን ናይ እላማ ኣፈለላይ እዪ ዘሎ እቪ
I agree with Angesom !
አይኮነን ጌታቸዉ ኣሪ ደኣ ምዛናዉ ኩን ንትግራይ ኣይጠቅምን ንህዝቢ መእከል ግበር እሺ
ጌታቸው ውራይ ባዕልኻ ዘማኸርካዩ ሓሳብ ክወሓጠልካ ኣይኽእልን።የጨንቐልካ ኣሎ።ኣብዞባ ኣማሓደርቲ ዝበልካዮ ትኽክል ኮይኑ ፕሬዝዳንት'ውን ስልጣን የብሉን ።ነይሩ ዝበልካዮ ግን ፍፁም ኣይነበረን።ሓርዩ ናብ ዝምልከቶ ቤት ምኽሪ ክቑርብ ዝገበሮ።
እልባት ፡ ኣምሓርኛዕልባት ፡ ትግሓርኛመዕለቢ ፡ ትግርኛ
ጌታቸው ካብ አማሐዳሪ አፃርዬ ዝበልካዬ ካብ ሐሳዊ ሐቂ አይርከብን ናይ መን ሙኳንካ ይፈልጠካ እየ ግን እንቋዕ አይቀንዓኩም
ንኢትዮ -ፎርም እኮ ብዕሊ ተተኪሱኒ እዩ ኢሉ አሎ ፣ንምንታይ ንሚድያ ግለፂ መግለፂ ዘይህብ እትብሉ!!
እቲ ኣዋጅ (ሕጊ) ዝምልከት ካብ ሙያኹም ወፃኢ እዩ። ናይ ሕጊ ሰብ ሙያ ርኢቶ ይሃብሉ ንዳንኤል ብርሃነ ኣቕርቦ ።
51%
Dear Getachew,Thank you for your dedication to bring pure info. to your audience.
you are delivering relevant informations and sharing impartial ideas!!! keep up the good work
ኣንገሶም ተክላይ ወዮ ፈታዊ ለውጢ ድዩ ልኾንሎ😃
ክልተ ክንፊ ዝብል ኣብዘየለ ህዝቢ ኣይተደናግሩ ኣሕዋት።ገና ከይጀመርኩም ዓርሰ ቅትለት ኣይትፈፅሙ።
Excellent presentation
"ኣመሓዳር ድና ክንብሎ"?
3ቲኦምተዛሪቦም መኪናኣ ብጥይት ተወቂኣ እንሓለየት ፈተነ ቅትለት ተገይርሉ አሎ እቶም ናይ ትግራይ ሠራዊት ካብቦታ ናብቦታ ክዘዋወሩ አለዋም በጃኹም ሓደ ሰው ከይቅንፀል ደብረፂዮን ብሓሽከር ስለዝኣበየ ከቅትል ድልየት አለዋ
ሚዛናዊ ምኻን ፅቡቐ እዩ
ፅቡቕ መደብ። 💙💛❤🩹💚
ብሓቂ ትግራይ ሓሚማ እያ። ጌታቸው ውራይና ደሓን ኣኽብሮት ዘለኒ ሰብ እዩ። ግን እእንታይ ዓይነት ዘረባ እዩ። ኣነ እንድሕር ተተኩሱኒ እለ ግታቸው ብስልኪ ደዊልካ " ብርግፀይነት ኣይተተኮሰን" ክትብል ከለኻ እቶም ፖላዊስ "ተተኩሱኒ ኢሉ" እንድሕር ኢሉና ኢሎም "ንምንታይ ከይድኹም ዘይተፃርዩ ኢለዮም" ክትብል ከለኻ እቲ ተሕልፎ ዘለኻ ሕንክርክር ዝበለ ዶ ኣይመስለካን?
ጌታቸው ውራይና ኣይግድን 😏
ብጎማ ዝተፈጠረ ናይ ጠጠር ፍንጣሬ እዩ ዝኸውን።
Getcho has 51 % votes
Kab hasaw tekebli hasawe::
Gech ekoo yesimie alo?
Dimtsi astekaklu ?
ብዛዕባ ጋሻኻ መንነት ተትነግረና ፅቡቅ ነይሩ።
ርኢቶ ወሃብቲ ኣብ ህልኽን ፅልኢትን ተደሪኽኩም ሓሳብ እንተዘይሃብኩም ካብ መንፅር ረብሓ ትግራይ ኣይጠቅምን። ነነብስና ንፈትሽ።
አነ 1. ህወሓት ከሎ ድዩ?አብ ፋሕጨርጨር እንድዩ ዘሎ 2.ጀነራል ታደሰ ደጀኔ ብህወሓት ተሓቲቱ ከም ተቀበሎ ሰሚእና ኢና ንምዃኑ ሀ. እልዋ ድዩ ?መን እዩ ዘፅድቀሉ እዚ ሕልክ ህወሓት ምስ ጌቹ ንምንታይ በዚ መንገዲ ክኸውን ነዚ እቲ አብ ንልእሊ 30 ዓመት ሽኣኣ ስልጣን ነይርዋምተረባሒ ነይሮም ኸዚውን ብሽም ትግራይ ንምንታይ እሶም እናማእበሉ ንሶም አንሕና ጥራይ ስልጣን ዝብሉ ዘለው ንምንታይ ጀኔራል ታደሰ ወረደ ብጌቹ ንክልዘጥ ህወሓት አብ ጫፍ ውድቀቱ ኮይኑ ነዚ አይሠርሕን አይብሓልን ጀነራልስ ብናይሕጊ ምሑር ክወዳደር እዩ ዝብል 2 ግዜ ውድቀት እዩ ጌቹ ብአሜሪካ ብአፍሪካ ብዓለም ብፌዴራል መንግስቲ አብይ እዮም ዝውስኑ ደብረፂዮን ክሳብ እቶም ብሽም ተጋደልቲ ን ስውእር እንጉረኣ ዝረኣይ ዘለዋ ዘይመስል መረፃ መሕፈሪ እዩ ጌቹ ብዝኾነ ሰብ አይልወጥን ደናቁር
ንዓኹም ኣይቀርብን ኢሉኩም ንBbc ግን ቃሉ ሂቡ እዩ
ፍቶዉ ፅልኡ ፕረዚዳንት ኣሎ እዩ ።ማ/ይ ኮሚቴ ሕወሓት ኣየናይ እዩ?እታ ናይ ነሓሰ ውድብ ድዩ እቲ ነባር እዩ?
Ethio Forum interviewed him already.
ጌች ስብሓት ከመይ አሎ ? ሎሚ እንታ ተደሪሩ? ፅባሕ ኸ እንታ 'ዩ ቁርሱ?
ኣየ ወልገድገድ ጌታቸው ቀደም ይከታተለካ ኔረ ይድንቐካዉን ኔረ። እዚ ሕጂ ትገብሮ ዘለኻ ግን ቅንዕና የብልካን። መጀመርያ ኣንገሶም ክዛረብ ከሎ ኣወዳኣዮ። ከምዚ ዝዕዘቦ ዘለኹ ግን ናብታ ናትካ ድሌት ክተእትዎ ትደሊ ዘለኻ። ከምዚ ኣብዚ ቐረባ ግዜ ዝካታተለካ ዘለኹ ግን ናብ ሓደ ወጊንካ ከ ዘለኻ ባዕልኻ ስለትፈልጦ ኣነ ኣይሕብረካን። ሓንቲ ክብለካ ዝድሊ ግን እዚ ሕጂ ዘሎ ማዕበል ሓላፊ እዩ። Finally try to keep your integrity.
Eway Guhafat ekum bands banda. Getachew ferimu arekibwom eyu nskum dma tdgfwo
ኣይ ዶላር ሕሊናኻ ከምዚ ጌራ ትሸይጥ ድያ ጌታቸው በቃ ኣብ ሃለውለው ተጸሚድካ ተሪፍካ ብና UNDO ዶላር መሕፈሪ
Ata gedofona endo bekemy mekenate ekom negezeyaw memhedar tedogufo 🤑🤑
እልስኹም ፖለቲካ ትግራይ ትሕምስዎ ኣለኹም ምንም ብስለት የብልኩምን ባምባታት ህዝቢ ኣቀድሙ
Eze gutachw zebhale lekea kem gutachw 🤮🤮🤮🤮🤮1
ውራይና ፅቡቕ ጅማሮ
ዘይተመረፀ ግዚኡ ዘብቀዐ ግምት ብዛዕባ ግዘ ገደብ ናይ ህዝቢ ተወከልቲ ክውስን ሞራል የብሉን።ፃድቃን ከመይ ኢሉ ንጂኤስቲኤስ ተወኪሉ? ኣባል ኣይኮነ፣ ድያስፖራ ኣይኮነ ብኣቛራጭ ስልጣን ተኾይጡ ሕዚ ናይ UNDP ትኳቦ ስለዝረኸበ ስርዓት ከፍርስየ ዶ ሊበራል ዲሞክራሲ ክሃንፅ መን ወኪልዎ?
Getatchew Money 😂
ጌታቸው ኣረጋዊ ኣብ ሓቂ ጠጠው ወይ ሓቅነት ዘለዎ ሪፖርት እንተገበርካ ንኽብርኻ ፅቡቐ እዩ እዚ ግዛዊ ሆይ ሆይታ ሓላፊ እዩ:: ንገንዘባዊ ጥቐሚ ኢልካ ኣይትዙላብድ እቲ ግዜ ሕማቐ ስለዝኾነ ክም መኽሪ ኣደዳ ፀላእትና ክይንኽውን ምጥንቃቐ የድሊ
ኣቱም ናይ ህወሓት ጓሓፋት እስቲ ናዘርኻ ሕሾት ምትፋእ ይኾነኩም?
ስየን ገብሩን ስለዝወፁ ህወሓት ኣብ ክልተ ተመቒላ ኣይተባህለን ፣ ጌታቸው ኣቀራርባኻ ቅኑዕ ኣይኮነን ፣ ግምት ቤት ምኽሪ ናይ ምፍራስ ማንዴት የብሉን
በጃኻትኩም ዘይተረጋገፀ ወረ ኣየድልን ምዕራብ ትግራይ በኣይተ ጌታቸዉ ረደ ካሕሳይ ኦሮማይ ተሸይጡ.እዩ.ነዙይ እዉን ዓዲ ጣልያን ንሓደ ጋዜጣ ዘሃቦ ቃለምሕተት መስረጃ እዩ.ከሓዲ ጌታቸዉ ረዳ ብእንግሊዝኛ ዝገበሮ ቃለ ምሕተት ብግልፂ ኣርዲኡና ኣሎ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂
ሰሎሞን ማዓሾ ንዝኮነ ሚድያ መግለፂ ሂቡ ኣሎ ግን ንምእማን ኣሸጋሪ እዩ መኪና ብጥይት ዝወቐዓ ኣይትመስልን ብእምኒ ዝወቕዐ ይመስልን ምፅራይ የድሊ ብትክ
ጥዕና ዘለዎ ሰብ እውንዶ ትሓትትኢኻ ሎሚ ጥራሕ ሚዛናዊ ሰብ ሪኢልካ ተስፋ ካብ ግምት ተሳኢኑ ኣሎ በቃ
ኣንገሶም ተስፋይ ጅማርኻ ፅቡቐ እዩ ኣብ ሓቂ ርገፅ በርትዕ
ውራይና ናይ ግምት ጭፍን ዝበልካ ደጋፊ ኢካ ሚዛናዊ እየ አይትበል::
አንገሶም ሚዛናዊ ኣቀራርባኻ ቀፅለሉ። በርትዕ።
ዉራይና መጭበርበርን ሓሳውን ኢኻ ኩልግዜ ፀረ ህዝቢ ትግራይ ኢዃ
ጌታቸው አረጋዊ ዘን ናይ UNDP ዶላር ንጋዜጠኝነቱ ሸይጥዎ::
Thank you Woyne keep going
ግደፉ ናይ ስልጣን ምምንጣል ኣይኮንን ናይ እላማ ኣፈለላይ እዪ ዘሎ እቪ
I agree with Angesom !
አይኮነን ጌታቸዉ ኣሪ ደኣ ምዛናዉ ኩን ንትግራይ ኣይጠቅምን ንህዝቢ መእከል ግበር እሺ
ጌታቸው ውራይ ባዕልኻ ዘማኸርካዩ ሓሳብ ክወሓጠልካ ኣይኽእልን።የጨንቐልካ ኣሎ።ኣብዞባ ኣማሓደርቲ ዝበልካዮ ትኽክል ኮይኑ ፕሬዝዳንት'ውን ስልጣን የብሉን ።ነይሩ ዝበልካዮ ግን ፍፁም ኣይነበረን።ሓርዩ ናብ ዝምልከቶ ቤት ምኽሪ ክቑርብ ዝገበሮ።
እልባት ፡ ኣምሓርኛ
ዕልባት ፡ ትግሓርኛ
መዕለቢ ፡ ትግርኛ
ጌታቸው ካብ አማሐዳሪ አፃርዬ ዝበልካዬ ካብ ሐሳዊ ሐቂ አይርከብን ናይ መን ሙኳንካ ይፈልጠካ እየ ግን እንቋዕ አይቀንዓኩም
ንኢትዮ -ፎርም እኮ ብዕሊ ተተኪሱኒ እዩ ኢሉ አሎ ፣ንምንታይ ንሚድያ ግለፂ መግለፂ ዘይህብ እትብሉ!!
እቲ ኣዋጅ (ሕጊ) ዝምልከት ካብ ሙያኹም ወፃኢ እዩ። ናይ ሕጊ ሰብ ሙያ ርኢቶ ይሃብሉ ንዳንኤል ብርሃነ ኣቕርቦ ።
51%
Dear Getachew,
Thank you for your dedication to bring pure info. to your audience.
you are delivering relevant informations and sharing impartial ideas!!! keep up the good work
ኣንገሶም ተክላይ ወዮ ፈታዊ ለውጢ ድዩ ልኾንሎ😃
ክልተ ክንፊ ዝብል ኣብዘየለ ህዝቢ ኣይተደናግሩ ኣሕዋት።ገና ከይጀመርኩም ዓርሰ ቅትለት ኣይትፈፅሙ።
Excellent presentation
"ኣመሓዳር ድና ክንብሎ"?
3ቲኦምተዛሪቦም መኪናኣ ብጥይት ተወቂኣ እንሓለየት ፈተነ ቅትለት ተገይርሉ አሎ እቶም ናይ ትግራይ ሠራዊት ካብቦታ ናብቦታ ክዘዋወሩ አለዋም
በጃኹም ሓደ ሰው ከይቅንፀል ደብረፂዮን ብሓሽከር ስለዝኣበየ ከቅትል ድልየት አለዋ
ሚዛናዊ ምኻን ፅቡቐ እዩ
ፅቡቕ መደብ። 💙💛❤🩹💚
ብሓቂ ትግራይ ሓሚማ እያ። ጌታቸው ውራይና ደሓን ኣኽብሮት ዘለኒ ሰብ እዩ። ግን እእንታይ ዓይነት ዘረባ እዩ። ኣነ እንድሕር ተተኩሱኒ እለ ግታቸው ብስልኪ ደዊልካ " ብርግፀይነት ኣይተተኮሰን" ክትብል ከለኻ እቶም ፖላዊስ "ተተኩሱኒ ኢሉ" እንድሕር ኢሉና ኢሎም "ንምንታይ ከይድኹም ዘይተፃርዩ ኢለዮም" ክትብል ከለኻ እቲ ተሕልፎ ዘለኻ ሕንክርክር ዝበለ ዶ ኣይመስለካን?
ጌታቸው ውራይና ኣይግድን 😏
ብጎማ ዝተፈጠረ ናይ ጠጠር ፍንጣሬ እዩ ዝኸውን።
Getcho has 51 % votes
Kab hasaw tekebli hasawe::
Gech ekoo yesimie alo?
Dimtsi astekaklu ?
ብዛዕባ ጋሻኻ መንነት ተትነግረና ፅቡቅ ነይሩ።
ርኢቶ ወሃብቲ ኣብ ህልኽን ፅልኢትን ተደሪኽኩም ሓሳብ እንተዘይሃብኩም ካብ መንፅር ረብሓ ትግራይ ኣይጠቅምን። ነነብስና ንፈትሽ።
አነ 1. ህወሓት ከሎ ድዩ?አብ ፋሕጨርጨር እንድዩ ዘሎ 2.ጀነራል ታደሰ ደጀኔ ብህወሓት ተሓቲቱ ከም ተቀበሎ ሰሚእና ኢና ንምዃኑ ሀ. እልዋ ድዩ ?መን እዩ ዘፅድቀሉ እዚ ሕልክ ህወሓት ምስ ጌቹ ንምንታይ በዚ መንገዲ ክኸውን ነዚ እቲ አብ ንልእሊ 30 ዓመት ሽኣኣ ስልጣን ነይርዋምተረባሒ ነይሮም ኸዚውን ብሽም ትግራይ ንምንታይ እሶም እናማእበሉ ንሶም አንሕና ጥራይ ስልጣን ዝብሉ ዘለው
ንምንታይ ጀኔራል ታደሰ ወረደ ብጌቹ ንክልዘጥ ህወሓት አብ ጫፍ ውድቀቱ ኮይኑ ነዚ አይሠርሕን አይብሓልን ጀነራልስ ብናይሕጊ ምሑር ክወዳደር እዩ ዝብል 2 ግዜ ውድቀት እዩ ጌቹ ብአሜሪካ ብአፍሪካ ብዓለም ብፌዴራል መንግስቲ አብይ እዮም ዝውስኑ
ደብረፂዮን ክሳብ እቶም ብሽም ተጋደልቲ ን ስውእር እንጉረኣ ዝረኣይ ዘለዋ ዘይመስል መረፃ መሕፈሪ እዩ ጌቹ ብዝኾነ ሰብ አይልወጥን
ደናቁር
ንዓኹም ኣይቀርብን ኢሉኩም ንBbc ግን ቃሉ ሂቡ እዩ
ፍቶዉ ፅልኡ ፕረዚዳንት ኣሎ እዩ ።ማ/ይ ኮሚቴ ሕወሓት ኣየናይ እዩ?እታ ናይ ነሓሰ ውድብ ድዩ እቲ ነባር እዩ?
Ethio Forum interviewed him already.
ጌች ስብሓት ከመይ አሎ ? ሎሚ እንታ ተደሪሩ? ፅባሕ ኸ እንታ 'ዩ ቁርሱ?
ኣየ ወልገድገድ ጌታቸው ቀደም ይከታተለካ ኔረ ይድንቐካዉን ኔረ። እዚ ሕጂ ትገብሮ ዘለኻ ግን ቅንዕና የብልካን። መጀመርያ ኣንገሶም ክዛረብ ከሎ ኣወዳኣዮ። ከምዚ ዝዕዘቦ ዘለኹ ግን ናብታ ናትካ ድሌት ክተእትዎ ትደሊ ዘለኻ። ከምዚ ኣብዚ ቐረባ ግዜ ዝካታተለካ ዘለኹ ግን ናብ ሓደ ወጊንካ ከ ዘለኻ ባዕልኻ ስለትፈልጦ ኣነ ኣይሕብረካን። ሓንቲ ክብለካ ዝድሊ ግን እዚ ሕጂ ዘሎ ማዕበል ሓላፊ እዩ። Finally try to keep your integrity.
Eway Guhafat ekum bands banda. Getachew ferimu arekibwom eyu nskum dma tdgfwo
ኣይ ዶላር ሕሊናኻ ከምዚ ጌራ ትሸይጥ ድያ ጌታቸው በቃ ኣብ ሃለውለው ተጸሚድካ ተሪፍካ ብና UNDO ዶላር መሕፈሪ
Ata gedofona endo bekemy mekenate ekom negezeyaw memhedar tedogufo 🤑🤑
እልስኹም ፖለቲካ ትግራይ ትሕምስዎ ኣለኹም ምንም ብስለት የብልኩምን ባምባታት ህዝቢ ኣቀድሙ
Eze gutachw zebhale lekea kem gutachw 🤮🤮🤮🤮🤮1
ውራይና ፅቡቕ ጅማሮ
ዘይተመረፀ ግዚኡ ዘብቀዐ ግምት ብዛዕባ ግዘ ገደብ ናይ ህዝቢ ተወከልቲ ክውስን ሞራል የብሉን።
ፃድቃን ከመይ ኢሉ ንጂኤስቲኤስ ተወኪሉ? ኣባል ኣይኮነ፣ ድያስፖራ ኣይኮነ ብኣቛራጭ ስልጣን ተኾይጡ ሕዚ ናይ UNDP ትኳቦ ስለዝረኸበ ስርዓት ከፍርስየ ዶ ሊበራል ዲሞክራሲ ክሃንፅ መን ወኪልዎ?