I’m so glad the people of Tigray are celebrating the Tigray Epiphany Timket annual celebrations. I hope next year it will be celebrated with the entire territory of Tigray fully returned to its rightful owners, the people of Tigray. To the political leadership of Tigray: please come to your senses, reconcile, and agree upon a united path forward. For Tigray, divisions among Tigrayans should never be an option. Unity is vital at all times. Please work together for the betterment of Tigray.
Our great hero, you have always commanded our deepest respect, and that will never change. Those who attempt to tarnish the reputation of great figures only reflect the flaws of our mediocre political culture. This destructive behavior is dragging us further into a downward spiral, jeopardizing our fight for independence. The silver lining is that the consequences of this toxic culture are becoming evident to all, revealing the harm it inflicts as we collectively suffer the repercussions. It is time to rise above and strive for a better path forward.
General Teklay is telling us a lot of facts and acceptable opinions. Tigray generals are truly our heroes. It is shameful to call them bad names. There is no one like you generals and political leaders of Tigray. You should know you are the envy of the world. Please make peace and as usual work to save the people from extinction!!!. Today the people of Tigray are losing hope for their future because they know a divided leadership cannot protect them. PEACE FOR PEOPLE OF TIGRAY.!!! THE DISPLACED MUST RETURN TO THEIR VILLAGES AND TOWNS!!! STOP THE SUFFERING AND DEATHS OF PEOPLE LIVING IN CAMPS UNDER EXTREMELY POOR CONDITIONS!!!
TBS you’re trying hard to show your support to TIRA instead standing objectively as media! You should work to support our IDPs by visiting and bring the suffering upfront so the world can see the situations!💔
I have seen the celebration in Asemera ,Eritrea but fell insecurity for the come generation of Christian especially the people who speak and own culture Tigray /currently Eritrea . It is still on down direction like after step up and walking down wared a hill . I am sorry to say this but we need united Christin without citizenship according to our culture in Eritrea ,Tigray and Gonde because whether we like it or not we are at the point of wrong direction.
I’m so glad the people of Tigray are celebrating the Tigray Epiphany Timket annual celebrations. I hope next year it will be celebrated with the entire territory of Tigray fully returned to its rightful owners, the people of Tigray.
To the political leadership of Tigray: please come to your senses, reconcile, and agree upon a united path forward. For Tigray, divisions among Tigrayans should never be an option. Unity is vital at all times. Please work together for the betterment of Tigray.
ክቡር ጀነራል ለውጢ ኣይቅድምን ተፈናቀልቲ ቅድሚያ ናብ መረበቶም መልስዎም ; ብህዝቢ ኣይትቀልዱ
ትኽክል
40,ፐርሰንት መሬት ተፈናቀላይ በቲንካ ለውጢያድሊ አዩ ማለት እንታይ ማለት እዩ
እንኳዕ ናብ ከተማ ማይጨው ብደሓን መጻእኻ ክቡር ሓውና ሠልጠነ ግርማይ።
ለውጢ ክመርሖ ዘለዎ እቲ መንእሰይ እዩ'' ይብል አሎ ጀ/ል። እሞ እቲ መንእሰይ ብናዕቢ ድዩ ክመርሖ። እቲ መንእሰይ መን ክውደብ ገይርዎ? መራሕቲ ግምት አብ ዕንክሊል እንዳበሉ ብአፍ ይሽውድዎ አለው።
ተጋሩ አስተውኡሉ ለብሙ ተሓባበሩ ቅድሚኩሉ ነቶም አብላስቲክን ጭቃን አርባእተ ዓመት ወዲቆም ዘለው ሕሰቡልም አንተዘይኮይኑ ተሓተቲ ኢኩም።
ጅግና ወድ ኣሸብር ምስ ሓቅን ህዝብን ወጊኑ ኣሎ ኩሉ ጀነራል እየ በሃሊ ድማ ምስ ሓቅን ህዝብን ክውግን ይግባእ
ብምፅልላም ዘይኮነ ለውጢ ዝመፅእስ ብምርድዳእ እዩ አዶ ትግራይ እትካሓስ ሰለዚ ጅግንነትካ ንሕና መዋዓልትካ ንፈልጠካ ወዲ አሸብር አጀካ ዝጎደለ አስተካኪልካ ከም ልማድካ ተዓወት ተፋናቃላይናን ናብ መረበቱ ንምለሶ ዝተወረረ መሬትናን ነምልስ አብ ጎንካ አለና አጀካ ካብ ደርጊ ጀሚርና ስጋብ ሒዚ አይዓረፍናን ግን ሒዚ እውን አለና ስጋብ ሕልፈትና፡አጀካ ብመግለፂካ ተሓቢነ ንወሳናይ ዓወት ንሕበር፡ ምስ ህዝብና ንቅድሚት❤❤❤❤❤
ንሰልጠነ ግርማይ ሐውና አብፅልማት ግዜ ዘይተፈለየና ዕድመን ጥዕናን ንባዕልካን ንስድራካን እምንየልካ
እቲ ኲናት ካብ ኣፍደገ አአ ዝተኾልፈዉን'ኮ ብሰንኪ ናይ ፖለቲከኛታት ምክፍፋል'ዩ ነይሩ...እዚኣ ንምንታይ ሓሊፉዋ ወደሸብር?
ንዞም ጀጋኑና ዘናሹ ዝፃረፍ ሰብ ንኣይ ፀላእየይ እዩ :: እንተተጋግዮም ክእረሙ ዝኽእሉ እዮም ወዲ ኣሸብር ዝተጋገኻዮ እንተሃልዩ ባዕልኻ ፈትሽ :: እንተ ፃድቃን ግን ሐዚ እውን ኣብ ጥፍኣት ዘሎ ሰብ እዩ ንጌታቸው እውን ንሱ እዩ ናበ መንገዲ ጥፍኣት መሪሕዎ
ብሐቂ
ትኽክል አለኻ ነዛ ኹላ ዝጽይቕ ዘሎ ጻድቃን እዩ
እንኳዕ ለብርሃነ ልደቱ ክሩስቶስ ብሰላም ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም ንመላእ ህዝብና ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Amen Amen Bro❤❤❤
Well come to Tigray Seltene we are proud on you you stand with Tegru yesterday today and tomorrow
አታ ወደይ መጀመሪያ ዝተፈናቀለ ህዝቢመልስ ግዝአታዊ ሓደነት መሬት ትግራይ አረጋግፅ 44:47
ንፍቶ ንጽላ ትግራይ ፍታዊ ብምብዛሕ ጸላኢ ብሙጉዳልን ክሎኦት መንገደታን ጥርሕ ኢያ ትግራት ትዕዊት ኣብናይ ፈታዊየይ ፈታዊ ናይ ጸላእየይ ጸላኢ ፓሎቲካ ትግራይ ደው ኡላ ትሕስብ ንባዕላ ክትብል
General Teklay a man of principle. Please maintain your strengths.
Eritreans are people of principle.
ጊዚያዊ ምምሕዳር 2 ዓመት ሙሉእ ስለዘይሰርሐ እዩ ውረድ ዝባሃል። ኣይትሓሱ
አይትሐሱ መረዳእታ ?
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉ወዲአሽብር አሆጊስን ዘርብዉ ብዛአባ ባዳዚብሊ ዘረባ ዘደንቅ ዘረባ ጀግና ወዲአሽብር ትክእል አነ ዉን ባዳመራሄ አሎይለ አይአምኒኒ
Nay baelika giber.
Weigin tekalat fooooo
ጀነራል ወዲ አሸብር ብሓቂ ጅግና ቀፅለሉ።
በጃኩም ሠላም ፍጠሩልና
Newzealand and Australia እኑ ???? not Switzerland ሀሳዊ ተምለር??!!!
ናብ ዓድዋ አኹሱም ክኸድ አይከአልኩን ናይ ፀፅታ ፀገም ስለ ዘሎ መከላከያ ይእቶ ፀፅታ ይሓሉ ኢኹም ኢልኩም
ልውቅስ ዘለሁ ባለመነጸር ምስታጓል ቃለምልልስ ዝገብ ዘሎ ሀተሀሲዩ
Getachew never stops deceiving Tigray. He always promises nothing does
ኣየ ጌቾ ኣብ ኢድካ ዘየለ ወረ ኣይተብዝሕ ብሓደ ኾይንኩም ህዝብን ዓድን ዝብል ውራይ እንተሒዝኩም ጥራይ እዩ ሓቂ ዘረባ ዝኸውን ታሓባቢርኩም ህዝቢ ብከሚካል ምጥፋእ ስራሕኻ ጌርካ ኣብ ውሽጥኻ ዘሎ 😮 ጨኒቁዎ ይጠፍእ ኣሎ እዩ 😢😢😢😢😮
አታታሀሲ መህመሚ
መዲድ 🎉🎉🎉🎉🎉
Our great hero, you have always commanded our deepest respect, and that will never change. Those who attempt to tarnish the reputation of great figures only reflect the flaws of our mediocre political culture. This destructive behavior is dragging us further into a downward spiral, jeopardizing our fight for independence. The silver lining is that the consequences of this toxic culture are becoming evident to all, revealing the harm it inflicts as we collectively suffer the repercussions. It is time to rise above and strive for a better path forward.
❤❤
Why was the need for separation of State and Party, only in Tigray at this stage when the Central Gov. Is one and the same?
ሸርሕ ኢዩ ናይወደሸብር ጢጥስያ ኩሉ ይፈሊጣ ደዩ ዝባሃል ።
የቅንየልና ጀነራል ተኽላይ እዙይ ዓይነት ገለፃ እዩ ዘድልየና ነይሩ ይቀጽል ይለመድ. ሕማቅ ዝገብር /ዝዛረብ ውሑድ እዩ. ሓፋሽ ራአዩ
አይ የሕዚንካኒ እዚ ሀተውተው መቋጸሪ ዘይብሉ ዘረባ ሰሚዕኻስ ከምዚ መግለጺ እዩ ዘድሊ ኢልካ ምሕጋስ ተሕዝን
መፅበዓ ጀነራል ዮውሃንስ መዓዝ እዩ ክትግበር ግዘ ብዝወሰደ ነገራት ክንደይ ይበላሸዉ ከመዘለዉ ንሪኦ ኣለና መፅበዓ ጥራሕ ኣይኹን
ጀግና እኻ ቀፅሉ
እንኳዕ ንጥምቀት ብርሃን ብሰላም ኣብፀሐና!!
ሓውና ሰልጠነ ወናኒ ተፈታዊ ሾው ኣብቲ ከም ህዝብኻ እትርህርሀሉን እትድግፎን ህዝብኻ ህዝቢ ትግራይ ማእኸል ኮይንካ ኣብ ሕምብርቲ ደቢባዊ ትግራይ ዝኾነት በዓልቲ ጥዕምቲ ንፋስ ዝኾነት ከተማ ማይጨው ምርካብካ ፍሉይ ሓጎስ ይስማዐኒ።
ርሐስ ጥምቀት!!
General Teklay is telling us a lot of facts and acceptable opinions. Tigray generals are truly our heroes. It is shameful to call them bad names. There is no one like you generals and political leaders of Tigray. You should know you are the envy of the world.
Please make peace and as usual work to save the people from extinction!!!. Today the people of Tigray are losing hope for their future because they know a divided leadership cannot protect them.
PEACE FOR PEOPLE OF TIGRAY.!!!
THE DISPLACED MUST RETURN TO THEIR VILLAGES AND TOWNS!!!
STOP THE SUFFERING AND DEATHS OF PEOPLE LIVING IN CAMPS UNDER EXTREMELY POOR CONDITIONS!!!
Democracy on whose terms, Wedi Ashebir? What guarantees do you have that the youth will deliver? With due respect for your contributions, of course
ንካልእ በሎ ንግዝያዊ መንግስቲ ንሓግዞ ንህዋት ንሓግዛ ድአ ዘትብል ትህሲ አለካ መንእሰይ ተልአል እያ መልክታ
ገታቸው ፕረዝዴንት ዘይኮነስ ጊዛዊ ምምሕዳር እዩ ይኣክል ህዝብና ናብ መረበቱ ይመለስ😢😢😢
ጅግና ጀነራል ወዲ ኣሽብር ሓበንን ኩርዓትን ትግራይ ኢካ እንተ ፓሎቲካ ትግራት ንዓካ ከሕሰር ምስ ራኣክዎ ምስ ራኣናዪ ተበሬሁና ኣሎ እም መከተ እንተኮይኑ ሓበንን ኹርዓትን ትግራይ 100%ፐርስንቲ ልዕለካ መን ኣሎ ወይስ ቲፎዞ እንበር ትብዓትን ትግራውነትን ባዕሉ ይፈልጥ እዩ ትጸወታ
TBS you’re trying hard to show your support to TIRA instead standing objectively as media! You should work to support our IDPs by visiting and bring the suffering upfront so the world can see the situations!💔
አብ ትግራይ እኮ ምስ ኩሉ ፀገማትና እቲ ሓድነትና ዝነአድ እኳ እንተኾነ አብ ስልጣን ዘለና አረኣእያ ግን ፕ/ት ኢሳያስ የንዕቅ
ህዝብና በቲናስ ንዓይ ዩ ስልጣን ዝግባእ እናበልና መስሓቂ ሓረድትና ኮይና
መጀመርያ ተፈናቀሊ መልሱ
ሰልጠነ ጀግና ሕጂ መቸም ናይ ሐሰና 2 ግዜ ዝሸለመቶ ጎጅለ አድዋ ሕጂ ካብ ትግራይ ምስጋና ይግበአካ ይኸውን.🙏🙏🙏
አያታትና እስቲ አይትሳአኑ
ትግራይ ብሮድካስት ናይ ኩሉ ሓሳብ ምስትእንጋድኩም ደስ በሃሊ ኮይኑ ነገር ግን ካሕዳም ወይ ባንዳ ዝበሃል ክሕደቱ ብተግባር ኣብ ዝገለፀሉ ወቕቲ ጥራሕ እዩ፡፡ ኣነ ኣባል ዝኾነ ይኹን ፓርቲ ኣባል ኣይኮንኩን ይኹን እምበር ግምት እንትጣየሽ መፃኢና ብሩህ ከምዝኾን ሙሉእ ልዑል ተስፋ ነይሩና ይኹን እምበር ን2ተ ዓመት ዝኣክል ዕድላትን ተስፋታትን ትግራይን ህዝባን ሓንሽሾም ሕዚእውን ምንም ከይመሰሎምን ከይሓፈሩን ኣብ ስልጣን ክቕፅሉን ካብ ሕሉፍ ጌጋ ህወሓት ዝባኣሰ ክሕደት ክቕፅሉ ምፍቃድ ፍሑም ጌጋ እዩ ከም ሚድያ ግዴታኹም ተዋፅኡ
ብትግራይን ህዝባን ምቕላድን መስዋእቲ ጀጋኑ ምዝንጋዕን ዕድላት ንጥቕምኻ ምሕንሻሽን ይኣክል ይኣክል ይ ኣ ክ ልልል...
ነመስግን፣ ቅቡል ሓሳብ እዩ
ሰልጠነ ቡርኽ ናይ እግዛብሄር ሰብ እንኳዕ ብሰላም መፃኣኻ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ኣሜን
ኩላኹም ትግራይ ኣይተሳጉሩን ይኣክል
ድሁል
ሕዚ ስለ ህዝቢና ናብ መረበቱ ምምላስ ጥራሓ ኢና ክንሰምዕ እና ንደሊ ካሊእ ዓፈርፈር ኣይጠቅመናን ።
ዕሱባት ንህዝብና ናብ ሓደጋ ምቅላዕ ቀንዲ ስርሆም ኮይኑ አሎ
እታ የ ትግራይና አማራ አብይ ኮሚቴ ትብል ከ ንምንታይ ተስማሚዑ መፂኡ?
ወዲ አሸብር እቲ ዕግርግር
ትመርሖ አለኻ ቀንዲ ባንዳን
ብልፅግናን ምስልየነ ምኻንካ
ግልፂ ገርካ አለኻ
Serekti netom jeganu eritrawyan Bandera tigray gerkumulom
ነፃፀሊ ዝኾነ ወረቀት አይትለቓቕም ፣ዘቃራርብ ዜናታት አቕርብ፣ ቻው
ደብረ ፅንተት ኣይት ሓምሰና እንዶ
ኣንታ ጠዓመ ትበሃል እቲዛረቦ ዘለካ ዘረባ ትከኽል ኣይኮነን ጌታቸው ቅኑዕ እንዝኸውን ንምንታይ 2ተ ዓመት ሙሉእ ተመዛበልቲ ሓድነታዊ ግዝኣት ፅባሕ እንድሕርፅባሕ እናበለ ብኣፍ ጥራሕ ተግባር ዘየብሉ ስለዚ በልፂጉ ኽበሃል ትከኽል እዩ ።ሐዚ እውን ብገንዘብ እንከይተዓሸወ እንተዝምለስ አደዳ ፀላኢን ንበላዕን ኣይኹን።
General Ashebere you are wrong stop it stand with people of Tigray do not listen to Abbie solve your problems in Tigray not in shewa
ብዘይ ላዕላዊ መሬት ዘይመለስካ ተፈናቃላይ ዘይመለስካ ለዉጢ ዝበሀል የለን ጀነራል
ደቂ ሰሜን እዝ ንህውሃት ክተውድቑ ክትሕርሱ ኣይክኣልኩምን
ትክክል ኢኻ ወደሸብር ዝወፆ የለን ትሓቂ ኢኻ ኣቅሚጥካዮ ግን ባንዳ ትብል ቃል ኣብ ርእስኻ ምስበፀሐት ኢኻ ዓፅዓፅ ኢልካ ሐቂ ዝሓዘ ኣብ ትግራይ እንተዘይሓሲዩ እንተዘይዓጅቡ ብናይ ባዕሉ ሓሳብ ዝጎዓዝ ባንዳ እዩ ዝባሃል ናይዚ ቀንዲ ዓጀብቲ ጀነራላት ኢኹም እታ ጉጅለ ከም ድላያ ክትፃረፍ ክተሳቂ ክተልምስ ክተጥፍእ ኣብ ጎድና ኾይንኹም ኣጆኺ ትብሉ ዘድሊ ትገብሩላ ዝነበርኩም ንስኹም ኢኹም
እና ተአረም ከዚ ድማ ንግዜዊ ንደግፍ ማለት ማለት ምን ማለት ነው አተሀሲዩ
ተግባር ተግባር ኢዩ ወሳኒ ። ሰሪሕኻ ኣርእይ።
ግምት ብሽም ትግራይ ንትግራይ የዕንዋ ኣሎ። ንስኹም እውን ብታሪኽ ተሓተቲ ኢኹም
1 . የሃልው አይሃልው ዋጋ የብሎምን ዝበልናዮም መሊስና
2 . ማሕበር መንእሰይ ሒዝና አዲስ አበባ አንአቱን ኢልኩምና መሓሩና እባ
I have seen the celebration in Asemera ,Eritrea but fell insecurity for the come generation of Christian especially the people who speak and own culture Tigray /currently Eritrea .
It is still on down direction like after step up and walking down wared a hill .
I am sorry to say this but we need united Christin without citizenship according to our culture in Eritrea ,Tigray and Gonde because whether we like it or not we are at the point of wrong direction.
ተክለይ ኣሸብር ንባዕሉ ኣይተርፍ ሃፍቱ ኣይተርፍን ምክንያቱ ትግረዋይ እዩ ተክለይ ኣብ ግመት ንመን ወኪሉ ከፍ እሉ ኣሎ።
Foshkul Tok Abaut your self we know bothe of you layers .
ተኽላይ አሸብር ክንድዚ
ንምንታይ ካብ ጅግንነት ናብ
ባንዳነት ተቀይርካ ህዝብና አብ
ፕላስቲክ እናሃለወ ንስኻ ቀዳምነት
ዕግርግር ተካይድ አለኻ ተሕዝን
ወዲ ኣሸብር ዝሓሰብካዮ ኣይተሳኸዓልካ እንበር ትግራይ ነፃ ገርካ ከምድሌትካ ክትዕንዲር እዩ ድሌትካ ግን ኣይሳኸዓልካን ተስፋ ቁረፅ
ወዲ ሽብሩ ምስ ዲያስፖራ ዘይኮነስ ምስ ገለ ተጎቲቲ ጉንዲ ናቱ እዩ ዝርርብ ጌሩ።
💛❤️
ህዝብናኮ ምስሐመድ ሐዊስኩምና ሐሰውቲ ንዓኻትኩም ዘአምን የለን ድሕሪ ሕጁ ከሙኡ እንዳበልኩም 2,3 ዓመት ክትውስኹ ትደልዩ ከብድኹምን ምዑጉርትኹምን ከተሕብጡ
Beselam absehekum????ab eed tseleai koyenus beselam abeseheka...
ወዲ አሸብር አይትሽንግለና መንድዩ ካብ ደብረብርሃ ክምለስ ዝገበረ ፃድቃንን ጌታቸውን ዶ አይኮኑን ምስ ምዕራብያውያን ተዘራሪቦም ሎሚ ትግራይ ኩሉ ፓለቲከኛ እዩ ክትሽውዶ አትኽእልን ፃድቃን እንታይ ገይሩ እልካ አፃድቃን እንዶ ምስፈደራል ኮይኑ ካውስልባ እናበለ ክቀብረና ዝደል ዘሎ ትግራይ ብሃደ ሰብ ክትእዘዝ ቀንዲ ፀላዕና ፃድቃን ዝብሃል ሰብ ዩ ኩሉ ፈሊጥዎ እዩ
አታ ሓቀኛ ጀግና አበይ ነይርኻ ንግረለይ ሓቂሓቁ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉
ወዲ አሸብር ደ/ር እልካ ፀዋዓዮ ክብሪ ዘይብልካ ከመይ ገርካ ተክብር ጎታት ንዑቅ ሰብ ይንዕቅ ኢዩ
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏
ለዉጢ ይምፃእ ጀነራላት ትግራይ ሓድሽ ወለዶ ይሓዞ ሰልጣን ትክክል ኣለካ ወደ ኣሸብር እዚኣ ኣተግብሩ ልዕሊ 50 ዓመት ዝመርሐ ጉጅለ ዘምፅኦ ለውጢ ኣይረአናን ዋ መንእሰይ ኣደዳ ሞትን /ኩናትን ሰደትን የ ገብርዎ ኣለው እንበር እዚ ናይ ሓሶት ፅለመ ኣይትሰምዑ ከምኡ ገይሮም ናብ ዝነበርዎ ንምምላስ እዬም ዝፅዕሩ ዘለው
ካብ ወ ደኣሸብር ዝርከብ ቑምነገር ዘሎ መሲሉኒ ውዕሎ ሃተውተው ልሙድ ናይ ባንዳ ወረ ካብ ምኴን ዝሓለፈ ኣይኮነን ::
መሕፈሪ ወደኣሸብር ::
ወዲአሸብር ይሸፍጥአሎ ክልተአመት ሙሉእ ልተሰርኸኳ ቁምነገር የለን እንደገና ሪፖርት ዝተገበረ ውን የለን ሐተፍተፍ እዩ
ነይ ኮሚኒስት ስርዓት ፀረ ሕዝቢ እዩ .
እዚ ቅጥዑ ዝጠፍኦ ኣመራርሓ እኒ ጌታቸው ረዳ ነዚ ህዝቢ ናብ ዘየቋርፅ መከራ ዘእትዎ እዩ ዝመስል።
Tsadkan baelu yizareb.
ጥፍኣተኛታት ዝተብሃሉ ኣብ ተጃሚሎም ዝኸዱ ዘለዉ ዝመስሉ ብምጥፍፋእ ዝሕመዩ ኽፍለዩ ኣብ ምግባር ስግግር መንግስቲ ኣብ ዝተበገሰሎም መትካላት ኣትኪርካ ኣብ ምዕራይ ወዘተውን ኸመይ መልሲ ኣብ ምሃብኸ??
ዋይ ወዲ ኣሸብር ብኣየር ትኬት ክትብል ዝተረፉ መን ይኣምነካ ወደይ።ካልኣይ ሕመቅ።
ዶክተር ደብረፄን ሽሕ አመት ንበረልና
ደቂ ወታደራት ሶሎዳ
ዕንይንይ ናበለ ክሕምሳ ክነብርዶ
መርገም
ሽሕ ዓመት ንገሠልና ማለት መርገምዶ ምረቃ.
@@tesfayabraha5657ተጋሩ አያሹ አይትኹን ከምቲ አብ College ክልተ ግዜ ተሐሚቁ ክጓሐፍ አለው አውራጃነት ዋጋ የብሉን ደብረጽዮን ክንደይ እዩ ተጋግዩ አባላሽዩ ሚልዮን ሚልዩን ጽንተት
ሓቁ እንተኮይኑ ደቅና ዕሮቁንና ካብ ብር/ጀ ወድ ኣሽብር 100%ሓቂ ትግራይ ዘለዋ ብሕታዊ መፍትሒ ጸገምና ንሱ እዩ ኣጸሊመን ሽም ኣጥፉኣ ክዕዋት ይክእል ኢየ ኢልካ ምሕስብ መወዳእትኡ ዕንዎት ትግራይ እዩ ክብርን ሞጎስን ንወዲ ኣሽብር 18:16
ጌትቻው. ምኣልት. ሕዝቤ. ምዛኣን. ማፍራደኤ. ኣልዎ. ክልቱዓምት. ኣጻር. ትግርኣይ. ዝስራሓኣ. ስአብ. ኤዩ. ልኡለኤ አዝውይ. ሕቃቄ. ይልኣን 🙏
ወዲ አሸብር ወዲ ህዝቢ ንህዝቢኣጆኻ
ግን ተመዛበልቲ አብ መኻይን ተፀዒኖም ናብ መረበቶም ክምለሱስ ህወሓት አብ መንገዲ ኬላ አጣይሹ ድዩ ናብ መረበትኹም አይትምለሱን ኢሉ ድዩ ከልኪሉ ?ወይስ ቀምሽ ሐማተይ የዐንቅፈንሎ ዘዓይነቱ ምኽንያት እዩ?
Haftu banda
ወዲ ኣሸብር ሕዳር 26 መንነትኩም ኣብሪሁልና።ከም ከልቢ ትፋእኹም ሊሒስኩም ።ነቲ ኣብሓሳረ መከራ ዘሎ ህዝበይ እትብሎ ስጋብ ሕዚ ዘረባ ብቻ ተግባር ዘየለ።ጭርሆ ብተግባር።
bgzyawi tekmi tetahzkum alekum. hgi atktelun zelekum
ሰልጠነ ንዓዱ እዩ ከይዱ
እወ ለውጢ ለውጢ ብኔትወርክ አይንሕነቅን በቃ ጉጅለ እኖ 20 ናይ ረድኤት እክሊ ክትሰርቅ ናይ ቀጠና መራሒት ፐሮሰንት ትሐተካ እሞ ሐፍቲ ስውእ ዓርከይ ሐፊረ አነውን ተጋዳላይ ከመይ ከምዚ ትገብሪ ኢለያ ኪድ ክሰስ ደሞዝና እዩ ኢላትኒ ገሪምኒ እዚ ኢና ዘለና መሕፈሮ ሕጂ ውን ለውጢ