"ኣያ ስኢንና ኣያ ኮይንኩምና!" - ብዘይጠዋሪ በይኖም ተሪፎም ዝነበሩ 6 ዕሸላት

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 31 дек 2024

Комментарии • 901

  • @switi.galshre
    @switi.galshre 3 месяца назад +141

    እዞም ቆልዑ ኑሮ ናይ ገጠር አይክእልወን አብ ከተማ ገዛ ይገዝአዮም ትብሉ👏❤❤❤❤

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 3 месяца назад +1

      ሳብስክራይበ ግበረለይ ማዓረይ❤

  • @waskan8288
    @waskan8288 3 месяца назад +180

    አረ ተጋሩ ሚድያታትና ነዕቢ

    • @FreTube-b9c
      @FreTube-b9c 3 месяца назад

      ክንሸንፍ እኾ

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 3 месяца назад

      ሳብስክራይበ ግበረለይ ማዓረይ❤

  • @Mekelle_shkor
    @Mekelle_shkor 3 месяца назад +93

    ዋው ተመስገን ዘውፃእክሞ ይተክአልኩም ከምዚ ገይርኹም ዘሐጎስክሞም ብር ትብሉ ትሓጎሱ ሰላምን ፍቅርን የውርደልና❤💛🇪🇷✝️👏

    • @your2323
      @your2323 3 месяца назад +1

      ❤❤🙏❤

    • @BdMs-ci3dp
      @BdMs-ci3dp 3 месяца назад +1

      ❤❤❤

    • @Azmra-ye6bd
      @Azmra-ye6bd 3 месяца назад +1

      ❤❤🙏

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 3 месяца назад +1

      ሳብስክራይበ ግበረለይ ማዓረይ❤

    • @RobelNuwayeWeldu
      @RobelNuwayeWeldu 2 месяца назад +1

      Amen kab Eritreawi hawki/ka 🙏🥹🤝

  • @eifromkasa3528
    @eifromkasa3528 3 месяца назад +4

    ብኣውራ ንመምህር ሙሉ ቃላት ይሓፅረኒ እዩ

  • @AmazeHailu-h8q
    @AmazeHailu-h8q 3 месяца назад +4

    ደቂ ሰባት እንበሃል ፍጡራት ከምዚ እዩ ዘጥዕመና ንዝሓመመ ዘሐከመ ንዝጠመየ ዝዓንገለ ንዝዓረቀ ዝከደነ ብእግዚአብሔር ዓስቢ አለዎ ንዝለገስኩም ድማ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንመ/ር ሙሉ እውን ምስ ሙሉእ ቤተሰብካ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ።

  • @AlganeshTekulu
    @AlganeshTekulu 3 месяца назад +65

    ብጣዕሚ እዩ ንቁሕ እት ንእሽተይ ቆልዓ ዝሓወይ

    • @Rockofliberty-lv1jw
      @Rockofliberty-lv1jw 3 месяца назад +7

      ኩሎም ተኣምር ዝኾኑ ቆልዑ...

    • @BdMs-ci3dp
      @BdMs-ci3dp 3 месяца назад

      ​@@Rockofliberty-lv1jw❤

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 3 месяца назад

      ሳብስክራይበ ግበረለይ ማዓረይ❤

    • @Rockofliberty-lv1jw
      @Rockofliberty-lv1jw 3 месяца назад

      @@SelamTekle-uk8kq ሰላም እዚ ቀሊል ጌረልኪ ኣልውኹ የሳልጠልኪ ሓፍተይ

    • @AlganeshTekulu
      @AlganeshTekulu 3 месяца назад

      @@SelamTekle-uk8kq ገይረልኪ ማዕረይ

  • @AlganeshTekulu
    @AlganeshTekulu 3 месяца назад +29

    እት መምርህር ኣብ ጎኖም ዘሎ እዉን ብጣዕሚ ክብር ይሃቦ🙏🙏🙏🙏

  • @ርግቢትርግቢት
    @ርግቢትርግቢት 2 месяца назад

    ልበነኦም😘 መምህር ሙሉ ክብሪ ይሃብካ🥰ዝሃበዝ ስ ይሃቦ🙏

  • @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት

    ኣምላኽ ይመስገን ብዘዉጻኽሞ ይተከኣልኹም እሰይ ክንደይ ተዓዲልኹም ኣቦዞም ከምዚኦም ዝትሳተፍኹም ክቡር መምህር ሙሉ ኣያና ናይ ብሓቂ መግለፂ ቃላት ይስእን ኣነስ ትሕትናኹም ኣምላኽ ነዊሕ ዕድመን ሙሉእ ጥዕናን ይሃብኹም ኣቦ ደኽታማት🙏

  • @fhhjf9904
    @fhhjf9904 2 месяца назад +2

    ተመስገን ክንደይ ደስ ይብል ብዝወፅ ይተክአልኩም አሕዋተይ መምህረይ ቃላት ይሓፅረን ናዓካ ዝገልፅ ዕደመና ጥዕና ይሃብኩም❤❤❤❤

  • @Haregte
    @Haregte 3 месяца назад +21

    ዓቅሚ ሲኢና ዋላ እንተ ዘይሓገዝና ብዞም እግዚአብሔር ዝሓረዮም ሕጉስስ ኢልና ብዝወፀ ይተክእ ሓሳብ ልብኹም የስምረልኩም 🤲 ኣሜን መምህረይ እንቋዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ሓይልኹም ሓይሊ ሓፂንን ይኹንን መምህረይ✝️🙏

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 3 месяца назад

      ሳብስክራይበ ግበረለይ ማዓረይ❤

  • @SyeAbay
    @SyeAbay 2 месяца назад

    መምህረይ ❤❤

  • @tsiongebru365
    @tsiongebru365 3 месяца назад +14

    ዘይ ምሕጋዘይ ሓሪቀ ግን ከዓ መንፈሳዊ ቅንኣት ቀኒአ አየ ህዝብና ዝሃብኩም እግዚኣብሄር ይተከአልኩም ❤❤❤ ቆልዑ ኸዓ ሰሓቅኩም ይብዛሕ

  • @Frutgalagame
    @Frutgalagame 3 месяца назад +36

    እዚ ህፃን ቆልዓ ምስዓበየ መራሒ ክከውንዩ ንቁሕ ❤❤❤

    • @GrvfGdef
      @GrvfGdef 3 месяца назад +2

      ብሓቂ❤❤❤

  • @Sojoo-k5z
    @Sojoo-k5z 3 месяца назад +7

    ኣነ ምንም መግለፅ ኣይ ረኸቡኹን ንኣኹም ነኸዊን ገበሪት ሰናይ ኩሊኩም ኣግዝኣብሀር ኣሜላኽ ፀጋኡ የብዝሐሉኩም😢🎉🎉🎉❤

  • @akberetzeweldi6909
    @akberetzeweldi6909 2 месяца назад

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል
    ሐንቲ
    ጢዒቲ አደ ጨና ትኮኖም ብዝያዳ ነተን አዋልድ እንተ ዝግበረሎም እቲ ዕማዒውን ምቀሰነ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ምስኦም ይኩን❤

  • @BellaG-h9d
    @BellaG-h9d 3 месяца назад +8

    ኣቱም ነዞም ዳክታማት ቆል ኡ ዝሃግዝኩም ኣምላክ ይሃግዝኩም

  • @FreTube-b9c
    @FreTube-b9c 3 месяца назад +17

    ተመስገን ❤️🤲 እዞም ቆለዑስ ህጻውንቲ እናሃለዉስ ልቦናኦም ትሕትናኦም ዝገርም እዩ ኣቱም ዝሃብኹም እግዚአብሔር ዕጽፊ ገይሩ ህሃብኹም❤️❤️🤲🤲

  • @ሰላምሰላም-ዐ8ኸ
    @ሰላምሰላም-ዐ8ኸ 3 месяца назад +8

    ኣቦ ዉፅዓት ባቢተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህር ምሉ ንበረልና❤❤❤❤

  • @selamyamenemh1100
    @selamyamenemh1100 3 месяца назад +26

    ተመሰገን መምህር ሙሉ ሓወይ ሰዶር ሚድያ እውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ እቶም ዝተሕገዙ ኣሕዋተይ ቃላት የበለይን እግዚኣብሔር አሎ 👌☝️

    • @AasZzx-pv6lx
      @AasZzx-pv6lx 3 месяца назад +1

      ❤❤❤❤🤲🤲🤲🤲👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 3 месяца назад

      ሳብስክራይበ ግበረለይ ማዓረይ❤

  • @TesfitMhreteab
    @TesfitMhreteab 3 месяца назад +14

    ተመስገን ኣምላክ አስራኤል ብጣዓሚ ደስ አሎን ሕጀ አልልልልልልል ናይዚ ቆላዕ ዘረባስ ባይታ ዘይዓልብ ኣይከኣልኩን ብታሓጋስ ኣቤት ዘቨን ፍታን ዝኮነ ዘበን በሉ ኣጆኩም ኣነ አረትራዊ አየ ግና ናይዚ መምህር ዕደመን ጥዕናንን ይሃብካ ❤❤❤❤

  • @samsomtesfamaryam2138
    @samsomtesfamaryam2138 2 месяца назад

    ጅግና ዝኮነ ቆልዓ ሓቦ ዘለዎ ❤

  • @Frutgalagame
    @Frutgalagame 3 месяца назад +12

    መምህረይ ርሑስ በዓል መስቀል❤❤❤ አብ ሙጉላት ጥቃ ማይ ዓለቅቲ ሰራዊት ትግራይ ምስ ጥንስቲ ሰበይቱ ገዛ ፀቂጥዎም ዝሞቱ 😢 ዓሰርተ ስድራ አብሓያል ፀገም አለዎ በይዛካ ብፅሐሎም ገዳም ሚድያ ፖሲትዎ አሎ 😢🎉🎉🎉🎉

  • @TakstyHbshi
    @TakstyHbshi 2 месяца назад

    ብዝወፅ ይተከአልኩም ተጋርዋይ ተመሰገን ኣምላከይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @zewdugalwembrttgray9281
    @zewdugalwembrttgray9281 3 месяца назад +14

    ተመስገን ሙሉ ሓወይ ልብና ተፀጊኑ ደስ ኢሉና አብ ገዳም ሚድያ ዘለው አብ 7ተቋም ቆልዓ ተጋዳላይ ካብዚ ኩሉ ሓዊ ወፅኡ ንዕረፍቲ አብ ዝኸደሉ ሓደጋ ገዛ ፀቂጥዎም አቦኦምን እናኦምን ብቅፅበት ሲኢኖም አብ ማይዳ ወዲቆም አለው አብ እንትጮ ከትሪኦም

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 3 месяца назад

      ሳብስክራይበ ግበረለይ ማዓረይ❤

  • @samsomtesfamaryam2138
    @samsomtesfamaryam2138 2 месяца назад

    መምህር ምሉ ተባረክ ❤

  • @SelamTekle-uk8kq
    @SelamTekle-uk8kq 3 месяца назад +5

    ተመስገን ሰብ ጥዑም❤

  • @aishaais8070
    @aishaais8070 2 месяца назад

    ❤❤❤❤ አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤❤

  • @brijap5171
    @brijap5171 3 месяца назад +8

    ዋዉዉዉ ተመስገን መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክንደይ ደስ ይብል❤🌿

  • @aishaais8070
    @aishaais8070 2 месяца назад

    መምህር ምሉ ፈጣሪ የሓሊኻ ምስደገፍትኻ ብቂ ሰናይ ስራሕ መለት ሃምዚ እዩ።

  • @TayeTessema-cs5lr
    @TayeTessema-cs5lr 3 месяца назад +8

    መምህር ሙሉ እግዚአብሄር ምሳኻ እዩ እቱ ትኸፍሎ ዘለኻ መስዋእቲ ማዕረ የብሉን ክብርን ምስጋናን ክቡር ሓው

  • @AsEe-w5s
    @AsEe-w5s 2 месяца назад

    ኣሜን ኣሜንኣሜን ዝሃብኩም ብልወፀ ይተከልኩም🎉❤

  • @مبرتاثيوبيا
    @مبرتاثيوبيا 3 месяца назад +17

    ኣቱም ኣብዚ ዝተዋፈርኹም ኩሉኹም ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 3 месяца назад

      ሳብስክራይበ ግበረለይ ማዓረይ❤

  • @Darts-k5g
    @Darts-k5g 2 месяца назад +1

    ኣቱም እትህቡ እግዚአብሔር ኣምላክ ሂወትኩም ይባርክልኩም ተመስገን ፊጣሪ

  • @FreTube-b9c
    @FreTube-b9c 3 месяца назад +57

    መምህር በጃኻ ንዛ ህጻን ማህጸና ዝሓመመት ሕክምና ክትረአ ግበር ደሓር ዓብይ ጸገም ከይፈጥረላ ብገናኣ ኸምትረአ ግበር በጃካ ሓደራ ።

    • @TsgeredaS.M
      @TsgeredaS.M 3 месяца назад +1

      ማርያምን 👌🥲🥲

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 3 месяца назад +1

      ሳብስክራይበ ግበረለይ ማዓረይ❤

  • @GenetTeklay-l3u
    @GenetTeklay-l3u 2 месяца назад

    ኣሕዋተይ.ኩለኩም.ዝሃብኩም.ብደቅኩም.ተሓጎሱ.መምህር.ሙሉ.ሃይለስላሰ.ድማ...ብደቅካ.ተሓጎስ.ኣምላክ.ይሓግዝካ

  • @BerhanaBayraoma
    @BerhanaBayraoma 3 месяца назад +7

    ተመስገን ፈጣሪ ኣሰይ ዕልልልልል ኣሰይ ዕልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤

  • @CvhHbvxdh
    @CvhHbvxdh 3 месяца назад +4

    ኣሰይ ተመስገን ኣምላክ❤❤❤❤🙏🙏🙏👏👏👏💒💒💒💐💐💐💐

  • @leatafere6395
    @leatafere6395 2 месяца назад +1

    እግዚአብሔር ዕድመን ጥእናን ይሃብካ መ/ኃይለስላሴ ዝሃብኩም እምላክ እብዚሁ ይሃብኩም ደቅና ስብ ኩኑልና

  • @FreTube-b9c
    @FreTube-b9c 3 месяца назад +39

    ኣብዚሑ ይሃብኹም ኣቱም ሰብኣዊ ሕልና ትውንኑ ኣሕዋትና 🇪🇷 የቀንየልና ❤❤🤲

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 3 месяца назад

      ሳብስክራይበ ግበረለይ ማዓረይ❤

  • @WeldeMeresawubet
    @WeldeMeresawubet 2 месяца назад +1

    ልዕሊ ኹሉ የሕድርካ

  • @avg4628
    @avg4628 3 месяца назад +14

    ገይረ ሕጕስ ዝበልኵ ናይ ሓጎስ ንብዓት ክጥዕም❤

  • @arsemasis5738
    @arsemasis5738 2 месяца назад +1

    ተመሰገን ኣምላክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @akberetbahta7414
    @akberetbahta7414 3 месяца назад +3

    ብልቢ ክትምስገን ዝግብአካ ኢካ መምህር ንኩላትኩም ገብርቲ ሰና ኣምላክ ይባርኩም ❤

  • @ZFANMEKONEN
    @ZFANMEKONEN 2 месяца назад

    መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብሓቂ ብደውካ ፀዲቃ እንጀራ ዓለም ይሃብካ ወድኖ

  • @ShewitGebresemaeti
    @ShewitGebresemaeti 3 месяца назад +6

    ዋው እዚ ንእሽተይ ኮልዓ ብታሚ በሊሕ ክከውን እዩ አና ት.ቲ ብደምቢ ክከታተል ኣለዎ መምህረይ ተከታተሎም ከፃሊ ዋላ ብተለፎን
    ❤ናይ ሓጎስ ንብዓት ነቢዐ

  • @ahmedbd5233
    @ahmedbd5233 2 месяца назад

    ተመስገን ኣቱም ዝሓገዝኩም ፈጣሪ ይባርከልኩም❤

  • @MkCf-bl1bo
    @MkCf-bl1bo 3 месяца назад +6

    መምህር ሙሉ ብጣዕሚ ምስገና ይግበአካ

  • @TAMASEGANFatlre
    @TAMASEGANFatlre 2 месяца назад

    ብጣዐሚ ደስባሃሊ ደስታ ህወት ዝፈጥር ታግባር ፅብቅ ገበርቲ ብዝጋብሄርኩም ርከብዋ ዝረገፅክሞ ለምለም ይኩን ሓሰብ ልብኩም ይስመረልኩም ከምዚ ናትኩም ❤❤❤👌👌🙏🙏🙏

  • @frehiwetbaraku6246
    @frehiwetbaraku6246 3 месяца назад +11

    እንቋዕ ንብርሃነ መስቀል ብሰላም ብደስታ አብጸሐኩም አብጸሐና
    ብሓቂ ታሕጓስም የንብዕ እዩ እኮ ብታሕጓስ ነቢዕ እግዚአብሔር አምላክ ብዝወጸ ይታከአልኩም ኩብራተይ አሕዋተይ እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕብኩም

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 3 месяца назад

      ሳብስክራይበ ግበረለይ ማዓረይ❤

  • @SaraSaa-le1oo
    @SaraSaa-le1oo 3 месяца назад +2

    ብዝወፀአ ይተከአልኹም ኣሓተይ ማዓረይ ኸፍእ ኣይ ትርከቡ

  • @SalmaSndayo-kn3cl
    @SalmaSndayo-kn3cl 3 месяца назад +4

    ተመሰገን ኣምላክ❤❤❤❤❤

  • @ኤፍታህህሪተስላሴ
    @ኤፍታህህሪተስላሴ 2 месяца назад

    ኣቱም እትህቡ እግዚአብሔር ኣምላክ ሂወትኹም ይባርኸልኩም ብዝወጸ ይተከአልኩም ዝሓዝክምዎ ይሰሰን ሙሉ ሂወትኩም ተሓጎስ ሰብ ሕልና የሕዋተይ ዞም የሕዋተይ 'ውን ሙሉ ሓጎስ ይፍጠረልኩም ኣጆም ዞም ሓተይ

  • @wxKGebrehiwet
    @wxKGebrehiwet 3 месяца назад +3

    ልቦና ናይ ዝቆልዓ ክፅብቅ❤።ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ እነይ።መምህረይ መምህር ሰናይ ሓሳብን ግብርን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ንዝሃብኩም ፈጣሪ ይደልበልኩም።ትምህርቶም ክነፍዑ ሓግዞም መምህረይ።ኣብ ባህሎምን ክብርታቶምን ንፉዓት ክኮኑ ኣለዎም።

  • @BdMs-ci3dp
    @BdMs-ci3dp 3 месяца назад +1

    እግዚአብሔር ይመስገን አንቱም ዝሓገዝኹም እግዚአብሔር አምላኽ ህይወትኹም ምሉእ ይሓጉዝኹም አብ ገነት የሓግዝኩም እዚአብሔር ይሓሉኹም

  • @Samerr8samerra
    @Samerr8samerra 3 месяца назад +3

    መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ፈጣረ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @ግዜ-ቘ6ጘ
    @ግዜ-ቘ6ጘ 2 месяца назад

    ቃፂለሉ❤❤

  • @FunnyCap-lm4sg
    @FunnyCap-lm4sg 3 месяца назад +4

    መምህር ሙሉ ምስ መሳርሕትካ ዓስብኩም ካብ ካብ እግዚአብሔር ኣምላክ ርከብዎ ክቡራተይ❤❤🎉

  • @AsdDsa-cg2jf
    @AsdDsa-cg2jf 2 месяца назад +1

    ፈጣሪ ውዕለትኻ ይኽፈልኻ

  • @nrhrb3886
    @nrhrb3886 3 месяца назад +3

    ኣሰይ ደሰ ባሃልቲ መምህር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤❤

  • @SaraSaa-le1oo
    @SaraSaa-le1oo 3 месяца назад +1

    መምህር ሙሉ ብርኽ ሓዉና ዕድመን ጥዕናን ያሃሃብካ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉

  • @ساره-ث6ب3ق
    @ساره-ث6ب3ق 3 месяца назад +3

    ተመስገን ኣምላኽ እንኳዕ ደስበለኩም ዞም ኣሕዋተይ❤
    መምህር ሙሉ ኣቦ ውፅዓት እግዚኣብሔር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ🙏🙏💘
    ኣቱም ሓገዝቲ ድማ ፈጣሪ ኣብዚሑ ይሃብኩም ብዘውፃእኹምዎ ይተክአልኩም🙏🙏🙏❤

  • @WadRaka-Raki1
    @WadRaka-Raki1 25 дней назад

    ሰናይ ተግባር እዝግን ሰብን ይፈትዎ 🇪🇷🇪🇷❤️❤️

  • @ffbh9535
    @ffbh9535 3 месяца назад +6

    ብምንታይ ቃላት እና እሞ ክንገልፀኩም መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤እዞም ቆልዑ ልቦኖኦም ትሕትነኦም ደስ ክብሉ ኣብዝለዓለ ደረጃ የብፅሕኩም❤❤❤❤❤ንዝሃብኩም ከዓ ኣምላክ ኣብዝሑ ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ወይሰብደቀይ-ኈ4ተ
    @ወይሰብደቀይ-ኈ4ተ 3 месяца назад +2

    ገበርቲ ሰናይ ኣምላክ ኣብዚሑ ይሃብኩም ደስ ዘብል እዩ

  • @mokiyeandom6485
    @mokiyeandom6485 3 месяца назад +3

    መምህረይ ኣቦ ድኻታት 💙💙💙💙💙

  • @FeeffCsef
    @FeeffCsef 3 месяца назад +1

    ኣቤቶ ናይዚ ቆላዓ ቃላት ካብድካ የበላዓካ ኡፍፍፍፍ ኣምላክ እግዛቤሄር ዕድመን ጥዕናን ያሃቡኩም። መምህር መሉ ፈጣረ ብደቅኻ ተሓጎሰ🎉🎉🎉

  • @HelpmeMyGod-k9c
    @HelpmeMyGod-k9c 3 месяца назад +3

    ተመስገን ኣምላክ ኣሕዋተይ ማዓረይ😢❤ መምህር ሙሉ ፈጣሪ ምሉእ ዕድመን ጢዕናን ይሃብካ ንዋሃብቲ ኣሕዋተና ካዓ እግዚአብሔር ኣምላክ ዓስብኩም ይክፈልኩም❤❤❤

  • @bmtbmt9103
    @bmtbmt9103 3 месяца назад +4

    ኣዝዩ ልቢኻ ዝትንክፍ
    ኣቱም ወሃብቲ እንጀራኹም ይስፋሕ ካሊእ ውን ብዙሕ ፅጉም ኣሎ እዩ ሃየ ንተሓባበር ንመምህር ሙሉ ውን መገለጺ የብለይን ዝሰርሖ ዘሎ ተግባራት ኣቦ ድኻታት ክንብሎ ወይ ክባሃል ኣይንእሶን ስለዙይ ንመምህር እንጀራኻ ይስፋሕ ❤❤❤

  • @HshshShsh-e1o
    @HshshShsh-e1o 3 месяца назад +1

    ተመስገን መምህር ሙሉ ሓወይ 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @ninilove4964
    @ninilove4964 3 месяца назад +4

    ኣብዚኣ ዝሓገዘስ ተባሪኹ ርሑስ መስቀል

  • @Fregaltgray
    @Fregaltgray 2 месяца назад

    ተመስገን ብዝወፀ ይተከአልኩም ፈጣሪ❤

  • @DdgDdgcdvfbfgr-jg7es
    @DdgDdgcdvfbfgr-jg7es 3 месяца назад +8

    አረ ዘለዎም ልቦና ዘም ዕሸላት ብዝወፀ ይተክኣልኩም መምህረይ ኣቦ ፅጉማት❤

    • @Tyty112-ij7qm
      @Tyty112-ij7qm 3 месяца назад

      ብጣዕሚ ልበኖም ዋውው❤

  • @abrahamfiseha3633
    @abrahamfiseha3633 3 месяца назад +3

    I am from Eritrea and I am PFDJ but you are doing very good job humanity is really great and teacher means is like that keep helping people like this kids and people they are in trouble.

  • @user-be40h4fg6d7
    @user-be40h4fg6d7 3 месяца назад +2

    ብጣዕም ደስ ዝብል ተስፋ ዘለዋም ንቁሓት ቆለዕ እዮም ❤❤❤ንዝ ኩሉኩም ዘውፃእኩም እግዚአብሔር አምላክ ምሉእ ዘመንኩም ይባርከኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላክ ❤❤

  • @hhabeba925
    @hhabeba925 3 месяца назад +3

    ብሓቂ ኽንደይ ፅቡቕ ሕልና ዘለዎ ስብ አሎ ብሓጎስ ውሽጠይ መልኡ ተመስገን ደስታ ንኹሉ ይኹን

  • @GGg-v3t
    @GGg-v3t 3 месяца назад +2

    ብዝወፀ ይተከአልኩም ኣሕዋተይ መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤

  • @ተዋህዶሃገርእያ
    @ተዋህዶሃገርእያ 3 месяца назад +15

    ብኽያተይከ ናይሓጎስ ድዩ ምቁፅፃር አብዩኒ😢

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 3 месяца назад +1

      ሳብስክራይበ ግበረለይ ማዓረይ❤

  • @liliaregawi-ll5oz
    @liliaregawi-ll5oz 2 месяца назад

    ኣሰይ ዞም ኣሕዋተይ ንቁሓት ለባማት❤❤❤

  • @ተመሲገንአምላክየ
    @ተመሲገንአምላክየ 3 месяца назад +6

    እግዚአብሔር ኣምላክ ብዝወፀ ይተክአልኹ ኣዋትና❤❤❤❤❤

  • @AxumBarhai
    @AxumBarhai 2 месяца назад +1

    ብዝወፀ ይተካእልኪም መምህር እውን እምላኽ ይባርካ

  • @DyanaDiyana
    @DyanaDiyana 3 месяца назад +6

    እልልል በስምኣብ 😢😢ሓጎስና ወሰን የብሉን 😊😮😢❤❤❤❤

  • @Shwati308
    @Shwati308 2 месяца назад

    ብጣዕሚ ናይ ሂወት ስራሕ ሰሪሕኩም እግዚአብሔር ይባርክኩም❤❤❤❤❤❤

  • @mebrahtutsegay986
    @mebrahtutsegay986 3 месяца назад +6

    መምህር እቲ በዕራይ ደኣ ካለአይ እንተትገብሩሉ ጽቡቅ ነይሩ.

  • @HelfiFatawitAboa
    @HelfiFatawitAboa 3 месяца назад

    ተመስገን ተመስገን ተመስገን መድኃኔ ኣለም

  • @MelatAskal
    @MelatAskal 3 месяца назад +3

    መምህር ሙሉ እንካዓ ብሰላም መፃኣኻልናኣ❤❤❤❤❤

  • @cjbcj1888
    @cjbcj1888 3 месяца назад +1

    መምህረይ ሓይልኻ ይባረክ❤❤❤❤❤❤

  • @dgdffvryfgh4483
    @dgdffvryfgh4483 3 месяца назад +5

    ወሃብቲ ላሃብኩም ንበሩ ሙሉየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @NagosAltudi
    @NagosAltudi 15 дней назад

    ኣቱም ኣብዚ ዝታሳተፍኹም ዕድመ ጥዕናይ ይሃብኹም ፈጣሪ❤❤❤❤

  • @AbiGaltigray-ce3yt
    @AbiGaltigray-ce3yt 3 месяца назад +10

    ዝህፃን ትዘረብኡ 😢ዊይ ቃደማኩም ህፃውንቲ ዘይመስሉ ዝበሰሉ ዕሸላተይ ጊዜ ዘራይ

  • @FiyoriTekle-rb7sv
    @FiyoriTekle-rb7sv 2 месяца назад

    ❤❤❤❤❤ amlak msakum ykun zom yehwatey ajokum

  • @Jayed-he3bf
    @Jayed-he3bf 3 месяца назад +3

    ተመስገን ኣይካእልኩን😢😢❤❤

  • @Wezamteklay-l7c
    @Wezamteklay-l7c 3 месяца назад +1

    ዋይ ወደይ ኣዛራርባኡ ናይ ቆልዓ ዘይመስል አፍፍፍ ሙሉኡ ሓጎስ ይግበረልኩም ንዋሃብቲ ፈጣሪ የብዘሐልኩም 🙏

  • @abrhetabay6417
    @abrhetabay6417 3 месяца назад +3

    ብፁዕ ዘይሌቡ ላዕለ ነዳይ ወምስኪን እምዕለት እኪት ያድኅኖ እግዚአብሔር መዝ/ዳዊትምዕራፍ 40-1ንውሀብቲ እግዚአብሔር ይሀቦም መምህር ሙሉ ፀጉኡ የብዝሐልካ ።

    • @BdMs-ci3dp
      @BdMs-ci3dp 3 месяца назад +1

      አሜን አሜን አሜን

  • @VghBcjg
    @VghBcjg 3 месяца назад

    አግዘብር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይብኩም ቅዱስ ሚካኤል ይሓገዝካ
    ኣትም ከመዝልኩም ትሕግዝለኩም መዳሓኒ ኣለም ዓስብኩም ይክፈልኩም👏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @FanielAmanuel
    @FanielAmanuel 3 месяца назад +3

    ❤❤❤❤❤❤ኣሰይ ዞም ህዋተይ ኢጋ ሓጎሶኩም❤❤❤❤❤

  • @መብሪሂትጋልተዋህ
    @መብሪሂትጋልተዋህ 3 месяца назад +2

    ተመሰገን ኣምላክ ብዝወጸ ይተከአኩም🎉

  • @NoraA-d5z
    @NoraA-d5z 3 месяца назад +3

    ተመሰገን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ምሰጋናንፈጣሪ
    @ምሰጋናንፈጣሪ 3 месяца назад +1

    ናሃቡኩም የንቡርኩም ኣቡዙይ ሰናይ ዝሓገዝኩም ዶም መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ እንጀራካ ይስፋሕ ኣቦ ፅጉማት❤❤❤🎉🎉

  • @regberegbe9767
    @regberegbe9767 3 месяца назад +23

    ተዓዲልኩም ትህቡ ሂወትን ሰላምን ምስ ወሃብቲ እዩ።❤

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 3 месяца назад

      ሳብስክራይበ ግበረለይ ማዓረይ❤