MaEzer Semay Tv and Radio Network: ዘተ ብዛዕባ ኣደ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 7 ноя 2024

Комментарии • 18

  • @Rakhor8820
    @Rakhor8820 5 лет назад

    Brukat you guys are amazing !!!

  • @ብሩኽዘርኢ
    @ብሩኽዘርኢ 7 лет назад

    ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ። ብዙሕ ነገር ዝንኣድ ኣለኽን። ንባዕሉ ኣብ TV መጺእኻ ሓደ ጠቃሚ ነገር ክሕልፍ ምባል ጥራሕ ንባዕሉ ዝነኣድ እዩ። ብዙሕ ብዛዕባ ኣደን ቆልዓ/ውሉድ ዘተኮረ ነሩ። እዚ ብርግጽ ሓደ ካብቲ ቀንዲ ግደ ኣደ እዩ። የግዳስ ዘየተተንከፈ ብዙሕ ናይ ኣደ ግደ ኣሎ እሞ ተስፋ ይገብር ንቐጻሊ part 1,2,3... እልክን ክትቕጽልኦ።

  • @senaitgebremedhin4533
    @senaitgebremedhin4533 7 лет назад +2

    God bless you all thanks for sharing

  • @helenhaile6201
    @helenhaile6201 6 лет назад

    ጎይታ ይባርክን ግዜኽን ወፊኽን ተሞክረኽን ዘካፈልክናና ንበረከት ኩና

  • @ermiasneguse8573
    @ermiasneguse8573 6 лет назад

    Amlak ybarkn btaami tsbuk tmhrti hanatsi zkone

  • @selamsebhat8507
    @selamsebhat8507 7 лет назад

    God bless you all amazing

  • @selamgebrehans3177
    @selamgebrehans3177 7 лет назад

    Goyta abzihu ybarkn burkat yhwatey btami temahire !

  • @solomongirmai5533
    @solomongirmai5533 6 лет назад

    God bless you

  • @b-xeguye-zeleku3832
    @b-xeguye-zeleku3832 7 лет назад

    God bless you beloved sisters!!

  • @hailehalefom4563
    @hailehalefom4563 7 лет назад +5

    ዘተኽን ኣብ ሓፈሻዊ ዝተመርኮሰ ነይሩ እንተዝኾውን፡ዝያዳ መቐረት ምሃበ ነይሩ፡ስለምንታይ'ሲ፡ፍቕሪ ናይ ኣደ ንሃደ ህጻን እኹል ኣይኮነን።ኣደ ሕመረት ናይ ገዛ ምዃን ኣሚና፡ነቲ ህጻን ብዝያዳ ፍቕሪ ናይ ኣቦነት ወላ ምስ"በዓል-በታ"ፍቕሪ ኣይሃልዋ፡ፍቕሪ ናይ ኣቦነት ከተርእዮ ኣለዋ።እዚ ክብል ከለኹ፡ብዙሓት ኣዴታት ኣለዋ፡"ኣቦኻ ርጉም እንድ'ዩ"ወዘተ እናበላ ምስ ደቀን ይራገማ'ሞ ከይተረድኣን፡ነቲ ህጻን ይብድልኦ'ሞ፡እቲ ህጻን ፍቕሪ ናይ ኣቦ ዘይብሉ የዓቢ።እዚ ማለት፡ነበሰ-ተኣማንነት(confidence)ዘይብሎም የዓብዩ'ሞ ኣብ ትምህርቲ ኮነ፡ምስ መዛንኡ ኣብ ዝራኸበሉ ጸቕጢ ክስምዖ ይኽእል።ስለ'ዚ ሓሳበይ ከጣቓልል ኣደ ሕመረት ገዛ ምኻና ኣሚና ፍቕሪ ናይ ኣደ ጥራሕ ከተርእዮ ጥራሕ ዘይኮነ ብዝያዳ ፋቕሪ ናይ ኣቦነት ከተርእዮ ኣለዋ።ስለምንታይ'ሲ፡መብዛሕተን ኣዴታት ፍቕረን'በር ፍቕሪ ኣቦታት ስለ ዘይርእያ።

  • @hagosgebremedihin5969
    @hagosgebremedihin5969 6 лет назад

    ሰላም ኣምላኽ ንዓኹም ይኹን ኣዳለውቲ ማእዘር ሰማይ ፕሮግራማትኩም ጽቡቅ ግን ቅር ዝብለኒ ነገር ብዙሕ ተኽታትለ ብጸሎት ኣይትጅምሩን እንታይ እዩ እቲ ምኽንያት ? መንፈሳዊ ፕሮግራም ንመንፈስ ቅድስ ኣምርሕካ ብጾሎት ፕሮግራምካ ምጅማር ኣብቲ መንፈሳዊ ዓለም ረብሓ እምበር ክሳራ ስለዘይብሉ ብፍቅሪ ኣምላኽ ክትሓስብሉ የተሓሳስበኩም ጎይታ ይባርኽኩም

  • @selamsebhat8507
    @selamsebhat8507 7 лет назад

    ዘገርም ምዕድምዶ ጉይታ ይባርክን።

    • @abrhamhagos4068
      @abrhamhagos4068 7 лет назад

      Selam habtna brkti entay weridki, baelna semiena kinied eba. Baelika nebsika ayneadin eyu. Tebareka

    • @merkebna-nj2vz
      @merkebna-nj2vz 7 лет назад

      thanks adetat uk

  • @shgutbalila2716
    @shgutbalila2716 7 лет назад

    Ata shalom zibil nay israil hubruw kabey lkimkinea

  • @mebrahtomguosh4260
    @mebrahtomguosh4260 6 лет назад

    ካብ ዘረባ ኣንስቲ ረሓቅ ዝተበህለስ ሓቂ እዩ። ክብሪ ርእሰን ዝደልያ ስጋውያን ከም ዝኾናስ ብዘረበአን ይፈለጣ። ብዛዕባ እተን ቁዱሳን ኣዴታት ግና ዘረባ ሰብኡተን ሰሚዐን ተማእዚዘን ዝኸዳ ከምኡውን ብሰብኣየን ዝነኣዳ እንበር ንበዕለን ዝንእዳ ኣየነበራን። ሕጂ ግና እቲ ልዕል ክብል ዝደሊ ትሕት ክበል ከምዝግበኦ ወንጌል ኽርስቶስ ምሂሩና ኣሎ። እንበኣር ተኻፈልቲ ወንጌል ክንኮውንስ ትሕት ክንብል ይግበአና። ንጎይታ የሱስ ከምዚ ኢሎም ሓቲቶሞ። ኣዴኻን ኣሕዋትካን ኣብ ደገ ይጽበዩኻ ኣለዉ ፡ ንሱ ድማ ከምዚ ኢሉ መሊሱሎም ፡ ኣደይን ኣሕዋተይን ሲ ንቃል ኣምላኽ ዝሰምዑዎን ዝምእዘዝዎን እዮም በለ። ስለዚ ነቲ ንተባዕታይ ኣይብል ኣንስተይቲ ብዘይ ኣፋላላይ ንዝለሞንዎ ጸጋ ንዝህብ ኣምላኽ ደኣእንበር ንርእስኽን ክብሪ ኣይትድለያ።
    እቲ ዝምካሕ ብእግዚኣቢሄር ይመካሕ።

    • @Rakhor8820
      @Rakhor8820 5 лет назад

      What is your proplem they are beautiful soul please you need to study the word of God ! Why are you angry oh you must hate your wife ንስኅ አቶ ሃወይ !