Eritrean orthodox Tewahedo lyrical mezmur “ ንዑ ናይ ኣምላኽ ድንቂ ፍቅሪ ተመልከቱ"

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 12 дек 2024

Комментарии • 18

  • @Wedi-gashi21
    @Wedi-gashi21 7 месяцев назад +11

    ንዑ ናይ ኣምላኽ
    ንዑ ናይ ኣምላኽ ድንቂ ፍቅሪ ተመልከትዎ
    ዕረፍቲ ዝህብ ሰላማዊ ንሱ ኢዩ'ሞ ኣስተማቅርዎ
    ንኣዳም ከድሕን ዝሓለፎ ስቃይ
    ብትንሳኤኡ ደሚቁ ከም ጸሓይ
    ንዘምር እስከ ሎሚ ንኣምላኽና
    በረኸት ሰላም ፍቅሪ ክወርደና
    ስራሕና ይኩን ንዕኡ ምውዳስ
    ብዛራ ፍቅሩ ሂወትና ክቅደስ
    ዜማ መላእክቲ ይመላእ ልሳና
    መወዳእታና ፍጹም ክኮነልና
    ከም ብሌን ዓይኒ ዝከናኸነና
    ንሞትና ሞይቱ ሂወት ዝሃበና
    እንታይ'ዩ ክእለትና እንታይ'ዩ ህያብና
    ስለ ዝኸፈለ ሂወቱ በጃና
    ፍቅርና ንግለጽ ንዘምር ብደስታ
    ንሓያል ንጉስ ነቲ ፈቃር ጎይታ
    እስኪ ንሰውእ መስዋእቲ ምስጋና
    እልል እልል ንበል ንሱ' ዩ ንጉስና
    ጎይታ ውዕለትካ ምስጋናኻ ክነግር
    ንቅሓት ኣይምሮ ሃበና ክንምስክር
    ጥበብ ሃበና ክንስዕራ ንዓለም
    ዓድለና'ባ ክንዝምር ዘልኣለም
    መዝሙር ውዳሲ ቅነ ንምስጋና
    ወትሩ ንዕኡ ንቅዱስ ኣምላኽና
    ማርያም ትንስኢ ከበሮኪ ኣልዕሊ
    ምስጋና ይፍሰስ ዘመስጥ ንላዕሊ
    ምንጪ ማይ ሂወት ካብ ኣፉ ይፈስስ
    ዝስዕቦ ኩሉ ሂወቱ ይቅደስ
    ስለ ዝጎየየ መን'ዩ ዝቀደመ
    ፍጹም ኣይኮነን ኩሉ ዝፈለመ
    ትዕቢት ንጸየፍ ንመካሕ ብእግዚኣብሄር
    ኣብ ቤቱ ንንበር ሰሰናዩ ንግበር
    ዘይትን ቀንዴልን ነዳሉ ብግዜ
    ጎይታ ምስ መጸ ከይከውን ትካዜ
    ኣቱም ድኹማት ናብ መቅደሱ ንዑ
    ደሙ ክትሰትዩ ስጋኡ ክትበልዑ
    ከዕረፈኩም'ዩ ንዑ ሰዓብዎ
    ዘይውዳእ ፍቅሩ ኣስተማቅርዎ
    ምስ ለመንክምዎ ድሌትኩም ክህበኩም
    ከም ንፋስ ኣውሎ ብቅልጡፍ ይመጻኩም
    ኣስተንትንዎ ትዓቢ ምሕረቱ
    ኣመስግንዎ ከምቶም መላእክቱ
    ስብሃት ለእግዚኣብሄር🙏🙏🙏

  • @MerhawitMehari-d5g
    @MerhawitMehari-d5g 15 дней назад

    Amen Amen Amen zemar melaekt yesmealna yhawityy amlak xgu ybzhlkuom 🙏❤️🙏❤️🙏❤️

  • @ድንግለይአደፍቅሪ-ከ6ዠ
    @ድንግለይአደፍቅሪ-ከ6ዠ 2 года назад +4

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጸግኡ የብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ

  • @WeyniMurad
    @WeyniMurad 4 месяца назад +1

    Aemennnnnnn 🙏💐🙏💐🙏💐🌹🙌🌹❤️👑❤️👑❤️

  • @Alwaysnaros
    @Alwaysnaros Год назад +3

    Amen🙏🙏🙏😊🎉❤❤

  • @MiliteBeletse
    @MiliteBeletse Год назад +1

    Zware melaekt yesmeala ❤❤❤

  • @ዘይከውንየለንጥዕናእንኩሎ

    ዝማሬ መላእክት ይሰመዐልና❤

  • @shaqalemuhamed985
    @shaqalemuhamed985 2 года назад +2

    Amen Amen Amen zmare melakt yesmealna

  • @yorsalamberaki
    @yorsalamberaki 6 месяцев назад

    Amen Amem Amen ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tekianguse5133
    @tekianguse5133 Год назад

    Amen (3) zemar melakit yesmalna

  • @yonashaile8341
    @yonashaile8341 9 месяцев назад

    AMEN AMEN AMEN

  • @awetawet2989
    @awetawet2989 2 года назад +3

    Ab gtmi gega ala. (ዜማ መላእክት ይመላእ ልሳና) እያ ትከውን

  • @Afrata
    @Afrata Год назад

    Amen🙏🙏

  • @filmonhadgu994
    @filmonhadgu994 2 года назад +2

    can you sent the this mezmur

  • @gherendrasgherkial4980
    @gherendrasgherkial4980 Год назад +1

    ❤🎉

  • @shaqalemuhamed985
    @shaqalemuhamed985 2 года назад +3

    Amen Amen Amen Zmare melakt yesmealna