Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ትክክል ሓሳብ ዩ
100 ትክክል
ትክእል ዉሳነ እዩ❤❤❤❤❤
Good suggestion
ካሳ ወሳኒ ሰብ ንትግራይ ለባም ሰብ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
100%
ተፈፃምነት ጥራሕ ይሃልዎ
ደብረፅዮንጌታቸውኣለም ገብረዋህደኣማኑኤልበየነ በኩሩ ይትኣለዩመንጀሪኖ
ኣማኒኤል ዝሓሸ መራሒ እዩ
ክልቲኦም መእንተ ህዝቢ ይልቀቁ።
ናትናፎሮም ምንጭ ፁፂይሓበረታ
ክብረት ይሃበልና
ናትና ፎሮም እተቕርቦ ፀብፃብ ተኣመንቲ እዮም በርትዕ። ምምራሕ ዝኣበዮም መራሕቲ ባዕላም ምውራድ ስልጡንነት እዮ። መራሕቲ ህወሓት ግን ስልጡናት ኣይኮኑን እሞ ይኣክል ክባሃሉ ኣለዎም።
ውልቀ ሰባት ብምውራድን ብምብራርን ዝመፅእ ለውጢ የለን።ክኸውን ዘለው ብሕጊ ተመሪሕካ እቲ ኣየስርሕን ዝብል ዘሎ ውውልቀ ሰባት ይኹኑ ጉጅለታት ኣድላይ ስጉምቲ ብምውሳድ እዮ።
ትግራይ ናብዛ ኺሊ ሸግር ዘጠሐላ ጌታቸው ረዴ ዘነኮነስ ደኮተር ደቦርፅዮን አዪ ክልትኦሞ ሲልጣም ይልቂቁ ዝብል ግን ትክክል አዩ ፃድቃን ግን አብዚይ ኪሐውስ ፈታሓዋ አይመሰለንን
ኣብ ናይ ህወሓት ውድባዊ መሪሕነት ምውራድን ምድያብን ንኣባላት ህወሓት ይምልከት እዚኦም ኣብ ህዝባዊ ስልጣን እንትመፁ ክንዛረበሉ።
Hasawi eka mekamnek
የቅንየልና
አደመ ይአኽሎም
እንታይ ድዩ መሲሉካ ኹለና ሰላም ክንረክብ ኹሎም ህወሓት ይውረዱ ። ህወሓትን ግምትን ዝመርሑ ኣብ ክልተ ዝተመቀሉ እዮም ሕምሰ ኣቢሎምና ዘለው ።
ባሕሪ ናይ ምርካብ ኢትዮጵያ ኣጸቢቁ ጋሃንም ውን ይኹን 👍👍👍
ገይታቸው ጻድቃንን ሳዓብቶምን ከዳዓት ባንዳታት ክባረሩ ዜኮነስ ክእሰሩ እዮም ዝግቦኦም ኣብ ሽግር ዘእተውና ንሳቶም እዩ ።ታደሰ ወረደውን ዝእመን ኣይኮነን ብቅዓት የብሉን ንሱውን ክባረር ኣለዎ ብቅዓት የብሉን ዜይጠቅም ሰብ ዱንዙዝ እዩ።
መን ድኣ ይምፃእነዳዲ ዝወድኣ መኪና ደብረ ፅዮን ዶ ይምፃእ ሕልሚ ዶ😅😅😅😅😅
ህዙይ ደኣ ሰሳትና ኣብ ህልኽ ደኣኾነን ከእትየና ኸምዙ ናይ ሐዚ ዘሎ ። ደገፍቲ ህወሓት ጌታቸውን ፃድቃንን ናብዙይ ኣእትዮምና ይብሉ ደገፍቲ ግምት ደብረፅዮን መንጀሪኖን ኣለምን እዮም ዋና ተሓተቲ መኸተ ሓንሺሾም ይተኣሰሩ ይብሉ ኣብ መንጉኡ ትግራይ ትሕመሰ ኣላ ። መፍትሒ ዝኾን ካብ ናተሃላለኽና ገዛና ነፍርሰ ኩሎም ኣብ ክልተ ዝተመቀሉ ይውረዱ እሞ ብሄራዊ ዕርቂ ተገይሩ ገዛና ንሃንፅ ። ተዘይኾይኑ ብህልኽ ገዛና ነፍርሳ ኢና ። " ትዓብያ ገዛ ኣቦን ወዲ ይማኸሩላ እትጠፍእ ግን ይፈኻኸሩላ " ዝብል ምሰላ ወለዲ ኣሎ ሐዚ መራሕትን ቀሊል ዘይበሃል ቁፅሪ ዘለዎም ደገፍቶምን ኣብ ክልተ ተመቂሎም ትግራይ ናብ ገደል ሒዞምዋ ይጠፍኡ ኣለው ።
ትክክል ሓሳብ ዩ
100 ትክክል
ትክእል ዉሳነ እዩ❤❤❤❤❤
Good suggestion
ካሳ ወሳኒ ሰብ ንትግራይ ለባም ሰብ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
100%
ተፈፃምነት ጥራሕ ይሃልዎ
ደብረፅዮን
ጌታቸው
ኣለም ገብረዋህደ
ኣማኑኤል
በየነ በኩሩ ይትኣለዩ
መንጀሪኖ
ኣማኒኤል ዝሓሸ መራሒ እዩ
ክልቲኦም መእንተ ህዝቢ ይልቀቁ።
ናትናፎሮም ምንጭ ፁፂይሓበረታ
ክብረት ይሃበልና
ናትና ፎሮም እተቕርቦ ፀብፃብ ተኣመንቲ እዮም በርትዕ።
ምምራሕ ዝኣበዮም መራሕቲ ባዕላም ምውራድ ስልጡንነት እዮ። መራሕቲ ህወሓት ግን ስልጡናት ኣይኮኑን እሞ ይኣክል ክባሃሉ ኣለዎም።
ውልቀ ሰባት ብምውራድን ብምብራርን ዝመፅእ ለውጢ የለን።ክኸውን ዘለው ብሕጊ ተመሪሕካ እቲ ኣየስርሕን ዝብል ዘሎ ውውልቀ ሰባት ይኹኑ ጉጅለታት ኣድላይ ስጉምቲ ብምውሳድ እዮ።
ትግራይ ናብዛ ኺሊ ሸግር ዘጠሐላ ጌታቸው ረዴ ዘነኮነስ ደኮተር ደቦርፅዮን አዪ ክልትኦሞ ሲልጣም ይልቂቁ ዝብል ግን ትክክል አዩ ፃድቃን ግን አብዚይ ኪሐውስ ፈታሓዋ አይመሰለንን
ኣብ ናይ ህወሓት ውድባዊ መሪሕነት ምውራድን ምድያብን ንኣባላት ህወሓት ይምልከት እዚኦም ኣብ ህዝባዊ ስልጣን እንትመፁ ክንዛረበሉ።
Hasawi eka mekamnek
የቅንየልና
አደመ ይአኽሎም
እንታይ ድዩ መሲሉካ ኹለና ሰላም ክንረክብ ኹሎም ህወሓት ይውረዱ ። ህወሓትን ግምትን ዝመርሑ ኣብ ክልተ ዝተመቀሉ እዮም ሕምሰ ኣቢሎምና ዘለው ።
ባሕሪ ናይ ምርካብ ኢትዮጵያ ኣጸቢቁ ጋሃንም ውን ይኹን 👍👍👍
ገይታቸው ጻድቃንን ሳዓብቶምን ከዳዓት ባንዳታት ክባረሩ ዜኮነስ ክእሰሩ እዮም ዝግቦኦም ኣብ ሽግር ዘእተውና ንሳቶም እዩ ።ታደሰ ወረደውን ዝእመን ኣይኮነን ብቅዓት የብሉን ንሱውን ክባረር ኣለዎ ብቅዓት የብሉን ዜይጠቅም ሰብ ዱንዙዝ እዩ።
መን ድኣ ይምፃእ
ነዳዲ ዝወድኣ መኪና ደብረ ፅዮን ዶ ይምፃእ ሕልሚ ዶ😅😅😅😅😅