Dear Redie Mehari you have been doing and are doing great job. I admire your efforts from the beginning. Almost all Eritreans know the devil and some knowingly slept with him and no one will awake them.
I like 👍your analysis .you really working hard to teach those brainwashed ,Lost identity as a person should identify for 30th years being served to Isaias Afowrki
Hi big brother how are you you right 100/ present you always right no worries the time is finish the same finally Football match have you see the final. Football
ሰላም ንዓኻ ይኹን ኩቡር ሓውና ረድኢ ማሓሪ፡ ኣብ ትገብሮ ቃልሲ ዓወት ይምነየልካ፡ ዓወትና ቀጻሊ ኢዩ።🙏🙏🙏❤️❤️💛❤️❤️💪✌️💯👍🙏
ምስ አለና ሚድያ ንቅድሚት። ትግራይ ትዕወት።
Thank you, Alena for your service
ብጣዕሚ ኣርእስቲ ትመርጽ ናይ ወትሩ ተካታተሊኻ ኢየ
ብሓቂ ክቡር ኣቦና ኣቦ ሰላም ኣቦ ፍትሒ ኣቦ ሓቂ
ባዓል ፅኑዕ መትከለ ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም ፈጣሪ
Excellent!!!! Very, very true!!! Victory to the ERITREAN and to the TIGRAI PEOPLE!!!
ዋውው ባዓል ጽኑዕ መትከል ጅግና ኩሉ ግዜ ጅግና
ዝኸበርካ ኩቡር ረዲኢ መሓሪ እቲ ብመብዛሕትኡ ተቃላሳይ ኤርትራዊ እዚ እዩ ክብል ጸኒሑ ኔሩ። እንተኾነ ዕድለኛታት ኣይኮናን ብህግደፍ ክሳብ ሕጂ ንዝወር ብምህላውና ዘሔዝን እዩ። ብዕራይ ናብዘበለ የብል ዕርፊ ጥራይ ነጽንዕ ኣሕዋት!!!
I proud you you did everything too Eritrean people congratulations in the final your hard working thanks so much big brother or father
ብራቦ ባባ ረድኢ ጽቡቅ መርገጺ ቀጽሎ ።
ንምእላይ ጋኔን ኣድሃሎ ዋላ ምስ ኣቡኡ ሸይጣን ክንሰርሕ'ና ኩሎም ሓደ::ክክክክ
ከምዚ ዝበለ ለባምን ብሱልን ትንታነ ክሰመአ ከሎኹ ልበይ ብተስፋን ብተሓጓስ ይምላአ። ለባማትን ዉሑዳትን ኣሕዋትና ኤሬትሪኣውያን ምህላውኩም ዘሎኒ ተስፋ የውሕሰለይ። ካባና ተጋሩ ዝቐርበኩም መን አዮኡሞ ክፍጠር።
Selam alena 👏❤👏❤👏❤👏
Ajoka wedi mahari Ab goneka Alena etom baelna Alena zblu zelewu hasewut eyom Ane bwegeney msaka Aleku
ክቡር ሓው ረድኢ መሓሪ ብመጀመርያ ኣብ ሂይወትካ ምሉእ ጥዕና ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ክትረክብ ብዓል ምሉእ ተስፋ ኢየ ኩሉ ንእትገብሮ ቃልስ ናይ ወትሩ ተካታተሊካ ኢየ ብሓቂ ብዓል መትከል ከማኻስ ኣሽሓት የፍርዮም እቲ ዓወት እውን ዝተቃረበ ይመስል እሞ ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣሎና ካሊእ ናምበር ተለፎንካ ስለ ዘይብለይ እምበር ኣብ BC ስለ ኢየ ዘለኹ
Well said you are amazing
እዚኦም አይረብሁን ትግራይማ ሲኢራ ብጀጋኑአ.
ጅግና ረድኢ ማሓሪ ኣጆኻ ጽላእን ፈታውን ንፈልጠሉ ግዜ መጺኣ ኣላ ብሓቂ 60 ኣላታ ከምቲ ኩሉ ግዜ ትብሎ ንናበብ ኣለና ሕጂ ጽቡቕ ተናቢብና ኣለና ጽቡቕ ዕድል እዩ መንፊት መጽያ ኣላ 30 ዓመት ደለይታ ፍትሒ ተመሲሎም ኣሽካዕላል
Well done, I'm on ur side
ሰቡኡት እንተ ኮይኖም ይኪዱ እሞ ንሠራዊት ትግራይ ይመክትዎ ሓሰዉቲ ህግ ደፍ አይትስምዕዎም ወጊድ ከብዶም አምላኮም እዬም ፅባሕ ክሓፊሩ እዬም
ዘመን ዘይስዕሮ ወገን ውፁዓት ሓውና ረዳኢ መሓሪ
You are the rock Alena media
Thank you ayana redi
Dear Redie Mehari you have been doing and are doing great job. I admire your efforts from the beginning. Almost all Eritreans know the devil and some knowingly slept with him and no one will awake them.
ባዕልና ኣለናዮዶ? እንታይ ዳኣ ክሳብ ሎሚ ይሓልሙ ኣለዉ??? ብሓቂ ጨለታት ንመን ከዳናግሩ'ዩ እዚ ኹሉ ለኽበጥበጥ ናይዞም ረሳሕ ሓተላ ፍጥረት "ኤርትራዉያን" ኢና በሃልቲ???
I wish freedom and democracy for our Eritrean brothers and sisters very soon!💙❤💚🤍
Wellcome Alena Media 💪💪💪❤❤❤
እዞም ኤረትራዊያን አብ ዲያስፓራ ዘለው ደለይቲ ፍትሒ ኢና ባሀልቲ እንታይ ከምዝዛረቡን ትንታይ ከምዝገብሩ ፋሕ ዝበሉ ቁምነገር ዝገብሩ ዝተዛረብዎ አብ ግብሪ ዘየውዕሉ ኾይናም ይርከቡ ንሪኦም ዘለና ሐቂ እዩ : እዚኦም ኤረትራዊያን ንኽትብሎምስ የጣራጥረካ ከምዚ አይንፈልጦምን ደረቀኛታ ት ብዝተዛረቡዎ ዝነቅጹ አብ ሐቂ ደው ዝብሉ ናይ ሕጂ ንሪኦ ዘለና ሳዋ ዝባሀል ካብ ዝመጽእ ከመይ ገይሩ ከምዘለኹሰሶም ከምዘጥረጦም ራዕዲ እቲዎም አብ መትከሎም ጽንዐት ሲኢኖም ለኽበጥበጥ አቲዎም ኹሎም ክብል አይደፍርን ክንደ አለዉ አብ መትከሎምን ዕላሞዎም ደው ዝበሉ :: እዚ እንታይ ይባሀል መርገም እዩ ዕንክሊል እናበልካ ነቲ አጀንዳካ አብ ግብሪ ዘምውዐሉ::😭😭😭😭😭😭😭
Medihanialem aboy hizbika flrdika aydenguy 🙏♥
My dear brother We appreciate your wise analysis ( hgi wen mstigrai yhishena )
Big up
እዚኦም ብላሽዮም ካብቲኣ ኮምፒተር ወጺኦም ከይቃለሱ ፈሪሖምዮም።ምቅላስ ትብዓት ይሓትትዩ።ፈሪሖምዮም ምክንያት ኣብዚሖም ገጾም ትርሓቕ።
የሕዋተይ ናተይ ሳብስክራይብ ክትገብሩለይ ብትሕትና ይሓትት ብሩኽ ቀዳም ሰንበት ይግበረልና
ሓሳብ ልብና ይሃበና ፈጣሪ ። ኣመን(3)
ኣንታ ጂግና ሓቅኻ ሓቅኻ እወ ሰብኣይ የ ዝብል እንተ ድኣ ኣሎ Airticket ክንገዝኣልኩም ግድይ የብልኩምን ንውሱናት ኣዋርሕ course ናይ ብረት ትወስዱ ያላ ተበገሱ ንገሩና ጥራይ ክንቆርጸልኩም እተዉዋ እታ ሓውይ::ንተጋሩ ኣይነፍቅድን ኢና ዝብል እንተ ድኣ ኣሎ ኮይኑ እንታይ ኮፍ ዘብል ኣለዎ ድኣ ይእቶ ን ኤርትራ ከም ንጹሃን የሕዋቱ ኤርትራውያን ኣብ ኤርትራ ዘሎ ማዕሪኦም ይሰለፉ::ብናይ መን ግንባር ድኣ ሂወት ከተስተንፍስ ትደልይ ኣለኻ
Ayana redei jigna nay behaki
I like 👍your analysis .you really working hard to teach those brainwashed ,Lost identity as a person should identify for 30th years being served to Isaias Afowrki
Selam Bxay Redi ,Ertreawyan nkeynsemir ( keynsamamai ) wedi Medhin bread Tembeinay politics merizna eyuo ,Lomi Ane Ertreawi eye kble dma yhfreka eyuo ,kemti Abotat zmeselwa derho deges nderho geza tewxa eyuo ,
Well come
💯💯💯💯💯🙏🙏🙏🙏👍👍👍🤲🤲🤲
Selam Selam
እወ ንበይነና ንኢሳያስ ክንኣልዮ ኣይንኽእልን ኢና:: ብዘይ ትግራይ ኣይከውንን እዩ:: ንፍተዎ ንጽልኣዮ:: ኣጉል ትዕቢት ይትረፈና:: ንሳቶም ሕጂ ድልዋት ይመስሉ:: ናይ ቀደም ንግደፎ::
ኪንዮ ላይክ ሞ እንታይ ኣሎ ባባ ረድእ እንተልዩ ከኣ ሂበኩም ኣለኩ
selam selam cubur haw redie mahari ambesa eca nhben baaca
🌷❤🌷❤
ሰይጣን ፈትዩ ክርገጽ ዝመረጸ ናይ ደገ ወይ ኣብ ደገ ዘሎ ኤርትራውይ ነዝይ ሰይጣን ክረግጾ ኣነ ብ ወገነይ ይቕበሎ ነዝይ ን ሰይጣን ዝምነ ዝደልይ ክርገጽ ብ ሰይጣን ኣሜን ኢለ ይቕበሎ::እንተ ኣብ ውሽጥይ ዓድይ ኤርትራ ዘሎ ህዝብይ ግን ኣብ ጎንይ ትግራዋይ እንበር ምስ ሰይጣን ከም ዘየለ ዩ ዝሕብር ዘሎ::ስለዝይ ሰይጣን ይስዓር::ኤርትራውይ ይስዕር 👍👍🙏🙏❤❤🌹💪🌹💪👌👌ኣጆኻ ባባ ረድእይ ክንዕወት ኢና ልክዕ ከም ተጋሩ ኢሰያስ ዕምርይ የብሉን ብ ውሽጥይ ዓድይ ኤርትራ ሕጅይ ከም ሓውይ በልበል ኢሉ ክትስእ ዩ
ዝኸበርካ ክቡር ኣቶ ረድኢ
ህዝቢ ኤርትራ ምስሉይ፣ ብመልሓሱ ክነብር ዝደሊ፣እዩ ግን ሕጂ እውን ነቲ ክቡር ባህሊ ኣዐርዩ ከይተበለል ፈትን እግዚኣብሔር ይሓግዝካ
እሞ እኒሄ ፈረስ እኒሄ ሜዳ አንቱም ንኢሳያስ ተውሩዱ ጽቡቅ አውሩዱልና ኖእ ማንም ደብና ዝሐልፋ የሎን ትብሉ ዲማ ሀየ ሰቡኡት ኩኑ አብታ ደብ ተዓጢቅኩም ጽንሑ ባዓል ዕንክላሎ አብአ ተራኽበና አኸለ።ናይ ቀደም ምስላ ባርያሲ ሐጋዝአ ተራአየት መዲድ ትሐብእ ይብሃል ኔሩ ሎሚ ድማ ዓያሹ ኤርትራዊያን ሲ ዘራይ ተራእዩ ንፀላኢኦም ይዘርዩ ኰይኑ ነገሩ ምስ ዓሻ አይትንገድ ምስ ባዓል ነግድ አምሩ እዋእ አቱም ሰባት በጀካ ቶም አብ ሳሕል ዝተቀብሩ ጀጋኑ ካንዶ ንሀገር ዝሐሲብ ሰብ አይተረፋን ኢዩ።
Tsaerka Amlak yhagzka.
ኣያና ጅግና ደይ ኢሳያስ ንበረልና ዋላ ኣብርሃም ይደስቕኩም ማለትያ እምበር ባዕሎም ክኣልዩዎ ምዓስ ኮይኖም ከንብሩዎ ኢዩቲ መደብ። ህግደፋዉያን ኣብ ማእከልና ስለዘሎው ኢዮም እዚ ዝብሉና ዘሎው ብዘይሕፍረት። ኢሳያስ ሰራም ኣሽሓት ዶላራት ሽያጥ ኮላሊትናን ወርቂ ብሽናን በሊዖምዮም ግደፎም ዘይምስምዖም ስራሕና ምግባርያ ተዋጽኣና ግደፎም ነዞም ሮቦት ህግደፍ።
ኣያ ክብርን መጎስን ንዐኻ እዝጋብሄር ባህ ኣበልካዮ ኣገኛዕ ! ሰይታን ጋነን ኢሳዪያስ ኣፈወርቂ ኸዳኣት ተላማትን መሊኣከ ሞት የንጸላልዎም ኣሎ። ኣምላኽ ረቢ ይስሕቆም ሎ
ኣስላምካ ክርስቲያንካ ደቂ ትግራይ ኣጀኹም
ኣስላምካ ክርስትያንካ ኤርትራ ሰብ ርስቲ ሃየ ቅበሮ ን ኢሳይያስን ሰዓብቱን .
ወይልኻ ኸዳዕ ወዲ መሬት ደም ኣፍሲሱ ዝተሰወረ የለን ምስ ኣምሓራይ ወጊንካ ወዲ ዓድኻ ቲቀትል ዘለኻ በል ሓዝ
ወዲ ሓማሴን ኣይገድፈካን ዩ
ወዲ ኣከለ ኣይገድፈካን ዩ
ወዲ ሰራየ ኣይገድፈካን ዩ
ወዲ መታሕት ኣይገድፈካን ዩ
ወዲ ኣማን ዓንዶም ኣይገድፈካንዩ
ወዲ እኽሱም ቅዱስ ያረድ ኣይገድፈካን ዩ
ውዲ ዓብደልቃድር ከቢረ ኣይገድፈካንዩ
ወዲ ኣባይ ጸሃየ ወዲ ዘሪኣይ ደረስ ወዲ ቢተወደድ ወዲ ሓጂ (ፎርቶ) ኣይገድፈካንዩ ወዲ ሓራስ ነብሪ ረደኢ ኽብጥሰካ ዩ
ኣንበሳ ኣለና TV
ሰላም ኣለና መድያ ተቪ። ኣገዳሲትን እዋናዊትን ኢያ እዛ መልእኽቲ። ከማኻ ይብዙሑ መከራና ከብቅዕ። ኣነስ ሓንቲ ሓሳብ ኩሉ ግዜ ትመጸኒ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘላ ሓሳብ ኢያ። ኣምላኽ ንሙሴ ክእዝዞ ከሎ ሓደ ሰብ ባርያ ኮይኑ ክነብር ኮሎ ኣብ 7 ዓመት ሓራ ይውጻእ ሓራ ክወጽእ እነተዘይፈተወ ግን ንሙሉእ ዕድሚኡ ባርያ ይኹን ። እቲ ጎይትኡ ድማ ወሲዱ እዝኑ ይስቆሮ ። ስለዚ እዞም ሰባት እዚኣቶም ናይ ኢሳይያስ ባሮት ክኾኑ ዝመረጹ ኢዮም ኢየ ዝብል ኩሉ ክሰምዖም ኮሎኹ። ንስኻ ግን ተዛረብ እቲ ዝጥቀም ክጥቀም ኢዩ ። እቲ ዘይጥቀም ድማ መሊሱ ባርነቱ ክቅጽልን ክሓርቅን ኢዩ።
Not 30 years it's 60 years hizibe ertrea teketikitu
Hi big brother how are you you right 100/ present you always right no worries the time is finish the same finally Football match have you see the final. Football
ኣታ! ሓንጎል ዘለዎም ኤርትራውያን እባ ኣለዉዮም። ኣነስ ንዓንደብርሃን ሰሚዐ ተስፋ ቆሪጸ ነይረ። ዘስደምም ፕሮግራም ኣቕሪብካ፡ የቐንየልና።
ውጻእ ምስ በለ መዳ ንህዝቢ አ ሀ እንዳበላ ዝጀመሮ ምጽናት አርትራውያን 77 ናጽነትና ምተቓጻጸርና ብሰንኩ ውግእ ሕድሕድ እንዳ ማሃዘ ህዝብና ዘህለቖን ምስ ደርኪ 10 ሽሕ ኣይሞቱን
👍👍👍
ኣቦና ረድኢ ማሓሪ
ብከመይ ኢኩም ግን እቶም
ሓደ ዓይነት መንገዲ ዘለኩም
ታኣኪብኩም ንህዝብኩም ከተበግሱ ዘይትክእሉ ክሳብ ማዓስ ኢና ናይዘረባ ጥራይ ኮና ክንተርፍ ሰብ ዶ ከምዙይ ገይርካ ይፍራሕ ዩ
Alena Media please chill out
Tezana Brother
Tefetawie medeb. Ketsilelu.
አለና ደይ መጥሓንካ ምውቃር ከይትብለኒ እምበር እስቲ ብዛዕባ ኤርትራ ጥራይ ተዛረብ
ባባ ረዲኢ ንሕና ኢና ዘይፈለጥናዮም እበር ንሶም ደኣ ኣቀዲሞም ሓቢሮም ኢዮም ዋላ ምስ ሸይጣን ክንሰርሕ ኢና ኮ ካብ ህግደፍ ዝዓቢ ሸይጣን የለን ጥራሕ ካብ መትከልካ ከም ቀደምካ ኩን ኣለና ሰዓብትካ
እቶም ንኢሳያስ ዝድግፉ፣ እሞ ንተጋሩ ዝጸልኡ፣ ኢሳያስ መበቆሉ ትግራዋይ ከም ዝኾነ ኣይፈልጡን ድዮም። ኢሳያስ ነቶም ደገፍቱ ጸላእቲ ትግራዎት ንኽኾኑ ጸሪብዎም እዮ። ተጋሩ ኣሕዋትና እዮም። ብቋንቋ ይኹን ብባህሊ ምንም ፍልልይ የብልናን። ነቲ ጋኔን ዓዲ ሃሎ ንምጥፋእ ኣይኮነንዶ ምስቶም ኣሕዋትና ተጋሩ፣ ምስ ካልእ እውን እንተኾነ፣ ተቐባላይ ነገር እዩ። ንተጋሩ ደኣ ኣበይ ረኺብናዮም። ወያነ ንናይ ኤርትራ ነጻነት ኣብ ሕቶ ኣየእተዉን። ስለዚ ንሕና ከም ኣሕዋትን ጎረባብትን ኮንና ምስ ትግራይ ክንትሓባበር ንጥቕሚ ኩልና እዩ።
ጎኒ ንጎኒ ኴንና፣
ነቲ ጋኔን ዓዲ ሃሎ፣
ያዕ ንበሎ።
እቶም ዋላ ምስ ሴጣን እውን ክንሰርሕ እና ዝብሉ ዝነበሩን ዘለውን እኮ ንባዕሎም ካቡን ካብ ኣቦም ጋኔን ዓዲ ሃሎን ዘይፍለዩ እኩያት እዮም።
ከም ዓሚ ይመስለክን ውሕጅ ይወስደክን ክቡር ሓው ሕጂ ፍለ ፍለ ኮይና እያ መሬት እዞም ሕጂ ምስ ህወሓት ኮንካ ምእላይ ዘይቅበሉ ዘለው ዳርጋ ኮሎም ን20 ዓመት ቦርደርና ዘይተሓንፀፀ እምበር እዚ ስርዓት እኮ ክእለ አሎዎ ዝብሉ ዝነበሩ ዓበይቲ ሰበ ስልጣን እዮም ሕጁ እቲ ሓለቆኦም ቦርደር አገዳሲ አይኮነን ምስ በሎም ንሕና ምሳና መሲልና እንተ ሓተትና ነታ ናይ ቦርደር ቆቢዕ አቀሚጦም ሕጂ ሓዳሽ ቆቢዕ ብወያነ ዝመፅእ ለውጢ አየድልየናን ክብሉ ጀሚሮም ክቡር ሓው ብዙሕ አይትጨነቅ ብውያነ ምስ መፀ ለውጢ ቅድሜካ አስመራ ክስርዑ እዮም ብሕልፊ ናይ ገሊኦም ሓለፍቲ ነበር ብፇቶም አብ ጉድጋድ የእትዮም ምእንቲ ብፇቶም ብርሀን ክርእዩ ብዝኮነ ለውጢ ክርእዪ ምተመነዩ ግን ግዲ የብልካን ዋላ ሓደ ካብ ተሓታቲ አየምልጥን እዩ ስለዚ ክቡር ሓው ንሕና ዘገድሸና እቲ ለውጢ ህዝቢ ኤርትራ ካብዛ ዘለዋ ፀበባ ዘውፅኦ እምበር ብመን መፂኡ ለውጢ አየገድሾን እዩ ስለዚ ነቲ ደላይ ለውጢ ህዝብና ደቁ ዝሓቁፎሉ ግዜ ርሑቅ አይኮነን እቶም ብወያነ ብትግራይ ለውጢ ዘይትደልዩ እስያስ ክተት እሉ አሎ እንተኪእልኩም ባዕልኩም እተዘይከእልኩም ሓደ ካብ ደቁኩም ምልአክ እዩ የቀንየለይ
Tikkle aleka ankefti eyom,keynisemamae tesemamiena eyu negeru.
እዚዩ ዝብሉ እቶም ስውር እሱባት ናይ ኢሳያስ መሳሪያ እዬም:: ትግራዋይ ነፃነትን እቤትን ናይኤርትራ ዝደሊ ህዝቢ እምበር ቃልሲ ኤርትራን ክብርን ዝገፍፍ ህዝቢ እይኮነን:: እዙይ ካኣ አብቃልሲ እዋን እተከፈለ መስዋዕትነት ምስክር እዩ:: ህዚውን ኢሴያስ ዝዘርኦ ንዘመናት ፅላኣት እተመረዙ ድኩማት ጎደሎ አመለካክታ ዘለዎም እንክዋዶ ንትግራይ ንኤርትራዊያን እውን ዝጠቅሙ አይኮኑን::
ንምርኣዮም ዘፈንፉኑ ኣህባይ ፈያራት ኣስናን: ወሸማሙ ሰላዪ ኢሰያስ::
ጉሓላሉ ኣምሓራ እቱ ኣብ ሊዕሊ ካሉኦት ኣህዛብ ዝፍጽሙዎ ዝነበሩ ክፉእ ተግባራት: ሎሚ ኣብ ውሻጠ ገዝኦም ኣትያ አረ በእግዚኣብሔር ክብሉ ንምልከቶም ኣሎና::
ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝነብሩ ሓባጣት ኣኽብዲ ጉጅለ ኣጽናቲት ህግደፍ ድማ: ኣብ ክልተ ፈረስ ሰሪሮም ወይ ትወጢሖ ንምድሪ ከዕርቡዋ ንምልከቶም ኣሎና::
እቶም ተተገፊፎም ኣብሳሕል ገለግዚኦም ኣሕሊፎን ዝተዩ ከይተረፉ: ዲሕሪ ናጽነት ከምህዝቦም ምስተሰደዱ: ነቶም ኣብ ሳሕል ዝደፈንዎም ብጾቶም ኪሒዶም ምስቱ ኣጽናቲ ህዝቦም ወጊኖም: ኣብ ኢምባሲ ሚድያ ዝጽዋዕ እንዳዑኑዳት: ብዘይውዓሉዎን ብዘይገበሩዎን ክንየቱ ኣጽሚሞምና ኣሎው::
ብሓቂ ምእንቲ ስድርኦምን ሃገሮምን ተቓሊሶም እንተዝነብሩ: ሎሚ ምእንቲ ህቦም ምተሟጏቱ ነቢሮም::
ረድኢ ምሓሪ ተባረኽ::
ዓወት ንህዝቢ ትግራይ::
Kem eritreawi lekbat yelen baba redie
Keyhmumka newbelom delitom yikonu
B melhas ember kalie zigbrwo yelen .hade seb aytrkibin eka ab mieda ziwerid
Kemaka zibele yebizahayo jigna redae
Tell them the doors open go a head if they are ready that’s stupid and liars and their not Eritreans .we needs few heroes.thank you
Nihina Ertrawian bitahmi ina nigerim…???!!!
Nay wishtina xelaina nihilkit Ertrawian zitiateke gedifna, nay dege xelatina iyom wezete …wezete….indablna giziyena nebakin, moftot Isayasin degeftun nikewin alena, aynibiges aynebegis, ab halewlew giziyenan enerjinan bekentu netifio alena. Bejaqum bejiaqum libina negfahayo biaimurona temeramirna ab hade kof ilna nilazeb.
Eritrawiyan metkel albo langa langa hezbi entehaleke-bkulu medayat entay gdom mstom helama delowom kexlu ajokum
Bial Ambesader Andebrhan kelewu zeregti mai Abey xiruy Mai kisite?
ወዲ ህዝቢ ኢኻ'ሞ ኣይትተሓለል ክሳብ መውዳእታ ቀጽሎ ኢኻ። ኣቦ ሓቅን ፍትሕን ዘይቅየር መርገጽኡ።
ውሰነት ኤርትራ በኤርትራዎያን ጥራህ ኢዮ እምነት አብ ተጋሩ ዝጠፊእ ብሰንከ ኢሳያስ ኢዩ ከም ወኻሪያ አማኸል ህዝቢ ኤርትራ አቲዩ ንህዝቢ ኤርትራ ዘጥፍእ ትግራዎይ ጥራህ ኢዮ ካብ አሉላ ጀሚሪካ ሰጋብ ኢሳያስ አምሀራ ኸመይ ጌሩ ይሰእረና ነአካ ንባአልኻ ውዲ ሐማሴን ዐሎት አደይ ኢሉ ንህዎትካ እንዳጥፋኻ ንዝኹሉ ኸርርት ህዝቢ ኤርትራ ዘምጸ መን ኢዮ ጀግና ትግራዎይ አብ መወዳታ አብ መወዳእታ መአኮሩ ንአምሀራ ዝህብ ኢዩ አሉላ ንሚንሊከ ኢሳያስ ንአብይ ዝኾነ ትግራዎይ ቆርበቱ እንተልሂሰካዬ አሸኸር አምሀራይ ኢዩ
Salsa amet abay nerome biya blwome
በቲ ይኹን በቲ ዓዲ ህዝቢ ን8 ወርሒ
ጨፍጪካ ንብርቱ ኣብሪስካ ትሕተ ቕርሱ ኣብሪስካ ናባይ ገጽኩም ከይተብሉ ዝብል ዓሽከር ሰይጣን ዓዲ
ሃሎን ሰዓብቱን ከምኡውን ካልእ ተቓወምቲ ኢና ዝብሉ ኣብ ጭርሖ
ኤርትራውነት ተጸፍዮም ኣብ ሃይማኖታዊ ሕንልሕንቅሊተይ
ከእትዉና ዝጽዕሩ ውን ከምዘለዉ ንርእዮ ኣለና።
ህዝቢ ትግራይ ግን ዓመጽቱ
ዘመቱን ኣብ ዘለውሉ ከይዱ ንመጻኢ
ናብኦም ተወር ከምዘብል ክገብርዎ
ናይ ማንም ፍቓድ ኣየድልዮምን ኢዩ።
እቶም ኣብ ወጻኢ ምስ ደቂ ደቆም ኣብ ሳሎን ኮፍ ኢሎም ወይለኺ ወያነ
ዝብሉ ዓርባዕተ እግሪ ተልዩኪ ጽብሕ
ንሬኤኪ ኢየ ክብሎም ዝደሊ።
አብ እንዳ ሪታ እዬም ክፊርሞ
እወ ኣብ ኣስመራ እንዳ ባር ሪታ ከይከዉን::
Kubure hawena gudaye poletica. Gize. Wesani. Zelenayu. Kunetate. Mereaye. Eriterea. Bedeki. Ada. Neza. Tikune
አያና ረድኢ መልእኽትኻ ዝወጾ የብሉን ፣ እዛ ኹላ ተኣኪባ ኮሚደረ ዘይተንትዕ ስሕውቲ ስረ ተሃልይዋስ ትእቶሞ ትገደም አብኣ ትረኽባ ፣ የግዳ ከምዝኣረገ ዝብኢ እንትርፎ እጉይ አብትበጽሖ ተምጽኦን የብላን ፣ እዛ ብርኩታዶ በልካ ብርኩታን ፈረቓን እምበር ታኮ ኾይና ዝጸንሐትኮ ኹላ ህግደፍ አባጃማ እዳበለት ተጉርዕ አላ ፣ እሞ ንሕናስ ክንሰርሕ ኢና አይሰራሕናንውን ተጋሩ ንዓን ዝጽብዬን ፍቓድ ዝደልዬን አይኮኑን ክስመረሉን ክጉሰምን ዘለዎ ሓቂዬ !!!!!!!!!!!
hasewuti eyom nhna trah ncd
Weyane sebuet entekoynom yifetnwa niska ekua kindeyenay kedem zeteguhafka eka......
ባባ ረድኢ
እሥኻ ትግራዋይ ከይኮንካሥ ናይ ሻዕቭያ ከልቪ ኢኻ
ክገርመካ ለብዘበን እቶም ንገንዘብኩም ትሰርሑን ከምበዓል ንስኻ እቶም ንፍትሒ ተቃለሱን ከምጸሐይ ቀትሪ በሪሁ
Kulu Eritrawi barya eyu kemey bzey nkehat abey kunetat kemzrkeb keman ayfelten -shegru ayfetehen
ታቱ ድኻ ንስኻ ንባዕልኻ
ክገርመካ ለብዘበን እቶም ንገንዘብኩም ትሰርሑን ከምበዓል ንስኻ እቶም ንፍትሒ ተቃለሱን ከምጸሐይ ቀትሪ በሪሁ
ክገርመካ ለብዘበን እቶም ንገንዘብኩም ትሰርሑን ከምበዓል ንስኻ እቶም ንፍትሒ ተቃለሱን ከምጸሐይ ቀትሪ በሪሁ
ክገርመካ ለብዘበን እቶም ንገንዘብኩም ትሰርሑን ከምበዓል ንስኻ እቶም ንፍትሒ ተቃለሱን ከምጸሐይ ቀትሪ በሪሁ
ክገርመካ ለብዘበን እቶም ንገንዘብኩም ትሰርሑን ከምበዓል ንስኻ እቶም ንፍትሒ ተቃለሱን ከምጸሐይ ቀትሪ በሪሁ