"ንከየንቲ ተጋሩ ብሂይወት ዳሃለው ንሓብሕቦም"ብዲያቆን ይብራህ ካሳ /Ybrah Kassa/Tigray Orthodox Tewahdo

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 26 янв 2025

Комментарии • 125

  • @ንኩሉግዜአለዎ-ዘ4ወ
    @ንኩሉግዜአለዎ-ዘ4ወ 2 года назад +3

    እግዚብሔር ንደርፊ ፀጋ አይህበብን ዋይ ህውከት ሕልፋት ተጋሩ 😎

  • @ድግልማርያምኣደይ
    @ድግልማርያምኣደይ 2 года назад +3

    ብሓቂ ምስትዋዓል ይሃብካ ይሃበና ኣበየናይ መፃሓፍ እዩ ደርፊ ፅድቂ ዝኮነ ንባዓልትኩም ተታሊልኩ ሰብ ኣይትታልሉ ክዱ ሙዝቃ ገድፍኩም ናብ መዝሙር ኑዑ ኢልካ ትምልሰስ ብሓቂምስትዋዓልይሃብካይሃበናኣበየናይመፃሓፍእዩደርፊፅድቂዝኮነንባዓልትኩምተታሊልኩሰብኣይትታልሉክዱሙዝቃገድፍኩምናብመዝሙርኑዑኢልካትምልሰስስን መዝቃ ፀጋ እዩ ኢልካ ትስብክ ብሓቂ ልቦና ይሃብካ😢😢😢

  • @ኣዲኣዲ
    @ኣዲኣዲ 2 года назад +1

    ቃል ህይወት የሰማዓልና ጥበብ ይብራህ💘💘🙏🙏🙏

  • @zufi1730
    @zufi1730 2 года назад +6

    ብንጎህኡ ከመዚ ዝበለ ትምህርቲ ተመስገን ፍጣሪ ኩሉ ኣለም ። ክብረት ያሃብልና

  • @ንኩሉግዜአለዎ-ዘ4ወ
    @ንኩሉግዜአለዎ-ዘ4ወ 2 года назад +2

    አሜን ትብለኩም ትገዱ

  • @birehanraya5501
    @birehanraya5501 2 года назад +1

    ብሓቅ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ከማኹም ዝበሉ ሕቡናት ጀጋኑ ተጋሩ ሕድር ኣያታቶም ዘየዕብሩ የብዘሐልና እግዚአብሔር ኣምላኽ

  • @mihretkassa3061
    @mihretkassa3061 2 года назад +1

    Kale Hiwet yesmealna

  • @letebirhanatsbeha5774
    @letebirhanatsbeha5774 2 года назад +3

    ቃለ ህይወት የስማዓልና ጥበብ ይብራህ። ናይ አገልግሎት ዘመኖም ይባረኽ። ብሓቂ ስነጥበባውያን ትግራይ ከነመስግኖምን ክንሕግዞምን ይግባእ።

  • @thankgodforeverything6361
    @thankgodforeverything6361 2 года назад +5

    ቃለ ህወት ያስመዐልና ክቡር መምህርን ብጣዕም ደስ ዝብል ሓሳብ እየ ቀፅልሉ💝

  • @negishtube3519
    @negishtube3519 2 года назад

    አሜን አሜን አሜን

  • @abrahamtewelde1712
    @abrahamtewelde1712 2 года назад +1

    Tebarek memher kubur hawna

  • @ቃንዛኣለኒቃንዛወገነይ

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐና ክቡር መምህርና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና እግዛኣብሄር🙏🙏🙏

  • @betigalhageretigray5487
    @betigalhageretigray5487 2 года назад +7

    ሰላም አምላክ የብዘሐልኩም ኩቡር ሓዉና ዲያቆን ይብራህ
    ሕቶ ኣለኒ ነዚ ደርፎም ዲና ክነታባብዐሎምስ ንባዕሎም ሕዉስዉስ ኢልኒ ደርፊ ሓጥያት እዩ ተባሃልና ተማሂርና ኢና እስኪ መልሲ ክሰምዕ
    ካልኣይ ደርፊ ስእይ ጥበብ እዩ ዝብል አብ መፅሓፍ ቅድስ ኣለዶ ኣየተረደአኒ ክተረዱኡና ያሓትት ከመይ እዩ እንኤ እቱ ነገር ስለ ዘይተረደአኒ እዩ

    • @ፍቅሪ-ሰ6ወ
      @ፍቅሪ-ሰ6ወ 2 года назад +1

      ኣነውን ገሪምኒ🤔

    • @frezghiokube3241
      @frezghiokube3241 2 года назад +1

      ኦይ ዲያቆን ሓውና እዚኣስ ሕሰበላ ደኣ ሕጂ ስለኣብ ጸገም ወዲቆም ዘለዉ ህዝብና እዞም ደሪፍቲ ድማ ንህዝቢ ንምልዕዓል ሰለዝደረፉስ ጋይላ ስለዝተኸሉስ ነተባብዓዮም ዲዩ ዝኸውን ዘሎ ኣባህላኻ?ምክንያቱ ንሕና ጋይላ ወይም ደርፊ ሓጢኣት ሙኻኑ ኢና ተማሂርና።
      ወይስ እዚ ንስኻ እትብሎ ዝለኻ ጋይላን ደርፍን ካብቲ ቅዱስ ጳውሎስ ዘብሎ ጋይላን ደርፍን ፍለይ ዝበለ ኢዩ? እዚ ክተብርሃልና ብትሕትና ንሓትት ኣለና ብክርስቶስ የሕዋትካ፡።ተጋጪዩና ኣሎ ምስ ትምህርቲ ቤተክርስትያንና።

  • @hiwetykunoamlak4173
    @hiwetykunoamlak4173 2 года назад +8

    ብስመ ስላሴ በክርስቶስ ፍፁም ሰላም እግዚአብሔር ምስ ኩላትና ይኩን ስድራ እግዚአብሔር ናይ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ናይ ሓደራ ደቃ ከመይ ቀኒኩም ...ብምቕፃል ሕቶ ኣለና ክቡር ሓወና ድያቆን ይብራህ ንሕና ቤተክርስትያን ስለ መፅሓፍ ቅዱስ ክተምህር ኢና ንፈልጥ ንስካ እውን ናይ ቤተክርስትያን ኣገልጋሊ ኢካ ኢና ንብል ዘለና ሰለዚ ኣበይ መፅሓፍ ቅዱስ እዩ ንከየንቲ ኣበረታትዑ ዝብል ?
    ካልኣይ ብመሰረት መፅሓፍ ቅዱስ ደርፊ ፍቁድ ድዩ ?
    ስለምንታይ ከ እዙይ ትድግፍዎ ኣለኩም ?
    ሕጂ ስቅ ኢልና ኣይነሓልፍን ክንቃወመካ ኢና ክንሓተካ ለ ኢና
    ካብ ደርፍታት ናብ ክቡር ስም እግዚአብሔር ምምስጋን ውፁ ኢልካ ክንዲ መንገዲ ምፅራግ
    ኩሉ ግዜ ኣብ እግሪ ቤተክርስትያናት ዓመት መፀ ክንዲ ወንጌል ምስባክ ኣብ ሳዕሰዒት ዝሓድር ዘሎ መንእሰይ ወንጌል ሰቢክካ ክንዲ ምምላስ ክንዲ መዝሙር እስከ ዘምሩልና ኢልካ ናብ መንፈሳዊ መንገዲ ምምራሕ ካብ እግዚአብሔር እዮም ጥበብ ተዓዲሎም ኢልካ ምድጋፍ አረ ዓገብ እዩ ኣቱም ሰባት ካባካትኩም ብዙሕ ናተፀበናሲ እዙይ ክትብሉና መሓሩና ባ ንፁህ ወንጌል እንዶ መሃሩናን ። ዘሓለፈ ሰሙን ብቤተክርስትያን ዝተመርዓው ኣሕዋትና ሼር ገይርክነኦም ኢልኩም ትወቅሱና ቀኒኩም እሞ መንፈሳዊ ሂወትና ዘዕቢ እባ ኣምህሩና እንታይ ዓይነት ትምህርቲ እዩ እዙይ በይዛኩም ሕደጉና እባ ዋይ ጉድ ረኪብና ።

    • @illi8753
      @illi8753 2 года назад

      በሓቂ ክብርቲ ሓፍተይ አረ ክብር መምህርና ወንገል ይስብክልና ታሪክ ቤት ክርስትያን ይማሃርና

  • @ሊሊጓልተዋህዶ-አ4ሐ
    @ሊሊጓልተዋህዶ-አ4ሐ 2 года назад +1

    ትግራይ ብካልእ እበይ ብደርፊ ኣንደግፈይ ምክንያቱ ብሃይምነትና ፍቅድ ሰለ ዘይከነ

  • @fhfh1940
    @fhfh1940 2 года назад +2

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ብዕድመን ብጥዕናን ብፀጋን ይሓልወልና እግዚኣብሔር ኣምላክ 🙏🙏🙏🥰🥰

  • @ጋልትግሪይ
    @ጋልትግሪይ 2 года назад +2

    ቃል። ህወት የሰመልዐና🙏🙏🙏

  • @سميرهعويد
    @سميرهعويد 2 года назад +2

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና 🕊🕊🕊🕊🕊🕊💖💖💖🕊🕊🕊💖💖💖🕊🕊🕊

  • @tttt5980
    @tttt5980 2 года назад +2

    ሕቶና ዘይትምልሱ..ፍቕሪ ድዩ ክቕድም ዝግበኦ ሕጊ ኢልናኩም ኣብኹም..እንተ ተኸተልትኩም እስይይይ ደሥስስ ይበልኩም...ናብ ጸድፊ ከውርድኩም እዮም እዞም ሰብ

  • @anatigrawiteya2821
    @anatigrawiteya2821 2 года назад +2

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና

  • @lemlemyoutube
    @lemlemyoutube 2 года назад +6

    እግዚአብሔር ይመስገን አለና ብምሕረት አምላክ ቤተ ሰብ ኩነ ነዚ መደብ እትካታተሉ አሕዋተይ

  • @abrahakonjo9830
    @abrahakonjo9830 2 года назад +3

    ሰላምኩሙ ይብዛሕ መመህር
    ኣነሰ ዳዊተይ ምማቱ ዘይኮነ ዘሕዝነኒ ዘሎ ዘጉህየኒ ዘሎ ኩሉ ትግርዋይ ኣግሊልወ ነጺልወ ብምንባሩ እዩ😭😭😭 ካብኡ ብድክትምና ብጸገም ኣብዩ ዝኩሉ ሸግር ኣሕሊፉ🖤🖤ኣብ ገነት የንብረልና

  • @ወይኒጓልጽዮንማርያም
    @ወይኒጓልጽዮንማርያም 2 года назад +2

    _እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምኩም_ _ይብዛሕ ክቡር መምህርና🕊♥🕊_

  • @lemlemyoutube
    @lemlemyoutube 2 года назад +11

    ዘጸአት 15 (Exodus)
    19፤ ኣፍራስ ፈርኦን ምስ ሰረገላታቱን ፈረሰኛታቱን ናብ ባሕሪ ኣተወ፡ እግዚኣብሄር ድማ ነቲ ማያት ባሕሪ ናብ ልዕሊኦም መለሶ፡ ደቂ እስራኤል ግና ብማእከል ባሕሪ ብንቑጽ ሐለፉ።
    20፤ ነብዪት ሚርያም ሓብቲ ኣሮን ከኣ ከበሮ ብኢዳ ወሰደት፡ ኵለን ኣንስቲ ድማ ብከበሮን ብሳዕስዒትን ደድሕሪኣ ወጻ።
    21፤ ሚርያም ከኣ መለሰትሎም፤ ንሱ ኣዝዩ ክብ ዝበለ እዩ፡ ንፈረስን ንፈረሰኛን ናብ ባሕሪ ደርብዩ እዩ እሞ፡ ንእግዚኣብሄር ዘምሩሉ።

  • @ተመስገንኣምላኬ-ዸ9ሰ
    @ተመስገንኣምላኬ-ዸ9ሰ 2 года назад +1

    ብሓቂ ክቡር መምህር ንሓብሕቦም ንካናከኖም የሕዋተይ
    ቃለ ህይወት የስመዓልና ጸጉኡ በረከቱ የብዝሓልኩም ፈጣሪ እግዝኣቢሔር ኣምላክ ምሕረትን ሰላምን የውርደልና🥰🥰🥰

  • @dammamksa1302
    @dammamksa1302 2 года назад

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️🤲🤲

  • @አምላክይሰብገበረኒ
    @አምላክይሰብገበረኒ 2 года назад

    አሜንአሜንአሜን😘😘😘🤲🤲🤲

  • @here5ydgr469
    @here5ydgr469 2 года назад +1

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️⛪️💊

  • @GerieG-s1z
    @GerieG-s1z 2 месяца назад +1

    Naybehaki deacon diyu ziwedi? I am really confused

  • @dassshdfg698
    @dassshdfg698 2 года назад +1

    🥰🥰🥰🙏

  • @saranegash12
    @saranegash12 2 года назад +2

    No no no
    ምስ ይቕሬታ ደርፊ ምብርታዕ ኣየድልን ጥበብ ይብራህ ሰብ ተስሕት ኣለኻ ብተደጋጋሚ ካብ ቤተኽርስትያን ውፅእ ዝበሉ ትምህርትታት ተምህር ኣለኻ፡ እዚ ከዓ ንግዚኡ ደገፍቲ ክህሉዉኻ እዮም ግን ምስ ኣምላኽ ምፅላእ ካብ ኩሉ ዝዓበየ ኪሳራ እዩ፡ ምግጋይ ምድካም ፀገም ኣይብሉን ምናልባት ደርፊ ትፈቱ ትኾን ግን ደርፊ ምብርታዕ ከም ወካሊ ኦርቶዶክስ ኣይግባእን። ብገንኡ ተኣረም በይዛኻ ምስ ይቕሬታ

  • @ወይኒጓልጽዮንማርያም
    @ወይኒጓልጽዮንማርያም 2 года назад +1

    እሺኒ እግዚአብሔር አምላክ ህዝብናን ዓድናን ይባርክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡራት ኣቦታትና🕊♥🕊

  • @tube-de8eq
    @tube-de8eq 2 года назад +1

    መጀመርያ ቃለ ሂወት የስመዐልና ዘብል ዘረባ ኣይተዛረብን እቶም ቃለ ሂወት የስመዐልና እትብሉ አስተውዕሉ ንምንታይ ቃለ ሂወት የስመዐልና ከምዝበሃል ፈሊኹም ፍለጡ
    እቶም ነቲ ኽፉእ ሰናይ ንሰናይ ከዓ ኽፉእ ዝብሉ ንፀልማት ብርሃን ንብርሃን ድማ ፀልማት ዝገብርዎ ንመሪር ጥዑም ንጥዑምውን መሪር ዝገብርዎ ወይለኦም! "ኢሳይያስ 5:20"
    ዲያቆን ይብራህ እግዚአብሔር ንሓደ ደራፊ ፀጋ ሂቡ ኣይፈልጥን ምክንያቱም ደርፊ ስለዝጸልእ
    ጥበብ ልእግዚአብሔር ምፍራሕ እበር
    ደርፊ ምድራፍ ኣይኮነን። ደራፊ መንግስተ ሰማይ ኣየአትውን ዝብል እሙን ቃል ከመይ ገይርካ ትርስዖ
    ኣብ ክንዲ ካብ ደርፊ ወፂኦም ናብ መዝሙር ናብ እግዚአብሔር ምምስጋን ክመፁ ተተባብዕ / ንዓኣቶም እውን ኣብ ዘለውዎ ሓጥያት ክነብሩ / ልቱ ወለዶ እውን ደርፊ ችግር የብሉን ፀጋ እዩ ሓጥያት የብሉን ትብል ካምዘለኻ ይረደኣካ አሎ ዶ ?
    ትግራይ ልዕልነኣ ዘረአ ብደርፊ ዘይኮነ
    ልዕልነኣ እግዚአብሔር ምስ እትፈርሕ እዩ።
    መምህር ተትእረም የሐይሽ
    ደረፍቲ ናብ ንሰሐ መንገዲ ክኸዱ እበር አብ ዘለውዎ ሓጥያት ክነብሩ ኣይትፍረዶም / እዙ ወለዶ እንታይ ገይሩካ ብመርየት ዘይጠዓሞስ ንምንታይ ንሲኦል ትፈርዶ
    እግዚአብሔር ንደርፊ ስለዝፅየፎ ንደረፍቲ ከደርፊ ፀጋ ሂቡ ኣይፈልጥን። በጃኹም ተኣረሙ
    እምበኣር እቲ ብዕብዳን ብፍትወት ስጋ ብስኽራን ብጐይላ ዓቐን ብዘይብሉ መስተ ኣፀያፊ ብዝኾነ ኣምልኾ ጣዖት ክትነብሩ እንተለኹም ከምቲ ኣህዛብ ዝደልይዎ እናገበርኩም፥ ዘሕለፍኩምዎ ዘመን ይኣክል። "1ይሄ ጴጥሮስ 4:3"
    ስለ እትይ ዝሓለፈ እወ ክነመስግኖም ኢና ሓቂ።
    ሰብ ስለዝኾኑ ኢና ክንፈትዎምን ክነመስግኖምን እበር ስለዝደረፉ ኣይኮነን።
    ካብ ሐዚ ግን ዘመርቲ እበር ደረፍቲ ክኾኑ ኣይንምነን ስለምንታይ ተይልኩም መፅሓፍ ዝሓለፈ ዘመን ይኣክል ይብለና አሎ።
    ዓድና ዘመርቲ አበር ደረፍቲ መዓዝ ሲኢና
    ዝምህለል እበር ዝስዕስዕ መዓዝ ሲኢና
    ዝፅሊ እበር ዝደርፍ መዓዝ ሲኢና
    ክንዲ አብ ፀሎትን ምህልላን ነድህብ ማለትስ ልደረፍቲ እግዚአብሔር ፀጋ ሂብዎም ይብሃል ዋይ እንኤኻ ዘረባ
    ሰብአ ነነዌ ካብትይ ብዙሕ ሓጥያቶም ልጥፍኣት ዝዳረጎም እኮ / ጓይላ ሳዕስዒት ደርፊ እዩ። ከመይ ገይርኩም ትዝንግዕዎ ልምንታይ ልጥፍኣት ተፈርዱና 😥
    አቱም መምህራን ሓቀኛታት መምህራን እንዶ ኩኑልና በጃኹም ንሓቂ ሙማት እዶ ኣምህሩና

    • @ራያራዩማ-ሸ3በ
      @ራያራዩማ-ሸ3በ 2 года назад +2

      ኣምላክ ያኽብረልና መዓረይ ዓገብ ንበሎ ድዚ ሰብ እዚ

  • @ራያራዩማ-ሸ3በ
    @ራያራዩማ-ሸ3በ 2 года назад +1

    ዋእ ኤረ በፈጣሪ ስም ደርፊ ጥበብ ኣይኾነይ ሰይጣናዊ ጥበብ እዩ እምበይ ካ በይ ዝመፀ ሕጊ ይኡ ደርፊ ደግፉ ኣተባብዑ ዝብሃል ዋእ ኤረ ሃይማኖትና ኣይታማራሳሑልና ቃል ኣምላኽ ድረፍ ዝለል ኣይብልይ ትግራይ ኣብ ጭንቂ ስለድንሆ ህዝብና እግዚኦ ንበል ንስሃ እተው ሓጢያትኹም ትናዘዙ ይብሃል ኣምላክ ክትዓረቐና እምበይ ድደርፊስ ምትብባዕ ዓገብ ዓገብ ዓገብ ዓገብ ዓገብ 😥😥😥😥😥😥

  • @ልፅቡቅኺእዩትግራይዓደይ

    ኣብዚ ቃል ሂወት የስመዐልና ትብለኽንባ እንታይ ኢኽን ኮይንክን ክንዲ ናብ እግዚአብሔር ተመለሱ ዝብልስ ህውከት

  • @ነብያትጓልተዋህዶትግራይ

    እግዚአብሔር ይመሰገን ክቡር ድያቆን መምህርና ሰላምኩም ይብዘሐልና ❤️እንዃዕ ዳሓን መፃኩም

  • @romanroman1114
    @romanroman1114 2 года назад

    እካዕ ዳሓን መፃኻ

  • @ስለማዊትአለም
    @ስለማዊትአለም 2 года назад +1

    ብሓቂ ኩቡር አቦና ክየንትና ክነክብሮም አለና

  • @sueet1vip169
    @sueet1vip169 2 года назад +1

    ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏

  • @embaynesh8553
    @embaynesh8553 2 года назад +1

    💊💊💊💊💊💊💊❤️❤️❤️❤️🤲🤲🤲🙏

  • @ጋልትግሪይ
    @ጋልትግሪይ 2 года назад

    💒💒💒💊💊💊✝️✝️✝️

  • @medekalyahoigadeia651
    @medekalyahoigadeia651 2 года назад +1

    ከመይ ዝበለ ትምህርቲ እዩ ዘሎ ንደርፊ ዲና ነባራትዕ ወይስ ንመዝሙርን ቃል ኣምላክን ? መልሲ ? 🤔😥

  • @ድንግለይዋሕሰይእያ
    @ድንግለይዋሕሰይእያ 2 года назад +12

    ሕቶ አለኒ ክቡር መምህርና ምሰ ሰናይ ይቅርታ
    1//ደርፊ ጓይላ መፅሓፍ ቅድሰ አይፈቅድን ተፃወትቲ ጓይላ መንግሰተ ሰማያት ከም ዘይአትዉ ይነግረና
    ገላትያ 5
    ¹⁶ ኣነስ፡ ብመንፈስ ተመላለሱ እሞ ትምኒት ስጋ ኣይክትፍጽሙን ኢኹም፡ እብለኩም አሎኹ።
    ¹⁷ ስጋ ነቲ ምስ መንፈስ ዚጻረር ይምነ፡ መንፈስውን ነቲ ምስ ስጋ ዚጻረር እዩ ዝምነ። ነቲ እትደልይዎ ምእንቲ ኸይትገብሩ፡ እዚኣቶም መጻርርቲ እዮም።
    ¹⁸ ብመንፈስ እንተ ተመራሕኩም ግና፡ ትሕቲ ሕጊ ኣይኰንኩምን።
    ¹⁹ እቲ ግብሪ ስጋ ግሁድ እዩ፡ ንሱ ኸኣ ምንዝር፡ ርኽሰት፡ ዕብዳን፡
    ²⁰ ኣምልኾ ጣኦት፡ ጥንቈላ፡ ጽልኢ፡ ባእሲ፡ ቅንኢ፡ ቍጥዓ፡ ሻራ፡ ምፍልላይ፡ ዝርግርግ፡
    ²¹ ቅንኣት፡ ቅትለት፡ ስኽራን፡👉 ጓይላ👈፡ ከምዚ ዘመሰለ ኻልእውን እዩ። እቶም ከምዚ ዘመሰለ ዚገብሩ ንመንግስቲ ኣምላኽ ከም ዘይወርስዋ፡ ከምቲ ቐደም ዝበልክዎ ኣቐዲመ እብለኩም አሎኹ።እዚ ቅዱስ ቃል ከመይ እዩ ❓
    2//አቦታትና ተጋሩ ደርፊ ሓጥያት ምዃኑ ክንዝምር እምበር ክንደርፉ ወይ ፋትወት ሰጋ ክስዕረና ከም ዘየብሉ ይምህሩና አብዛ ቻነልና እዚአ ግን ንደርፊ ደገፉ አሎ ከመይ እዩ ❓
    3//ብዛዕባ ደርፊ ጓይላን ብፅሑፉ ቅዱስ መሰረት አረድኡና ምኽንያቱ ቡዙሕ ሰብ ደርፊ ገዲፋ ተነሲሑ ናብ መዝሙርን መንፈሳዊ ነገርን ምሰ ተመልሰ ከምዚ ዓይነት ግጉይ ት/ቲ ክሰምዕ ከሎ እሞ ደርፊ ምሰማዕ ሓጥያት አይኾነን ኢሉ ናብቲ ዝነበሮ ፉትወት ሰጋ ክምለሰ ይኽእል እዩ ❓ ❓
    ደፊረ ከይኸዉን ብስም እመ አምላክ ይቅርታ

    • @God-db9vp
      @God-db9vp 2 года назад

      ጽቡቅ ሕቶ ክምለስ ዘለዎ ኢዩ።

    • @fhfh1940
      @fhfh1940 2 года назад +1

      ናይ ብሓቂ ክብረተይ ኡዙይ ናይ ኩላትና ሕቶ እዩ።💖

    • @ራያራዩማ-ሸ3በ
      @ራያራዩማ-ሸ3በ 2 года назад +1

      ሓቅኺ የኺ መዓረይ ይመልስዋ እዛ ሕቶ ናይ ኹሉ ጥያቄ ይኡ

  • @genet6293
    @genet6293 2 года назад +3

    ሰላምኩም ይብዛሕ ክቡር መምህርና
    ንከየንቲ ንክብሮም ድኣ እንበር ንታባብዑም ይብልንን ምክንያቱ ደርፊ ጋይላ ሓጥያት እዩ

  • @TV-vh2im
    @TV-vh2im 2 года назад +11

    *_አነ ግን ሕቶ ኣለኒ ኣሕዋተይ ብትሕትና ትምሉስለይ ተሰፍ ይገበር_*
    *_1// ደረፍቲ ዝታባብዑ ድሪፊ ሓጥያት የኮነይ ደዩ?_*
    *_2//ናይ ደሪፊ ፀጋ ከ እግዚአብሔር ደዩ ዝህቦም_*
    *_እንድሕር እግዚአብሔር ኮይኑ ዝህቦም ጸጋ ከ ንምንታይ ዩ ጎይላ ዩሓጥያት ዩ ናበሉ ዝምኅሩ_*
    *_ባህላዊ ደሪፊ ዘመናዊ ደሪፊ ከ ኣፍላላይ ኣለዎደዩ_*
    እዝአን ክትምሉስለይ ብትሕትና ይጥይቅ

    • @lemlemyoutube
      @lemlemyoutube 2 года назад +3

      ብሓቂ ካልአይተይ ቃድምክኒ አነ ምስቲ አቦታትና ዘምሃርና ትምህርት ይዋቀዐኒ እዩ ዘሎ አብ ክንዲ ለእግዚአብሔር ዘመስግኑ ዘመርቲ ክነታባብዕ ንዓለማውያን ደርፍቲ ምትብባዕ
      እዛ ሕቶ መልስና ክብር ሓውና ወይም አብዙይ እትካታተሉ አሕዋትና

    • @ተመስገንፈጣሪንበል
      @ተመስገንፈጣሪንበል 2 года назад +1

      ናተይ ሕቶ ኡዉን ኢዝአ እያ ሓላላይ🤔

    • @weynigaltewahdo2854
      @weynigaltewahdo2854 2 года назад +2

      አነ እዉን ሕቶይ እዩ ዝያዳይ🤔

    • @TibebYbrah
      @TibebYbrah  2 года назад +12

      መሰረታዊ ሕቶ 'ዩ ከምተጋሩ ብርግአት ከነስተውዕሎ ዝግበአና መልሲ ዘድልዮ ስለ ዝኾነ ካልኦት ሕቶታት ኣብዙይ ዘድሀቡ ውስኽስኽ ኣብሉሉ 'ሞ ከም ፍቓድ ኣምላኽ ብሰፊሑ ክንመሃሃረሉ::ብስርዓት ምሕታት ዘስክፍ ነገር የብሉን ለይትን ቀትርን እንደኽመሉ ዘለና እቲ ሓቂ ንምግላፅ ዘይፈለጥናዮ ንኽንፈልጥ 'ዩ::

    • @selam801
      @selam801 2 года назад +3

      ናተይ እውን ሕቶይ እዩ ማሬ

  • @tdf2854
    @tdf2854 2 года назад

    ❤❤❤

  • @دستااحمد
    @دستااحمد 2 года назад +2

    ደረስት ዶ ደረፍቲ አይተረደኦንን አነስ ምድሓፊ ነበራታትዖም ማለት ድዩ 🤷‍♂️

  • @ኣሱጋልትግራይ
    @ኣሱጋልትግራይ 2 года назад +1

    💊❤️🙏

  • @ስብሃትለእግዚአብሔርይኹን

    ኣቱም ኣሕዋት ዓገብ ዓገብ ዓገብ ሃይማኖትን ደርፍን ሕውስውስ ታይ እዩ መጨረሹኡ ደርፊ ዝድግፍ ዲያቆን ልመጀመርታ ግዜ ርእለኹ 💔💔💔💔

    • @selam801
      @selam801 2 года назад +2

      ገሪሙኒ አሎ ንባዕለይ ተምታታብኝ

  • @ፍረማርያምጓልተዋህዶ-ከ8ነ

    መጀመርያ ንኹላትና ናብ ንስሐ ሞት የብቀዓና😥 ብምቕፃል ከየንቲ ተጋሩ ክቃወም ደልየ ዘይኮንኩስ ሕቶ ስለዝኾነን እየ
    1) ደርፊ ሓጥያትዶ ኣይኮነን?
    2) ኪነ ጥበብከ ካብ እግዚአብሄር ዝተውሃበ ድዩ?
    3) ኪነ ጥበብከ ብቤተክርስትያን ዝተደገፈ ድዩ?
    ነዚኤን ክምለሳለይ ብትሕትና ይሓትት

  • @አምላኪምስናእዩ
    @አምላኪምስናእዩ 2 года назад +2

    ክቡር መምህር አነ ብጣም እዩ ዝፎተውኩም ግን ንምንታይ ሃይማኖትን መዚቃ ተሐዋውስዊ መዝቃ እኮ ሐጥየት እዩ ይቅረታ

  • @letshgeremariam9258
    @letshgeremariam9258 2 года назад +1

    🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰

  • @ለምለምማሓዛደስታ
    @ለምለምማሓዛደስታ 2 года назад +1

    መ/ር ንምንተይ ግን 😢🤔

  • @ቃንዛአለኒቃንዛደቅነይMDT

    ❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛💊💊💊💊

  • @teweldemahari4518
    @teweldemahari4518 2 года назад +4

    ክቡር ሓውና መምህር ዲያቆን ይብራህ እዝስ ንጓይላ ምብርታዕ ዶ ኣይከውንን?ነዓይ ከምኡ ኮይኑ ዝስምዓኒ ብርግጽ ሓድነትናን ታሪኽናን ባህልናን ዝጽሕፉን ዝደርሱን ክንሕብሕቦሙን ክሕግዞሙን ይግበአና እዩ ይኹን ደኣ እምበር ጓይላ ግን ካብ ትግራይና ክጥፍእ ደኣ እምበር ክንዕቅቦ ሓጢኣት እዩ ከም ተጋሩ ድማ ብኻልእ ከም በዓል ኣቦና መምህር ገብረ ኺዳን ዘኣምሰሉ ክነኽብሪሙን ብዝግብኣና ክንድግፎሙን ግዴታና እዩ ።

  • @Dngl.maryam.wahsey
    @Dngl.maryam.wahsey 2 года назад +1

    ግና ኣነ ሕቶ ኣለኒ ብደርፊ ካብ ነተባብዖም ስለ ምንታይ መዘምራን ንክኮኑ ዘንምዕዶምን ዘይንጽዕርን
    ደርፊ ሓጥያት እዩ ትብሉና ደረፍቲ ክነበራትዕ ከም ዘለና እውን ትናገሩ ትግራይ ብደርፊ ጥራሕ ድያ ክትልወጥ ትክእል ከመይ እዩ ዋላ ክርድኣኒ ኣይክኣለን

  • @adenadal2534
    @adenadal2534 2 года назад +1

    ባሐቂ ትኸክል እዩ ክቡር መምህር

  • @hht6263
    @hht6263 2 года назад

    💓💓💓💓🙏🙏🙏🙏🙏💒💒💒💒

  • @ጓልሃገረትግራይሓፍቲያለመ

    ኩቡር ድያቆን ሓውና ደረፍትና ናብ ምዝማር ክመፁ ክነታባብዖም ተኮይኑ ንቅበሎ ኢና ናብ ሙዚቃ ጓይላ ግና እንድዒ መሊስኩም ኣረድኡና

    • @selam801
      @selam801 2 года назад +3

      ሆሆሆ አሜን ደአ በሉ ሰቅ ኢልኹም ደሓን ዋ መሳኪን

    • @ጓልሃገረትግራይሓፍቲያለመ
      @ጓልሃገረትግራይሓፍቲያለመ 2 года назад +1

      @@selam801ይርዳእኪ ዛሓፍተይ

    • @ነፃነት-ኸ7ቀ
      @ነፃነት-ኸ7ቀ 2 года назад +2

      @@selam801 ናምን ድዩ ድይቆን ህዝብና ሕዝወ ገደል የአተሎ

    • @selam801
      @selam801 2 года назад +3

      @@ነፃነት-ኸ7ቀ ገሪሙኒ እዩ ዘሎ ውዴ እንድዒ ኹላ አሜን እናበለት ትሰዕቦ አላ

  • @ህያብህያብ-ቘ2ጠ
    @ህያብህያብ-ቘ2ጠ 2 года назад

    እሞ ሕጂ ደረፍቲ ዲና ክነባረታትዕ አነ አይተረደአንን?

  • @አለኒዘይተጋህደሕልሚ
    @አለኒዘይተጋህደሕልሚ 2 года назад +1

    አነ ዝገርመንስ ሓደ ነገር አሎ😏 ክፅሕፍ ኢለ ነይረ ግን ክገድፎ እጭ😏😏

  • @ጋልትግሪይ
    @ጋልትግሪይ 2 года назад

    ✝️✝️✝️💊💊💊💒💒💒🙏🙏🙏

  • @ShEGEENTERTEMENT12
    @ShEGEENTERTEMENT12 2 года назад +1

    አታ ሕፈር ዶ ስብከትን reaction ፈላሊካ ስበክ ፅሉል

  • @ሜሪጓልተዋህዶYouTube
    @ሜሪጓልተዋህዶYouTube 2 года назад

    ድያቆነይ ይቅረታ ዳኣ እምበር ድራፊ ጥበብ ኣይኮንን ማለት ድሪፊ ጥበበ እንተኮይኑ መዝሙር ዳኣ ታይ ይኮን ኣሎ ?

  • @ነብያትጓልተዋህዶትግራይ

    ክቡር መምህረይ ሕቶ አለኒ አነብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ዘክብረኩም ከም ድፍረት አይትዉሰድዎ ሕጂ ንዞም ደረፍቲ (ከየንቲ) ነበራታታዓዮም ትብሉ አለኩም እሺ ፅቡቅ ግን እቲ ምዚቃታት አፍላላይ አለዎ ድዪ? ማለተይ እዞም ተጋደልቲ ጀጋኑና ከም ኤልሳ ከም ብራሃነ ጋኖ ንገርኒ ዶ ሓለፋይ ከም ጠርጣራዉ ከም ብራሃነ ክነዛርቦም ኢና ኮታሰ በቃ ኩሉ ተጋደልትና ዝድረፍዎ እቲ ሰቅ ኢሉ ዝደረፍ ፈትየኪ አፍቅረኪ ዝብልሰ አፈላላይ አለዎ ድዩ ዋላ ኩሉ ሓደ እዪ አብዚአ ክተረዱኡና አነ ሓቂ ዘረባ ንንሰሀ ማት አብቀዐኒ እናበልኩ እየ ዝሰምዕ ግን እቲ ዝሰሞዖ መዝቃ እቶም ተጋደልትና ዝደርፍዎ እየ ዝሰምዕ ሕጂ ናይዞኦም ምሰማዕ ሓጥያት ድዪ

    • @thankgodforeverything6361
      @thankgodforeverything6361 2 года назад +1

      ኣነ እውን ከማኽ እየ ምቅርተይ ናተይ ሕቶ እዩ

    • @ራያራዩማ-ሸ3በ
      @ራያራዩማ-ሸ3በ 2 года назад +1

      ኣባቶች ኩሉ ሓጥያት እዩ ኢሎም እዮም ደርፊ ሓጥያት እዩ በቃ ። ተሓዝንኻ ፀሊ ተተሓጉስኻ ዘምር

  • @shwetlove1232
    @shwetlove1232 2 года назад +1

    መምህር ይቅርታ መንፈሳዊ ደርፊ ታይ የራክቦ መፅሓፍ ቅዱስከ ደርፊ ይድግፍዶ ናበይ ገፅና ንከድ ኣለና🤔

  • @ወዲደቂቀእስጢፋኖስ
    @ወዲደቂቀእስጢፋኖስ 2 года назад

    ኣቦና ድያቆን ይብራህ በጃኹም ደርፊ ዝበሃል ካብ ትግራይና ክነጥፍኦ ኣለና አረ በጃኹም ሰባት ኣይተዳናግሩ በስመ ኣብ ብፍጹም ትጋገ ኣለኹም ደርፊ ዝበሃል ከም ዝውገዝ ንጽዓር በጃኻቱም

    • @lemlemyoutube
      @lemlemyoutube 2 года назад +1

      ብሓቂ ክጠፍእ አለዎ ደርፊ ዶ አይኮነንን ሃገራት ዘጥፍእ ዘሎ

  • @God-db9vp
    @God-db9vp 2 года назад +1

    ደረፍቲ ምትብባዕ ደኣ ደርፊ ምትብባዕ ዶ ኣይኮነን፧ ኣብ ክንድኡ ናብ መዝሙር ክመጹ ምምዓድ ዶ ኣይሓይሽን፧

    • @selam801
      @selam801 2 года назад

      ገሪሙኒ እዩ ዘሎ አነ አብ ክንዲ ቃል አምላክ ዝሰብኩ ናብ ናይ ዓለም ነገር ጠውለቅለቅ

  • @milashmilash3881
    @milashmilash3881 2 года назад +1

    ደሪፊ ሓጥያት ከም ምካኑ ኢና ተማህሪና ግን ናይ ሎሚ ደሪፊ ሓጥያት እዩ ክብሎ ኣይክእል ን ማለት ናይ ቀደም ዝነበረ ደሪፊ ናብ ዝሙት ይስሕበካ ናይ ሐዚ ግን ናብ ዝሙት ዘይኮነስ መግለፂ ሓዘን እዩ ኮይኑ ማለት ኣነስ ደሪፊ ካብ ዘይሰምዕ ቡዙሕ ገይረ ሓሊሓሊፈ እንተስምዐ ግን ግፊዒ ህዝብ ብደሪፊ ክግለፅ ከሎ ግን የብክየካ እምበር ኣይሐጉሰካን ግን ኣባሃህላይ ንደሪፊ ደጊፈ ዘይኮንኩስ ናይ ህዝቢንብረት ግን ብደሪፊ ክግለፅ ከሎ ግና አምለክ ብዝፈቀዶ ፆሎት ንገብር ዝተጨነቅ ይፀሊ ዝተሓጎስ ይዘምር ይብለና ቅዱስ ቃሉ ግዜና ይመልሰልና ከየንቲ መዘምራን ክኮኑ ሰማዒት ውን መዝሙር ክንሰምዕ ሰላም ህዝብና ይመልሰልና ሕማቅን ፅቡቁን ዘይንዛረበሉ ግዜ የምፃኣልና እግዚእብሄር አምለክ ብመንፈሳዊ ዓይኒ ግና ገላትያ ዘሎ ሃይለ ቃል ዝርዝር የቀምጠልና ፈተና ምስ ኣጋጣመካ ደሪፊ ምትብባዕ ግን ፍፁም ኣይከውንን ግዜ እንድዩ ኩሉ ዘዛርበና ዘሎ ግዜና ይቀይረልና ሰላሙ ይካዓወልና ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ ልዑል እግዚእብሄር አምለክ
    ከም ናተይ ሓሳብ እምበር ኩሉ ከም ሓሳቡ ኣለውዎ

  • @sendayowlegebrial4195
    @sendayowlegebrial4195 2 года назад +1

    ክቡር ምምህርና ካብ ሙዚቃ ናበ መዝሙር ክመጹ ጻዕሪ ንግበር ተኾነ ጽቡቕ ሓሳብ ዩ
    እንተ ብሙዚቃ ንክቕጽሉ ግን አብደን ደዊት ዝጀመሮ መዝሙር እንተትቕጽሎ ብሰላም ክነብር ነይሩ ዩ ምስ ሃገሩ ግን ብመዚቃ ንዓለም ከፍልጥ ነዛ በካዕ ሃገር በለዐ ሓለፈሉ ተባሂሉ ደዊት መከረኛ ኸርተት ናበለ ዓብዩ በለዐ ተባሂሉ በሊዐሞ ቀርዮም ለለ ብህዝቡ ዓዱ ተጸሊኡ ንሱ ግን መንደረይ ኣዶ ትግራይ በዘይ ኣዶ ዓብዩ ብፍቕሪ ኣዶ ትግራይ ብናፍቖት ዓዱ ህዝቡ ከም ሓዊ ተቓጺሉ ቀርዩ በዛዋኣይ ብልሞት ኡኡ ታይ ዋጋ አለዎ ሐዚ ውን
    ናብ መንፈሳዊ ፊልሚ ናብ ተዋስኦ ከም ዘብራአብሩኽ ዝበሉ ክሰርሑ ተኸይኑ ጨለ
    እንተ ብሙዚቃ ግን መስትውዓሉ ይዓድለና🙏

  • @yohannesabraham4919
    @yohannesabraham4919 2 года назад

    ዛንቋሽሹ = ዛመራስሑ

  • @fifiGALGERYE
    @fifiGALGERYE 2 года назад

    ❤❤❤❤

  • @ጋልትግሪይ
    @ጋልትግሪይ 2 года назад

    💒💒💒🙏🙏🙏💊💊💊✝️✝️✝️

  • @fifiGALGERYE
    @fifiGALGERYE 2 года назад

    ❤❤❤

  • @fifiGALGERYE
    @fifiGALGERYE 2 года назад +1

    ❤❤❤

  • @fifiGALGERYE
    @fifiGALGERYE 2 года назад

    ❤❤❤

  • @sfhgdssgbfds7941
    @sfhgdssgbfds7941 2 года назад

    ❤❤❤