⛔️⛔️⛔️⛔️WARNING_WARNING ⛔️⛔️⛔️⛔️

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 26 ноя 2024

Комментарии • 34

  • @robelyoseph8963
    @robelyoseph8963 10 месяцев назад +3

    ቃል አምላኽ ዘይሰብክ ውልቃዊ ትካል አታ ሉቅሉቅ መንደቅ

  • @jesussaves8022
    @jesussaves8022 11 месяцев назад +3

    Ephesians 5 ትግ - ኤፌሶን
    11: ግንሕዎም ደኣ እምበር፡ ነቲ ፍረ ዜብሉ ግብሪ ጸልማትሲ ኣይትሕበርዎ።
    12: እቲ ብኣታቶም ብሕቡእ ዚግበር ንምዝራቡ እኳ ነውሪ እዩ።
    13: ግናኸ እቲ ግሁድ ዘበለ፡ ንሱ ብርሃን እዩ እሞ፡ ኵሉ ዚግናሕ ዘበለ በቲ ብርሃን ይገሃድ እዩ።

  • @Hffhj-u8f
    @Hffhj-u8f 7 месяцев назад

    Ata temesuh neseka ke beyen mexikana hji😂😂😂😂😂

  • @jesussaves8022
    @jesussaves8022 11 месяцев назад +2

    Matthew 7 ትግ - ማቴዎስ
    15: ካብ ነብያት ሓሶት ተጠንቀቑ ውሽጦም ዚምንጥሉ ተዃሉ ኽነሶምሲ፡ ክዳን ኣባጊዕ ተኸዲኖም እዮም ዚመጽኹም። ...
    22: በታ መዓልቲ እቲኣ ብዙሓት፡ ጐይታይ፡ ጐይታይ፡ ብስምካ እተነቤናዶ ኣይኰናን፧ ኣጋንንትስ ብስምካዶ ኣየውጻእናን፧ ብስምካስ ብዙሕ ሓይሊዶ ኣይገበርናን፧ ኪብሉኒ እዮም።
    23: ሽዑ ኣነ፡ ኣቱም ገበርቲ ዓመጻ፡ ከቶ ኣይፈለጥኩኹምን፡ ካባይ ርሐቑ፡ ክብሎም እየ።

  • @ኪትካት
    @ኪትካት 11 месяцев назад

    Yes papa prophecy major dika delika

  • @jesussaves8022
    @jesussaves8022 11 месяцев назад

    1 John 2 ትግ - 1ይ ዮሃንስ
    19: ካባና ወጺኦም፡ ግናኸ ካባና ኣይነበሩን። ካባና ነይሮም እንተ ዚዀኑስ፡ ምሳና ጸኒዖም ምነበሩ ነይሮም። ግናኸ ኵላቶም ካባና ዘይምዃኖም ምእንቲ ኺገሀድ እዮም ዝወጹ።
    20: ንስኻትኩም ድማ ቅብኣት ካብቲ ቅዱስ አሎኹም፡ ንዅሉውን ትፈልጥዎ ኢኹም።

  • @AbrahamAsfaha-y6p
    @AbrahamAsfaha-y6p 9 месяцев назад +1

    ኣታ ኤንግሊሽ ዝዛረቡ ቢሄር ኣለዉና ድዮም? ንምንታይ ኣድለየ ኣስትርጋሚ coz እቲ መልእክቲ ን ናጀራውያን ኣይኩነነ።

    • @aronhidray69
      @aronhidray69 6 месяцев назад

      ኩሉ ተገላቢጦሽ ኮይኑ?

  • @jesussaves8022
    @jesussaves8022 11 месяцев назад

    Sport tedlyeka ala belo neti bishop mendef😂😂😂

  • @jesussaves8022
    @jesussaves8022 11 месяцев назад

    Romans 8 ትግ - ሮሜ
    14-15: ንስኻትኩምሲ ነቲ ብእኡ ጌርና ኣባ፡ ኣቦ፡ ኢልና እንጽውዓሉ መንፈስ ውልድነት ኢኹም እተቐበልኹም እምበር፡ መንፈስ ባርነት ከም ብሓድሽ ንፍርሃት ኣይተቐበልኩምን፡ ስለዚ እቶም ብመንፈስ ኣምላኽ ዚምርሑ ዘበሉ፡ ንሳቶም ውሉድ ኣምላኽ እዮም።

  • @danihannibal6356
    @danihannibal6356 10 месяцев назад +1

    Medenageri kempente abza midri hasawi yelen

    • @AbrahamAsfaha-y6p
      @AbrahamAsfaha-y6p 9 месяцев назад

      ኖ ብጅምላ ኣጸጊዕካ ኣይትልክም ክንደይ ኣብ እምነቶም ዝእምኑ ኣለዉ ከምዚ ወዲ ከምዚ ራኢካ ኣይፍረድ።

  • @robelyoseph8963
    @robelyoseph8963 10 месяцев назад +2

    አታ ተማናጣሊ ተኩላ ብስም የሱስ ምኽርካ ይገልበጥ

  • @Princeueber
    @Princeueber 11 месяцев назад

    Yesss man of God

  • @aronhidray69
    @aronhidray69 6 месяцев назад

    እዚ ናይ ማእከላይ ምብራቅ ክርስትና ብሽም የሱስ ክርስቶስ ካብ ኤርትራ ከባቢኣን ይጥፋእ!

  • @merhawisolomun3570
    @merhawisolomun3570 10 месяцев назад

    English translation nmntay adleye

  • @ብየሱስዝተጸለለ
    @ብየሱስዝተጸለለ 11 месяцев назад

    True Major Prophet

  • @YordaJo
    @YordaJo 7 месяцев назад

    😂😂😂😂😂😂

  • @AlmazGhezai-m3t
    @AlmazGhezai-m3t 11 месяцев назад

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👌🏻💪💫

  • @robelyoseph8963
    @robelyoseph8963 10 месяцев назад +1

    Brukat tetenkeku kabzi tekula

  • @ኪትካት
    @ኪትካት 11 месяцев назад

    ብኽብሪ ዶ ብሱፉ ፡

  • @ኪትካት
    @ኪትካት 11 месяцев назад +1

    2014 ኣትዩ ኣሎ ኢሳያስ የለን ኢልካ ኣለኻ ፡ ዘክሮ ይቅሬታ ኣይክትብልን ኢኻ ክትቅጽል ኢኻ ከምኡ ስለ ዝገበሩ ኩሎም

  • @zecliffleaf2257
    @zecliffleaf2257 11 месяцев назад +1

    ቀጣፊ

  • @zewdihabtemariam6030
    @zewdihabtemariam6030 10 месяцев назад +1

    Fake fake

  • @ብየሱስዝተጸለለ
    @ብየሱስዝተጸለለ 11 месяцев назад

    ከምዚ ኢዩ ዘድልያ ዘሎ ነዛ ቤተክርስትያን ናይ ኤርትራ

    • @jesussaves8022
      @jesussaves8022 11 месяцев назад +1

      Bshm yesus ezi nab eritrea keyeatu yefffrso aleku..tenesah amlaki taeot

    • @ብየሱስዝተጸለለ
      @ብየሱስዝተጸለለ 11 месяцев назад

      @@jesussaves8022 ሱቅ በሊ መን ስልው ዝኮንኪ ኢኪ ንስኪ ርእስኪ ፈትሺ ኣጋንንቲ ይጻወቱልኪ ኣለዉ ኣምላክ ኣብ ውሽጡ ዘለዎ ሰብ ከማኪ ደፋር ኣይኮነን

    • @GodBlessEritrea-d7c
      @GodBlessEritrea-d7c 10 месяцев назад +1

      @user-un3ph6nu4u
      Kemzi aynet ab Eritrea 🇪🇷 ayatin eu bshem eyesus yfres