Dimtsi Weyane, could you please avoid the background music or songs. One can not concentrate on what is presented due to too much distractions. I have noticed all the time when important message or reports are on it’s impossible to focus on the important stuff due to the. Music. For this particular report Please make sure you let the people of Tigray what solutions have been done. This is really a big shame?..
I think, they kept in the store, some mafia group use for their interests. I know in Tigray most of the administrative are very poor and greedy. I feel sad for people of Tigray. I would like to thank you for the reporter 🙏
ብሓቂ ይገርም
ብጣዕሚ ዘሕዝን ድርጊት ምምሕዳር ዝስኣነ ብክነት እየ ዝብሎ ብወገነይ ከምዚ ዓይነት ድርጊት ክድገም የብሉን መምሀሪ ክኾን ኣለዎ
Btaemi yehzn
ብሕጊ ክሕተቱ ኣለዎም ካብዚ ዝዓበየ ወንጀል የለን
ሸይጥካ ክንደይ ስድራ ስዉኣት ክሕግዝ
ዝግበኦ ሓደ ዓስቢ,ዩ ኔሩ ጉድ።
እዚ'ዩ ጋዜጠኝነት ማለት የቀንየልና ።
ኣነ ዝገርመኒ ብስሩ ትግራይ ዋና ኣለዋዶ ክንደይ ሚልዮናት ብር ወፂእዎ ሓመድ እናኺነ ግን ሓደ ሰብ ብሕጊ ዝተሓተት ሪአ ኣይፈልጢ
ኣታ መርገም ህዝቢ ከይበጻሓና ዶ ኣይቲብሉን እኩም
ትግራይ ዓደይ😭
ነዚ ኩሉ ተጠያቒ አባይ ወልዱ እዩ ናይ መለስ ሓደራ አለኒ እናበለ ረጊፁ ሂቕ ላበለ ዓድና አደዳ ድኽናት ዳሪጉና ዝብኢ
አባይ ዝባሃል ርጉም ህዝብና ጶሙ እንዳሐደረ
ከዚ ተስፋ አለና ደብሪፅ ክኽሕሰና እዩ
ብሕጊ ዘይትምራሕ ብሽፋቱን ሰረቅትን መደናገርትን እትምራሕ ክልል ትግራይ ጥራሕ እንተበልኩ ምግናን ኣይኮነን የሕዝን ህዝብና ናይ ለይቲ ድራር ዘይብሉ ንብረት ፍልሖ ክበልዓ እንትሪኤ የሕዝን ግን ክስብ ሕጂ ዝተጠየቀ የለን መውዳእታኩም እንታይ ክም ዝከውን ሕሰብሉ
DW tnxs more
ሙሁር ስራህ ስኢኑ ቀውለል እንዳበለ ማሀይማት ካድሬ ኮፍኢሎ ኝኝኝኝኝ ክብሉ ይውዕሉ።
አቤተ ናይ ነፀህት ህዝቢ ዛይባልዓ ተፍረም ኣደደ ነቁዚ 💔💔💔💔☝☝☝☝☝☝☝☝☝☝ኣምላክ ይፍረደልኩም አተም ሓስደት 😭😭😭😭☝☝☝☝☝☝☝☝☝
እዋይ ብጣዕሚ መሕዘኒ እዩ መራሒ ዘይብላ ዓዲ ክንደይ ሰብ ፀሙ ላሓደረ እኽሊ ዓፊንኩም ተቕምጥዎ ናብራኩ ትታዓብዐብ ርጉማት አባይ ወልዱ አነስ አይፈልጠካይ ስምካ ግን ፀረ ትግራይ ኢካ መስቃ ህዝቢ መስቃ እኽሊ ይሀብካ
ጋዜጠኛ የቐንየልና ብጣዕሚ ጎበዝ ኢካ በርትዕ ዝሓወይ ህዝቢ ከይጥቀም ከይዓብይ ረጊፆም ዝሓዙ ሓላፊታት ክጥየቁ ፍርዲ ክረኽቡ አለዎም ፍርዲ ፍርዲ ፍርዲ መስቃ እኽሊ 🙏🙏🙏🙏
ክንደይ ምስኪን ህዝቢ እናሃለወስ እፍፍፍፍፍ ጨካናት ብሕጊ ክሕተቱ ኣለዎም
እግዚኦ😭😭😭😭😭😭😭😭
Gobez gazetegna 👍👍👍
Keep it up hizbun tigray be wladu kibdel ageb .
ነዚ ብሓላፊነት ዘማሓዲር ኪኢሰር ኣለዎ
ከመይ ዝመሰሉ ዕትሮታት እዮም ሰብ አብመንገዲ ከፊሉ እንዳለመን ክንድዝዩ ዕኽሊ አብመኻዚኖ የበስብስዎ። ብድኻ ህዝቢ ትግራይ ስዕሊ እንዳበተኑ ዝለመንዎ። ብጣዕሚእዩ ዝህምም።
ምስኪን ህዝብና ማዓስ ኮን ኢካ ሰማዒ ክትረክብ ኣሕሕ
ብጣዕሚ ማሕዛናይ እዩ ክንደይ ምሆሩ ሰራሕ ሰእኑ ኮፍ እሉ እናዋዐለሰ ንብረት መንግሰቲ ተባክኑ ሐዝውን በዛኩም ረእሲ ግበሩ
ማስቃ እኽሊ ያውርደልኩም ሕሱማት
ሓመድ ብልዑ ኣብ ስደት ዝነብር ንፅጉም ናበለ እናዋፀአስ ንስኩም ሃፍቲ ትግራይ ኣብ ወንበር ከፍ ኢልኩም እክሊ ተባላሽዩ ብልሽዋት
ቦታስ ገፊሕ እዩ ስንፍናዳአ። ባዕልኩም ዘይትሰርሑ ኮፍኢልኩ ዎንበር ተሙቑ ትውዕሉ።
ዘይትፈልጥ ንምንታይ አውኡ ኮፍኢልካ።
አቶ ሰባት ብጣዕሚ ዘሐዝን እዩ ክንደይ ፅጎም እናሃለወ ምብልሻይ ብጣዕሚ አፀየፍን አነዋሪን እዩ እሞ እቲ ሕጋዊ ሰብ ዝባሃል ምሆሩ ድእዩ ወይሰ ንወልቀኦም ዝሓሰብወ ሰለ ዝነበሩ እዩ።ሐዚ እዉን ንቲ ወረዳን አማሓዳሪን ክጥየቅ አለወ
ብጣዕሚ እዩ ዝሓዙ ን ከምዚ ዝበለ ተግባር፣
Miskinay hizbi TIGRAY
የቅኔልና ድምጺወያነ።
ሓዊ ኣቃጺልዎ ኢምበር ኢንታይ ዳኣ ክከውን ሒጂ የሕዝን ናይ ባሓቂ
ያሕዝን💔💔💔
ምክንያቱ እቲ ዝነበረ ምሕደራ ብጥዕሚ ሕማቅ እዩ ስለዚ ካልኦት ወረዳታት ከላይ ተዝፍተሻ ካብዚ ዝከፈአ ከም ዘሎ ኣይዝንጋዕን።
መስቃ እቲ ውፅዕ ህዝቢ ይሃብኩም ተማዓት
ብቅዓት ዘይብሎም ብዘመድ ሰብ እናመደብኩም ህዝብና ኣብ ሓደጋ ኣውዲኩምዎ ዳሓን ማዓልትኩም ተጸበዩ ሕሳብ ክንገብር ኢና
መንእሰይ ስራሕ ሲኢኑ ፎቖዶ ስደት ይንካራተትሎ ንሶም ንብረት ህዝቢ ዓሺጎም የቕምጥዎ ድማ ኩሉም አይንፈልጥን ይብሉ መልሶም ርጉማት በተለይ እማ ናማይጨው ሓለፍቲ ኾስታራኩም ይምፃእ ዓዲ ከይትምዕብል ረጊፅኩም ሒዝኩምዋ 👎👎👎👎👎👎👎👎
ብኣካትኩም ሓፊርና ኢና መሕፈርቲ ሰረቅቲ
ክእሰሩ አለዋም
አታ ክንደይ የሕምም እሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕ
አታ ክንደይ ትረግሙ ክንደይ ህዝብ ጥሜት ሞይቱ ግን ናይ ህዝቢ ሀፍቲ ሓብእኩም አቅምጥክሞ ሩጉማት
Gazetegnia gobez
ዋይ ትግራይ ኣንታ ንዲኻ ከይህብዎስ ዛም ርጉማን መራሕቲ
Gudki Reayio Tigray. DW Berteu Ab kulu kebab Tigray bzuh temesasalay Hasacku ktrekbu Ekum
ብጣም ዝትሁኑ ንምኮን ስብ ዶ ኣለው ትግራይ ማስቃ ናይዝኩሉ ስብ
ትናጉሩው ኩሉ ብጣኧሚ ለህፍረ እዪ
ኣታ ክንደይ ትጭክኑ
ኣቱም ላዕለዎት ሓለፍቲ ብሙስና ብኻብድኹም ላተገዛእኹም የዋህ ህዝብና ትጎድእሎኽሞ እዚ ኣይኾነን ኢድ ህዝቢ ትግራይ ሓመድ ብልዑ
ይገርም እዩ እቲ ንብረት ዓቃቢ ሓደ ኪሎ እንተዝበልዖ ነይሩ ግን እቲ ሓላፊ ክሳብ ቅፅዓት መእሰሮ ነይሩ ሐዚ ግን ተሓታቲ እዚ ወረዳ እዩ፤
እዋይ ብጣዕሚ ዝገርም ዩ እንታይ ዓይነት ሕልና ዘለዎም ሰብ እዮም ዘማሓድሩ ኔሮም ከመይ ከ ኣክኢልዎም ህፃናት ብጥሜት ብስእነት ካብ ትምህርቲ ተሪፎም ኣገዛ እንዳዋዓሉ እዚኦምስ ባሓቂ ሰብ ኢልና ዲና ክንፅወዖም ትግራውነት መንነትስ ይግበኦም ዶ ከብዳማት ከብዶም ምስ ፅገበ ህዝቦም ዘየናድዩ
እዞም ሓለፍቲ እዚኦ ኣጠቃላሊ ከም ካቪኔ ስጉምቲ ክውሰደሎም ይግባእ ብፍላይ ሓላፊ ሕርሻ።
ዋይ ጉደኛታት መስቃ ህዝቢ የውርደልኹም እንበር ካብ ክባለሸውስ ህዝቢ ተተጠቀሞስ ታይ ነቦሮ ካብዝይ ዝዓቢ ገበን እንታይ አሎ ብጎረሮህዝቢ ዝቅልድ ክድሓዝ አለዎ ገና እንድሕር ብስነ ስርዓት ተፈትሹስ ክንደይ ጉድ ክወፅእ እዩ
Kilet zeybelom sebat abi halafinet kofi indabelu tigray ni diherit yimelswa
ንስኹም ካብቲ ዉፁዕ ህዝቢ ላመጠልኹም ክብድኹም ስለዝመልእ ከመይ ገይሩ ናይ ጥምየትን ችግርን ክርድአኩም
ዋይ ክንደይ ፀሙ ዚሓድር እንዳሀለወ ኣይ ንስኻትኩም
እፍፍፍፍ ዘይተማሃረ ኣይግዛኣካ ዝባሃል
ታይ ኣለዎ ነቶም ዝበልዕዎ ዝሳኣኑ ተሃብክምዎ እፍፍፍፍ
ብጣዕሚ መሕዘኒ:: እዚ ክፋእ እዩ:: በብከባቢኡ ክንደይ ጉድ ከም ዘሎ ክትሓሰቦ ከለኻ ከብድኻ ይቖርፅ:: ነዛ ዓዲ ክንደይ ዝተፃወቱላ ደምቆሮታት ከም ዘለው ድማ ብጣዕሚ ንፍልጦ ነገር 'ዩ::
መንግስቲ ድአ አከፋፍሉ ንህዝቢ እሉ ሂቡኩም ንስርቂ ስለ ዘይመቸወኩም እምበይ አሽምባ እዚ ካሊእ ትገብሩ ለያቡ
Tsubuk alekum DW
Kemia mkilae temetsiya fthi kiwerid eyu.
መራሒ ፌደራል መንግስቲ ኣብይ ኣሕመድ ሰብ ሞያ ክሰደልኩም እዩ ዘድሊ ወፃኢ እውን ክተሓባበር እዩ ስቅ ኢልኩም ተፀበዩ ፡፡
ትዕዝብትኩም ትወስዱ ኣለኩም ዶ ካብዞም ዝሕተቱ ዘለዉ ኣነ ኢኮ ትዕዝብተይ ወስደ ኣለኩ ወይ ለቅማጽ ኢዩ ወይ ኪኣ ኣቀባሊ ተሓባባሪ ሎቅማጻት ኢዩ ጽቡቅ ገርኩም መርሚርዎ ኮነ ኢልካ ኢዩ ተገሩ ንህዝቢን መንግስቲን ንምምራር ኢልካ ዝተሰረሐ ጉዳይ ኢዩ::
ኣነ ዝገርመኒ እቲ ዝምልከቶ ኣካል ናብ ዝምልከቶ ኣካል ክብለካ ከሎ እዩ።
ይገርም ዩ ዋይይይይይይይይይይ ህዝበይ
ኣይተ ወልዳይ ብርሃነስ ኢድ ኣታውነት ኣለካ መስለኒ መልስካስ ክሓምቅ
ግደፍዎ ደሓን ጽቡቅ ድሕሪ 50 ዓመት ምስ ሓወልሪ ኣክሱም ጽቡቅ ናይ ቱሪዝም እቶት ክከውን እዩ ቤት መዘክር ኢልኩም ጥራይ ጸሓፉላ እታ መካዚኖ።
እንታይ ማለት እዩ ኣይፃዓርናሉን ንምንታይ ድዮም ኣብ ስልጣን ተቐምጦም
ወይ ትግራይ ክንደይ ግፍዒ ኢኺ ተሸኪምኪ ትከዲ ዘሎኺ፣ ከመይ ዘበሉ ድንዙዛት መራሕቲ እዮም ፣ዘጥፍአ የጥፍእ ተሓታቲ የለ ምንም የለ ፡፡
ብጣዕሚ፡መሕፈሮ፡ንዝይ፡ሐዚ፡ታይ፡ምኽንያት፡ክወሃቦ፡እዩ፡ክንደይ፡ህዝቢ፡ኣለና፡ዝብላዕ፡ዝሰኣነ፡ክንደይ፡ኣካለ፡ጉዱኣት፡ተጋደልቲ፡ኣለዉ፡ሓገዝ፡ክወሃቦ፡ይግባእ፡ኔሩ፡ሐዚ፡ትግራይ፡ንክትዓቢ፡ተባሂሉ፡ኩሉ፡ትግራዋይ፡ዓዱ፡ንከዕቢ፡ኢሉ፡ብሕራነ፡ሰልዲ፡ይውፅእ፡ኣሎ፡ብኸመይ፡መንገዲ፡እያ፡ትግራይ፡እትዓቢ፡እዚኦም፡ሐዚ፡ብሕጊ፡ዘይሕተቱ፡ተኾይኖም፡ንህዝቢ፡ተስፋ፡ዘቑርፅ፡እዩ፡የሕዝን፡የሕምም፡እዩ
Eway zegerm kemiz yeln .
DW SESNULNA KEMAU GERKUM SKAY NAY HZBKUM LBI ADMTSU SEAN KNUE MEMHADERI ADI TEHAMISA EZIS NHZBKA NKALIE ENTAY YDGEM D W BERTAU TEBAREKU
Dimtsi Weyane, could you please avoid the background music or songs. One can not concentrate on what is presented due to too much distractions. I have noticed all the time when important message or reports are on it’s impossible to focus on the important stuff due to the. Music. For this particular report
Please make sure you let the people of Tigray what solutions have been done. This is really a big shame?..
What are you doing there? Why are you seat ?forget about the previous my God! 10 year what about if it was from your pocket? 😬😬
😭😭😭😭😭😭😭
Hatyat kendey ztemey hzbi enahaleyes besmaam yehzn
Ezi welday brhane kiwged alew kabtom zeygidesu seb eyu anegaigrieu beal eziom eyom adi zebalashiwiwa zelewu
ብአፍ ጨለ ብተግባር ጨለ ብጣዕሚ ዘሐዝን
መሕፈርቲ ኢኩም
አቤት ግፍዒ ህዝቢ ላበከየ ሃምዙይ አብልኩም ላአሸክም
እንታይ ዓይነት መልሲ እዩ ዝህብ ዘሎ ከፅለኣካ ሕሉኩስ መደናገሪ
ሙዚቃ. ቀንሰዎ ከመይ ገይርና ንሰማዕ።
Hmakat seb kndey teamr enaserhe nezi ndka hzbi mhab yabyekum krndey alo midyatat ab hdhd weredatat kidu nhna ab sdet koyna tsgumat nhgz nskatkum eklen nbretn tebaknu
I think, they kept in the store, some mafia group use for their interests. I know in Tigray most of the administrative are very poor and greedy. I feel sad for people of Tigray. I would like to thank you for the reporter 🙏
Administration ?
Hizbi Tigrai gij Wien kilitif elka Weyane tedey guhiefkayo . Nibalika kitigohaf eka.
Neti hzbi zeyhbwo kndey dka enahalewo ata bejaka eleka ab tebyen mexika fetshelna kbur gazetegna ifffffff 😭😭😭😭
Jgna gazetegna ketslo
Eway zehezn Sirah kemzi yelen .
Edmekum thtser abay weldu ,kiros betwe mska dka hzbi tigray yhabkum
Nimintay ab Tigrayna kamzey ykawen nawrey
እዚ ዓብይ ገበን እዩ። እቶም ዝምልከቶም ሰባት ኣብ ፍርዲ ክቐርቡ ኣለዎም።
ኣንታ ክንደይ ትሓስሙ ኢኹም። ጉዳማት ኮንኩም እምበር እንተዘይተጠቀምኩዎን እሲ እቲ ብአግባቡ ምሓዝን ምክናኻንን ኸ መን ኸሊእኩም? እዘን ንብረታት እዚኤን ናይ ግልኹም ምኾና ኔረን ግን ኣብ ውሽጢ ገዛ ላስቲክ ሸፊንኩም ዓፋፊንኩም መቐመጥኹምወን ኔርኩም። ንብረት ካብ ላዕሊ ተደፊኡ ክመፅእ ከሎ ከመይ ትጥቐመሉ ክትሓስብ ናይ ተቐባሊ ጉዳይ እምበር ናይ ወሃቢ ስሕተት ኣይኮነን።
እዋይ መስቃ እክሊ የውርደልኩም ርጉማን
ምቀኛማት እደይ ድሓ ከፍሉ
ስጉምቲ ክውሰደሎም ንላቦ።
ዋ ብስሩባ እሺ ተበሊዑ ተባሂሉ ተፈሪሙሉ እዩ፡፡ እዚ ምስተፈለጠ ግን ቅድሚ ምብልሻዩ ንዝግበኦ ዘየተከፋፈለ፡፡ እቲ ናይ ሓደሓደ መልሲታት ግን ተጠያቒ አይኮነኩን ናየምባል ባህሪ እዩ ዘርኢ፡፡ እዚ እንቨስቲገሽን ባዕሉ ምስተካየደ ስቕ እነተኮይኑ ከምቲ ናይ ቅድም ጌጋ እዩ ዝቕፅል ዘሎ፡፡ ዋ ብሱሩባ ካብ ሃፍቲ ተባላሽዩ ከመይ ንምንታይ ዝብል ኮተት ዝብሉ ሕቶታት ካብ ዝቀርቡ ቅድም ኢሎም ሸይጦም ደሓር ንምንታይ ሸይጡም ተባሂሎም ንክሕተቱ ዘይምደፈሩ፡፡ ኮይኑ ኮይኑ ግን እሱ እሱ ዝመስል ዉንጀላታት ጥራሕ ናብ ማንም ኣይወስደናን፡፡
Ewayyyyy hzbey eza koyna edka
እዚ መካዚኖ ቤተ መዘክር ያ ከይትግሕፍዎ
ዋይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይትትትትትትትትትትትትትትትትትትትትትትትትግግግግግግግግግግግግግግግግግግግግ
ራራራራራራራራራራራራራራራራራራራራራራራ
ይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይ
ክንደይ ምሁር ኾፍ ኢሉ እናሃለወ ነኒዝኦም ክመርሕዎ ዓዲ ኣኽኽኽኽኽኽኽኽ
Entay ktgebru abti wenber kof elkum ktserku,nbret ktebaknu zeytemahare gebaray yhaysh kabakum
ናብ ተከዘ ጎሓፍዎ ወሕጅ ስለዘሎ ጸርጉ ክወስዶ እዩ
tigray adey miskin be kadre temrah wey ane
ሙሁራት እንዳሃለው ካድሬታት ኮፍ ኣቢሎም ንዝብል ነቐፌታ ቅኑዕ ኮይኑ ጎኒ ጎኒ ክሕተተሉ ዝግባእ እቲ ምሁር ኣካልከ ፍቓደኛ ኮይኑ ንገጠራት ይኸይድዶ? መብዛሕቲኡ ኣብ ዓበይቲ ከተማ እዩ ምርጭኡ ስለዚ ሰብ ኣብ ዝተመደቦ ቦታ ብትግሃት ከገልግል ውፍዩነት የድሊ:: ቀጺለ ናብ ፍርዲ እንተዘይተቐዳደምና ይምረጽ ንሕናኸ ኣብቲ ናቶም ቦታ እንተንቕመጥ ካብ ናቶም ዝሓሸ ኣገልግሎትዶ ምሃብና እዚ ናይ ሓደ ክልተ ዘይኮነስ ናይ ኩላትና ጸገምዩ እንዳረኣና ከምዘይረኣና እንዳኾና ምስ ኮነ መሪር ቃላት ምዝርራብ መፍትሒ ኣይከውንን::
Eway hezbi tigray zerekbkayo
Hawi Akatsiliwo Enber Imo tay kigiber ??????????????? Seb Belio Dikas Seanku Kelibi Beleo Dekesiku Yibilu Weledina kimisilu!!!?🇪🇹
Kiros bitew leaba eu tehatati nay shire genzeb mezmizu zkede
Welday brhane zibhal teteyaki ayu dedeb
፣
Bet maisert kiatwu alewom itom halfinet zeywosedu