Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
እንታይ ከምዝኾንኩ ወላ ወላ እዩ ክርድኣኒ ዘይከኣለ ክሳብ ሕጂ😢ላይክ ረጊጽኩም እስከ ደብሱኒገለ ኾይነ!ኣታ ኣታ ኣነ እንታየ ኮይነ ግደፊ ዘይበልኩዋክኽይድ ምስ በለት ሳንጣ ዘይቀበልክዋእንታይ እየ ኾይነ ግደፊ ዘይበልኩዋኽከይድ ምስ በለትክፍለ ምስ በለትደኒነ ዘፋነኽዋኣታ ገለ ኾይነ እየ ኣታ ገለ ኾይነ ገለ ኾይነየኣታ ገለ ኾይነ ገለ ኾይነእነሀልኩም በሉ እንሀልኩም ናብራይናፍቆት ይጻወተለይ ብዘይ ምብርራይኣብ ዕራርቦ ወጋሕታ ከማዕዱእንታይ ተሪፍኒ እምኒ ክስንዱምስ ነብሰይ ኮይኑ ቆየቃባዕለይ ኣሳፍሔ ኣብ ጭቃ ስኢነሉ ቛንቋመኽዲኣ ጉዳይ መና ጌጋዩ ክልቴና ንፈልጦልዕሊኡ ግና ከቢዱኒ ኣሎ ብ ናፍቆት ዝቅንጠጦኣብዘይ ንከስ ስነይ ነኺሰባዕለይ ጭዓ ጎሲሰእነኹ ተሓሚሰ!!!!!!!ዝፈተኹማ ቀጽልዋ
Same💔😔
እናረኣኩ ኣብ ሞተይ ኣጣቂዐ ኣብ ጸገመይ ባዕለይ ነፊዐ እነኩ ተገዲዐ.....ሰኣን ሕደጊ ሰኣን ግደፊ እነኩልኩም ሕጂ ንብዓተይ ይካፊ ፈቲሐ ቁልፊ ኣታታ ገለስ ኮይነ'የ ኣታታ ገለስ ኮይነ ገለስ ኮይነ...ኣታታ ገለስ ኮይነ'የ ገ..ለስ ኮይነኣታታ ገለ ኮይነ ኣታታ ገለ ኮይነ ገለ ኮይነ.... ኣታታ ገለ ኮይነ ኔረ ገለስ ኮይነ..ንሳ ኣይጣዓማ ኣነ ኣይጠዓመኒ መሊሰ ክሓስቦ እናሕመኒሓሚቀ ሓሚቀ ሓመቅኩ'ባ ብካ ኣትሪፈያ በላዝቦ እነኩልኩም ሕጂ ቃንዛ ይጸግቦ ዓቢደ ዓቢደ ዓበድኩ'ባ ሓመምኩ'ባ..ዓበድኩ'ባ ሓመምኩባ ..ሃሃይ ዓበድኩ'ባ ላላላ .....ላይ ዎዎዎ....❤
@@feventesfay3310 wow amazing thanks Febey😢
@@wediteages9391 ❤❤❤
ኩላት ኢና ገለ ኮይንና❤🎉😢😢😢
ኣነ ፈትያ ዝብል እስከ 👍👈
Welkom welkom hani hawey❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለካ ኣብ ስራሕካ ዓወት ሂወትካ ጥዕና ይሃብካ ፈጣሪ
Amen 🙏
Amen zhawey
ኣሕ ናይብሓቂ ጋለ ኮይነ ንስድራይ ሰላም ከይበልኩ ሰደት ወጺየስ እንሆ ሕጂ ብናፊቆት ተሓሚሰ💔🇪🇷✌
🥺🥺
I hope so you will see them soon 😊
በጣም ግሩም ስራ! ጽቡቅ ስራሕ ወዲ ኤሪ ጅግና ሃኒ! እዚህ አበ ኢትዮጵያ ባህርዳር የሃኒ እና ናሆም ዮሃንስን ዘፈኖች በጣም ነው የምወደው! በርታ! እግዚአብሐር ኢትዮ፟ኤርትራን ይባርክ! ይጠብቅ! አሜን!
Peace 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹
ዓሰብ ጥራሕ ኣይትበሉ ❤❤❤❤❤❤
@@tsehayyebio976 ዓሰብ ናትና እና እንዳበሉ እትዮጵያዉያ እቲ ጸገም እንበር ፍቅሪ ኣይጽላእን እዩ
@Samiel tv, ጥርጣረታት ምህላውካ ጽቡቕ እዩ፡ ኣነ ግን ካብ ኢትዮጵያ እየ ናብ ኤርትራ ከይደ ኣይፈልጥን እየ፡ ስለ ዘፍቅረካ መጺአ ክርእየካ እየ ዝደሊ። ፈጣሪ ንህዝቢ ኢትዮ~ኤርትራ ኣብዚ ዘለናዮ ይሓልወሉ። ንእግረ መንገደይ ትግርኛ ቁሩብ ይለምዶ ኣለኹ።
@@SamielBerhu-kc3lh kkkkkk
ኣሕ ሓንቲ ጌጋ እዚ ኩሉ ጌጋ ኣምጺኣ ኽኸይድ ምስ በለት ሳንጣ ዝሃብኩዋ good job bekemzi zetebesekum ka nab nubur yemelesekum..n hanii ka like habuley
*ድሕሪ ዓመት ኣብ ናይ Eritrean music ኮሞንት ኣብ ናይ ሃኒ ተመሊሰያ ኣይጸልእክዎን ክኣ ጥዕምቲ ደርፊ ከም ወትሩ ኣምላክ ንህዝብናን ሃገርና ይባርክ🇪🇷✊🏻🙏🏻*
1 million abixhiwa abiz semun deki erey
ደጋጊመ ሰሚዔ ዘይመነኹዋ ደርፊ thanks hani
ሃኒ ኣቦ ዜማ ብሉጽ ስራሕ ብራቮ ሓደ ምዓልቲ ምሳኻ ክሰርሕ'የቀጽሎ ዝሓወይ ማራ'የ ዘድንቐካ❤❤❤
ZeytimhrenAe
@@hilnaeyuminbar2125ክክ እሂ ሓወይ ኩሉ እንድዩ ንስነ ጥበብ ዝደፍር ዘሎ
One day naka wn kemzi knrieka ena ajoka ❤️
@@SupXBinix thank you hawey
ኣቦ ዜማ 😅
ኣንቱም ዋላ ኣነ ገለ ኾይነ ርገጹኒ ስከ ደቂ ኤረይ ክንደይ እንዴን ኣምሊጠናና ገለ እንዳኾና ኣብ ጣዕሳዶ ይሓይሽ ሕጂ።
"ክከይድ ምስ በለት ሳንጣ ዘቀበልክዋ"...is the most touchy and hits harder😢😢
Yep 😔
Btarmi bedilni eyu gn yefqro eye 😢 bhdget ynebr nere abta nsymewedata mealti gn mara ab smiet atye kideley eleyo 😢 nkltena kea ayteamenan alo, 😢 geles koyne eye 😢
ካብዞም ናይዚ ዘመና ዘለው ድምጻውያን ማራ የ ዘድንቀካ ሃኒ ሙቁር ቃና ኣለካ ብዘይ ቀልዓለም ❤
ሃኒ ናይ ሕማመይ ከመይ ዲኻ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣዝዩ ህዱእ ሙዚቃ ምስ ገላጺ ትሕስቶ ጥበብ ዘለዎ ስራሕ, ሃኒ ቀጽሎ ❤
ንሕና ውን ገለ ን ኸውን ኣለና ሃኒቾ👏👏🤝🤝🤝
ገለሲ ገለ ኮይነ እየ ገለሲ ገለ ኮይነ ገለ ኮይነ አ አ wawwww layrics melody direct wawwwww beqa wawwwwww good job haniye qonjo kabzi zbelx srah knxbe ena nqexali
ዋውውው ጽቡቅ ስራሕ ሃኒ ሓወይ ኣጆኻ ቀጽሎ ዝሓወይ ኣኒሕና ዉን ኣብ ጎንኻ ኣለና ❤❤❤❤❤
Hanitey❤ n❤ abi kea like 👍habuley 🎉
❤ሃኒ ሓዉና ጥዕምቲ ደርፊ👍
ሃኒ ሃወይ ማራ የ ዘደነቀካ ኣጆካ ቀጸሎ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🌹
ገለ ከይኑ ገለ ከይኑ niccc musik bro very well ❤ 🎉🎉
Wow gele aynet srah hani hawey ajoka kabzi nlaeli knxbe ena ...... gtmi zxhfeley men alo deki rimey ❤❤❤
ከም ወትሩ ማራ ጽቡቕ ስራሕ hani hawey & ቤንሁር wow 👏🏾💫
ኣታ ወዲ ከምችከመይ ዲኻ ሃኒ ቢላ ስርሕ🇪🇷❤️
This Song is # in 2024 song .I admire the writer Yonas Minas .❤❤💙💙🩵🩵🩵❤️❤️
ገጣማይ ሂኖክ ክብሮም ኢዩ
Hani asli good work ❤Alekumdo adneqti Hani & Abi👍
ገለ ዓይነት ሃኒቲ ቀጽሎ ካልእ ኢና ንጽበ ካባኻ ዘዓርከይ❤❤❤❤❤
ግጥሚ ናይዛ ስራሕ ተራ ዕላል ዩ ዝመስል፡ ብሉጽ ዜማ ተሰሪሕላ ምስ ተሰኩዐ ግን…waw . ቅልል ዝበለት ግን ከኣ ዕላል ኩልና ትመስል ብልጽቲ ስራሕ ❤።ማይናስ ውን ኣድናቆት ይግባኣካ ዩ ።
Kemi dikha moksi ab kulu ms akhuriekani🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎶🎶
Nice one big up bro much love from Uganda 🇺🇬🇺🇬🇺🇬
ሃኒ ሓወይ ጽቡቅ ስራሕ። ኣጆኻ በርትዕ ብዙሕ ክጽበየካ ኢዩ። ❤
ዋው ምታዓቢቲ ይብል ኣምልክ ምሳካ ይኩን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Hani shikor xibuk serha wedi remey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷
Ata hani hawey wala ane eye gele koyne nere geles koyne eye Thank you zarkey xbuk srah.
ንጽበያ ዝነበርና ደርፊ እንኳዕ ብሰላም መጻኻና ሃኒ ሓቢቢ ብጣዓሚ ንፉዕ so that ቀጽሎ ኣጆኻ ❤😊🎉🎉
ናፍቆት😢😢😢😢
ገለ ኬንካ ሃኒ ሓወይ አብሽርካ አስክ በል ኣብ ኩልና አዩ 😂🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🎉🎉🎉 i love it
Wela ane hani hawey gela koyna...abezay eika rekabeka zarkey marey 💘💘💘
ሕጂ ነዛ ደርፊ ሰመዓ ክትምለስ እያ 1 ❤❤❤❤
Hani jugna Dimtsi sihlu Ab zema Gitmi gelaynet 👍👍🇪🇷🇪🇷Zednqeka derfay Hani 👑👑
ሃኒ ሞኺሲ ከመይ ዲኻ ንሞኽሰይ እስከ ላይክ ርገጹለይ 🇪🇷🧑🎤🙏
Ewe like seke habewa
@@samuelemha ድጻረፍ ሰብ ትግራዋይ ኮይኑ ዩ ዝስምዓኒ ሶ ሸታሕ በል ካብዚ ክለብ ኤርትራውያን ኣይኮነን ንዓኻ ቀቲለ ኢደይ ናብ ፖሊስ ከረክብ የ ወዲ ካብ ሰማይ ዝቀደቀ ሓርኢ
@@HaniEyob-og7fop0
Enda moksi
Teref Italy 🇮🇹 🐕 🐕 😂😂😂
Welcome hani great 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Hani wedi alem 💪💪💪🇪🇷ዜማ ✅ ግጥሚ ✅ ድምጺ ✅ ፎርማ ✅ 👌
ብጣዕሚ ጽቡክ ስራሕ ካልኣይ ጊዘ ክሰምዓ ጊዲዳትኒ ግናኸ ናይ ኣቢ ቲፈዞ ናባካ ክንግምጠል ይርዳኒ ኣሎ ኣጆካ 👍
Nay bahaki
Tsebuk serah. Getmi gen zereba koynu hani hawey, berte gen, memeliska nefae! ❤❤
Hani hawey betami mexelel srah keep it up
Blieneyyy nateyyyy efoyta 😢ffoyyy hayati 😢nmulue edmey keykesreki yferh aleku hjisi beaki eko hamime abide zhzo tefiini l'eli meten eye afqireki kulu xegematey ktrd'eley eye zdeli 😢😢😢
Hani bravo w❤️❤️❤️❤️wedi erey
Wawwww hani wedi xeboqe serah
Entay da dongika Eko texbit kefiena qeniu hanitey nty so Big man bro ❤❤
Ok boy keep going ok I like your music ok❤❤
well ሃኒ ብስራሕ ደስታ መግለጺ የብሉን እቲ ምንታ ሲ ቃላትን ዜማን ርእሶም ዝኸኣሉ ብምኻኑ ብፍላ ስእሊ ግን ልብታት ብዙሓት ዝትንክፍ ንድሕሪት መሊሱ ናይ ተዘክሮ ዓለም ዝፈጥር wow ቀጽሎ
ሰላም ንደላዩ ሰላም!
Awwww lbey zimesetet derfi gele koyne asmera qenye amo kemza derfi zmeseto wedi asmera yelen 🎉🎉❤❤❤ love wedi asmera
መርሓባ ሃነይ ብርሃን ገጹ ኣውሊዕ መወጹ ፍሽኽትኡ ከምናይ ጸሓይ ጋሽ ባርካ ዝደምቅ መሊሱ ኣብርሃም ኣፎርቂ ዝጥዕም ዝድምጹ እንቋዕ ብደሓን መጻኻና ክቡርን ሕፉርን ስነ ጥበባዊ ሃኒ ሓዊ ኣቢ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ ንሃኒ ዝፈቱ ብውሑዱ 5.000.000 views ክበጽሕ ኣለዎ ትብሉ ላይክ ጨብጡኒ ቅድሚ ነዛ ደርፊ ምስማዕኩም ላይክን ሳብስክራይብን ሼር ጌርኩም ኣኽሩዕዎ ደቂ ሓላል መሬት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞💞💞
እዋእ እቲ ቁጽሪ በዚሑ መን ክጭብጥ ደሊኻ 5 ቢልዮን 😢
@@wediteages9391 ይቅሬታ ሰበይ ናተይ ሰሲዐ ዶ 5.000.000 ዘብል ኣፍ እዩ ካብ እግሪ ኮመንት ትዕንቀፍ ክብረተይ ኣይከኣልን እዩ እንበር ውሒዱ ከማን ሪጓላ ዘይግብኦ ኣይኮነን
@@AfricaforAfrican ንሱ ደኣ ሓቅኻ!
ኣጆካ ንሱስ ኣብዚኣ ከኣ ኣለኩ ጀማሪትየ subscribe ግብር ኣብለለይ ምስ ስድራቤትካ ከኣ ትትሓሓቃቆፍ ይግበርካ/ኪ።
ናይ ብሓቂ ሃኒ ሓወይ ቡሉጽ ሰራሕ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤👉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
This is officially the Summer Song of 2023 in Asmara!! 🇪🇷😍
Abey aleka ab Admas zneberka 😂😂
ካብ ግጥምን ዜማን ንላዕሊ ኣሰኣእላ ክሊብ ደስ ዝብል ❤
Eee maynas ente serihwa dea nay gedn
Nay bhaki
ናይ ብሓቂ ሂኒ ሓወይ ቡሉጽ ስራሕ ቀጹሎ Tanka's so much ❤❤❤
ናፍቆት እባ ይጻወተልኒ ኣሎ።you make me cry ufffffff
Hani xebeq serhe marea eya zefetwa eza serhe l like it ♥ wedi 🇪🇷
Haniye bulux good job.❤❤❤❤❤❤❤
Gele koyne 😢 beqa 💯 bzey godolo
ሃኒበል ጽብቅ እዪ አነካኣ ብድድ እለ ገጸይ ከይትሓጸቡኩ እዪ ዝጸሕፈ ዘለኩ
I can't stop listening the music ..😢😢
Betamey dese tebel derfeyu Habibiu qoxelo ajeka abe Gonka alna ane keman Gele koyne alke. Kabeza derfeyu bezh temhyre (Gen)
ma fav singer
Good job hanitey 😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዋዉዉዉ ጥዕምቲ ስራሕ ሃኒ ❤❤❤❤❤❤
great good jop please keep it up hani
ቡሉጽ ኢካ ሃነይ Like eski ብሃኒ ትክየፉ👍
Enareaku abe motey atakie geles koyne ❤❤❤ xibuqe sirahe hani
ፁቡቅ ስራሕ ሃኒ ሓውና❤❤❤
ሃኒተይ ብሉጽ ስራሕ...🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
ዋውው ሃኒ ኣስሊ ገለዓይነት ስራሕ ኣብ ቀጻሊ ከኣ
Ata Gele Koyne Wa 😢 belxti Serah Hani Hawey Like Comment nehabo eskea ❤💖
ጽቢቅ ሰራሕ
Wwww haniye shkor rekbkayom santa zeqebeluna lewu mo ahugiskani gizom mechyu mo ka bzfetwo hney mdrafa yu hagosey zerkaley tankssssss❤❤❤❤
ሃኒተይ ሽኮር ናይስ ስራሓ ወደደይ 🥰🥰🥰😍😍😍😘😘😘
xebuk serh hani shekor
Well come ሃኒ ሱሑል ድምጺድምጺ 1000%ግጥሚ 100% ዜማ 100%
ንዓይ ትውክል ደርፊ ሃኒ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤❤
Hani hawey xbuk srha ajoka kexilo
Mexelel zkonet music 🎶🙉 ajoka ata wedi✌️🤞
ክጽበያ ዝጸንሃኩ ሃኒ ሱሑል ዲሚጺ ❤❤❤❤❤❤
hanitey gel aynet habibi ana qexelo xebuq serh👍👍👍😍
Behaqi neeay elkaa derifkaya nice jobe hani haway 😍😍😍😍
Haney hawey lebam xbqti srh 👌✌👍👍👍👍👍👍👍
ይበል ግጥሚ ይበል ድምጺ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Welcome hani nic work gela aynet serah 100%❤❤❤❤
ሃኒተይ እስሊ ከመይ ዲካ ናተይ ጽብቅ ስራሕ ❤❤❤
Well done good job wedi REMEY JIGENA 🇪🇷
መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ካብ ቲክ ቶክ ክርእያ ዝመጸ😊❤❤❤❤
ABZI COMMENT GELE KONKUM ALEKUM DIRECTOR NAYZA CLIP MYNAS OUTSTANDING BRILLIANT MUKANU EBA NEGERULAY ! ERI ONE LOVE 🇪🇷❤️🇪🇷
Wowwwww hani nebsi plzzzz qexlo nezi blux srah ...😊❤❤❤❤
ጽብቕ ስራሕ ሃኒ ሓውይ ❤❤
ናይ ብሓቂ ሃኒ ሓወይ ቡሉጽ ስራሕ ❤❤❤❤❤❤
ብልጽቲ ስራሕ 😇
Hani hawey geleaynet bela derfi❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እንታይ ከምዝኾንኩ ወላ ወላ እዩ ክርድኣኒ ዘይከኣለ ክሳብ ሕጂ😢ላይክ ረጊጽኩም እስከ ደብሱኒ
ገለ ኾይነ!
ኣታ ኣታ ኣነ እንታየ ኮይነ ግደፊ ዘይበልኩዋ
ክኽይድ ምስ በለት ሳንጣ ዘይቀበልክዋ
እንታይ እየ ኾይነ ግደፊ ዘይበልኩዋ
ኽከይድ ምስ በለት
ክፍለ ምስ በለት
ደኒነ ዘፋነኽዋ
ኣታ ገለ ኾይነ እየ
ኣታ ገለ ኾይነ ገለ ኾይነየ
ኣታ ገለ ኾይነ ገለ ኾይነ
እነሀልኩም በሉ እንሀልኩም ናብራይ
ናፍቆት ይጻወተለይ ብዘይ ምብርራይ
ኣብ ዕራርቦ ወጋሕታ ከማዕዱ
እንታይ ተሪፍኒ እምኒ ክስንዱ
ምስ ነብሰይ ኮይኑ ቆየቃ
ባዕለይ ኣሳፍሔ ኣብ ጭቃ
ስኢነሉ ቛንቋ
መኽዲኣ ጉዳይ መና ጌጋዩ ክልቴና ንፈልጦ
ልዕሊኡ ግና ከቢዱኒ ኣሎ ብ ናፍቆት ዝቅንጠጦ
ኣብዘይ ንከስ ስነይ ነኺሰ
ባዕለይ ጭዓ ጎሲሰ
እነኹ ተሓሚሰ
!!!!!!!ዝፈተኹማ ቀጽልዋ
Same💔😔
እናረኣኩ ኣብ ሞተይ ኣጣቂዐ
ኣብ ጸገመይ ባዕለይ ነፊዐ
እነኩ ተገዲዐ.....
ሰኣን ሕደጊ ሰኣን ግደፊ
እነኩልኩም ሕጂ ንብዓተይ ይካፊ ፈቲሐ ቁልፊ
ኣታታ ገለስ ኮይነ'የ
ኣታታ ገለስ ኮይነ ገለስ ኮይነ...
ኣታታ ገለስ ኮይነ'የ ገ..ለስ ኮይነ
ኣታታ ገለ ኮይነ
ኣታታ ገለ ኮይነ ገለ ኮይነ....
ኣታታ ገለ ኮይነ ኔረ ገለስ ኮይነ..
ንሳ ኣይጣዓማ ኣነ ኣይጠዓመኒ
መሊሰ ክሓስቦ እናሕመኒ
ሓሚቀ ሓሚቀ ሓመቅኩ'ባ
ብካ ኣትሪፈያ በላዝቦ
እነኩልኩም ሕጂ ቃንዛ ይጸግቦ
ዓቢደ ዓቢደ ዓበድኩ'ባ
ሓመምኩ'ባ..ዓበድኩ'ባ
ሓመምኩባ ..ሃሃይ ዓበድኩ'ባ
ላላላ .....ላይ ዎዎዎ....❤
@@feventesfay3310 wow amazing thanks Febey😢
@@wediteages9391 ❤❤❤
ኩላት ኢና ገለ ኮይንና❤🎉😢😢😢
ኣነ ፈትያ ዝብል እስከ 👍👈
Welkom welkom hani hawey❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለካ ኣብ ስራሕካ ዓወት ሂወትካ ጥዕና ይሃብካ ፈጣሪ
Amen 🙏
Amen zhawey
ኣሕ ናይብሓቂ ጋለ ኮይነ ንስድራይ ሰላም ከይበልኩ ሰደት ወጺየስ እንሆ ሕጂ ብናፊቆት ተሓሚሰ💔🇪🇷✌
🥺🥺
I hope so you will see them soon 😊
በጣም ግሩም ስራ! ጽቡቅ ስራሕ ወዲ ኤሪ ጅግና ሃኒ! እዚህ አበ ኢትዮጵያ ባህርዳር የሃኒ እና ናሆም ዮሃንስን ዘፈኖች በጣም ነው የምወደው! በርታ! እግዚአብሐር ኢትዮ፟ኤርትራን ይባርክ! ይጠብቅ! አሜን!
Peace 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹
ዓሰብ ጥራሕ ኣይትበሉ ❤❤❤❤❤❤
@@tsehayyebio976 ዓሰብ ናትና እና እንዳበሉ እትዮጵያዉያ እቲ ጸገም እንበር ፍቅሪ ኣይጽላእን እዩ
@Samiel tv, ጥርጣረታት ምህላውካ ጽቡቕ እዩ፡ ኣነ ግን ካብ ኢትዮጵያ እየ ናብ ኤርትራ ከይደ ኣይፈልጥን እየ፡ ስለ ዘፍቅረካ መጺአ ክርእየካ እየ ዝደሊ። ፈጣሪ ንህዝቢ ኢትዮ~ኤርትራ ኣብዚ ዘለናዮ ይሓልወሉ። ንእግረ መንገደይ ትግርኛ ቁሩብ ይለምዶ ኣለኹ።
@@SamielBerhu-kc3lh kkkkkk
ኣሕ ሓንቲ ጌጋ እዚ ኩሉ ጌጋ ኣምጺኣ ኽኸይድ ምስ በለት ሳንጣ ዝሃብኩዋ good job bekemzi zetebesekum ka nab nubur yemelesekum..n hanii ka like habuley
*ድሕሪ ዓመት ኣብ ናይ Eritrean music ኮሞንት ኣብ ናይ ሃኒ ተመሊሰያ ኣይጸልእክዎን ክኣ ጥዕምቲ ደርፊ ከም ወትሩ ኣምላክ ንህዝብናን ሃገርና ይባርክ🇪🇷✊🏻🙏🏻*
1 million abixhiwa abiz semun deki erey
ደጋጊመ ሰሚዔ ዘይመነኹዋ ደርፊ thanks hani
ሃኒ ኣቦ ዜማ ብሉጽ ስራሕ ብራቮ
ሓደ ምዓልቲ ምሳኻ ክሰርሕ'የ
ቀጽሎ ዝሓወይ ማራ'የ ዘድንቐካ❤❤❤
ZeytimhrenAe
@@hilnaeyuminbar2125ክክ እሂ ሓወይ ኩሉ እንድዩ ንስነ ጥበብ ዝደፍር ዘሎ
One day naka wn kemzi knrieka ena ajoka ❤️
@@SupXBinix thank you hawey
ኣቦ ዜማ 😅
ኣንቱም ዋላ ኣነ ገለ ኾይነ ርገጹኒ ስከ ደቂ ኤረይ ክንደይ እንዴን ኣምሊጠናና ገለ እንዳኾና ኣብ ጣዕሳዶ ይሓይሽ ሕጂ።
"ክከይድ ምስ በለት ሳንጣ ዘቀበልክዋ"...is the most touchy and hits harder😢😢
Yep 😔
Btarmi bedilni eyu gn yefqro eye 😢 bhdget ynebr nere abta nsymewedata mealti gn mara ab smiet atye kideley eleyo 😢 nkltena kea ayteamenan alo, 😢 geles koyne eye 😢
ካብዞም ናይዚ ዘመና ዘለው ድምጻውያን ማራ የ ዘድንቀካ ሃኒ ሙቁር ቃና ኣለካ ብዘይ ቀልዓለም ❤
ሃኒ ናይ ሕማመይ ከመይ ዲኻ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣዝዩ ህዱእ ሙዚቃ ምስ ገላጺ ትሕስቶ ጥበብ ዘለዎ ስራሕ, ሃኒ ቀጽሎ ❤
ንሕና ውን ገለ ን ኸውን ኣለና ሃኒቾ👏👏🤝🤝🤝
ገለሲ ገለ ኮይነ እየ ገለሲ ገለ ኮይነ ገለ ኮይነ አ አ wawwww layrics melody direct wawwwww beqa wawwwwww good job haniye qonjo kabzi zbelx srah knxbe ena nqexali
ዋውውው ጽቡቅ ስራሕ ሃኒ ሓወይ ኣጆኻ ቀጽሎ ዝሓወይ ኣኒሕና ዉን ኣብ ጎንኻ ኣለና ❤❤❤❤❤
Hanitey❤ n❤ abi kea like 👍habuley 🎉
❤ሃኒ ሓዉና ጥዕምቲ ደርፊ👍
ሃኒ ሃወይ ማራ የ ዘደነቀካ ኣጆካ ቀጸሎ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🌹
ገለ ከይኑ ገለ ከይኑ niccc musik bro very well ❤ 🎉🎉
Wow gele aynet srah hani hawey ajoka kabzi nlaeli knxbe ena ...... gtmi zxhfeley men alo deki rimey ❤❤❤
ከም ወትሩ ማራ ጽቡቕ ስራሕ hani hawey & ቤንሁር wow 👏🏾💫
ኣታ ወዲ ከምችከመይ ዲኻ ሃኒ ቢላ ስርሕ🇪🇷❤️
This Song is # in 2024 song .I admire the writer Yonas Minas .
❤❤💙💙🩵🩵🩵❤️❤️
ገጣማይ ሂኖክ ክብሮም ኢዩ
Hani asli good work ❤
Alekumdo adneqti Hani & Abi
👍
ገለ ዓይነት ሃኒቲ ቀጽሎ ካልእ ኢና ንጽበ ካባኻ ዘዓርከይ❤❤❤❤❤
ግጥሚ ናይዛ ስራሕ ተራ ዕላል ዩ ዝመስል፡ ብሉጽ ዜማ ተሰሪሕላ ምስ ተሰኩዐ ግን…waw .
ቅልል ዝበለት ግን ከኣ ዕላል ኩልና ትመስል ብልጽቲ ስራሕ ❤።
ማይናስ ውን ኣድናቆት ይግባኣካ ዩ ።
Kemi dikha moksi ab kulu ms akhuriekani🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎶🎶
Nice one big up bro much love from Uganda 🇺🇬🇺🇬🇺🇬
ሃኒ ሓወይ ጽቡቅ ስራሕ። ኣጆኻ በርትዕ ብዙሕ ክጽበየካ ኢዩ። ❤
ዋው ምታዓቢቲ ይብል ኣምልክ ምሳካ ይኩን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Hani shikor xibuk serha wedi remey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷
Ata hani hawey wala ane eye gele koyne nere geles koyne eye
Thank you zarkey xbuk srah.
ንጽበያ ዝነበርና ደርፊ እንኳዕ ብሰላም መጻኻና ሃኒ ሓቢቢ ብጣዓሚ ንፉዕ so that ቀጽሎ ኣጆኻ ❤😊🎉🎉
ናፍቆት😢😢😢😢
ገለ ኬንካ ሃኒ ሓወይ አብሽርካ አስክ በል ኣብ ኩልና አዩ 😂
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🎉🎉🎉 i love it
Wela ane hani hawey gela koyna...abezay eika rekabeka zarkey marey 💘💘💘
ሕጂ ነዛ ደርፊ ሰመዓ ክትምለስ እያ 1 ❤❤❤❤
Hani jugna
Dimtsi sihlu
Ab zema
Gitmi gelaynet
👍👍🇪🇷🇪🇷
Zednqeka derfay
Hani 👑👑
ሃኒ ሞኺሲ ከመይ ዲኻ ንሞኽሰይ እስከ ላይክ ርገጹለይ 🇪🇷🧑🎤🙏
Ewe like seke habewa
@@samuelemha ድጻረፍ ሰብ ትግራዋይ ኮይኑ ዩ ዝስምዓኒ ሶ ሸታሕ በል ካብዚ ክለብ ኤርትራውያን ኣይኮነን ንዓኻ ቀቲለ ኢደይ ናብ ፖሊስ ከረክብ የ ወዲ ካብ ሰማይ ዝቀደቀ ሓርኢ
@@HaniEyob-og7fop0
Enda moksi
Teref Italy 🇮🇹 🐕 🐕 😂😂😂
Welcome hani great 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Hani wedi alem 💪💪💪🇪🇷
ዜማ ✅
ግጥሚ ✅
ድምጺ ✅
ፎርማ ✅ 👌
ብጣዕሚ ጽቡክ ስራሕ ካልኣይ ጊዘ ክሰምዓ ጊዲዳትኒ ግናኸ ናይ ኣቢ ቲፈዞ ናባካ ክንግምጠል ይርዳኒ ኣሎ ኣጆካ 👍
Nay bahaki
Tsebuk serah. Getmi gen zereba koynu hani hawey, berte gen, memeliska nefae! ❤❤
Hani hawey betami mexelel srah keep it up
Blieneyyy nateyyyy efoyta 😢ffoyyy hayati 😢nmulue edmey keykesreki yferh aleku hjisi beaki eko hamime abide zhzo tefiini l'eli meten eye afqireki kulu xegematey ktrd'eley eye zdeli 😢😢😢
Hani bravo w❤️❤️❤️❤️wedi erey
Wawwww hani wedi xeboqe serah
Entay da dongika Eko texbit kefiena qeniu hanitey nty so Big man bro ❤❤
Ok boy keep going ok I like your music ok❤❤
well ሃኒ ብስራሕ ደስታ መግለጺ የብሉን እቲ ምንታ ሲ ቃላትን ዜማን ርእሶም ዝኸኣሉ ብምኻኑ ብፍላ ስእሊ ግን ልብታት ብዙሓት ዝትንክፍ ንድሕሪት መሊሱ ናይ ተዘክሮ ዓለም ዝፈጥር wow ቀጽሎ
ሰላም ንደላዩ ሰላም!
Awwww lbey zimesetet derfi gele koyne asmera qenye amo kemza derfi zmeseto wedi asmera yelen 🎉🎉❤❤❤ love wedi asmera
መርሓባ ሃነይ ብርሃን ገጹ ኣውሊዕ መወጹ ፍሽኽትኡ ከምናይ ጸሓይ ጋሽ ባርካ ዝደምቅ መሊሱ ኣብርሃም ኣፎርቂ ዝጥዕም ዝድምጹ እንቋዕ ብደሓን መጻኻና ክቡርን ሕፉርን ስነ ጥበባዊ ሃኒ ሓዊ ኣቢ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ ንሃኒ ዝፈቱ ብውሑዱ 5.000.000 views ክበጽሕ ኣለዎ ትብሉ ላይክ ጨብጡኒ ቅድሚ ነዛ ደርፊ ምስማዕኩም ላይክን ሳብስክራይብን ሼር ጌርኩም ኣኽሩዕዎ ደቂ ሓላል መሬት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞💞💞
እዋእ እቲ ቁጽሪ በዚሑ መን ክጭብጥ ደሊኻ 5 ቢልዮን 😢
@@wediteages9391 ይቅሬታ ሰበይ ናተይ ሰሲዐ ዶ 5.000.000 ዘብል ኣፍ እዩ ካብ እግሪ ኮመንት ትዕንቀፍ ክብረተይ ኣይከኣልን እዩ እንበር ውሒዱ ከማን ሪጓላ ዘይግብኦ ኣይኮነን
@@AfricaforAfrican ንሱ ደኣ ሓቅኻ!
ኣጆካ ንሱስ ኣብዚኣ ከኣ ኣለኩ ጀማሪትየ subscribe ግብር ኣብለለይ ምስ ስድራቤትካ ከኣ ትትሓሓቃቆፍ ይግበርካ/ኪ።
ናይ ብሓቂ ሃኒ ሓወይ ቡሉጽ ሰራሕ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤👉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
This is officially the Summer Song of 2023 in Asmara!! 🇪🇷😍
Abey aleka ab Admas zneberka 😂😂
ካብ ግጥምን ዜማን ንላዕሊ
ኣሰኣእላ ክሊብ ደስ ዝብል ❤
Eee maynas ente serihwa dea nay gedn
Nay bhaki
ናይ ብሓቂ ሂኒ ሓወይ ቡሉጽ ስራሕ ቀጹሎ Tanka's so much ❤❤❤
ናፍቆት እባ ይጻወተልኒ ኣሎ።you make me cry ufffffff
Hani xebeq serhe marea eya zefetwa eza serhe l like it ♥ wedi 🇪🇷
Haniye bulux good job.❤❤❤❤❤❤❤
Gele koyne 😢 beqa 💯 bzey godolo
ሃኒበል ጽብቅ እዪ አነካኣ ብድድ እለ ገጸይ ከይትሓጸቡኩ እዪ ዝጸሕፈ ዘለኩ
I can't stop listening the music ..😢😢
Betamey dese tebel derfeyu Habibiu qoxelo ajeka abe Gonka alna ane keman Gele koyne alke. Kabeza derfeyu bezh temhyre (Gen)
ma fav singer
Good job hanitey 😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዋዉዉዉ ጥዕምቲ ስራሕ ሃኒ ❤❤❤❤❤❤
great good jop please keep it up hani
ቡሉጽ ኢካ ሃነይ
Like eski ብሃኒ ትክየፉ👍
Enareaku abe motey atakie geles koyne ❤❤❤ xibuqe sirahe hani
ፁቡቅ ስራሕ ሃኒ ሓውና❤❤❤
ሃኒተይ ብሉጽ ስራሕ...🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
ዋውው ሃኒ ኣስሊ ገለዓይነት ስራሕ ኣብ ቀጻሊ ከኣ
Ata Gele Koyne Wa 😢 belxti Serah Hani Hawey Like Comment nehabo eskea ❤💖
ጽቢቅ ሰራሕ
Wwww haniye shkor rekbkayom santa zeqebeluna lewu mo ahugiskani gizom mechyu mo ka bzfetwo hney mdrafa yu hagosey zerkaley tankssssss❤❤❤❤
ሃኒተይ ሽኮር ናይስ ስራሓ ወደደይ 🥰🥰🥰😍😍😍😘😘😘
xebuk serh hani shekor
Well come
ሃኒ ሱሑል
ድምጺ
ድምጺ 1000%
ግጥሚ 100%
ዜማ 100%