ህወሓት ተሪር መልአኽቲ /ጌታቸው ጥንኩር መተሓሳሳቢ ተልኢኽዎ/ሰናይ ዜና ንትግራይ/ብምዕራብ ትግራይ ዝተገልፀ ወታሃደራዊ ምድላው!

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 19 июн 2024
  • #Tigray #raya #Humera #eritrea #russia #sudan #libanon #usa #Ethiopianews #Ethiopia #Tigray Horizon
    Ethiopia News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali | Tewelede Gebremariam | EU on Ethiopia | Sileshi Bekele Tigrai | general Abebaw Tadesse | ABiy Ahmed | General Tilaye Asefe | Mekelle | Amhara | Dessie
    #Ethiopianews #Ethiopia
    Ethiopia news / Eritrea news / Sudan news / Debretsion Gebremichael / Amhara Regional state / Tplf / Sudan Army / Jawar Mohammed | Eritrea news | Abey Ahmed | Abadulla gemeda / Semehal Meles / Mekelle / Samora Yenus / Meles Zenawi / Azeb Mesfin / Taye Dendea / NAMA / Tigray news / / Sebehat Nega / Tigrai news | Getachew Reda
    Subscribe ይግበሩ!
    -----------------------------
    ©Copyright: Tigray Horizon
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Комментарии • 17

  • @kalayuasefa1517
    @kalayuasefa1517 15 дней назад +5

    መግለፂ ህወሃት ትክክል አሎ ።

  • @user-cc9ne9el1w
    @user-cc9ne9el1w 15 дней назад +1

    ❤❤❤

  • @asefaw4345
    @asefaw4345 15 дней назад

    ሕውሓት ንርእሱ ዘየለስ ንስውኣት መብጻዓ ይኣቱ

  • @isurafelkif
    @isurafelkif 15 дней назад +1

    ትክክል ኢዩ ተርኢዩ ዘፈልጥ በመራርሓ ጊዛዊ መንግሰቲ ጌታቸው ረዳ በይንና ልኸንደይ አመት በደርጊ 8 ወርሒ ጥር ትብል አንጭዋ ዘይነበረት ከዚ ግን ብጎጀለ ዝተጎጀሉ በቲ ጊዛዊ መንግሰቲ ዝርዳዕ ኮይኑ ይሰመእኒ ለምታይ ተርኢዩ ዘይፍለጥ ኢዩ ም ትግራይውን ምንም ለውጢ አየመፅእልናይ ትግራይ ክትቆራረሰ ም ዕራብ ትግራይ ልኦሮሞ ኢሊት ወይ ኦሆዴድ ናሓዞ ናምሓራ ሀይሊ መን ዘደራጀዮም አብይ ሰልጠና ኩሉ ሎጂሰቲክ ዝረድኦ ሀይሊ አምሓራ ወይ ፋኖ የለይ አብ ምዕራብ ትግራይ አፍ ጥራህ ቦለል ቦለል ፊሒጥ ተበለ ካብኔ ጊዛዊ መንግሰቲ ሰለዚህ ውእሊ ዝፈረሞ ህዉሓት ኢዩ ይመልሰና ህውሓት እንበር እል ዶርሓጎሰ ፕሮ ክንደያ ምህዳር እልጌታቸው ረዳ ተፅሒፉ ዝዋሀቦ አጣኣኢምካ ልምዝራብ ተዘይኮነ ፓለቲካ ሰልቲ የበሎምይ ዋላ ህዉሓት ተኾኑ ሰለዚህ ልምዲ ዘለዋም ነበራት ል60 አመት በቃት ዘለዋም ክኾኑ አለዋም ዋላ ጀነራላትና ፃድቃንን ወዲ ወረደ በቃቶም አመራርሓ ወታደርን አሰትራደጂ ዝእኽእሎም የለን አብ አለም ክብል 7 ሓገራት ፈፂሖም መሠሥ ሥለዝበሉ ግን ምምህዳርን ሰልትን ዝርርብ ፓለቲካ የለን ሐደ ባትናሪ ሐኪም ከፍቲ ገፈፍ ክትብሎ አይካኣልን ዋላ ሐኪመን ተኮነ ባአል ሞያ ሰለዘይኾነ አና ነሰተውእል

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 13 дней назад

    TPLF❤❤❤

  • @negasiberhea1595
    @negasiberhea1595 15 дней назад +1

    ህወሓት ጥራሕ እዩ ንሕዝቢ ትግራይ ዘዉሕሳ 💪💪💪

  • @user-vh6ho6pl7d
    @user-vh6ho6pl7d 15 дней назад +1

    ስላም ናይ ጌታቸው ጥራህ የኮነይቲ ህስባት ተጋሩ ልጥቅሞም ዘሓደሩ እምበር አፃብእትካ ላብ ግለሰብ ምሽንቃር መፍትሂ አይኮኒ

    • @zaebakulu8553
      @zaebakulu8553 13 дней назад

      ክክክ ን ደብረፅየን ግን ክትፃረፍ ኢኻ ትውዕል ዶሞ

  • @zefengorhawaria8526
    @zefengorhawaria8526 15 дней назад

    ❤❤❤❤😭🙏🙏🙏

  • @AbrhamAdehane
    @AbrhamAdehane 14 дней назад

    አነ ግን ሕዋህት በላሕቲ ይመስሉኒ ነይሩ ። ነገር ግን አይኮንኩም አብ ቢዝነስ እዩ በላሕቲ ።

  • @MashoKidanu
    @MashoKidanu 15 дней назад +4

    መራሕቲ ህወሓት ሓደ ኮይኖም ፀገም ህዝብና ካብ ምፍትሕ ንወንበሮም ይራግሑ ኣለው። ህዝቢ ትግራይ ብህወሓትን ብኻልኦት ፀላእቱን ይርገፅ ኣሎ። ህዝቢ ትግራይ ኣያ ዘይብሉ ኮይኑ ይርከብ። ሐዚ እውን መራሕቲ ህወሓት ዓርዩ። ፍስሃ ኢየ።

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 13 дней назад

    ንሕናውን ኣብ ጎኒ ውድብና ሕውሓት ኣለና !!!!!
    እዞም ዲቓሉ ደቂ ዲቓሉ ባንዳ ደቂ ባንዳ
    ንትግራይ ከፍርሱ ህዝብና ብችግር ሰንሰን ክብል ዝገብሩ ዘለው ተቓወምቲ ውድባት ዘሰማረይዎም ርኹሳት ሓይልታት
    ደልሃመት ከምዘይምለሱ ገይሩ ክውሕጦም እዩ

  • @gebreyesus8431
    @gebreyesus8431 15 дней назад

    ከምቲ ኣቡነ ሰላማ ዳግማዊ ዝብልዎ ዘለዉ:- ፍትሕን ርትዕን ክነግስ ከምዘለዎ ናይ ህዝብና ድልዬት እዩሞ: ኣይንደቅስ::
    ፀገማትና ብሕብረትና ክንፈትሕ ይግበአና'ዩ::
    ፀላእትና ድማ ሎምዉን ከፅንቱና ሽርሕታት ይፍሕሱ ምህላዎም:- ብዙሓት መረዳእታታት የርኡዩና ኣለዉ::
    እቶም ታዓረቁ ዝብሉና:- ትግራይ እንተጠፍአት ኣዬሰክፎምን:: ካብ ደብረብርሃን ተመለሱ ዝበሉታ ንትግራይ ሓልዮት ስለዝነበሮም ኣይኮነን::
    እታ ጦብያ ዝተብሃለት ዓዲ ከይትብተን እምበር ናይ ተጋሩ ሂወት ይሕወ ኣይሕወ ዘጉህዮም ኣይመስልን::
    ተጋሩ ድማ ባዕልና ንባዕልና ንኽነሕዊ ንትረ ር::
    ብሓባር ንዕሰል!
    ሰልፍታትና ይብራህ!
    ስለ- ሕዉዬት ትግራይ ኢልና:- ብብርቱዕ ሕብረትናን ጥምረትናን ክንሃንፆ: ይግባእ::
    ዉሑስ ሰላምን ፀጥታን ዝዓስለላ ትግራይ ተጠኒሳ ኣላሞ:- ትዉለደሉ ብርሃን ንኽዉላዕ:- ኩሉ ህዝብና ምትሕግጋዝ የበርክት::
    ሰላም ደለይቲ እንተኾናዉን:- ህዝብና ክፀንት ኣይንደልን:: ንፀላእትና ድማ ብዝግባእ መልክዕ ነፍልጦም::
    ዕርቀ-ሰላም ክጋሃድ ዝደልዩ ጎረባብቲ እንተሃልዮም:- ሰላም የኽብሩ::
    ትግራይ ድማ በብእዋኑ ክሰምዑዎ ዝግባእ መልሲ ትሃቦም::
    ሽሕ ሚሊዮናት ኣሰካፊ ናይ ፅል ኢት መደረጋሕ እናንጎዱ:- ስቅ ክባሃሉ ከምዘይብሎም: ይኹን::
    🎉 ብወገን ትግራይ ምላሽ ዘስምኦም ኣካል ክምስረት የድሊ'ዩ:: 🎉
    ትግራይ ርእሳ ስለዘድነነትሎም ዘይትልዓል ጉንዲ ክትመስሎምዉን የብላን:: ብጎዞሞን ምሳሮምን ወዘተ....ንትግራይና ክዱግዱጉዋ ኣይግባእን:: እምብልና ኣይንፀንትን:- ኣይንኹስተርን ንበሎም:: ድምፅና ይስምዑ:: ይፍለጡናዉን!
    ልሳን ትግራይ ብበረድ ኣይተቀበረን::
    የዎ ብሽርሒ ዝዋዳደሮም ኣይህሉን! ብብልሒ ግና ንሳቶም ካብ መን ይበልፁ?!
    "ህዝቢ ትግራይ እንክኹሪ:-ረመፅ እያ እታ ምድሪ" ሓቂ ዶ ኣይኮነንዩ?!
    ድምፂ ትግራይ ይስምዑዎ! ኣይንደቅስ!!
    ሕብረትና መፍርሒኦም'ዩ:: ብዕሊ ንሕበር!
    ሕድ ሕድና ኣይንሳበር! ዕንቅፋትና ንስዓር!
    ናብ ብራኸ ሃገርና ንደይብ!!!
    እግዚአብሔር ምሳና ይኹን! ኣሜን!!!

  • @gerezihergebremeskel3225
    @gerezihergebremeskel3225 15 дней назад

    እዋይ ጭርሖ ክትፈትዉ!

  • @kidanehaddish
    @kidanehaddish 15 дней назад

    መሬት ትግራይ ብሰንኪ መሪሕነት ህወሓትዩ ኣብ ኢድ ደመኛ ፀላእትና ወዲቑ ።
    ሕዝውን ብውልቀ ዝሕተቱ እንተዘይሃልዮም መፍትሒ ኣይህሉን ።
    ኩሉ ጅግነትናን መስዋእትናን ዝሓንሸሽዎ ኣለምገብረዋህድን መንጀሪኖንዮም ኩሉ ስልጣን ገቢቶምዎ እዮም ኔሮም።
    ዋላ ካብደብረፅዮንውን መንጢሎምዎ ምንባሮም ዘይፈልጥ ዓሻ ትግራዋይዶሎዪ።

  • @user-sb3ci4xx4p
    @user-sb3ci4xx4p 15 дней назад +1

    ክበሊዓ፡ከይደን፡ንቢዕለን፡ተበሊዐን።አንቱም፡ጥሙያት፡ናይሰብ፡ገንዘብን፡መሬትን፡ትበልዑ፡ቢዕልኩም፡ከምትብላዑ፡አይትዘንግዑ።ተጠሚና፡ተገፊዕና፡ትብሉ።ጥምየትን፡ሽግርን፡ሃፍትኹምን፡ድዩ።ገና፡ተጀምሩ፡በር፡አይተወደአን።ዋና፡ጥምየትን፡ኩናት፡መከራ፡ይመፀኩምሎ።አበደኹም፡ከምትአትው፡ንርእየኩም።