ሰበር ዜና🔥 ጉድ ትግራይ ቲቪ ተቓሊዑ / ዶ/ቴድሮስ ናብ ትግራይ ? ህፁፅ ፃውዒት ጀ/መዲድ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 26 янв 2025

Комментарии • 103

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 27 дней назад +6

    JUSTICE FOR TIGERAY ⚖️

  • @sleshikiros4017
    @sleshikiros4017 27 дней назад +3

    ህዝቢ ትግራይ ሓድነትካ አስጢምካ ፀገማትካ ንማንም ከይተፀበኻ መፍትሒ አብ ኢድካ እዪ።

  • @MinasKebede-m7c
    @MinasKebede-m7c 27 дней назад +2

    አነ ዝገሪመኒ ከመይ ዝበሉ ፀላእቲ ገጢምና 360 ክባን ዕፅዋን ዘይተበሪከክና ዘይተበሪከኩም ጀነራላት እዚ ናይ ወሪቂ ነገር ጠጠው ንምባል ምንም ዝኸብድ ነገር አይነበረን ግን ክንተዓዛዘብን ክንጠራጠሪን ገይሩና ግን መዓልቲ ይነውሕ እምበር ኩሉ ነገር ከይተፈለጠ አይተሪፊን ዕድመን ጥዒናን ነዚ ጀግና ትውልድን ነታ ጀጋኑ ተፊሪ ማሕፀን አዶ ትግራይን ❤ ትግራይ ደም ክንደይ ግዘ ትነብዕ ዓኽ 😭😭😭

  • @mesfinaregahegn7054
    @mesfinaregahegn7054 26 дней назад

    TDF MUST TAKE ACTION WITHOUT ANY COMPROMISE

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 27 дней назад +1

    Thanku. Kubure. Hawena. You Telling the Turuth 🍯

  • @sibhatberhane
    @sibhatberhane 26 дней назад

    ❤❤❤

  • @TsegayDesta-z3e
    @TsegayDesta-z3e 27 дней назад +4

    ዘረፍቲ ጉዶም ከይወፅእ ጋዜጠኛታት ዘንገላትዑ ።

  • @MichaelAbMr
    @MichaelAbMr 27 дней назад +1

    አረ ብጣዕሚ ዩ ዘሕዝን
    ካሊእ ትግራይ ከም ዘላትና ዝመስል ንምንታይ
    ኢና ብሓዊ ንጫወት

  • @alguyonas3312
    @alguyonas3312 27 дней назад

    Selam. ❤❤❤

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 27 дней назад

    Tsubuke. Geberekume. Jeganu❤

  • @asefaw4345
    @asefaw4345 27 дней назад

    ህዝቢ እንታይ ስጋብ ዝከውን ይጽብዮም ኣሎ ብዘለዎ ዘይዋጎግኦ ነዞም ናይ ወርቂ ጆኖስይደራት

  • @StehaiGebreselassie
    @StehaiGebreselassie 27 дней назад +1

    Entry kbehal neyru techewyomn teasyromn kuluhade. 8:10

  • @Ushu11-h5e
    @Ushu11-h5e 27 дней назад

    TBS ፍልፍል ጽጹይ ሓበሬታ❤ የመስግነኩም፡፡

  • @mezmurebirhan8711
    @mezmurebirhan8711 27 дней назад +2

    እቲ ኤዲተር ንፉዕ እዩ ብረት ዝሓዙ ሰባት ኣጂቦም ወሲደሞም ክሳዕ እተወሰነ ሰዓት ድምፆም ኣጥፊኦም እሞ እንታይ ይገበር?

    • @BGFx-d4h
      @BGFx-d4h 27 дней назад

      ጋዜጠኛታት ብሰረቅቲ ወርቂ ተጨውዮም እዮም ። እቲ ኢዲተር ንሰረቅቲ ወርቂ ይከላኸል እዩ ዘሎ ። ህዝቢ ሰሜን ምዕራብ ብኬሜካል ናተወደአሰ ቢሮ ፀጥታ ውን ናይ ወርቂ ሰረቅቲ ይከላኸል ።

  • @engdagizaw3233
    @engdagizaw3233 27 дней назад

    its acceptable idia for people tigeraye please every body follow himm if you like your people TDF TDF TDF .........

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 27 дней назад

    Thanku. Ato. Tsegaye. Jegena. Kubure. Hawena. Ps. Agaletsewome. Dea.

  • @AsghedomWeldegiorgis
    @AsghedomWeldegiorgis 27 дней назад +1

    ኣይትሓሱ።

  • @TsegayDesta-z3e
    @TsegayDesta-z3e 27 дней назад

    TBS First

  • @hayal752
    @hayal752 27 дней назад

    ጆን መዲድ ጽቡቕ ተዛሪብካ

  • @SurprisedChurros-df2pi
    @SurprisedChurros-df2pi 27 дней назад

    እሞ ብተግባር ዘዐሪ ሰብ ጠፈአ ጨኒቁና ፍቀድኡ ሰደት ንብተን አለና

  • @BGFx-d4h
    @BGFx-d4h 27 дней назад

    ቢሮ ፀጥታ ንሰረቅቲ ወርቂ ይከላኸል ። ኦቶም ወርቂ ዝሰርቁ ግን ግን ከብዳማት ጀነራላት እዮም ።

  • @Tesfaye-n5t
    @Tesfaye-n5t 27 дней назад

    ሚዲያ ወሳኒ መቃለሲ ወሳርሂ እዩ ስለዝኮነ በርትዑ!!!

  • @MinasKebede-m7c
    @MinasKebede-m7c 27 дней назад

    ጀግና ጀነራል መዲድ ግን ኩላ ትፈልጣ ኢኻ እታ ፀገም ንምንታይ ነቲ ፀገም ምፊታሕ ይኸብደኩም ዓብይ ሕቶ አለኒ ዓድና መራሒ ስኢና እዮ ዝብል ኹሉ ካባኹም ሓሊፉ ደአ መን ይምረሐያ መቸም በቢደረጁኡ ዝግበአኩም ቦታ ትመሪሑ አለኹም ግና ከምቲ ምስ ፀላኢ ገጢምኹም መናእሰይ ሒዝኹም ብዓወት መሰሰ ዝበልኩም አብዛ ፀገም ምፊታሕ ግን ክብለኒ ዶ ይኾን ብምባል ክትደፉሩ አይከአልኩምን ግን ኩሉኹም መራሕቲ ትግራይ ሓደራ እተን አዕፅምቲ ይርገፃ አላዋ እየን ግን አብ መወዳእታ ተፋሒረን ተወፅኤን ናብ ዘይንወፆ ረግረግ ተዋሒጥና ንዘልአለም ታሪኽ ኾይና ኢና ክንተሪፍ ምኽንያቱ ክንደይ ፀለምትን ቀያሕትን ጀጋኑ ምእንቲ ሰላም ትግራይ ደቃ ኸፊላ እያ ስለዚ ዝከአለኩም ኹሉ ግዜ እናሃለወ ግበሩ።ክብሪን መጎስን ነቶም ጀጋኑ ስወኣት!! ትግራይ ዓደይ ሰላምኺ ይብዛሕ ❤

  • @YemaneAbrha-k9b
    @YemaneAbrha-k9b 27 дней назад

    ፉንፉናት ሾፋቱ ህወሓት ሰላም ዘይምችዎም ደቆምን ዓሌቶምን ኣመሪካን ኣውሮጳን ኣቀሚጦም ወድ ጭቁን ክበልዑ ተዳለው ሰራዊት ምሳና እዩ ኣብምባል ይርከቡ ትግራዋይ ዓሌት ስብሓት ናብዘይብሉ ናበይ ኢና ንጠፍኦ

  • @mesfinaregahegn7054
    @mesfinaregahegn7054 26 дней назад

    AT THE MOMENT TIGRAY THERE NO ANY KIND OF POLITICAL LEADERSHIPS. THOSE THRY CALL THEMSELVES WE ARE A LEADER, ALL OF THE ARE USELESS. SHAMEFUL AND SHAMELESS. WE ARE SO TIRED OF THEM 😡🤬😤

  • @TESFAEnt
    @TESFAEnt 27 дней назад

    Oh time

  • @gideonasress7484
    @gideonasress7484 27 дней назад

    keali eyu lebam eyu, EHES MA FERAH EYU FERAH EYU FERAH EYU FERAH EYU

  • @hagernehna5979
    @hagernehna5979 27 дней назад

    መዲድ ktekos elu

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 27 дней назад

    Thanku. Hizebe. Asegede. Nezoeme. Baneda. Keyetelekewome.

  • @WediEnun-t9m
    @WediEnun-t9m 27 дней назад

    ልምታይ አዮም ታአሲሮሞ ?

  • @brightfeature89
    @brightfeature89 23 дня назад

    ትግራይ መፃወቲ ልሙሳት ፖለቲከኛታት ኮይና አላ ።

  • @kubromghebremedhin6746
    @kubromghebremedhin6746 27 дней назад

    ጌና ኣብራኽ መን ከምዝሕምሸሻ ክንርኢ ኢና።ፈኸራ በዚሑ። ጸላኢ ግን ኩር ኢሉ ይሰምዕን ይዕዘቡን እኔኢዉ።

  • @teshomekahssay866
    @teshomekahssay866 27 дней назад

    ከመይ፡እዩ፡እቲ፡ሕዝቢ፡ሱቕ፡ኢሉ፡ዝርኢ፡እዚ፡ኹሉ፡ሀፍቲ፡ትግራይ፡እናተወረረ፡ንብዙሕ፡ምዕባለ፡ክኸውን፡ዝኽዕል፡ባጀት፡ናትግራይ፡ህዝቢ፡ማለት፡እዩ

  • @DanielZewdu-g7e
    @DanielZewdu-g7e 27 дней назад

    በቃ ምዕራብ ትግራይ ናይ ሸፋቱ ቦታ ኮይኑ ።

  • @SisayGebrekidan
    @SisayGebrekidan 27 дней назад

    Now You Clearly Put the very urgent issue to be accomplished by the interim goverment ate to implement the Pretoria agreement accordingly its order.To raise other issues arenot acceptable by any measurement.

  • @Ushu11-h5e
    @Ushu11-h5e 27 дней назад

    ቀጹሉሉ፡ ታሪኻዊ ስራሕቲ ትሰርሑ ኣለኹም፡፡

  • @bbbc-v9q
    @bbbc-v9q 27 дней назад

    Please remove Getachew administration from Tigray

  • @SagolPagol-p3f
    @SagolPagol-p3f 27 дней назад +1

    ተለቭዥን ትግራይ ናይ ህዝቢ ዘይኮነትስ ናይ ዉልቀ መላኺ ኣጀንዳ ሒዛ ተራግብ እያ መን ዳኣ ክኣምነኩም ሓላኹስ

  • @eriascari8355
    @eriascari8355 27 дней назад +3

    AGAME HASEWTI SEREKTI DEKI SHERMUTA

    • @tamutafu528
      @tamutafu528 27 дней назад

      Atume. Resehate. Lemenete. Serekete. Shame. On. You. Derebaye😂

  • @KirosHadish
    @KirosHadish 27 дней назад

    ክሳብ መዓዝ እዩ ተሸፊንካ ይገለፅ እባ አይተፈራርሑ

  • @seidedris3325
    @seidedris3325 27 дней назад

    ክእረሙ ኣለዎም አሠይኮነን። ክክሰሱ ኣለዎም ሓሙሽተ ዓመት ክፍረዶም ኣለዎም። ህዝቢ ምዕራብ ኣፀሊሞሞ

  • @seidedris3325
    @seidedris3325 27 дней назад

    ህዝቢ ምዕራብ፣ማእከል ጌታቸው ዝሸፈታ ዞቦታት ኢሉዎን ፣ ቴሌቪዥን ትግራይ ዓፈንቲ ፣ዘረፍቲ ኢሉና

  • @meleskidane9695
    @meleskidane9695 27 дней назад

    ጭውያ ድአ ካብዚ ንላዕሊ ከመይ ድዩ መልክዑ

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 27 дней назад

    Hizebena. Nezoeme. Banedatate. Tselaete. TIGERAY. Be. Kelele. Ayenereyo.

  • @tesfaykinfe1840
    @tesfaykinfe1840 27 дней назад +1

    ጭውያ እምበር እንታይ ድኣ ትብሎ እዚ?

  • @UseurtimeNow
    @UseurtimeNow 27 дней назад

    ካብ ባህላዊ ጀነራል ጆን ቑርዲድ ደኣ እንታይ ከተግኒዩ ንስኽም ንክሓልፈልክም ማለት ዘበት ደቒ ጠራሮ ደቒ ጠላማት !!!!

  • @EzraZerabruk
    @EzraZerabruk 27 дней назад

    ናይ ጀነራል መዲድ ብደምቢ ክውሰድ ዝግባእ ፅሩይ ሓሳብ እዩ

  • @brightfeature89
    @brightfeature89 23 дня назад

    ነዚ ኹሉ ዕንክሊል ዝፈጥሩ ዘለው ኔትዎርክ ዝበስበሰ ኔትዎርክ ስብሓት ነጋ በዓል ጉጅለ አደመ እዮም ነገር እናፈጠሩ ትግራይ ዝዘርግዋ ዘለው። በቃ ክበሀሉ አለዎም። ጉጅለ ግምትውን በቃ ክበሀሉ አለዎም።

  • @mulugetarayaw2233
    @mulugetarayaw2233 27 дней назад

    😂😂😂😂😂😂 ክትባልዑ ገና ደም ክንደይ ወለዶ ኣብ ኢድኩም ኣሎ።

  • @eriascari8355
    @eriascari8355 27 дней назад +1

    SHABIA ERITREA 🇪🇷 FOREVER

  • @MengstabAbera-z1l
    @MengstabAbera-z1l 27 дней назад

    ንናይ ዝመቱ ሰባት ቤተሰብን ማሓዙትን ፅንኣት ይሃብኩም/ ይሃቦም። ግን ዝኹሉ መከራ ክበፅሆም ዝኻኣለ ቢ 2013 ዓ/ም ዝገበርዎ ጆኖሳይድ ከምሕሮም ኢሉ እዩ።

  • @BGFx-d4h
    @BGFx-d4h 27 дней назад

    No No ጋዜጣኛታት በሰረቅቲ ወርቂ ተጨውዮም እዮም ። TBS ንዞም ወርቂ ዝሰርቁ ኮ ኢኹም ትከላኸልሎም ዘለኹም ።

  • @kahsaygebretsadik1199
    @kahsaygebretsadik1199 27 дней назад

    ንጋዜጠኛ ምእሳር ካብ ምዕፋን ብምንታይ ይፍለ?

  • @AbebaGebrekidan-l5b
    @AbebaGebrekidan-l5b 27 дней назад

    Telam getachew reda eyu ni tigray zetfazelo ok

  • @mesfinaregahegn7054
    @mesfinaregahegn7054 26 дней назад

    YOU DIDNOT DO YOUR HOMEWORK JUST TALK TALK TALK SHAME ON YOU 😡😭😡😭😡😭

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 27 дней назад

    Hizebena. Jeganu. Eyoume. Eza. Segumete. Dema. Gereme. Eya. Nesekatekume. Mene. Ekume. Banedatate. Leuokate.

  • @desalegntella1057
    @desalegntella1057 27 дней назад

    አብ ጌዜ ሓደ ለውጢ ዘይኮነ ዘድሊ ህዝቢ አብ ሓደ የዕስልካ #ዕንወት #ምክልኻ እዩ
    ትግራይ አብ ዓብይ ሓደጋ ወድቓ ክነሳ አብ ክንዲ ህዝቢ ትግራይ ምድሓን እቶም ናይ ስልጣን ሱሱዓት b
    ባንዳታት ግ.ፕ.ክ.ት ጌታቸው ረዳን ጀጻድቃን ለውጢ ብዝብል ቴማ ህዝቢ ትግራይ ከፋፍሎም ከብርስዎ እዮም::

  • @gideonasress7484
    @gideonasress7484 27 дней назад

    ABEL KULU SHIFINFIL BEKEN JIBOCH ELKA ZENA TETIGEBR MIHASHE

  • @hayelom-u2q
    @hayelom-u2q 27 дней назад

    ምንም ዝእረም ነገር የብሉን ተጋሩ እስካብ ዝኾኑ መለለይ ካርዲ እስካብ ዘለዎም አሸምባይዶ ምእሳር ምንግልታዕ ዘይግቦኦም ነይሩ እሞ ካብዚ ንላዕሊ ጭዉያ እኖተሀልዩ ንገሩና

  • @GeberMekonon
    @GeberMekonon 27 дней назад

    ዘይ ርትዓዊ ምኽንያት ንምንታይ ዕጡቃት ኢሉ ንቅድሚድ ከይድግም ብሕጊ ክተሓዝ ኣሎዎ ብመኪና ተገልቢጦም ይኾኑ ኢሉ ንምንታይ ዘበለ ውሽጡ ፖለቲካ ዝሓዘ ርካሽ ሓበረታ እዩ

  • @StehaiGebreselassie
    @StehaiGebreselassie 27 дней назад

    Temezabelty mmlas were koynu terifu wedey fetary hasabka yesmrelka.

  • @teshomekahssay866
    @teshomekahssay866 27 дней назад

    እቶም፡መራሕቲ፡እዮም፡ሰነፋት፡ሕማቓት፡አዶም፡መሬቶም፡እናተወረረ፡ሱቕ፡ኢሎም፡ዝሪዑ፡ብጣዕሚ፡የሕርር

  • @nigusehaftu201
    @nigusehaftu201 27 дней назад

    ድፍንፍን ዝኾነ ነገር
    ክነኻኺኡ ስለዘይደልዩ
    ድፍንፍን እናበለ ይቅፅል አሎ

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 27 дней назад

    Hasewete. Tv TIGERAY. Banedatate. Eyoume. Shame. Shame Shame Shame

  • @gebretsadik-cv1ir
    @gebretsadik-cv1ir 27 дней назад

    እዞም ካልሲ ናይ ረዳኢ ሓለፎም ምሕሳው ሓደስቲ ኣይኮነን ! ፎሽካላትን እዮም

  • @LegesseYitbarek
    @LegesseYitbarek 27 дней назад

    እቲ ሓቂ በቲ ጋዜጠኛ ተነጊሩ እናሃለወስ ንምንታይ ይሕሶ። ቲቪ ትግራይ እቲ ሓቁ እዩ ተናጊሩ ተጨውዮም እዮም ኩሉ ድማ ክፈልጦ ግድን እዩ

  • @yemdos7222
    @yemdos7222 27 дней назад

    70 ሰብ ዝፅዕን መኪና የላን

  • @MuezMarkos
    @MuezMarkos 27 дней назад

    ና ዶክተር ፀብፃ ኣበይሎ

  • @MeklitMekonnen-t1b
    @MeklitMekonnen-t1b 27 дней назад

    Still distorted comment

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 27 дней назад

    መን ፈቂዱሎም አታ አንጃል ትግራዊይ ሚዲያ መን ፈቂዱሉም

    • @tbstig
      @tbstig  27 дней назад

      ንፀርፍኹም ነመስግን። ግን ናይ ትግራይ ሚድያ ኣብ ትግራይ ክጽብጽብ ፍቓድ ይሓትት ዩ ዝብል ሕጊ ዘየለ ሓዱሽ ሕጊ ካበይ መፀ? ጋዜጠኛታት ብናጽነት ተንቀሳቒሶም ሓበሬታ ናይ ምእካብ መሰሎም ሕልው እዩ።

  • @NigistTesfahungne-n4c
    @NigistTesfahungne-n4c 27 дней назад

    አረ በጃኻትኩም ምስሊ ትግራይ ተባላሽው አለኹም?

  • @mezmurebirhan8711
    @mezmurebirhan8711 27 дней назад

    እሞ እኒጌታቸው ረዳ እዚ ቀዳምነት ክዋሃም ዝግብኦ ጉዳይ ይርድኡ ዶ?

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 27 дней назад

    666 midya no more

  • @mesfinaregahegn7054
    @mesfinaregahegn7054 26 дней назад

    I DONT UNDERSTAND WHY THEY ARE AFRAID??? WHATS WAITING SITTING YOUR AS AND COMPLAINING? TAKE ACTION IF YOU cannot DO IT RESINE. ITS SO SHAMEFUL TO SPEAK ON CAMERA. SMH

  • @brightfeature89
    @brightfeature89 23 дня назад

    እቲ ከሚካል መን እዩ አብ ልዕሊ ህዝቢ ጉድኣት ንኸብፅሕ ዝፈቀደ መን እዩ? ጠጠው ከብሉ ዝኽዕል መንግስቲ የለን ድዩ? አነ ክርደአኒ አይኸዓለን ልሙስ ግዝያዊ መንግስቲ እንታይ እዩ ዝሰርሕ ዘሎ እትገርም ክልል እያ ትኸውን ዘላ ትግራይ መወዳእታዑ ናይ ማፍያታት መአከቢ ትኸውን አላ ንምንታይ ብሕፁፅ ጠጠው ዘይብል ? ርሙሳት ፀረ ህዝቢ ዝኾኑ ካድረታት አኪብኩም ለውጢ ዘይተምፅኡ ሓሰውቲ መጭበርበርቲ ኢኹም።

  • @actttig9753
    @actttig9753 27 дней назад +1

    ፈስፋስ ሐሳዊ ዕሱብ ምኳንካ ሎሚ ጥራይ እየ ፈሊጠ ካብ አነባብባኻ ካብ አገላፃኻ ገንዘብ ርጉም ክንደይ ይኸፍሉኻፈስፋስ

    • @tbstig
      @tbstig  27 дней назад

      ነመስግን😁

  • @TigrayCommunityRefugees
    @TigrayCommunityRefugees 27 дней назад

    ሓሶት ኣመል ተጋሩ እንዳኾነ ይመጽእ ኣሎ። እዞም ጋዜጠኛታት ዝተኣሰሩሉ ምኽኒያት ግልጺ እዩ ንዓና እቲ ናይ ማዓድን ጉሕለት ከይቃላዕ ስልዝሰግኡ እዮም። ኣባላት TDF ውን ናብ ሓለውቲ ወርቂ ናይ ውሱናት ጉጅለታት እዮም ተቐይሮም። ጋዜጠኛታት ይጨውዩን ነቲ ዝካየድ ዘሎ ናይ ወርቂ ጉሕለት ዝቃወሙ ተጋሩ ይጨውዩን የሳቕዩን ኣብ ናይ ግሊ እሰርቤታት። መንእሰይ ትግራይ ኣይትፍራሕ ተቓለስ ዓድኻ ሓሉ

  • @amareyohannes3730
    @amareyohannes3730 27 дней назад

    ቴለቪዥን ትግራይ ንምንታይ ሐለውለው ትብሉ ብሐሰት ሕዝቢ ሰላም ከሊእክሞ ብሕጊ ተጠየቁ ካብ መጀመሪያ ጀመሩ ብተንኮል ኢኩም ተበጊስኩም ሓሰውቲ።

  • @TedrosMB
    @TedrosMB 27 дней назад

    ዘይናትካ መሬት ከትወስድ ውፈርሞ እት መልሲ ኣብኡ ክጽንሓካዩ ክልል ዕባይ ትግራይ ከም ጡብ ኣዴኻ ቅበጾ። ቴድሮስ

  • @actttig9753
    @actttig9753 27 дней назад +1

    ትግራይ ክትድሕን ጉጅለ ክሕደት ናይ ትግራይ ብልፅግና ብካዳቸው ኳዳን ብነበር ጀነራል ፀይቃምን ዝምራሕ ዕሱም ጉጅለ ካብ ትግራይ ክባረሩ አለዎም ምውራዶም ጥራይ እኹል አይኮነን ካብ ትግራይ ክጠፍኡ አለዎም

  • @hagosGebrehaweria
    @hagosGebrehaweria 27 дней назад

    አቱም ፈሽፋሻት ፀለምቲ ከይድኹም ደአ ዘይትዝግቡ ለቋሙፅ ሓሰውቲ

  • @HirmiTekeze
    @HirmiTekeze 27 дней назад

    tay gebari betsahi seb enatefe;e suk elkums gega yu

  • @Saron3
    @Saron3 27 дней назад

    ሓሶት ዝለመደት ፈነወ ኣብ ሕጂ በጺሓ ቅንዕና ክትዛረብ ዘይሕሰብ እዩ ንኤርትራ ንምድዋይ ብሓሶት ልዕሊ 20 ዓመት ገጂፍ ተሞኩሮ ዘማዕበለት ፈነወ ተሌቪዥን ኣማኢት ቻነላት ናይ ዩቲዩብ ድማ ብናይ ሓሶት ዲግሪ ኣምሂራ ዘመረቀት እያ። ስለዝስ አስገራሚ እና አስቀያሚ የፖለቲካ ውሸት እና ውዥንብር ትርምስ መፍጠር የተለመደ ትልቅ ልምድ ያለው ቻነል ነዉ። እናንተ ዶሞ.....

  • @HirmiTekeze
    @HirmiTekeze 27 дней назад

    moytatkum ya fanotat

  • @سيدعبدالعليم-ق8ص
    @سيدعبدالعليم-ق8ص 27 дней назад

    ሰላም ከመይኣለኹም ንሕና ካባኹም ኒፅቦዮ ብዛዕባ ናይዘን ተማህሮ ደቃኒስቶ መሰልን ዝጋሃሳ ካብ ማኣድ ቲምህርት ዝባረራ ንምንታይ ንስኹም ድማ ክታሓባበሩ ግቡኹም ከምትዋፁ ተስፋ ንገብር ኣብዜና ኹም ንፅበ:;

    • @GenetWsillasie
      @GenetWsillasie 27 дней назад

      ዝትባረራ የለዋን ሓሶት እዩ ግን ነገር ንምድላይ እትገብርዎ ዘለኹም ተንኮል ኣየዋፀእን በዚ ዝፈርሕ የለን

  • @biniyamhaghos5391
    @biniyamhaghos5391 27 дней назад

    በጃ ሻዕቢያ ጋሕ በሉ ባዕልኹም ሰይጣውንቲ ከለኹም ሻዕቢያ ሻዕቢያ ትብሉ ህዝብና ሰላም ከሊእኩሞ ዘረባ ብቻ ኮይንኩም እዋይ ጉድ ተረኺቡ

  • @etn6309
    @etn6309 27 дней назад

    አታ ዩቱበር ንሰኻኸ ቻይናዊ ዲኻ አብ ኢትዮዸያ ኢልኻ ዜና ትሰርሕ ለለኻ አብ ክልል ትግራይ ኾይንኻ ናይ ኢትዮዸያ ባጀት / እንጀራ እናበላዕኻ ፀረ ኢትዮዸያን ከሕደትን ትፍፁሙ ለለኹም ሰርዓት ግበሩ

    • @GenetWsillasie
      @GenetWsillasie 26 дней назад

      ትግራይ ናታ ሂባ ንሳ ካብኣ ትልምን እያ ጥዑይ መራሒ ስለዘይብላ ምስክነይቲ

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 27 дней назад

    HASOETE. HASOETE. HASOETE. HASOETE. TIGERAY. TV. BANEDATATE. SHAME. SHAME. ADENA. AYETEWARUDUNA. REKASHATE

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 27 дней назад

    JUSTICE FOR TIGERAY ⚖️

  • @mesfinaregahegn7054
    @mesfinaregahegn7054 26 дней назад

    YOU DIDNOT DO YOUR HOMEWORK JUST TALK TALK TALK SHAME ON YOU 😡😭😡😭😡😭

  • @mesfinaregahegn7054
    @mesfinaregahegn7054 26 дней назад

    YOU DIDNOT DO YOUR HOMEWORK JUST TALK TALK TALK SHAME ON YOU 😡😭😡😭😡😭

  • @mesfinaregahegn7054
    @mesfinaregahegn7054 26 дней назад

    YOU DIDNOT DO YOUR HOMEWORK JUST TALK TALK TALK SHAME ON YOU 😡😭😡😭