Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
Great message thanks95% ሰብ ብዛዕባ ሁሉፉ እዩ ድሓስብ ።ትክክል ይሰማማዕ እየ
ጽቡቕ መግለጺ! ሓንቲ ሓሳብ ናይ ፊሊሞን ተስፋእለም ክጠቅስ፦ ፊሊሞን ''ኣብ ኩሎም ኣርእስታት ሂወትን ምዕባለታት ዓለምን ቀያሲ ኩለእንትናዊ ጉዕዞ ኣተሓሳስባ'ዩ'' እዩ ዝብል። እዚ ድማ ነቲ ከመይ ትሓስብ ዝበልካዮ ዝውክል'ዩ።
❤❤❤
It was a wonderful title and I love the way you describe the subject👍 keep it up Sami brother already I subscribe to your RUclips channel. hopefully you will share with us good ideas and lectures.
Thank you Sami hewey bzkaaleka nhzbka tenkhena sle zeleka bzlaale mengedi ketslo
Waww btaemi xbuk timhrti hawey kexlo thank you
Thank you so much brother! Very interesting👍
እዚኣ "ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ሓድሽ ነገር የለን" ትብል ኣበሃህላ ነዓይ ብፍጹማ'ያ ዘይትርደኣኒ:: እዚ ኩሉ ሓድሽ ምህዞታት' ከ ኣብ ትሕቲ ጸሓይ'ዶ ኣይኮነን ዝፍጠር ዘሎ:: ከመይ ኢልና ደኣ እሞ ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ሓድሽ ነገር የለን ንብል? ብዝተረፈ የቀንየልና ሳሚ ሓውና ስለቲ ብልጽ ሓሳብካ ዘከፋልካና🙏🙏🙏
ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ሓድሽ ነገር የለን ማለት ከምዚ ማለት'ዩ። ኩሉ እዚ ሕጂ ተማሂዙ ዘሎ ነገር ሲ ንዝነበረ ኣወሃሂድናን መልክዕ ቀይርናን ኢና ፈጢርናዮ እንበር ካብ ዘይነበረ ኣየምጻናዮን ማለት'ዩ። ንኣብነት ኮምፕዩተር ሓዳስ ምህዞ ኢያ እንተደኣ ኢልና፥ ንኮምፕዩተር ኣብ መሬት ብዘሎ ማዕድን ስሊከን ጀርማንየምን ካልኦት ንጥረነገራትን ጌርና ኢና ሰሪሕናያ። ነቲ ዝነበረ ናብ ካልእ መልክዕ ቀይርና ኮምፕዩተር ምሂዝና። እንበር ሓድሽ ምህዞ የለን ማለት ኣይኮነን።
@@SamuelOkubay ብልቢ የቀንየለይ ሳሚ ሓወይ ግዜካ ወፊካ ስለዘረዳእካኒ🙏🙏🙏🙏
Thank you sami interesting 🥰❤️🥰
Great eritrean star ever seen in whole RUclips
👌👌👌💐💐
Your are so unique samu hawey. Your are the one of great thinkers of our world. Keep it up. We will wait part 2.
The passion how you teach worth a lot sam bro🤩🤩🤩
👌👌👌👌👌
Thanks so broYou are so interesting man
ሳሚ (ኣብ ኣጠቓቕማ ቅኑዕ ትግሪኛ) (እንግሊዝ ኣጉዲልካ ኣለኻ) ካብ ዝሓለፈ ቅሩብ ኣመሓሽካ ኣለኻ ኣጆኻ ቅጽሎ ብዝተኻእለ ባዶ እንግሊሽ
Great education. Thank you.
ጽቡቕ ኵርናዕ እቲ ቪድዮታትካ ካብ 30 ደቂቕ ክነውሕ ከም ዘይብሉ ግበሮ። ምኽንያቱ ሓንቲ ቪድዮ ሓደ 1 ሰዓት እንተኮይና ብዙሕ ግዜ ከጥፍኣልና ስለ ዝኽእል። ትሕቲ 30 ደቂቅ ብዘይ ምስልቻው ክንዕዘቦ ንኽእል ኢና። እቲ ሒዝካዮ ዘለኻ ኩርናዕ ዝድነቅ እዩ።
ሰላም ሳሚ
Thanks for sharing this thoughtful information, but could you differentiate b/n habit and behaviour. I think they are a little bit unclear.
Thanks bro 🙏🙏
👍👍👍🥰
ኣብዚ ሎሚ ሰባት 10 ደቒቕ ኣስተምህሮ ምክትታል ዓቅሚ ዘይብሉ ግዜ ኣገደስቲ ዘይኮኑ እንግሊሽ ወሲኽካ ንውሓት ናይታ ቪድዮ ምውሳኽ እንተ ዘይኮኑ ካብ ጥቕሙ ጉድኣቱ ይዓቢ። 2ይ ኣዝዩ ብሉጽ ትሕዝቶ ኣለካ ነገር ግን ኣብ ኣቀራርባ ሓይሊን ስሚዒት ይጎድሎም ብምህላዉ ሓይሊ እንተ ትውስኸሉ፡ ነዚ ክሕግዘካ ከኣ ኣብ ክንዲ ኮፍ ኢልካ ተቕርቦ ድው ኢልካ እንተ ትቕርቦ ክሕግዘካ ምስ ከኣለ ይብል፡ 3ይ ዓይንኻ ናብ ካሜራ ምጥማት ማለት ናብ ተዓዘብትካ ኣብ ዓይኖም ምጥማት ከም ማለት ስለ ዝኾነ ኣብዚኣ እውን ኣስተውዕለላ።ምስ ብዙሕ ጽቡቕ ትሕዝቶኻ ኣብ ኣቀራርባ ገለ ምምሕያሽ የድልየካ ኣሎ።
ቋንቋካ ብኢንግሊሽ እናደባለቅካ ናይ ብዙሓት ሪኢቶ እዩ ካባይ ጀሚርካ፡ይርደኣኒ'ዩ ግን ገላጺ ቃላት ክትደሊ ኣብ ትሽገረሉ ጥራሕ ወይ ከም መሀብተሚ ጥራይ እንተትጥቀመሉ እቲ ብሉጽነትካ ዝዳያ ምበለጸን ኣድማዒ ስራሕ ምተስርሐን ይብል ።ጽባቀካ ግን ኣብ ቦቱኡ እዩ።ቀጽሎ።
Great message thanks
95% ሰብ ብዛዕባ ሁሉፉ እዩ ድሓስብ ።ትክክል ይሰማማዕ እየ
ጽቡቕ መግለጺ! ሓንቲ ሓሳብ ናይ ፊሊሞን ተስፋእለም ክጠቅስ፦ ፊሊሞን ''ኣብ ኩሎም ኣርእስታት ሂወትን ምዕባለታት ዓለምን ቀያሲ ኩለእንትናዊ ጉዕዞ ኣተሓሳስባ'ዩ'' እዩ ዝብል። እዚ ድማ ነቲ ከመይ ትሓስብ ዝበልካዮ ዝውክል'ዩ።
❤❤❤
It was a wonderful title and I love the way you describe the subject👍 keep it up Sami brother already I subscribe to your RUclips channel. hopefully you will share with us good ideas and lectures.
Thank you Sami hewey bzkaaleka nhzbka tenkhena sle zeleka bzlaale mengedi ketslo
Waww btaemi xbuk timhrti hawey kexlo thank you
Thank you so much brother! Very interesting👍
እዚኣ "ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ሓድሽ ነገር የለን" ትብል ኣበሃህላ ነዓይ ብፍጹማ'ያ ዘይትርደኣኒ:: እዚ ኩሉ ሓድሽ ምህዞታት' ከ ኣብ ትሕቲ ጸሓይ'ዶ ኣይኮነን ዝፍጠር ዘሎ:: ከመይ ኢልና ደኣ እሞ ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ሓድሽ ነገር የለን ንብል?
ብዝተረፈ የቀንየልና ሳሚ ሓውና ስለቲ ብልጽ ሓሳብካ ዘከፋልካና🙏🙏🙏
ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ሓድሽ ነገር የለን ማለት ከምዚ ማለት'ዩ። ኩሉ እዚ ሕጂ ተማሂዙ ዘሎ ነገር ሲ ንዝነበረ ኣወሃሂድናን መልክዕ ቀይርናን ኢና ፈጢርናዮ እንበር ካብ ዘይነበረ ኣየምጻናዮን ማለት'ዩ። ንኣብነት ኮምፕዩተር ሓዳስ ምህዞ ኢያ እንተደኣ ኢልና፥ ንኮምፕዩተር ኣብ መሬት ብዘሎ ማዕድን ስሊከን ጀርማንየምን ካልኦት ንጥረነገራትን ጌርና ኢና ሰሪሕናያ። ነቲ ዝነበረ ናብ ካልእ መልክዕ ቀይርና ኮምፕዩተር ምሂዝና። እንበር ሓድሽ ምህዞ የለን ማለት ኣይኮነን።
@@SamuelOkubay ብልቢ የቀንየለይ ሳሚ ሓወይ ግዜካ ወፊካ ስለዘረዳእካኒ🙏🙏🙏🙏
Thank you sami interesting 🥰❤️🥰
Great eritrean star ever seen in whole RUclips
👌👌👌💐💐
Your are so unique samu hawey. Your are the one of great thinkers of our world. Keep it up. We will wait part 2.
The passion how you teach worth a lot sam bro🤩🤩🤩
👌👌👌👌👌
Thanks so bro
You are so interesting man
ሳሚ (ኣብ ኣጠቓቕማ ቅኑዕ ትግሪኛ) (እንግሊዝ ኣጉዲልካ ኣለኻ) ካብ ዝሓለፈ ቅሩብ ኣመሓሽካ ኣለኻ ኣጆኻ ቅጽሎ ብዝተኻእለ ባዶ እንግሊሽ
Great education. Thank you.
ጽቡቕ ኵርናዕ እቲ ቪድዮታትካ ካብ 30 ደቂቕ ክነውሕ ከም ዘይብሉ ግበሮ። ምኽንያቱ ሓንቲ ቪድዮ ሓደ 1 ሰዓት እንተኮይና ብዙሕ ግዜ ከጥፍኣልና ስለ ዝኽእል። ትሕቲ 30 ደቂቅ ብዘይ ምስልቻው ክንዕዘቦ ንኽእል ኢና። እቲ ሒዝካዮ ዘለኻ ኩርናዕ ዝድነቅ እዩ።
ሰላም ሳሚ
Thanks for sharing this thoughtful information, but could you differentiate b/n habit and behaviour. I think they are a little bit unclear.
Thanks bro 🙏🙏
👍👍👍🥰
ኣብዚ ሎሚ ሰባት 10 ደቒቕ ኣስተምህሮ ምክትታል ዓቅሚ ዘይብሉ ግዜ ኣገደስቲ ዘይኮኑ እንግሊሽ ወሲኽካ ንውሓት ናይታ ቪድዮ ምውሳኽ እንተ ዘይኮኑ ካብ ጥቕሙ ጉድኣቱ ይዓቢ።
2ይ ኣዝዩ ብሉጽ ትሕዝቶ ኣለካ ነገር ግን ኣብ ኣቀራርባ ሓይሊን ስሚዒት ይጎድሎም ብምህላዉ ሓይሊ እንተ ትውስኸሉ፡ ነዚ ክሕግዘካ ከኣ ኣብ ክንዲ ኮፍ ኢልካ ተቕርቦ ድው ኢልካ እንተ ትቕርቦ ክሕግዘካ ምስ ከኣለ ይብል፡
3ይ ዓይንኻ ናብ ካሜራ ምጥማት ማለት ናብ ተዓዘብትካ ኣብ ዓይኖም ምጥማት ከም ማለት ስለ ዝኾነ ኣብዚኣ እውን ኣስተውዕለላ።
ምስ ብዙሕ ጽቡቕ ትሕዝቶኻ ኣብ ኣቀራርባ ገለ ምምሕያሽ የድልየካ ኣሎ።
ቋንቋካ ብኢንግሊሽ እናደባለቅካ ናይ ብዙሓት ሪኢቶ እዩ ካባይ ጀሚርካ፡ይርደኣኒ'ዩ ግን ገላጺ ቃላት ክትደሊ ኣብ ትሽገረሉ ጥራሕ ወይ ከም መሀብተሚ ጥራይ እንተትጥቀመሉ እቲ ብሉጽነትካ ዝዳያ ምበለጸን ኣድማዒ ስራሕ ምተስርሐን ይብል ።
ጽባቀካ ግን ኣብ ቦቱኡ እዩ።ቀጽሎ።
❤❤❤