Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ባሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍተይ ኣብፀለትኪ ዘክርኒ ናዓይ ንድክምቲ 😭😭😭😭😭😭😭😭 🙏🙏🙏✝️✝️ኣነ ከ ማዓዝ እየ ምስ😭😭 ነብሰይ ክዕረቅ 😭😭😭✝️
Ajoki Selam haftey, u elki jemiri, Medhanialem abiy akal lewah, thut eyu, ni kulu gize yhb eyu, kemu kem weda kea Weladitu adena hiwetna Embirhan, naba krebi, first b nsiha, ab betki b Abunesebesemayat jemiri kibrti haftey.
ጾሎት ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣይፈለየና ኣሕዋተይ ኣመን ኣመን ኣመን
ክብርን ምሰጋናን ንመድሓኒናን እምላክናን ጎይታናን ይኩን ንወላዲቱን ቅደሰት ደንገል ማርያም እዴና ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን በሓቂ ቀል ህወት የሰመዓልና ክብርቲ ሓፍትይ 🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
ንፍዕቲ ጅግና ሓብተይ እግዚአቢሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ እግዚአቢሔር ሓዳርክን ገዛኽን ይባርኽ ፡እግዚአቢሔር ዝገበረልካ ምምስካር በረኸት ዩ።ኩላትና እግዚአቢሔር ዝገበረልና ክንዝክር ይግባኣና።ከምኡ ድማ ሓጥያትና እንዳ ዘከርና ንእግዚአቢሔር ይቅረ ክብለልናን ይቅረ በሉ ይቅረ ክባሃለልኩም ኢሉና ኣምላኽናን መድሓኒናን የሱስ ክርስቶስ ፡ስለዚ ንሕና ሓጥያትና እንተ ንዝክር ንሰብ ኣይምፈረድናን።ክብርቲ ሓብተይ ኮኮብ ክርስቶስ ኣጆኺ ቀጽልዩ እግዚአቢሔር ጸግኡ የብዛሓልኪ ክብርቲ ሓብተይ ኣብ ጸሎትኪ ዝክርኒ፡ኣብዚ ዓለም እዚ ክርስታን ኬንካ ክጥዕመካ ክትጽበ የብልካን መኽንያቱ ጎይታናን መድሓኒናን የሱስ ክርስቶስ ዓለም ናዓይ ጸሊኣቱኒ ያ እሞ ንዓኹም ውን ክትጸልኣኩም ያ ኢሉና ዩ። ዓለምና ናብጥፍኣት ተምርሕ ኣላ ፡ንሕና ግን ደቂ መን ምኻና ረሲዕና ኣብታ ናይ ጥፍኣት ዓለም ምስ ጥፉኣት ንጠፍእ ኣለና ናይ እግዚአቢሔር ስድራቤት እዚ ሓብትና ትብለና ዘላ ነስተውዕሎ እግዚአቢሔር ብኣኣ ጌሩ ሰብ ክድሕን ዩ ደልዩ ብፍላይ ደቂ ኣንስትዮ ሰብ ሓዳር ደቅናን ሰብኣይናን ሂወትናን ይጽልምት ኣሎ እዚ ድማ ካብ ንእግዚአቢሔር ንገንዘብ ስለ ዘፍቀርና ዩ። ከምቲ ቅዱስ መጽሓፍና ዝብሎ ወይ ንገንዘብ ወይ ንኣምላኽ ዩ፡የሕዋተይ። ክንደይ የሕዋትናን ደቅናን ይሳቐያ ኣለዋ ከምኡ የሕዋትናን ደቕናን ፍቖዶ ቤት ማእስርቲ ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም መጻወቲ ኬና ጠፊእና ዴብሎስ ይጻወተልና ኣሎ ናብ እግዚአቢሔር ንመለስ ግዜ የለን ናብ መርከብ ናይ ኖህ ንእቶ ንሳ ድማ ድንግል ማርያም ያ ቤተክርስታናን ኣዴና እግዚአቢሔር ዝሃበና ኣብ መስቐል ኮይኑ ናይ ሓደራ ኣደያ።ኩሉና ኣዴና ንዒ ናባይ ንበላ ኣደ ጎይታ፡ንቅድስቲ ኤልሳቤጥ ንሰክራ ዝበልቶ ቃል ኣደ ጎይታ ክትበጽሕኒ ከመይ ኢሉ ኮነለይ።ወንገል ሉቓስ፥ምዕራፍ 1-40-43 ተመልከቱ።ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ብዙሓት ሰባት ኣብዚ ግዜ ዚ ብጸላእተ ሰናይ ተታሒዞም ከቃልልዋ ንርእዮም ግን ንጸልዮሎም ፈትዮም ኣይኾኑን ዴብሎስ ዩ ፡ከይድሕኑ ኣእምርኦም ደፊንዎም ስብሓት ለእግዚአቢሔር ሉዑል ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቐሉ ክቡር ኣሜን ኣሜን ኣሜን!!!
❤❤❤❤❤ ክብረን ጎይርናን መዳሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ይኩን ንሓብትና እግዚኣብሄር ኣግልሎት ዕድሜኪ ይባርክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ክብርን ምስጋናን ንጎይታናን መደሓንናን ንወላዲቱ ኣዲና ድንግል ማርያም ይኩን
ንእግዚኣቤሂር ዝስኣኖ ነገር የሎን እግዚኣቢሄር ይመስገን ሓብተይ ኣምላክና ጸጉኡ የብዛሓልኪ ኣሜን ኣሜን ኣሜን🎉🎉🎉
ኮኮብ ሐፍትና ጸጋ በረኸቱ የብዝሐልኪ ናዓና ድማ መስተውዓሊ ልቢ የዓድለና አብዚ ፈታኒ ዝኾነ ግዜ ብፍላይ አብ ሰብ ሐዳር ሐይሊ ንኽበና አብ ጸሎትኪ ዘክርና ዘሐፍተይ መዓረይ
ቃልሂይወት የስመዓልና ክብርቲ ሕፍትና ኣብጸሎትኪ ወለተሃይማኖት ዘክርኒ
ፈጣሪ ጸግኡ የብዛሓልኪ ሓፍተይ ነዓይ ንድኽምቲ ሓፍትኺ ኣብ ጸሊትኪ ዘክርኒ 😭😭😭።
ክብርን ምስጋናን ን ኣምላክ ይኩን ንወላዲቱን ኣዴና ቕድስቲ ድንግል ማርያም ይኩን ኣሜን
ክብርን ምስጋናን ንመድሓኒናን አምላክናን ጎይታናን ንወላዲቱን ቅደስት ደንገል ማርያም አዴና ይኩን ኣሜን 🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤በሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ክብርቲ ሃፍተይ ኣብ ጸሎትኪ ዘክርኒ ፡
ብጣዕሚ ዘገርም'ዩ ኣምላኽና ዝተመስገነ ይኹን ናትና ተስፋ ኻኣ ካብዚ ዝዓቢ'ዩ
ተመሰግን ክብር ምሰጋና ለእየሰሱ ክርሰቶሰ ይኹን ናሕና አውን ታርክና ቀየረልና ክብር ምሰጋና ይገበአኪ አመቤቴ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
kbrn msganan nfetari kulualemn nweladitu dngln ykun amen Amen
Kokob kem shima tsigaun bereketun yedzhalki🕊🙏
Nay bhaqi
Amen 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
Kalehiwet.yesmalna.amen.amen.amwn
ክብርን ምስጋናን ንሉዕል እግዚኣብሄር ንወላዲቱ ድንግል ንክቡር መስቀል ይኩን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስማዓልና ክብርቲ ሓፍተይ ጸጉኡ የብዝሓልኪ ሓደራኪ ኣብ ጸሎትኪ ዘክርኒ
Amen Amen Amen amlak tsegu yebzhalki eti musik dmtsie athtteteblyo mhasche 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Amen (3) qalehiwetu yesimialina kibiriti hafitey bejaki abe xolotiki zekiri hafitey
AMEN AMEN AMEN qale hiwet yesmalina
በእወነት በጣዕም ያኣ ትምህር ክብርት ሓፈትና ሰም እግዚአብሔር ይመሰገን ብቻ🤲🌾🥰🥰🥰🥰
ብሃንቀውታ እየ ዝፅበየኪ ድምፅኪ ካብ ዝስምዕ ኣትሒዘ እግዚአብሔር ይመስገን እግዚአብሔር ክብረት ያሃበለይ🙏❤ በእውነት ደቂቃ ከማን ውሒዱኒ ኣፈይ ከፊተ ክስምዕ ፀኒሔ ። እንድሕር ዝካኣለኪ ፩ ስዓት ግበርልና ኣብ ቀፃሊ ። ብፍታወይ ኣጥፍኤያ ዝነበርኩ ሂወተይ ኣበይ ኣለኺ ክብል ፀኒሔ 😥😥😥😥😥😥😥
Amen Amen Amen 💙🙏💙🙏💙🙏💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Nay behaki kali hiwet yesmeslina kali egzeabiher amlakena zekebren zetmsigenen yekun eti bexloten xomun zebrite abeu zewkeli haferu ayefliten🙏🙏🙏💒💒💒❤❤❤
ብሓቂ ቃለ ህይወት ይስመዕልና ክብርን ምስጋናን ንመድሃኒና እየሱስ ክርስቶስ ንአድኡ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ኣዴና ይኹንአሜን አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏ማዓዝኾን እየኻብ ስደት ተመሊሰ ንንስሃ ክበቅዕ 😭
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna Egziabhier tsega ab rsi tsega yeadlki
Amen amen amen qale hiwet yesmealna kbren msganan ngoytanan medhaninan eyesus krstos nweladitu dengel ykun amen 🙏🙏🙏
Amen amen amen
Tack Amen 🙏🙏🙏
ብሓቂ አምላክ ጥዑም እዩ ክብርን ምስጋናን ንዓካን ንወላዲትካን ቅድስት ድንግል ማርይም ይኩን አሜን 🙏
Amen Amen Amen 🙏 Qale Hiwet yesmealna xegieu yebzhalki fetrai Amlak ab lbna yehdro
እግዝኣብሄር ጸጉኡ የብዝሓልኪ ዝሓፍተይ ዓባይ ትምርቲ ❤❤❤
Bhaki kel hiwet yesmaan amelke amennn 🥺🥺🥺🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ብሓቂ ደስ ክትብል ሎሞዓንቲስ ናዓይ ንጎዶሎ እምነት ኣምለክ እዚ ቃል ዘሰመዐኒ ይመሰገን አብ ጭንቀት ተዋሒጠ ረዳኢ ኽብል ሓፍተይ ኾኸበ ክርስቶስ ሰልኪኪ ፀሓፍለይ አብ ሰደት ኾይነ ናብ ዝዎፆ ሲኢነ ግን ብፈተና ተከቢበ ጨኒቅኒ ዛሓፍተይ ብቃዕምኪ ምኽሪ ኽትሕግዝኒ ኩሉ ከበይ ሪሒቁ ከም ዘይፈልጠኒ ሰብ ፀሊእኒ ብሰንኪ ሓወይ ዘጋነፎ ፀገም ኣነ አብ ሰደት ሐወይ አብ ሰደት ኽንራከብ ዘይንኽእለሉ ፆሎት ከይንገብር ብስልክለ ሰለ ፆሎት ሰለ ኣምላክ ክተልዕለሉ ኣይደልን ብዝዓበየ ድማ ኣነ ድክምቲ ሰለ ዝኾንኩ ልፆሎት ዘይተግህ በጃኺ ሰልኺ ፃሓፈለይ ብፅሕፍ ማዓዝ ኽውዶኦ ናተይ ጣጠይ ኾኸበ ክርሰቶሰ ሓፍተይ ኣምላክ ይባርኺ አብዚሑ ፀጉኡ ይምላእኺ ነዚ ከማይ አብ ዕነ ዝኣተና አምለክ እንታይ ይሰአኖ ናብ ቤቱ ክመልሰና🙏
Selam haftey kemey weilki, enquah abxhana nabzi kibur lidet, sdet kebid eyu, lieli kulu kab fetari silus kidus keytrhki, kab afki nay Adena kidiste kidusan Embirhan shim ayterhiki, aab dekik xweiya, ajoki kulum kidusa halnan redietnan eyom, abey adi aleki
Egziabher sle kalu zkebren ztemesgenenn ykun.....kulu kabu kalu natu eu Temesgen temesgen temesgen...... Egziabher xegu yebzalki kokebe kirstos 🌹💐💐🙏🙏🙏
Amen (3) qalehiwetu yesimialina kibiriti habitey Egziabiher suruhu diniki eyu emo kibirin misigan yibixihayo eme amilakey bimeladinetiki aye tifeleyina
ብሓቂ ዓቢ ተጽፋ ሂወት እዩ እግዝኣብሄር ይመስገን🙏
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሕልኪ ኮኮበይ እንኳዕ ድሓን መፃእኪ ክብረተይ ኦ ድንግል ወላዲተይ ድንግል ማርያም ንዓይ ለ ከምታ ናሓፍተይ ገይርኪ ደግፍኒ ተመስገን ከመይ ደስ ዝብል ቃል ሰማዕኩ ናይ ድንግል ማርያም ፀሎታን ምሕረት ፍቁረ ወዳን ምስ ኩለና ይኩን አሜን አሜን አሜን
Amen Amen🙏🙏🙏🙏
Nay bhaqay qalihweti yesmeaalina Amen Amen Amen ELLLLLLLLLLL ELLLLLLLLLLL ELLLLLLLLLLL ab xelotikum abayey yewihanis ab miskar yebxhana amen Amen Amen ELLLLLLLLLLL ELLLLLLLLLLL ELLLLLLLLLLL ❤❤❤❤❤❤❤
Qal hiwet yesmaena xegaki yebzheyu zhebtey qdsti Aeb xolotki zekrni
🙏🙏🙏. Amen 🙏 🙏🙏❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይሃብኪ ናይ ኣገልግሎት ዘበንኪ ይባርክ ብሓቂ ኣዝያ ማሃሪት እያ ቀፅልዮ እመ ብርሃን ኣደይ ስምኪ ጸዊዐ ሓፊረ ኣይፈልጥን ተመስገን ኣምላከይ ንዓይ ኣብ ሂወተይ ኣምላከይ ብዙሕ ነገር ገይርለይ እዩ ፈቃር ራህራህ ለዋህ እዩ 🙏🙏🙏🤲🤲🤲✝️✝️✝️
Kibri nigoytana 🙏 wekibri niweladitu igzitne mariam amen 🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምኣና ብሓቂ ኣቢ መንፈሳዊ ሂወት አዪ ቀጽልሉ አግዚኣብሄር ኣኣብ ዘለናዪ ጽግዩ የብዝሓልና ክቡራት ስድራና
ቃለ ሂወት የስምዐልና ብእውነት ዝተባረኪ ኢኺ እተቅርብዮ ኘሮግራም አዝዩ ምቁር እዩ ከም ጥዑም ምግቢ እየ ዝምገቦ አምላኽ እድመን ጥእና ይሀበልና እሞ አይትጥፉኢ እቲ ዘዘጋጀኪዩ መፅሀፉ አብ አዲስ አበባ አበይ ንረክቦ በጃኺ ሀብርና ብዝኮነ የቀንየልና አምላክእድመን ጥእና ይሀበልና ንኩሉኩም ነዚ ኘሮግራም ተዘጋጅው ዘለኩም ነመስግን 🙏🙏🙏
ኣዝዩ ደስ ዝብል ትምህርቲ ዕድመ ይሃብኪ ክብርቲ ሓፍትና እዚ ምዕዶ ከይጎድለና
Fetaris n feterti bmftaru kbrn msganan nue ykuno 🙏🏾✝️
Nay bhaki O Amlakey mhretka lakelna Amen Amen Amen 🙏
Amen amen amen kal hiwet ysmealna kbrn msgan nslus kdus nweladite amlak dngl mariam ykun xega ab leli xege yebzhalki kokobe krstos haftna ab xelotki zekrna
ብሓቂ ቃል ኅይወት የሠመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልኪ እግዚአብሔር ኣምላኽ ክብርቲ ሓፍትና ኣደና✝️💞
ቃለ ሰናይ የስመዐልና።
ሓፍተይ ብመንገድኺ ጌሩ ሚህርና ኢዩ እማ ጎይታ ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን 🙏🙏🙏
ቃል ህወት የስመልና ❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ❤❤❤❤
Amen Amen Amen xega egzabihar yebzhalki nay adina qedesti kudusan degel maryam xelotan melejan ayeflyna hezba kerstan yhewatey
❤❤❤❤ykenylna kbrti hatey ab xplotiki zekrona amen
kbrti haftey egziabihar ymesgen tebareki kulu eti medebki fetyeyo mesituni kaa degaimka zemno egziabihar hayli yhabki kemzi bzuh ketedalwlna bsoletki zekrni
Amen amen amen kal hiwet yesmealna egzeabher amlak.
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓና
Amen amen amen edmen tenan yhbkie fteria ❤❤❤❤❤
ኣሜን ጸጋኡ የብዘሓልኪ
Amen amen amen Kal hiwet yesmealna stegua yebzehalki
ቃለ ሂወት የስማዓልና እብጾሎቲኪ ዘኪሩኒ ሰምራእብ እልኪ።
ናይ ብሓቂ ዓቢ ትምርቲ ትምህርና ኣለኪ።ክንጽበየኪ ኢና ።ናይ ብሓቂ ነመስግነኪ።
Kal hiwet yesmealna haftey mearey aytitfiena bifilay niawalid tesfana eki bihaki amlak tsegiu yebzihalki
Amen Amen Amen 🙏 keal hiwet yesmalna Egzabher Amlak tsegu yebzhalkum
Qale hiwet yesmalna kbrti haftna xegeu yebzhalki N ana dkumat yehwatiki kea ablbna yehdro amen 🙏🏽
Amen amen amen kale hiwet yesmana nay bhaki nfeti egzabher xegeu yebzhalki
Haftayegzabher mesakin mis kulatena hezebi kerstan youkun naki ka qalhewat yesmalna amen
ብሓቂ ቃለሂወት ይስመዐልና ክብርቲ ኣደና ክረክበኪ ደልየ ነይረ ብምንታይ ክረክበኪ ይክእል ከብ ስዕድዓረብ ዘለኩ እየ
ቃል ሂወት ይሲምዓልና ዚሓፍተይ ኣብ ጸሎትኪ ዚኪሪኒ
Amen amen amen qale hiwet yesmaalna brktey Egziabher amlakna xega bereketu yebzhelki nana ka zsmaenayo ab lbna yehdro fetari semiena ka 30 60 100 semayawi fre knferi qdus fqad Egziabher amlakna ykunelna brukatey
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Amlak ab lbina yehdrelna kale hiwet yesmealna
Behaki lbey tetenkife💔 🥺ezi amlak katam🙏♥️
Kbri n amlak ykun ms weladitu dngl mariam 🙏🙏🙏🤲🤲🤲❤❤❤🏫🏫🏫
Aemn aemn aemn ቃል ሂወት የስምዓልና
ተመስገን ኣምላኽ ዐቢ ትምህርቲ ቃል ሂወት የስምዕልና ❤️❤️❤️
በሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚኣብሄር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኪ ክብርቲ ሓፍትና
Egziabiher amlak tsegun bereketun yebzhalki kbrti habtey neana nezen ab betna selam Sina zelena mhretu ylakelna Amen Amen Amen
ሰላምኪ ይብዛሕ ክብርቲ ኣደይ ብሓቂ ቃለ ሰናይ የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኪ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባርኸልኪ ፍትውተይ🍃ብሓቂ ብዙሕ ትምህርቲ ወሲደ ኣብ እግዚአብሔር ዝተወከለ ስም ናይ እመብርሃን ዝጸወዐ የለን ዝሓፈረ ብሓቂ❤ንዓይ ብሓጥያት ዝወደቅኩ ድክምቲ ጓልኪ(ሓፍትኪ) ወለተስላሴ እናበልኪ ኣብ ጸሎትኪ ዘክርኒ በረኸትኪ ይሕደረኒ🤲✝️
❤️❤️🌹🌹🌹🌹
Qal hiwet yesmialna
Kale Hiwet yesemana Amen bhaki ab hiwetena zelo eyu zkyerena dma eyu
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስምዓልና ሐፍትና እግዚአቢሄር ያክብረልና ይባርከልና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን በረከትን አብዚሑ ይሀበልና በረከት አዴና ቅድስት ማርያም ይብጻሐና አብ ጸሎትኪ ዘክርኒ ወልድ አማኒኤል🙏🙏🙏
Amen kale yesmalna habtna thegiu yebthihalki
Gotana temesgen sleku neger zehabkana amen amen sle nab betka zmetsena 😇💞💞💞💞🙏💞💞💞🥰😇💞💞💞💞💞💞💞
ብሓቃ ቃል ህይውት የስመዕልና ክብርተይ ሓፍተይ
Amen Amen Amen kalhiwet yesmana nay behaki deszebl tsugu yebzhalki habty
ኣሰይ ጥዕም ቃላ ከማክስ የብዛሓልና ቃል ሂወት ይስማዓልና ኣብ ትገብርዎ ጾሎት ዘኩሩኒ የሕዋተይ
ቃለ ሂወት የስምዓልና ኮኮበ ክርስቶስ ሐፍተይ ፀጉ የብዛኪ እግዚአብሔር ብጣዕሚ ደሰ ትምህር እያ .ወይ ፈተነ እቲ ፀሎት አደኪ ፀሎተ ቅድሳን
Amen Amen Amen kale hiwet yesmaelna habtina
ኣሰይ ካባራተይ ፁጉኡ ይብዘሐላኪ ከከበ ኩሩስቶስ ሓፋታና ኣሰይክትዛረቢ ኩለኩ ደስተ ይያባለካ መንፈስካ ባምንታይ ክረካበካ ያካኣላ ካባራተይ
ቃል ሂወት የስመኣና ክብርቲ ሓፍተይ ።
Kalhiwot yesmealna naybehaki 🙏🏻🙏🏻🙏🏻😍
ቃለሕይወትየሰምዐልና🌻🌻🌻
🌾🌹🌷🌻
Amen
ባሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍተይ ኣብፀለትኪ ዘክርኒ ናዓይ ንድክምቲ 😭😭😭😭😭😭😭😭 🙏🙏🙏✝️✝️ኣነ ከ ማዓዝ እየ ምስ😭😭 ነብሰይ ክዕረቅ 😭😭😭✝️
Ajoki Selam haftey, u elki jemiri, Medhanialem abiy akal lewah, thut eyu, ni kulu gize yhb eyu, kemu kem weda kea Weladitu adena hiwetna Embirhan, naba krebi, first b nsiha, ab betki b Abunesebesemayat jemiri kibrti haftey.
ጾሎት ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣይፈለየና ኣሕዋተይ ኣመን ኣመን ኣመን
ክብርን ምሰጋናን ንመድሓኒናን እምላክናን ጎይታናን ይኩን ንወላዲቱን ቅደሰት ደንገል ማርያም እዴና ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን በሓቂ ቀል ህወት የሰመዓልና ክብርቲ ሓፍትይ 🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
ንፍዕቲ ጅግና ሓብተይ እግዚአቢሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ እግዚአቢሔር ሓዳርክን ገዛኽን ይባርኽ ፡እግዚአቢሔር ዝገበረልካ ምምስካር በረኸት ዩ።ኩላትና እግዚአቢሔር ዝገበረልና ክንዝክር ይግባኣና።ከምኡ ድማ ሓጥያትና እንዳ ዘከርና ንእግዚአቢሔር ይቅረ ክብለልናን ይቅረ በሉ ይቅረ ክባሃለልኩም ኢሉና ኣምላኽናን መድሓኒናን የሱስ ክርስቶስ ፡ስለዚ ንሕና ሓጥያትና እንተ ንዝክር ንሰብ ኣይምፈረድናን።ክብርቲ ሓብተይ ኮኮብ ክርስቶስ ኣጆኺ ቀጽልዩ እግዚአቢሔር ጸግኡ የብዛሓልኪ ክብርቲ ሓብተይ ኣብ ጸሎትኪ ዝክርኒ፡ኣብዚ ዓለም እዚ ክርስታን ኬንካ ክጥዕመካ ክትጽበ የብልካን መኽንያቱ ጎይታናን መድሓኒናን የሱስ ክርስቶስ ዓለም ናዓይ ጸሊኣቱኒ ያ እሞ ንዓኹም ውን ክትጸልኣኩም ያ ኢሉና ዩ። ዓለምና ናብጥፍኣት ተምርሕ ኣላ ፡ንሕና ግን ደቂ መን ምኻና ረሲዕና ኣብታ ናይ ጥፍኣት ዓለም ምስ ጥፉኣት ንጠፍእ ኣለና ናይ እግዚአቢሔር ስድራቤት እዚ ሓብትና ትብለና ዘላ ነስተውዕሎ እግዚአቢሔር ብኣኣ ጌሩ ሰብ ክድሕን ዩ ደልዩ ብፍላይ ደቂ ኣንስትዮ ሰብ ሓዳር ደቅናን ሰብኣይናን ሂወትናን ይጽልምት ኣሎ እዚ ድማ ካብ ንእግዚአቢሔር ንገንዘብ ስለ ዘፍቀርና ዩ። ከምቲ ቅዱስ መጽሓፍና ዝብሎ ወይ ንገንዘብ ወይ ንኣምላኽ ዩ፡የሕዋተይ። ክንደይ የሕዋትናን ደቅናን ይሳቐያ ኣለዋ ከምኡ የሕዋትናን ደቕናን ፍቖዶ ቤት ማእስርቲ ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም መጻወቲ ኬና ጠፊእና ዴብሎስ ይጻወተልና ኣሎ ናብ እግዚአቢሔር ንመለስ ግዜ የለን ናብ መርከብ ናይ ኖህ ንእቶ ንሳ ድማ ድንግል ማርያም ያ ቤተክርስታናን ኣዴና እግዚአቢሔር ዝሃበና ኣብ መስቐል ኮይኑ ናይ ሓደራ ኣደያ።ኩሉና ኣዴና ንዒ ናባይ ንበላ ኣደ ጎይታ፡ንቅድስቲ ኤልሳቤጥ ንሰክራ ዝበልቶ ቃል ኣደ ጎይታ ክትበጽሕኒ ከመይ ኢሉ ኮነለይ።ወንገል ሉቓስ፥ምዕራፍ 1-40-43 ተመልከቱ።
ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ብዙሓት ሰባት ኣብዚ ግዜ ዚ ብጸላእተ ሰናይ ተታሒዞም ከቃልልዋ ንርእዮም ግን ንጸልዮሎም ፈትዮም ኣይኾኑን ዴብሎስ ዩ ፡ከይድሕኑ ኣእምርኦም ደፊንዎም ስብሓት ለእግዚአቢሔር ሉዑል ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቐሉ ክቡር ኣሜን ኣሜን ኣሜን!!!
❤❤❤❤❤ ክብረን ጎይርናን መዳሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ይኩን ንሓብትና እግዚኣብሄር ኣግልሎት ዕድሜኪ ይባርክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ክብርን ምስጋናን ንጎይታናን መደሓንናን ንወላዲቱ ኣዲና ድንግል ማርያም ይኩን
ንእግዚኣቤሂር ዝስኣኖ ነገር የሎን እግዚኣቢሄር ይመስገን ሓብተይ ኣምላክና ጸጉኡ የብዛሓልኪ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🎉🎉🎉
ኮኮብ ሐፍትና ጸጋ በረኸቱ የብዝሐልኪ ናዓና ድማ መስተውዓሊ ልቢ የዓድለና አብዚ ፈታኒ ዝኾነ ግዜ ብፍላይ አብ ሰብ ሐዳር ሐይሊ ንኽበና አብ ጸሎትኪ ዘክርና ዘሐፍተይ መዓረይ
ቃልሂይወት የስመዓልና ክብርቲ ሕፍትና ኣብጸሎትኪ ወለተሃይማኖት ዘክርኒ
ፈጣሪ ጸግኡ የብዛሓልኪ ሓፍተይ ነዓይ ንድኽምቲ ሓፍትኺ ኣብ ጸሊትኪ ዘክርኒ 😭😭😭።
ክብርን ምስጋናን ን ኣምላክ ይኩን ንወላዲቱን ኣዴና ቕድስቲ ድንግል ማርያም ይኩን ኣሜን
ክብርን ምስጋናን ንመድሓኒናን አምላክናን ጎይታናን ንወላዲቱን ቅደስት ደንገል ማርያም አዴና ይኩን ኣሜን 🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤በሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ክብርቲ ሃፍተይ ኣብ ጸሎትኪ ዘክርኒ ፡
ብጣዕሚ ዘገርም'ዩ ኣምላኽና ዝተመስገነ ይኹን
ናትና ተስፋ ኻኣ ካብዚ ዝዓቢ'ዩ
ተመሰግን ክብር ምሰጋና ለእየሰሱ ክርሰቶሰ ይኹን ናሕና አውን ታርክና ቀየረልና ክብር ምሰጋና ይገበአኪ አመቤቴ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
kbrn msganan nfetari kulualemn nweladitu dngln ykun amen Amen
Kokob kem shima tsigaun bereketun yedzhalki🕊🙏
Nay bhaqi
Amen 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
Kalehiwet.yesmalna.amen.amen.amwn
ክብርን ምስጋናን ንሉዕል እግዚኣብሄር ንወላዲቱ ድንግል ንክቡር መስቀል ይኩን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስማዓልና ክብርቲ ሓፍተይ ጸጉኡ የብዝሓልኪ ሓደራኪ ኣብ ጸሎትኪ ዘክርኒ
Amen Amen Amen amlak tsegu yebzhalki eti musik dmtsie athtteteblyo mhasche 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Amen (3) qalehiwetu yesimialina kibiriti hafitey bejaki abe xolotiki zekiri hafitey
AMEN AMEN AMEN qale hiwet yesmalina
በእወነት በጣዕም ያኣ ትምህር ክብርት ሓፈትና ሰም እግዚአብሔር ይመሰገን ብቻ🤲🌾🥰🥰🥰🥰
ብሃንቀውታ እየ ዝፅበየኪ ድምፅኪ ካብ ዝስምዕ ኣትሒዘ እግዚአብሔር ይመስገን እግዚአብሔር ክብረት ያሃበለይ🙏❤ በእውነት ደቂቃ ከማን ውሒዱኒ ኣፈይ ከፊተ ክስምዕ ፀኒሔ ። እንድሕር ዝካኣለኪ ፩ ስዓት ግበርልና ኣብ ቀፃሊ ። ብፍታወይ ኣጥፍኤያ ዝነበርኩ ሂወተይ ኣበይ ኣለኺ ክብል ፀኒሔ 😥😥😥😥😥😥😥
Amen Amen Amen 💙🙏💙🙏💙🙏💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Nay behaki kali hiwet yesmeslina kali egzeabiher amlakena zekebren zetmsigenen yekun eti bexloten xomun zebrite abeu zewkeli haferu ayefliten🙏🙏🙏💒💒💒❤❤❤
ብሓቂ ቃለ ህይወት ይስመዕልና ክብርን ምስጋናን ንመድሃኒና እየሱስ ክርስቶስ ንአድኡ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ኣዴና ይኹንአሜን አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏ማዓዝኾን እየኻብ ስደት ተመሊሰ ንንስሃ ክበቅዕ 😭
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna Egziabhier tsega ab rsi tsega yeadlki
Amen amen amen qale hiwet yesmealna kbren msganan ngoytanan medhaninan eyesus krstos nweladitu dengel ykun amen 🙏🙏🙏
Amen amen amen
Tack Amen 🙏🙏🙏
ብሓቂ አምላክ ጥዑም እዩ ክብርን ምስጋናን ንዓካን ንወላዲትካን ቅድስት ድንግል ማርይም ይኩን አሜን 🙏
Amen Amen Amen 🙏 Qale Hiwet yesmealna xegieu yebzhalki fetrai Amlak ab lbna yehdro
እግዝኣብሄር ጸጉኡ የብዝሓልኪ ዝሓፍተይ ዓባይ ትምርቲ ❤❤❤
Bhaki kel hiwet yesmaan amelke amennn 🥺🥺🥺🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ብሓቂ ደስ ክትብል ሎሞዓንቲስ ናዓይ ንጎዶሎ እምነት ኣምለክ እዚ ቃል ዘሰመዐኒ ይመሰገን አብ ጭንቀት ተዋሒጠ ረዳኢ ኽብል ሓፍተይ ኾኸበ ክርስቶስ ሰልኪኪ ፀሓፍለይ አብ ሰደት ኾይነ ናብ ዝዎፆ ሲኢነ ግን ብፈተና ተከቢበ ጨኒቅኒ ዛሓፍተይ ብቃዕምኪ ምኽሪ ኽትሕግዝኒ ኩሉ ከበይ ሪሒቁ ከም ዘይፈልጠኒ ሰብ ፀሊእኒ ብሰንኪ ሓወይ ዘጋነፎ ፀገም ኣነ አብ ሰደት ሐወይ አብ ሰደት ኽንራከብ ዘይንኽእለሉ ፆሎት ከይንገብር ብስልክለ ሰለ ፆሎት ሰለ ኣምላክ ክተልዕለሉ ኣይደልን ብዝዓበየ ድማ ኣነ ድክምቲ ሰለ ዝኾንኩ ልፆሎት ዘይተግህ በጃኺ ሰልኺ ፃሓፈለይ ብፅሕፍ ማዓዝ ኽውዶኦ ናተይ ጣጠይ ኾኸበ ክርሰቶሰ ሓፍተይ ኣምላክ ይባርኺ አብዚሑ ፀጉኡ ይምላእኺ ነዚ ከማይ አብ ዕነ ዝኣተና አምለክ እንታይ ይሰአኖ ናብ ቤቱ ክመልሰና🙏
Selam haftey kemey weilki, enquah abxhana nabzi kibur lidet, sdet kebid eyu, lieli kulu kab fetari silus kidus keytrhki, kab afki nay Adena kidiste kidusan Embirhan shim ayterhiki, aab dekik xweiya, ajoki kulum kidusa halnan redietnan eyom, abey adi aleki
Egziabher sle kalu zkebren ztemesgenenn ykun.....kulu kabu kalu natu eu Temesgen temesgen temesgen...... Egziabher xegu yebzalki kokebe kirstos 🌹💐💐🙏🙏🙏
Amen (3) qalehiwetu yesimialina kibiriti habitey Egziabiher suruhu diniki eyu emo kibirin misigan yibixihayo eme amilakey bimeladinetiki aye tifeleyina
ብሓቂ ዓቢ ተጽፋ ሂወት እዩ እግዝኣብሄር ይመስገን🙏
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሕልኪ ኮኮበይ እንኳዕ ድሓን መፃእኪ ክብረተይ ኦ ድንግል ወላዲተይ ድንግል ማርያም ንዓይ ለ ከምታ ናሓፍተይ ገይርኪ ደግፍኒ ተመስገን ከመይ ደስ ዝብል ቃል ሰማዕኩ ናይ ድንግል ማርያም ፀሎታን ምሕረት ፍቁረ ወዳን ምስ ኩለና ይኩን አሜን አሜን አሜን
Amen Amen🙏🙏🙏🙏
Nay bhaqay qalihweti yesmeaalina Amen Amen Amen ELLLLLLLLLLL ELLLLLLLLLLL ELLLLLLLLLLL ab xelotikum abayey yewihanis ab miskar yebxhana amen Amen Amen ELLLLLLLLLLL ELLLLLLLLLLL ELLLLLLLLLLL ❤❤❤❤❤❤❤
Qal hiwet yesmaena xegaki yebzheyu zhebtey qdsti Aeb xolotki zekrni
🙏🙏🙏. Amen 🙏 🙏🙏❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይሃብኪ ናይ ኣገልግሎት ዘበንኪ ይባርክ ብሓቂ ኣዝያ ማሃሪት እያ ቀፅልዮ እመ ብርሃን ኣደይ ስምኪ ጸዊዐ ሓፊረ ኣይፈልጥን ተመስገን ኣምላከይ ንዓይ ኣብ ሂወተይ ኣምላከይ ብዙሕ ነገር ገይርለይ እዩ ፈቃር ራህራህ ለዋህ እዩ 🙏🙏🙏🤲🤲🤲✝️✝️✝️
Kibri nigoytana 🙏 wekibri niweladitu igzitne mariam amen 🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምኣና ብሓቂ ኣቢ መንፈሳዊ ሂወት አዪ ቀጽልሉ አግዚኣብሄር ኣኣብ ዘለናዪ ጽግዩ የብዝሓልና ክቡራት ስድራና
ቃለ ሂወት የስምዐልና ብእውነት ዝተባረኪ ኢኺ እተቅርብዮ ኘሮግራም አዝዩ ምቁር እዩ ከም ጥዑም ምግቢ እየ ዝምገቦ አምላኽ እድመን ጥእና ይሀበልና እሞ አይትጥፉኢ እቲ ዘዘጋጀኪዩ መፅሀፉ አብ አዲስ አበባ አበይ ንረክቦ በጃኺ ሀብርና ብዝኮነ የቀንየልና አምላክእድመን ጥእና ይሀበልና ንኩሉኩም ነዚ ኘሮግራም ተዘጋጅው ዘለኩም ነመስግን 🙏🙏🙏
ኣዝዩ ደስ ዝብል ትምህርቲ ዕድመ ይሃብኪ ክብርቲ ሓፍትና እዚ ምዕዶ ከይጎድለና
Fetaris n feterti bmftaru kbrn msganan nue ykuno 🙏🏾✝️
Nay bhaki O Amlakey mhretka lakelna Amen Amen Amen 🙏
Amen amen amen kal hiwet ysmealna kbrn msgan nslus kdus nweladite amlak dngl mariam ykun xega ab leli xege yebzhalki kokobe krstos haftna ab xelotki zekrna
ብሓቂ ቃል ኅይወት የሠመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልኪ እግዚአብሔር ኣምላኽ ክብርቲ ሓፍትና ኣደና✝️💞
ቃለ ሰናይ የስመዐልና።
ሓፍተይ ብመንገድኺ ጌሩ ሚህርና ኢዩ እማ ጎይታ ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን 🙏🙏🙏
ቃል ህወት የስመልና ❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ❤❤❤❤
Amen Amen Amen xega egzabihar yebzhalki nay adina qedesti kudusan degel maryam xelotan melejan ayeflyna hezba kerstan yhewatey
❤❤❤❤ykenylna kbrti hatey ab xplotiki zekrona amen
kbrti haftey egziabihar ymesgen tebareki kulu eti medebki fetyeyo mesituni kaa degaimka zemno egziabihar hayli yhabki kemzi bzuh ketedalwlna bsoletki zekrni
Amen amen amen kal hiwet yesmealna egzeabher amlak.
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓና
Amen amen amen edmen tenan yhbkie fteria ❤❤❤❤❤
ኣሜን ጸጋኡ የብዘሓልኪ
Amen amen amen Kal hiwet yesmealna stegua yebzehalki
ቃለ ሂወት የስማዓልና እብጾሎቲኪ ዘኪሩኒ ሰምራእብ እልኪ።
ናይ ብሓቂ ዓቢ ትምርቲ ትምህርና ኣለኪ።
ክንጽበየኪ ኢና ።ናይ ብሓቂ ነመስግነኪ።
Kal hiwet yesmealna haftey mearey aytitfiena bifilay niawalid tesfana eki bihaki amlak tsegiu yebzihalki
Amen Amen Amen 🙏 keal hiwet yesmalna Egzabher Amlak tsegu yebzhalkum
Qale hiwet yesmalna kbrti haftna xegeu yebzhalki N ana dkumat yehwatiki kea ablbna yehdro amen 🙏🏽
Amen amen amen kale hiwet yesmana nay bhaki nfeti egzabher xegeu yebzhalki
Haftayegzabher mesakin mis kulatena hezebi kerstan youkun naki ka qalhewat yesmalna amen
ብሓቂ ቃለሂወት ይስመዐልና ክብርቲ ኣደና ክረክበኪ ደልየ ነይረ ብምንታይ ክረክበኪ ይክእል ከብ ስዕድዓረብ ዘለኩ እየ
ቃል ሂወት ይሲምዓልና ዚሓፍተይ ኣብ ጸሎትኪ ዚኪሪኒ
Amen amen amen qale hiwet yesmaalna brktey Egziabher amlakna xega bereketu yebzhelki nana ka zsmaenayo ab lbna yehdro fetari semiena ka 30 60 100 semayawi fre knferi qdus fqad Egziabher amlakna ykunelna brukatey
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Amlak ab lbina yehdrelna kale hiwet yesmealna
Behaki lbey tetenkife💔 🥺ezi amlak katam🙏♥️
Kbri n amlak ykun ms weladitu dngl mariam 🙏🙏🙏🤲🤲🤲❤❤❤🏫🏫🏫
Aemn aemn aemn ቃል ሂወት የስምዓልና
ተመስገን ኣምላኽ ዐቢ ትምህርቲ ቃል ሂወት የስምዕልና ❤️❤️❤️
በሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚኣብሄር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኪ ክብርቲ ሓፍትና
Egziabiher amlak tsegun bereketun yebzhalki kbrti habtey neana nezen ab betna selam Sina zelena mhretu ylakelna Amen Amen Amen
ሰላምኪ ይብዛሕ ክብርቲ ኣደይ ብሓቂ ቃለ ሰናይ የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኪ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባርኸልኪ ፍትውተይ🍃
ብሓቂ ብዙሕ ትምህርቲ ወሲደ ኣብ እግዚአብሔር ዝተወከለ ስም ናይ እመብርሃን ዝጸወዐ የለን ዝሓፈረ ብሓቂ❤
ንዓይ ብሓጥያት ዝወደቅኩ ድክምቲ ጓልኪ(ሓፍትኪ) ወለተስላሴ እናበልኪ ኣብ ጸሎትኪ ዘክርኒ በረኸትኪ ይሕደረኒ🤲✝️