Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ጌታቸው ናይ ብሓቂ ወገናዊ : ደጋፊ ጌታቸው ኢካ : ንህወሓት ንምጥፋእ ዝሰርሑ ጋዜጠኛ ኢካ ::
ህወሓት ንምጥፋእ? ኣረ ግደፍ
ሕደግንዶ ዕሱብ ካድረ ልጥቅምኻ እምበይ ልህዝቢ ኣይትሓስቡታይ!ይዓኽሎ ክንደይ ግዜ ዋጋ ክንከፍል!
ኣረጋዊ ብሱል ሰብ!thanks!
ውራይና ተስፋ ትግራይ .ጌታቸው ብሉፅ ምሁር.ባኣኻ ንሕበን.
አይ ከምዙይ ዝበለ የለን ንውልቀ ሥልጣን ዝጉስጉስ ሚድያ ናይባዳታት እዩ።
Thank you ,ብሱል ሓሳብ
37:42 ን እዩ : ቅድም ብቀጥታ ብኩሉ ዓይነት ኣገባብ ኩናት ኣብ ትግራይ : ሕጅ ድማ ብወኪላትን ባንዳታትን ከዳዓትን ተቀየምትን ኣብ ልዕሊ ህወሓት እዩ ::
Thank you for your briefing about the TPLF negotiation!!!
ፅቡቕ ምልከታ እዩ
Weldone!
ውራይና ብሓቂ ውራይና ኢካ እታ ሓቂ እሳ እያ።
❶.መፍትሒ ብደቂ ትግራይ ብተጋሩ እዩቅድመ ኩነት ❶.ናይ ፀለመ ወፍሪ ደው ኣቢልኩም ናብ ዝርርብ ❸ምምዳብ ሓለፍትን ምጥቅቃዕን ደው ኣብሉፐ❹.እቲ ግምት እውን እቲ ስልጣኑ ከም ፖለቲካዊ መጠቃቅዒ ኣይትግበርዎ ❺.ሚድያ ፕሮፖጋንዳ ደው ኣብሉ ❻.ንመኸተ ዘናኣእስ፣ሓድነት ህዝቢ ዝሽርሽር፣ልኣውነት ሕጊ ክሰፍን ንሰርሕ፣ናይ ደገ ኢድ ኣእታውነት ኣእታውነት፣ፕሪቶርያ ከም ፖለቲካ መሳርሒ ምጥቃም፣ሰራዊትና ምብታንን ምልማስን ኣይንዕገስን።ብሳዓራይን ብተሳዓራይን ኣይፍታሕን። እዚ ፀገም ብልዝብ እዩ ዝፍታሕ።ነዚአን ሒዝና ዝርርብ ንግበር።😍ህወሓት ዝበሎ-ህወሓት ዲሒኑ እዩ፣ዝደራደር ኣብ ፕረዚደንት ምቅያር ጥራሕ፣ኣብዚኣ ሓግዙና፣ነቶም ሰብ ፈረቃ ግምት(49%) ኣብ ምእማን እውን ሓጉዙና😍ግምት ዝበሎ፦እዚኣ ጥራሕ ኣይንደራደርን።ስልጣን ቀይሕ መስመር እዩ።😍TDF፦ ብሓይሊ ስልጣን ኣሕዲካ ንህቦ ጉጅለ የለን።ተደራደሩ ኢሎም ብዝተወሰነ ስምምዕነት ተበቲኑ። 2 ሰብ ካብ ነባር ህውሓትን 2 ሰብ ካብ TDF ተመሪፆም ነቲ ጉዳይ ኣፅኒዖም መፍትሒ ከቀምጡ።
እወ
Thank you Werayna I love the name we need you on satellite
" ንምስትዋስ ዝኣክል ? " ንምዝካር ዝኣክል ።
ሚስተር ምንጭኻ መን ምዃኑ ግልፂ እዩ ንሱውን ኢሳያስ ታደሰ እዩ።
ውራይና አብትግራይና ሐቅን ሐሰትን እዮም ጠመንጃ ዘይብሉ ውግእ እዩ ዝካየድ ዘሎ እዚ ኸይኑ ኸአ ኩላ ምስ ውልቀ ረብሐ እናጣበቀ ንሐቂ ሐቂ ነቲ ሐሶት እውን ብግልፂ ነቅፍካ ፀፀግዑ ክሕዝ ዝግቦኦ ሽም እንዳሀብካ ረብሐ ትግራይ አብክንዲ ምቅዳም አብዕንክል አፍ ዘለዎ ኩሉ ጥብ ተብል መፍትሒ ዘይተምፅ እ አብሽኸርት ስጋብ መዓስ?
ስቕ በል ዐንዛር
ኣየ እሊት ትግራይ
ሰላም ጌቾ እኳእ መፃካ ክቡር ሐውና
ኣብ ትግራይ ንሓደ ጉጅለ ደጊፉ ሃተፍተፍ ዘይብል media (wurayna)ጥራሕ እዩ !!ኣቱም ንሓደ ጉጅለ ደጊፍኩም ትልዝዩ ሰብ media ካብ ውራይና ተምሃሩ!(ውራይና ብጣዕሚ ነምስግነካ !
Gietacew wurayna ወዲቅካ ብቀደሙዉን ናብዚ ክንበጽህ ናትካ እጃም ኣለዎ።
Way tigray adey seb do yelen .bele kiros alemayo
ኪዱ ሓሰውቲ ኩልኹም ሓሰውቲ ኢኹም ህውከት
ጌታቸው ሐዚ እውን መንግስትን ውዱብን ብማዕረ ምርኣይካ ተጋጊኻ ኢኻ ሐዝስ ውዱብ ባይቶና ከምኡ ገይሩ ሽመት ክሸይም ይኽእል ዶ ምኽንያቱ ውዱብ ህወሓት ብውዕሊ ፕሪቶርያ መሰረት መንግስትነታ ፈሪሱ እዩ። ግን ኣነ እየ ዝገዝእ እያ ትብል ዘላ እዚ ድማ ሽፍትነት እዩ መንግስቲ ግና ናይ ህዝቢ ስለ ዝኾነ ክሸይም ከውርድ ስልጣኑ እዩ። እና ብማዕረ ዘይኾኑ ክረአዩ ዝግባእስ ሕጋዊ ኣከያይዳ ዝኸድ ዘሎ ግምት እዩ።
ዓድዋ ኢካ ጌታቸው አረጋዊ ቀደምካ ናይ ጉጅለ ሑሕ ኢካ
፦ እቲ ናይፀፅታ ሓይሊ ከዳራድር አይኽእልን ከተዓርቅ እውን አይኽእልን ጉዳይ ህውሓት ናይህውሓት እዩ።
መን ድኣ የደራድር?
ስቅ ኢሎም እዮም አፍቲ አኼባ ዝነበሩ ይመስል ኸዚ ናይሕውሃትም ይኹን ሰራዊት ሚስጥር አይግነን ሕልምኹም ኢኹም ተውግኡዘለኹም
#OnlyOneTPLF.
Siltan edihr zeyblka emo higo hizbih Aymilesin Dekoro eka
Nihwehat Dika Tefararih Zeleka Bel simae Hiwehit Yiewet
ኣረ ኣየፈራራሑኹን: ሓሳብ ዝህብ ዘለኹ:: ምስ መን ገጢሙ እዩ ዝዕወት?
፦ ገቼ አብ ትግራይ መግስቲ አሎ ኢልኻ ዲኻ ትኣምን? ፦ አብ ትግራይ ዘሎ ፀገም ናይተጋሩ ፀገም ኢልኻ ዲኻ ትኣምን? ሓቂድዩ እዚይ እትገልፆ ዘለኻ?
መንግስቲ ይሃሉ እኮ እዩ:: እቲ ዋና ፀገም ናይ ውሽጥና እዩ: ንሱ እንተተፈቲሒ ናይ ደገ በበይ ይኣቱ?
እቶም አብ ስልጣን ዘለዉ ናይ ስልጣን ጡሙያት ናይትግራይ ጉዳይ ንፀላእቲ ከፊቶም አእትዮም እዮም ዝሕምስዋ ዘለው ህዝቢ እዙይ ፈሊጡ ፕጠንቀቅ።
፦ ንባዕልኻ ጌታቸው ውራዩና ጥዕና ዘለካ አይኮንኻን። ፖሎቲካ ትግራይ ጠፊእካስ እቲሓቂ ትለውሶ አለኻ። ናይህዝቢይ ሓሳብ ሒዝኻ ዝይትኸይድ። ለካ ስኽ ኢልኻ ኢኻ ትንኣድ ኢኻ ነይርኻ። ሓሽከር ድሑራት ኢኻ ጌታቸው አረጋዊ።
thanks @wurayna
ዋው ሕጂ ሕራይ ጌች
፦ ፖሎቲካ ህውሓት ዝራጋሕ ዘሎስ ረጋሕቲ መድሓርሐርቲ እዮም አትዮሞ ዘለው ገቼ?
ጌታቸው ናይ ብሓቂ ወገናዊ : ደጋፊ ጌታቸው ኢካ : ንህወሓት ንምጥፋእ ዝሰርሑ ጋዜጠኛ ኢካ ::
ህወሓት ንምጥፋእ? ኣረ ግደፍ
ሕደግንዶ ዕሱብ ካድረ ልጥቅምኻ እምበይ ልህዝቢ ኣይትሓስቡታይ!
ይዓኽሎ ክንደይ ግዜ ዋጋ ክንከፍል!
ኣረጋዊ ብሱል ሰብ!thanks!
ውራይና ተስፋ ትግራይ .ጌታቸው ብሉፅ ምሁር.ባኣኻ ንሕበን.
አይ ከምዙይ ዝበለ የለን ንውልቀ ሥልጣን ዝጉስጉስ ሚድያ ናይባዳታት እዩ።
Thank you ,ብሱል ሓሳብ
37:42 ን እዩ : ቅድም ብቀጥታ ብኩሉ ዓይነት ኣገባብ ኩናት ኣብ ትግራይ : ሕጅ ድማ ብወኪላትን ባንዳታትን ከዳዓትን ተቀየምትን ኣብ ልዕሊ ህወሓት እዩ ::
Thank you for your briefing about the TPLF negotiation!!!
ፅቡቕ ምልከታ እዩ
Weldone!
ውራይና ብሓቂ ውራይና ኢካ እታ ሓቂ እሳ እያ።
❶.መፍትሒ ብደቂ ትግራይ ብተጋሩ እዩ
ቅድመ ኩነት ❶.ናይ ፀለመ ወፍሪ ደው ኣቢልኩም ናብ ዝርርብ ❸ምምዳብ ሓለፍትን ምጥቅቃዕን ደው ኣብሉፐ❹.እቲ ግምት እውን እቲ ስልጣኑ ከም ፖለቲካዊ መጠቃቅዒ ኣይትግበርዎ ❺.ሚድያ ፕሮፖጋንዳ ደው ኣብሉ ❻.ንመኸተ ዘናኣእስ፣ሓድነት ህዝቢ ዝሽርሽር፣ልኣውነት ሕጊ ክሰፍን ንሰርሕ፣ናይ ደገ ኢድ ኣእታውነት ኣእታውነት፣ፕሪቶርያ ከም ፖለቲካ መሳርሒ ምጥቃም፣ሰራዊትና ምብታንን ምልማስን ኣይንዕገስን።ብሳዓራይን ብተሳዓራይን ኣይፍታሕን። እዚ ፀገም ብልዝብ እዩ ዝፍታሕ።ነዚአን ሒዝና ዝርርብ ንግበር።
😍ህወሓት ዝበሎ-ህወሓት ዲሒኑ እዩ፣ዝደራደር ኣብ ፕረዚደንት ምቅያር ጥራሕ፣ኣብዚኣ ሓግዙና፣ነቶም ሰብ ፈረቃ ግምት(49%) ኣብ ምእማን እውን ሓጉዙና
😍ግምት ዝበሎ፦እዚኣ ጥራሕ ኣይንደራደርን።ስልጣን ቀይሕ መስመር እዩ።
😍TDF፦ ብሓይሊ ስልጣን ኣሕዲካ ንህቦ ጉጅለ የለን።ተደራደሩ ኢሎም ብዝተወሰነ ስምምዕነት ተበቲኑ። 2 ሰብ ካብ ነባር ህውሓትን 2 ሰብ ካብ TDF ተመሪፆም ነቲ ጉዳይ ኣፅኒዖም መፍትሒ ከቀምጡ።
እወ
Thank you Werayna I love the name we need you on satellite
" ንምስትዋስ ዝኣክል ? " ንምዝካር ዝኣክል ።
ሚስተር ምንጭኻ መን ምዃኑ ግልፂ እዩ ንሱውን ኢሳያስ ታደሰ እዩ።
ውራይና አብትግራይና ሐቅን ሐሰትን እዮም ጠመንጃ ዘይብሉ ውግእ እዩ ዝካየድ ዘሎ እዚ ኸይኑ ኸአ ኩላ ምስ ውልቀ ረብሐ እናጣበቀ ንሐቂ ሐቂ ነቲ ሐሶት እውን ብግልፂ ነቅፍካ ፀፀግዑ ክሕዝ ዝግቦኦ ሽም እንዳሀብካ ረብሐ ትግራይ አብክንዲ ምቅዳም አብዕንክል አፍ ዘለዎ ኩሉ ጥብ ተብል መፍትሒ ዘይተምፅ እ አብሽኸርት ስጋብ መዓስ?
ስቕ በል ዐንዛር
ኣየ እሊት ትግራይ
ሰላም ጌቾ እኳእ መፃካ ክቡር ሐውና
ኣብ ትግራይ ንሓደ ጉጅለ ደጊፉ ሃተፍተፍ ዘይብል media (wurayna)ጥራሕ እዩ !!ኣቱም ንሓደ ጉጅለ ደጊፍኩም ትልዝዩ ሰብ media ካብ ውራይና ተምሃሩ!(ውራይና ብጣዕሚ ነምስግነካ !
Gietacew wurayna ወዲቅካ ብቀደሙዉን ናብዚ ክንበጽህ ናትካ እጃም ኣለዎ።
Way tigray adey seb do yelen .bele kiros alemayo
ኪዱ ሓሰውቲ ኩልኹም ሓሰውቲ ኢኹም ህውከት
ጌታቸው ሐዚ እውን መንግስትን ውዱብን ብማዕረ ምርኣይካ ተጋጊኻ ኢኻ ሐዝስ ውዱብ ባይቶና ከምኡ ገይሩ ሽመት ክሸይም ይኽእል ዶ ምኽንያቱ ውዱብ ህወሓት ብውዕሊ ፕሪቶርያ መሰረት መንግስትነታ ፈሪሱ እዩ። ግን ኣነ እየ ዝገዝእ እያ ትብል ዘላ እዚ ድማ ሽፍትነት እዩ መንግስቲ ግና ናይ ህዝቢ ስለ ዝኾነ ክሸይም ከውርድ ስልጣኑ እዩ። እና ብማዕረ ዘይኾኑ ክረአዩ ዝግባእስ ሕጋዊ ኣከያይዳ ዝኸድ ዘሎ ግምት እዩ።
ዓድዋ ኢካ ጌታቸው አረጋዊ ቀደምካ ናይ ጉጅለ ሑሕ ኢካ
፦ እቲ ናይፀፅታ ሓይሊ ከዳራድር አይኽእልን ከተዓርቅ እውን አይኽእልን ጉዳይ ህውሓት ናይህውሓት እዩ።
መን ድኣ የደራድር?
ስቅ ኢሎም እዮም አፍቲ አኼባ ዝነበሩ ይመስል ኸዚ ናይሕውሃትም ይኹን ሰራዊት ሚስጥር አይግነን ሕልምኹም ኢኹም ተውግኡዘለኹም
#OnlyOneTPLF.
Siltan edihr zeyblka emo higo hizbih Aymilesin Dekoro eka
Nihwehat Dika Tefararih Zeleka Bel simae Hiwehit Yiewet
ኣረ ኣየፈራራሑኹን: ሓሳብ ዝህብ ዘለኹ:: ምስ መን ገጢሙ እዩ ዝዕወት?
፦ ገቼ አብ ትግራይ መግስቲ አሎ ኢልኻ ዲኻ ትኣምን?
፦ አብ ትግራይ ዘሎ ፀገም ናይተጋሩ ፀገም ኢልኻ ዲኻ ትኣምን? ሓቂድዩ እዚይ እትገልፆ ዘለኻ?