ተረርቲ ሕቶታት ርኢቶታትን ተሳተፍቲ ዋዕላ ብሄራዊ ረብሓ ትግራይ 4ይ ክፋል
HTML-код
- Опубликовано: 27 ноя 2024
- Well Come To Berakhe Show RUclips Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
Well Come To Berakhe Show RUclips Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_ethiopian_criss
#eritrean_community
#Eritrean_Poletics
#Tigiray_poletics
#ethio_forum
#Tefetawi_Tolk_Show
Eritrean Interviews
#ቃለ_መሕትት_ምስ_መም_ኣብርሃ_ተኽሉ
#Eritrean_Poletics
#Interview_Abrha_Teklu
#Proffesor_Fiseha_Asgedom
#ብፁእ_ኣቡነ_ሰላማ
#ሊቀ_ጳጳስ_ኣቡነ_ሰላማ
#ዋዕላ_ብሄራዊ_ረብሓ_ትግራይ
#ጀነራል_ኣበበ_ጆቤ
ቅድሚ ኩሉ ትግራይ ሰላም ንክትኾን ኣደመ(ፀረ ተጋሩን) ሓላሚ ስልጣን ፀግዑ ይሓዝ!
የመስግን ዶሪ ኣስገዶም ካልኦት መቕረብቲ ኣኽላባት እዬም ብሓቂ መሕፈርቲ
ሃለቃ ፀጋይ መራሒ ትግራይ እናሃለኹም በጀት ትመልሱ ነይርኩም ተባህልኩም ለሚኸ በጀት የጥፍእዎ አለዉ ብዘይ መውዓልኡ😅
Realy Andom speches perfect. He tooking the truth
ኣንታ እዚ ዲዩ መራሒ ትግራይ ዝነበረ ብሓቂ ኣነ ንዕኡ ኣይወቕሶን ኣይፈርደሉን ነቲ ንዑኡ ዝመረፀ ህዝቢ ኢየ ዝወቅስ።
ኮነ ኢልና ኣይኮንናን ንጋገ ነይርና ኢሎም ፀጋይ በርሀ ዋይ ደናቁር ዘይተምሃርኩም እናመራሕኹዋ ደኣ ኣጥፊእኹምና መናእሰይ ሙሁራት ዶ ኣይመሓወስኩምን ራሓቁ ሩኹሳት።
ኣየ ሃለቃ ንስኻ ዶ ንትግራይ ንሰኻስ ናብ መጓሰ እበር።
ዓንዶም ፈታዊ ለውጢ ንዲሞክራሲን ንፍትሒ ዝተቃለስካ ጀግና ንፖለቲካ ትግራይ ዝተረዳዕኻ!
ዐንዶም እት ሻዕብያ ንትግራይ አየአተወን ዝበለ ባንደሰ ድዩ። ህዝብ ሽረ ዘወድአ ድዩ?
ናይ ሰብ እምነት ግደፉ ክብሉና እዮም።
መንፈስ ካዓ ኢሎምና ሎምስ ተኸወሉ
መንፈስ ሰይጣን እዩ ህወሓት በቃ
ቅሬታን ፀርፍን ዝስምዐሉ ኣኬባ ንትግራይ መፍትሒ ዘየምፅእ ስድሪ ንቅድሚት ዘይወስድ እኳዳኣ ንትግራይ ዝሽምርር እዩ።
ኣይትዓፍኑዎም ድልየቶም ይዛረቡ ፕሮግራም መራሒ ኣይትዓፍን መብት ይከበር
ኩሎም ሕማማት ህዝቢ ትግራይ ብህወሓት ዝተብሃለ ናይ ስርቂ ስብስብ ዝመፀ እዩ።
ስለዚ ይወገድ በቃ።
ምስ ማሓሪ ዊዒልካስ እዚ ተውግዕ ኸፍቲ
ናይ ህወሐት ፓውር ዝነበሩ ሕዝ የለውን መን አሎ መንፈስ እዮ ዝባሀል ጫዋታ እዮ ግደፉዎ
@ገብረኣብዝጊ፡- ሱር እቲ ሽግር ሕዝቢ ትግራይ ኢኻ ኣቅሪብካ።
ንትብዓትካ፡ ጽንዓት እምነየልካ።
እኹል መጽናዕቲ ብምግባር፡
ሓሳብካ ብጽሑፍ ብምቅራብ፡ ናብ ምሁራትን ተመሃሮን ዩኒቨርሲቲ ኢሂን ምሂን ከተቅርቦ ኸኣ እላወበካ።
ሰላም ንኹሉ !
አይይ ፀጋይ ኸፍቲ ንስኻስ ወዲ ፅብላ ዓዛር
ባዕልኻ ዶ ትኾን ከፍቲ
Ewnet nay s'rki t'wldi hwhat
Bitaemi zehugus kitie eyou selam kirkeb nay eritran tigrayn dob kihintsets alewo tigray bisimimie wedeb kittikem tikiel selem ab mengo kilite gorebabiti kisefin
ከህዶት ናይ ጌታቸዉ ረዶ
ዓንዶም ተሳቲፉ ደብሪፅ ዝግለለሉ አኼባ
አታዮ ህወሓት ንምፍራስ ዝግበር ሽርሒ ረአዩ ኩሉ ስምዒት ዘለዎም ተሰብሲቦም ሐዚረኸብና ሰአናያ ዓይነት ጉያ ጉድ
አየትስሀሃት።
ወይ ፖለቲካ ትግራይ?ብዝኾነ ፖለቲከኛ ኩሉ ክኾን ኣይኽእልን።ናብዚ ኣኼባ ዝቀርቡ ምንም ናይ ፖለቲካ ኣፋፉነት ዘለዎም ሰባት ኣይትርእን።
ትግራዎት ሓቀኛ ባህሪያትኹም ሕጂ ተወጽእ አላ፡ ነንሕድሕድኹም ክንድዚ ኽፋእ ተገርኩም'ሲ አብ ልዕሊ ካሎኦት ህዝቢ ክንድምንታይ ኩፉአት ምኳንኩ ጥርጥር የለን፡ ክንደይ ኩፉእ ነገር ጌርኹም አለኹም ማለት እዩ፡ እዛ ኹላ ተሓቢአ ዝጸነሐት ሕጂ መጺአ ነንሕድሕዳ ጉዳ ትዋጻእ አላ ዘገርም እዩ፡ ጽቡቕ ጌርና መን ሙዃንኩም ፈሊጥናኩም አለና፡ ሕሱማት ኢኹም
ብሄራዊ ረብሓ ከመይ ነረጋግፅ እንዳበልካ ኣኬባ እንዳመራሕካ እቶም ብሄራዊ ረብሓ ዘረጋግፁ ተቋማት ይፍረሱ ኣብኡ ንዳሓር ከ ? እድና ንሃብ በቶም ፀላእቲ ንመሓደር መፍትሒ ዘየብሉ ጭቅጭቅ ሰካራም ግምት ህዝብና ብፀላኢ የብልኦ ኣሎ ትግራዋይ ስሚዒት የብሎምን
እረ ግደፍ ህዝብ ትግራይ አትኸፋፈል። ንህዝቢ ትግራይ ዝመጸ ገንዘብ አበል ስለ ዝኽፈለካ ዘይኮነ ሀሳብ አትሀብ።
Mefetihhi amesü akeba,akeba tay yebahal hade sebe do feletht lelawo yeley ?
፦ ዓንዶም ሓሳዊ እቶም ዝሰረቁ አጋልፆም አታገልዒ
ካብ አግበ ክሳብ ወርቃእንባ 30 ኬላ እንታይ ዓይነት ሓሶት እዩ
ዓሲምባ ውዐለሰ ፕሪቶርያ ንክፍፀምስ ገታቸው ይውረድ ይብሎ ግርም እኒአኻ ዘመድ ኣደመ
አየትስሀሃት።